May 21, 2024 ሰንሰለታዊ ምቅትታል ደው ይበል!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 พ.ค. 2024
  • ሰንሰለታዊ ምቅትታል ደው ይበል!
    #aanmedia #eridronawi #eritrea #ethiopia #egypt #uae #sudan #somalia #china

ความคิดเห็น • 41

  • @merhawisolomon361
    @merhawisolomon361 25 วันที่ผ่านมา +1

    ብጣዕማ ኣገዳስን እዋናዊን ምሕጽንታ! ጽቡቕ ሓሳብ AAN Media , keep it up!

  • @asebawi
    @asebawi 25 วันที่ผ่านมา +2

    ANN , Well said!
    God bless you, our beloved Eritrea and the brave heart EDF.

  • @fala6610
    @fala6610 24 วันที่ผ่านมา

    "መላይን" ኣይበሃልን "ሚልዮናት ሰባት ጠፊኦም" በል።

  • @asmeromgebrheweit176
    @asmeromgebrheweit176 25 วันที่ผ่านมา

    Yes keburat adalewti aan media ethaki ezieyu amelaken seaben zefetwo serah. Good job
    Thanks.

  • @user-ih9eb7pn9v
    @user-ih9eb7pn9v 25 วันที่ผ่านมา +1

    ጽቡቅ መልእኽቲ ከማኹም ዘይሻራውያን ሚድያታት ንጽቡቅ ጽቡቅ : ንሕማቅ ድማ ዓገብ ዝብላ ይብዛሓልና።

  • @zerautewelde501
    @zerautewelde501 25 วันที่ผ่านมา +1

    ERi🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🙏

  • @Abi-xr4uq
    @Abi-xr4uq 24 วันที่ผ่านมา +1

    ❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @edentsegai5801
    @edentsegai5801 25 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤ ሕጂ ጽቡቅ ተዛሪብካ ኤርትራዊ ኣብ ተጠማመት ምአታው ድቃስ ዝህብ ኣኮነን 😢

  • @ghebrehiwetamare7160
    @ghebrehiwetamare7160 25 วันที่ผ่านมา +1

    Haki egziabhier ybarka.

  • @frutunamiki6059
    @frutunamiki6059 25 วันที่ผ่านมา +3

    Nay bhaqi nay lebamatin halafnetawuyan sebat mhxntakum semaoi yrkeb 😢🙏🙏🙏 Amlak ka baolu lbona yhabom

  • @adhanakesete2651
    @adhanakesete2651 24 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @eseyaswerede6052
    @eseyaswerede6052 24 วันที่ผ่านมา

    Welcome deqi Eriyyyyy❤❤❤❤❤❤

  • @marwatube7474
    @marwatube7474 25 วันที่ผ่านมา

    ጽቡቅ ምኽሪ AAN ሚድያ ሰማዒ እንተተረኺቡስ

  • @militegebrenegus6390
    @militegebrenegus6390 24 วันที่ผ่านมา

    Selam ❤️ ❤️ ❤️

  • @tomyteame9909
    @tomyteame9909 24 วันที่ผ่านมา

    ሕጂ ጽቡቅ ተዛሪብኩም
    እዚ ሓሳብ ኩሉ ብዘይ ሸለልትነት ክስዕቦን ኣብ ተግባር ከኣ ሓብርና ክንሰርሓሉን ይግባእ

  • @Feleg545
    @Feleg545 25 วันที่ผ่านมา +3

    ከቢድ ዩ ጋሶት ፓሎቲካ ክመርሕዎ ከለው እዚ ንሪኦ ዘለና ቀልዑ ኣዘክቲምካ ሞት ኣብዘይ ትፈልጦ መርየት እዩ ትርፋ
    ኣብ መወዳእታ ክኣ ገንዘብ ሒዝካ ምህዳም ዩ
    ፐሎቲካ ፐሎቲከኛታት እዮም ዝመርሕዎ ብጋሶት ዝምራሕ ፓሎቲካ ኣብ ዓለም ተራእዪ ኣይፈልጥን እዪ

  • @yebieyoosman3748
    @yebieyoosman3748 25 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-hh8zs6he8j
    @user-hh8zs6he8j 25 วันที่ผ่านมา +1

    Mqttal Eritrawyan bqxbet dew ybel

  • @wudasewoldemariam6451
    @wudasewoldemariam6451 25 วันที่ผ่านมา

    100/ 100 haki eyu ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @almazmesghin6281
    @almazmesghin6281 25 วันที่ผ่านมา

    ♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷👌

  • @user-cc5cq4jz1h
    @user-cc5cq4jz1h 25 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @ayubsaid605
    @ayubsaid605 24 วันที่ผ่านมา

    ለባምን እዋናውን መጠንቀቅታን ለበዋን

  • @akubitgebrengus397
    @akubitgebrengus397 25 วันที่ผ่านมา

    Well Come siedom❤❤

  • @bisratghoitom7155
    @bisratghoitom7155 24 วันที่ผ่านมา

    ለባም ብህሎ ኢዩ። ግን እቶም ካብዚ ጉዳይ ዝነግዱን ከም ምንጪ መንብርኦም ጌሮም ዝንቃሳቀሱ ምስዚ ጉዳይ ብምትእስሳር ክቃልዑ ይግባእ።

  • @filifilimon4361
    @filifilimon4361 25 วันที่ผ่านมา

    Hji dhri may ab biati tsbuk kizareb jemirka.

  • @lulaabraham3686
    @lulaabraham3686 24 วันที่ผ่านมา

    ANN MEDIYA ,HIZBINA AGEB BMLUU AJEGB YEBLE ALO TEKONE GEN TOM MHURATEN AKSHESHTEN GEDIDOMNA ,EGZIABER EDU YEMBRELNA EMBER EZI ZKEYED DOLO ASGAE AYU,ERTRAWI KULU BHADE AGEB KEBLE ALOWO ,

  • @tesfaiberhe2558
    @tesfaiberhe2558 24 วันที่ผ่านมา

    Suk bel hasewuti tegaru eyom Eritrea aytbel ok lokumax

  • @tgeb6431
    @tgeb6431 23 วันที่ผ่านมา

    It really is a disaster, a historic mistake. What is the root reason? Why have all Eritrean values gone out of the window? This is probably the most relevant subject Eritreans need to discuss right now.

  • @MuhammaddawoodMuhammadda-yn6jz
    @MuhammaddawoodMuhammadda-yn6jz 25 วันที่ผ่านมา +1

    ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • @adhanomg9315
    @adhanomg9315 25 วันที่ผ่านมา

    ካህን'ከ ከም ዓለሙ'ዶ ኮይኑ !!??
    ኣብ ሃይማኖተይ ኣብ ካህናተይ ዓቢ ክብሪ ኣለኒ ንዝርኣኽዎ ጌጋ ኢለ ዝኣመንክሉ ግን ክሰግሮ ዓቅሚ የብለይ
    ኣብ ግዜ ሕድሕድ ኣሕዋት ምቅትታል ሓደ መራሒ ሃይማኖት እንታይ'ዩ እጃሙ
    ዋላ ንሕና እንተ ዓሸናስ ዓገብ ዝብል ኣካል ለባም የድለና ኢዩ'ኮ
    ኣነ ዝፈልጥ ካህናት ታቦት ኣምሪሖም ኣብ ሞንጎ ተዳመይቲ ኣትዮም ብስም እዝጋብሄር ዕርቂ ዝጽውዑ ዝግዙዙ ኢዩም እሞ'ኸ ደኣ ጭራስ ከምዚ ይባሃል
    ገሊና ሓዊ ክንኸውን ገሊና ማይ ንኹን

  • @hani165
    @hani165 25 วันที่ผ่านมา

    ብርጌድ ንኸብዱ ዶ ተጋሩ። ዶ ዓጋመ እንዳ በልኩም፡በቲ ሓደ ኣንጻር ድማ ባርያ ዶ ዶስ መንዶስ ደበ ጉማ ደምበ ሓሰማ እንዳ በልኩም እዞም ሜዲያ እኹም ሰብ ተባልዑ ዘለኹም ከም ጻሓያዊ ጽዓት ወይ ሶራል ቀትሪ ክትመልኡ ወይ ክትኣርዩ ትውዕሉ ለይቲ ሜሪት ሓዊ ተንድድዋ ሰለዚ ካባኹም ጀሚርካ ኣደብ ግበሩ ኩሉኹም ነጠፍቲ ማሕበራዊ ሜድያ,።

