ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኹሉ እዛ ድገለፅኽያ ያማለአለይ እዩ ፊቅረይ ተመስገን ኣምላከይ ንፁሁ ኣፊቃሪ ስለ ዳሃብኻን❤🥰🙏🙏🙏
ክሉ ፅብቅ እንድዩ ሓሳብኪ ግን ናይ ባሓቂ ዝደልየኪ እንተ ክይኑ ክብርኻ ዝቅጥጥ ነገር ስእሊ ኣይብለክን እንድያም ከምእታት ንኽይትገብሪ ባጣዓሚ እዩ ዝምኽረኪ እቲ ኦርጅናል ወዲ ዝባሃል ከምዚ እዩ ❤️
ብጣዕሚ ደስስ ዝብል ምክሪ እዩ ህያበይ ቀፅልሉ ❤❤❤
Kelu zeblikyo fqry yemalaley eyu....thanks God and thank you
ብጣዕሚ አዩ ለመህር ❤
ኩሉ ግዜ እየ ዝከታተለኪ❤
ለባመይ❤❤❤
❤❤❤❤❤ስናየይ
👍👍
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
zhaftey🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤
😍😍😍🙏
ናይ ብሓቂ ክብረተይ ኣነ ምስ ሓደ መታዓበይተይ ከም ኣሕዋት ብጣዕሚ ንፃወት ነይርና ብስልኪ ንከባቢ 4ተ ዓመት ዝኣክል ፈፂምና ፍቅሪ ክሕዘና እዩ ዝብል ሓሲብናዮ ኣይንፈልጥን ኮይኑ ግን ኣብ ዘየለ ፍቅሪ ጢሒልና እቲ ፀገም ግን ስድራ ኣይከውን ኢሎምና ኣነግን ገዲደ ፎቴዮ ሓሳበይ ኩሉ ተቆፃፂሩዎ ምውሳን ግን ፈሪሐ ንኡ ድየ ክሰምዕ ንስድራይ 😢 ከዚ ግን እቲ ወዲ ወስኒ ናብቲ ዘለክዮ ክመፅእ እየ ንራከብ ይብለኒ ጭንቀት ፈጢርለይ ገለ እባ በልኒ ክብርቲ ሓፍተይ❤
እንድሕር ትፋቐሩ ኮይንኩም ካልኦቶም ኣብ ዝኾነ ሰዓት ክርድኡኹም እዮም።ፍቕርኺ ከይትስእንዮ መዓረይመሊስካ ንምርካቡ ከቢድ እዩ
ስድራኪ ዝከልከሉኪ ም.ት እዩ ወሳኒኡ ስድራና ዝጠቅመና እምበር ዝጎደአና ኣይደልዩናን
@@Sen_Ts ክብረት ይሃለይ ስለ ዝመለስክለይ ክብረተይ 🙏💚 እወ ኣነማ ተፀሊለሉ እየ ብስሩ ኣፍቂ ኣይፈልጢ ንመጀመርያይ እዩ ።
@@UxYv-mn6fh የቅንየለይ መዓረይ ያ ንሱ ሓቅኪ ነኣና ስለ ዝሓልየልና እዩ እቲ ምክንያት ግን እቲ ወዲ ቤተ ሰበይ ጋል ዓርካ ነይሩ ንኡሳት ነሃለው ኣነ ከዓ ከመይ ምካኑ ሕውነትና ምስታ ጋል ኣይፈልጥን ነይረ ከዚ ግን ኣይከውን ተባሂለ ከዚ ግን ኩላትና ንጭነቅ በቃ ስኢልና ንራከብ ንብል እሞ ንፈርሕ መይስና 😢
ናይዋስአብ ሰልክኪ ለአክለይ ዝሓፍተይ
t.me/SENAITTS2 በዛ ሊንክ ርኸብኒ. ቴሌግራም እዩ
ዕበ ባይ😍
🙏❤
