#Jstudio

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 ก.ย. 2024
  • #Jstudio #Eritrea #Eritrean #Gezabanda #Feiselmohamed #yosiefghebrehiwet #Yoisef #NewEritrean ኢማየ !!!!! ጨኪንኪ ንዓይ ሙዃን ስኢንኪ ኢማ በጃኺ‘ባ ኣድሕኒኒ” ዋላ ሓንሳብ ሰላም በልኒ በጃኺ”
    ጨደረ። ንሰን’ውን እርጋን ዘግድዖ ድኹም ድምጸን ኣሰንየን “ወደየ ወደየ ዓይነየ ዓይነየ ኣቱም ህዝቢ ሓጉዙኒ እንዶ ዘኽታም እዩ በጃኹም” ክብላ ጀመራ። ግን ኩሉ ዘኽቲሙ ግዲ ነይሩ ዝኽትምንኡ ዝርዳኣሉ ኣይረኸባን።
    ጉፉፋት ዝሓዘት በጣሕ ድማ ተበገሰት። ወላዲቱ ኣይቀሰናን ዉሉደን ጸይራ ትርሕቅ ዘላ በጣሕ ንብዓተይ ውሕጅ ኮይኑ ደው የብልኪ ዝብል መርገም ኣሰንየን ክሳብ ከረን ትወርድ ንብዓተን እንዳ ኣርገፋ ንእሽቶ መኪና ናይ ገዛ ዘዊረን ሰዓብኦ።

ความคิดเห็น • 642