  • @user-bc9cf4yc3x
    @user-bc9cf4yc3x 25 วันที่ผ่านมา

    ክሳብ ንሳካ ን ኢሱ በዓል ድርብ ፍርንጂት ።ምባል ዘይ ገደፍኩም ከመይ ኢዩ ክዓርፍ

  • @asserteketel4686
    @asserteketel4686 25 วันที่ผ่านมา

    እዚኣ ወዲ ዓሊ እዩ ጺሒፍዋ። ኤኤን ሰለስተ ሜላ እዩ ዘለዎም። ቀዳመይቲ ወዲ ዓሊ፣ ወዲ ዓሊ ሕቡእ ብርጌድ ንከብዱ ኢዩ። እታ ካልኤይቲ፣ ንይ ድሮን እያ። ድሮን ናይ ኤርትራዊ ስነ ልቦና ዘለዎ ኮይኑ ጸጽቡቁ ብዛዕባ ኤርትራ እዩ ዝጽሕፍ። እታ ሳልሰይቲ፣ ናይ ማትዮስ ዘላኣለም እያ። ንሳ ዲማ ናይ ሕንፍሽፍሽ እያ። ሓንሳብ ይንእድ ሓንሳብ ይጻረፍ። ንምንታይ ኮምኡ ይገብሩ፣ እቶም ብርጌድ ንሓመዱ ብወዲ ዓሊ ተወኪሎም ይስምዑ። አቶም ናይ ኤርትራውያን ስነ ሉቦና ዘለዎም ናይ ድሮን ይሰምዑ። እቶም ላንጋ ላንጋ ካኣ ናይ ማትዮስ ዘላኣለም ይስምዑ። ንምንታይ ግን፣ ማርኬቲንግ። እምበር እዛ ሕጂ ወዲ ዓሊ ዝጻሓፋስ ንብርጌድ ንከብዱ ከይወቅስ ድፍን ድፍን ኣቢልዋ። እቲ ዑሉል ትግራዋይ ሰብ ክቀትል ከይዱ ደፊኦሞ። እንታይ ሸንኮለል ዘብል ኣለኩም።

    • @mohammedhassen2839
      @mohammedhassen2839 24 วันที่ผ่านมา

      ሕጂስ እስካ ናይ መን ስማዒ ኩን ትክውን
      እንታይ ገደሽካ ነዚ ክትሓስብ ላዕልን ተሕትን ትብል መረጫካ ውስድካ ድይትስክት
      ብውገነይ አነ ናይ ውዲ ሹቅ ጥሬይ ኢያ ድሽመት።

    • @asserteketel4686
      @asserteketel4686 24 วันที่ผ่านมา

      @@mohammedhassen2839 እቲ ዝሞተ ወዲ ሰብ ክቀትል ከይዱ ሲሒንዋ። አንታይ ሸንኮለል ዘብል ኣሎዎም። ኣብ ኪንዲ ነቲ ገበነኛ ኣልዒልካ ሓሳብ ሚሃብ ከምዚ ከማካ ኮለል እንታይ ኣምጾኣ።

    • @mohammedhassen2839
      @mohammedhassen2839 24 วันที่ผ่านมา

      @@asserteketel4686
      ይኣከል
      ገበን ኣይደገም ኢዩ ዝብል ዘሎ
      ከ ተርጉመልካ ብትግረኛ።

  • @Aron-jj7xz
    @Aron-jj7xz 25 วันที่ผ่านมา

    ዋላ ንስካን ማቲዮስን አብዚ አቲናዮ ዘለና ፀገም ብቀንዱ ተሀታቲ ኢኩም!!!!!

  • @John_MB
    @John_MB 24 วันที่ผ่านมา

    አቋርጽ እዚ ምስሉይ መፋርርሕ ስራሕ
    ደፍርሕ የለ ደሰክፍ ሎቅማጽ ሙሱሎይ

  • @downdownw7374
    @downdownw7374 25 วันที่ผ่านมา +1

    እዚ ትብሎ ዘሎኻ በምድብዳ ዝሕለፍ አይኮነን። እታ ዝተቑበለቶም ሃገር እንታይ ድዩ ስርሓ? ሃመማ ዘይኣትዋ ሃገር ነምንታ እዞም ኩሎም መንእሰያ ተቑቢላ አብ ዓዳ አንድሕሪ ሰላሞም ከተውሕስ ዘይትኽእል ኮይና??? አዚ ዝግበር ዘሎ ግን ኮለል ኣይትበል ባዕላ እታ ተቑቢላቶም ዘላ ሃገር እያ ተጎሃህሮ ዘላ ኣይትጠራጠር። ድኽመትን ስዕረትን ዓሚላ ወያነ ስለዘይሰዓረ። ካመራታታ ኣብ መቑመጭኦም ወቲፋቶ ከተብቅዕ በደለኛ ጠፊእዋ'ዶ ይመስሐካ? በዞም ገበን ዝፍጽሙ ኣብ ልዕሊ ደቂ ሃገራ እንተዝኸውን አብ ካሊእታት ስጉምቲ ምወሰደት። አይንታለል አይነታልል።