ሰላም ክብርቲ ሓፍተይ አነ ሓፍትኪ አብሰደት እየ ዘለኩ ሰደት ካብ ዝወፅእ አርባዕተ ዓመተይ ገይረ እና አብ ዓዲ ምስ ሓደ ወዲ ተፊሊጠ ቅድሚ ሰደት ምምፃአይ ሓንቲ ምዓልቲ ድማ ተራክብና ነይርና ካበኡ ንሰደት ክመፅእ ምስ ሓሰብኩ ቃል አትየሉ መፂአ ንከይጠልም ንሱ እውን ቃል አትይለይ ክሳብ ሕጂ ድማ ንዳዋወል ነይርና ሰድራኡ እውን አፊልጡኒ እዩ ብጣዕሚ እዩም ዘክብሩኒ ምላዳ አዲኡ እና ንዒ እናበላ ረቢሽናኒ ኩሉ ግዜ እየን ዝበክያ😢😢😢 እነኡ ግን ከይከድ ዓደይ ሓደ ነገር አለኒ ዘጣራጥረኒ ሰልኪ ደውለ አየልዕለንን ደስ ክብሎ የዕልል ደስ ዘይበሎ አየልዕልን ሰልኪ እና ምክሩኩም ለጉስለይ አሕዋተይ አብ ሽፍልል እየ ዝርከብ ከብርቲ ሓፍተይ ከይትሓልፍኒ ክብረተይ❤❤❤❤
ኣዶኺ መዓረይ እስቲ በዚኣ t.me/senaitts2 ርኸብኒ..ቴሌግራም እዩ
ሰላም ማዓሪይ ኣነ ኣብ ሰደት አየ ዘለኩ ነገር ግን ምሰ ፍቅሪይ ብኣካሊ አይንጣለጥን ብመንገዱ ማሓዛይ እና ተፋሊጣና እና ደሕሪ 1 ዓምት ኢና ፍቅሪ ጀምኒና ገኒ 2ተ ወሪሒና አዩ ግን ብጣዕም ትቅይሪኒ ንምነታይ ኢሊ አይጣየቅኩዋይ ከሕቶ የሓሰብ እማ ድምፁ ምሰ ዘሰምዕኩ ሓሳብይ የቅየሪ አና ማዓሪይ አሰቲ የፍቅሪኒ ድዩ ዋላ አይፍቅራነይን ከፋለጣ ደሊየ አንታይ ከገብረ ኣለኒ አነ አየ ከም ዘፍቅሩ ነገረዩ እና ኑሱ እወን ከም ዘፍቅረኒ ነገርኒ ግን ኣነ ብፍፅም ከውሓጣለይ አይካኣለይን ዋ አንተይ ከም ዘገብሪ ሓሳብኪን ነገራኒ ሓሳብ ግን ዋይ ብጣዕሚ ከም ዘፍቅረኒ ምፋላጢ ዋይ እወን ብቃ ረከብና ንምቅራፅ ዘኸዋን ነገርኒ ብጣዕሚ ኣብ ቃንዛ አየ ዘለኹ💔😥🙏
በዛ ሊንክ ርኸብኒ ዛሓፍተይ t.me/senaitts2
@@Sen_Ts ኣቢኒ እኮ
@@Asa-dv3gvእሺ ናትኪ ኣድራሻ ኣቐምጢ
@@Sen_Ts ምሰ ራኢኪዩ ነገርኒ ምእንታን ከጣፈኡ
@@Sen_Ts ተሌ ግራም ድዩ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኹሉ እዛ ድገለፅኽያ ያማለአለይ እዩ ፊቅረይ ተመስገን ኣምላከይ ንፁሁ ኣፊቃሪ ስለ ዳሃብኻን❤🥰🙏🙏🙏
ክሉ ፅብቅ እንድዩ ሓሳብኪ ግን ናይ ባሓቂ ዝደልየኪ እንተ ክይኑ ክብርኻ ዝቅጥጥ ነገር ስእሊ ኣይብለክን እንድያም ከምእታት ንኽይትገብሪ ባጣዓሚ እዩ ዝምኽረኪ እቲ ኦርጅናል ወዲ ዝባሃል ከምዚ እዩ ❤️
ብጣዕሚ ደስስ ዝብል ምክሪ እዩ ህያበይ ቀፅልሉ ❤❤❤
Kelu zeblikyo fqry yemalaley eyu....thanks God and thank you
ብጣዕሚ አዩ ለመህር ❤
ኩሉ ግዜ እየ ዝከታተለኪ❤
ለባመይ❤❤❤
❤❤❤❤❤ስናየይ
👍👍
