ልቡ ንክትውንንዮ ዘኽእሉኺ 3 ዓበይቲ ሚስጥራት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 มิ.ย. 2024
  • #love #lovevideo #relationship #women #womensleadership #tgray

ความคิดเห็น • 18

  • @semperTS
    @semperTS 9 วันที่ผ่านมา +9

    ሓደ ዓመት ብሓባር ኣለና.... ኩሉግዜ ፍቕረይ ይገልፀሉ ንስውን ብጣዕሚ እዩ ዘፍቅረኒ🥰
    ኣብ ቀረባ እዋን ብሓባር ክንነብር ኢና🥰

    • @Sen_Ts
      @Sen_Ts  9 วันที่ผ่านมา +1

      Congratulations 🎉 ፍቕርኹም የምሽየልኩም

  • @marrymarry8649
    @marrymarry8649 9 วันที่ผ่านมา +4

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ምኽሪ ቀፅሉሉ ሰኑ ሓፍተይ እና ኣብ ርሕቀት ፍቅሪ ዘለና እባ ገለ በልና ዋላ ዋላ ከመይ ምኾኑ ምትሓዝ ኢቢና ድኽም ኢሉና ዋ መዓረይ 🙏❤

  • @uaeuae5226
    @uaeuae5226 8 วันที่ผ่านมา +3

    ተባረኩ ዝሓፍተይ❤ለባም❤ነዞም ወዱ ሸለልክትብሎከለኻ እዩ ብጣዕሚ ዘፍቅረካ ዝብሉ ድሑራት ንገርለይ❤❤❤

  • @user-du3lc7to8d
    @user-du3lc7to8d 8 วันที่ผ่านมา +3

    ብጣዕሚ ገቦዝ ኢኪ ❤❤❤

  • @QwertAsdfg-jt3ry
    @QwertAsdfg-jt3ry 3 วันที่ผ่านมา +3

    ኣብ ዓዲ 1 ዓመት ኣብ ፍቅሪ ፅንሕና ብጣዓሚ ከብድ ፈተና ገጥሞና ብዝሕ መስዋኣቲ ከፊለሉ ንስውን ከምኦ ኣማራፅ ስለ ዝሳኣና ናብ ስደት ንኺድ ኢለ በፅቢፅዮ ናዓይ ክብል በዘይ ሓሰቦ ባሓደ ተበጊስና ኣብ መንገዲ ኻኣ ኣብ ሞት ዝበፃሓኽሉ እዋን ነይሩ ንሱ ግን ብዝያዳ ሂወቱ ክሕልፈለይ ኣይፅለአን ሓብሒቦኒ ካላኣይ ሂወት ንኽፈጥር ኣብ ትሕቲ ኣምላኽ ወገን ኸይንኒ ብሰላም ኣብ ራጎ ዝባሃል ተፋላሊና ኣነ ናብ ስዕዲ ንሱ ኻኣ ኣብ ራጎ ተርፉ ክንፍላለ ከለና ብጣዓሚ ከቢድ ነይሩ 😢 ኩሉ እቲ ዝግብረለይ ነበረ እንዳ ተማላለሰ ክስጉም ኣይካኣልኩን ንባዓት ምቅራፅ ኣብይኒ ብደልዳሎ ይኽን ዝተፍላለዩ ኣወዳት ባዓይኒ ዝምት ይጥሙትኒ ከውድቅኒ እውን ብዝሕ ፈቲኖም ምስ ስባኣይ ሙልእ ገጥመ ግን ኣምላኽ ይመስገን ብዝያዳ እምነተይ ኣፅንዔ ብሰላም ካኣ ስዖዲ ኣትየ ኣብ ስርሕ ኣትየ ምስኡ ውን ምድውዋል ኣቃርፅ ዘይብሉ ንራኸብ ነይርና ጫት ዝብልዎ ስራሕ ጀመረ ኽልተ ወርሒ ምስ ገበርና ሒዞሞ ንሽድሽተ ወርሒ ዳሃዩ ኣጥፈአ ኣብ ፍርዲ ይእትዮሞ ስልኪ የብሉ ገለ የብሉ በቃ ኣነ ዳርጋ ዓብደ ብስዳራ ኣሎ ድዩ ወይስ መይቱ እንዳ በሉ ይድውልለይ በቃ ጭንቀት ከይኑ ሂወተይ ለይቲ ኣብ ሕልመይ ኣብ ገለ ገደል ፅድፉ ዘሎ ይመስለኒ ለይቲ ቀትርን ብኽያት ኸይኑ ስርሐይ ኣነ ኻኣ ን 3 ወርሒ ሓሚመ ዓራት ሒዘ ክሎም ኣብይ ዶ ኣሎ እዩ ንሱ ንፍቅሪ በጃኺ ሕራይ በልና ካብ ጭንቀት ውፅይ ይብልኒ ብጣዓሚ ሰብ ፅልአ ክሉ ኣብ ዛዓለም ዘሎ ፈንፍነዮ ሽዑ ንእሽተይ ናይ እምብራሃን ስእሊ ነይርኒ ናዓዓ እንዳ ራኣኹ የበኪ ምንም ፅሎት ኣይፈልጥን ነይረ ጭንከተይ ረእየለይ ድምፅው ኣስምዕኒ ሓድኡ ኣፍልጥኒ ይብላ ምሳኣ ምሽት ምሽት ምዕላል ናተይ ኢለ ሕዘዮ እታ ለዋህ ቅድስቲ ኣይኮንን ለምንካያ እንተይ ለምንካያ ትህብ ኣዶ ሰናይ ገበርለይ ለይቲ ኣብ ሕልመይ ቀያሕ ሰበይቲ ምሳኣ ካኣ ዳማ ሰብኣይ ይምፅኒ እሞ ጋለይ ኣጆኺ ኢላ ፃዓዳ ጨርቂ ገይራ ንባዓተይ ሓቢሳትኒ ኽይዳ ትስእ እንተ በልኩ ስእነያ ናብይ ከይዳ በልኩ ከምዚ ባኣካል ዝመፅትኒ እዩ መስልኒ ነይሩ ለካ ደቂሰ ብሕልሚ እዋይ እንታይ እዩ ዳኣ ኢለ ናብ ማሓዛይ ደዊለ ኩሉ ዛሓልምክዎ ነገርክዋ ንሳ ኻኣ ኣፍቃሪኺ ክድውለለኪ ሃልዋቱ ክትስምዒ ኢኺ በለትኒ ኣብ ስለስተ ማዓልቲ ኣድስ ኣበባ ከይኑ ደወለለይ በቃ ያሓልም ድየ ዘለኹ ወይስ እንታይ ሕውስውስ በለኒ ንሱ እወን ከምኡ ናይ ሓጎስ ንብዓትና ፈነናዮ ኣምላኽ ኣምስግነ መንፈሳዊ ሂወት ካብዛ ዕለት ተታሕዝዮ ክሳብ ሕጂ ኣምላኽ ይመስገን ካብ ዕብዳን ኣብ መንገዲ ሂወት ኣለኹ ምስ አፍቃርየይ እውን ፅብቅ ስምምዕ ኣለና ተመሊሱ ኣብ ከባቢ የመን ይስርሕ ኣሎ ባኣይ እውን ኣብ ፅብቅ ክንታት ይስርሕ ኣለኹ ክባን ዕፅዋን ናይ ትግራይ ምስ ተከፍተ ኻኣ ብስድራ ወድኢና ናይ ሓጎስ ሕፅ ተግይሩልና ክሳብ ሕጂ ግን ኣይትራከብናን ካብ ንፋላል 5 ዓመት ከባቢ ገይርና ፍቅሪ ካብ ንጅምር ካኣ 6 ዓመት ገይርና ብጣዓሚ ስምምዕ ምክብባር ካኣ ኣለና ኣምላኽ እንተ ፈቂድዎ ካኣ ዓዲ ከይድና ብቅድስ ቅርዋን ክንምሮዖ ንምድብ ኣለና መጥረሽኦ የፅብቅለና ዓቅልን ትዕግስትን ታኣማመነትን እንተ ሃልዩ ፈረ ፃማ ኣልዎ ኢለ እየ ዛኣምን 🙏🙏🙏

    • @Sen_Ts
      @Sen_Ts  3 วันที่ผ่านมา

      የምሽየልኩም መዓረይ💝

  • @samrawitkindeya4982
    @samrawitkindeya4982 9 วันที่ผ่านมา +2

    Right 👍

  • @user-ts1xr8xq7n
    @user-ts1xr8xq7n 4 วันที่ผ่านมา

    ለባመይ ❤❤❤❤

  • @HcdJd
    @HcdJd 5 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @user-ts1xr8xq7n
    @user-ts1xr8xq7n 4 วันที่ผ่านมา

    ኣነስ የፍቅሮ ግን ልምንጋር ይሓፍር

  • @user-ts1xr8xq7n
    @user-ts1xr8xq7n 4 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-hw1km7ku8l
    @user-hw1km7ku8l 9 วันที่ผ่านมา +2

    ምክርኪ ደሰ ክብል ምቅርተይ ❤

    • @Sen_Ts
      @Sen_Ts  9 วันที่ผ่านมา

      የቐንየለይ መዓረይ❤

  • @user-vk6yk7qt8n
    @user-vk6yk7qt8n วันที่ผ่านมา

    ቃላት መሪፅካ ከምተፍቅሮ ናይ10 ዓመት ፍቅረኛኪ እንተነጊርካዮ ልዒለኪ ዘፍቅራኒ መሊኣን ኢሉ ልዕልነት ከርእየኪ ከሎ ከ ታይ ትገብርዮ

  • @galltigray4548
    @galltigray4548 5 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-ds5yq3hf8g
    @user-ds5yq3hf8g 4 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @WwfFwef
    @WwfFwef 8 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