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
zhaftey🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤
😍😍😍🙏
ናይ ብሓቂ ክብረተይ ኣነ ምስ ሓደ መታዓበይተይ ከም ኣሕዋት ብጣዕሚ ንፃወት ነይርና ብስልኪ ንከባቢ 4ተ ዓመት ዝኣክል ፈፂምና ፍቅሪ ክሕዘና እዩ ዝብል ሓሲብናዮ ኣይንፈልጥን ኮይኑ ግን ኣብ ዘየለ ፍቅሪ ጢሒልና እቲ ፀገም ግን ስድራ ኣይከውን ኢሎምና ኣነግን ገዲደ ፎቴዮ ሓሳበይ ኩሉ ተቆፃፂሩዎ ምውሳን ግን ፈሪሐ ንኡ ድየ ክሰምዕ ንስድራይ 😢 ከዚ ግን እቲ ወዲ ወስኒ ናብቲ ዘለክዮ ክመፅእ እየ ንራከብ ይብለኒ ጭንቀት ፈጢርለይ ገለ እባ በልኒ ክብርቲ ሓፍተይ❤
እንድሕር ትፋቐሩ ኮይንኩም ካልኦቶም ኣብ ዝኾነ ሰዓት ክርድኡኹም እዮም።
ፍቕርኺ ከይትስእንዮ መዓረይ
መሊስካ ንምርካቡ ከቢድ እዩ
ስድራኪ ዝከልከሉኪ ም.ት እዩ ወሳኒኡ ስድራና ዝጠቅመና እምበር ዝጎደአና ኣይደልዩናን
@@Sen_Ts ክብረት ይሃለይ ስለ ዝመለስክለይ ክብረተይ 🙏💚 እወ ኣነማ ተፀሊለሉ እየ ብስሩ ኣፍቂ ኣይፈልጢ ንመጀመርያይ እዩ ።
@@UxYv-mn6fh የቅንየለይ መዓረይ ያ ንሱ ሓቅኪ ነኣና ስለ ዝሓልየልና እዩ እቲ ምክንያት ግን እቲ ወዲ ቤተ ሰበይ ጋል ዓርካ ነይሩ ንኡሳት ነሃለው
ኣነ ከዓ ከመይ ምካኑ ሕውነትና ምስታ ጋል ኣይፈልጥን ነይረ ከዚ ግን ኣይከውን ተባሂለ ከዚ ግን ኩላትና ንጭነቅ በቃ ስኢልና ንራከብ ንብል እሞ ንፈርሕ መይስና 😢
ናይዋስአብ ሰልክኪ ለአክለይ ዝሓፍተይ
t.me/SENAITTS2 በዛ ሊንክ ርኸብኒ. ቴሌግራም እዩ
ዕበ ባይ😍
🙏❤
ሰላም ክብርቲ ሓፍተይ አነ ሓፍትኪ አብሰደት እየ ዘለኩ ሰደት ካብ ዝወፅእ አርባዕተ ዓመተይ ገይረ እና አብ ዓዲ ምስ ሓደ ወዲ ተፊሊጠ ቅድሚ ሰደት ምምፃአይ ሓንቲ ምዓልቲ ድማ ተራክብና ነይርና ካበኡ ንሰደት ክመፅእ ምስ ሓሰብኩ ቃል አትየሉ መፂአ ንከይጠልም ንሱ እውን ቃል አትይለይ ክሳብ ሕጂ ድማ ንዳዋወል ነይርና ሰድራኡ እውን አፊልጡኒ እዩ ብጣዕሚ እዩም ዘክብሩኒ ምላዳ አዲኡ እና ንዒ እናበላ ረቢሽናኒ ኩሉ ግዜ እየን ዝበክያ😢😢😢 እነኡ ግን ከይከድ ዓደይ ሓደ ነገር አለኒ ዘጣራጥረኒ ሰልኪ ደውለ አየልዕለንን ደስ ክብሎ የዕልል ደስ ዘይበሎ አየልዕልን ሰልኪ እና ምክሩኩም ለጉስለይ አሕዋተይ አብ ሽፍልል እየ ዝርከብ ከብርቲ ሓፍተይ ከይትሓልፍኒ ክብረተይ❤❤❤❤
ኣዶኺ መዓረይ እስቲ በዚኣ t.me/senaitts2 ርኸብኒ..
ቴሌግራም እዩ