#Jstudio

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 ก.ย. 2024
  • #Jstudio #Eritrea #Eritrean #Barentu #Sedig #tigrigna, ወረን ዕረን እቲ ምረቱ እቲ ፍጠንቱ ቀዳምን ተጻዋርን የብለሙን’ሞ፣ ሓበሬታ ተሰነይ ናብቶም ነዚ ንጥፈታት ናይ ባረንቱ ብደቂቅ ዝከታተሉ ዝነበሩ ፕረዝደንት ኢሰያስን ኣብርሃ ካሳን ዝርዝር ፍጻመ በጺሖም። ናብ ባርነቱ ናብ ኣቡጠዊላ ድማ ብ ህጹጽ ሰዲግ ክተሓዝ መምርሒ መጸ። ፈንጁ ተኺሉ 7፣30 ዝጽበ ዝነበረ ሰዲግ ክሳብ ዝሕዝዎ ግን ፈንጂ ዓቅሊ ኣይገዘአትን። ኣብ ቆጸረኣ ድማ መሬት ፈንቀለቶ።

ความคิดเห็น • 620

  • @birhantesfe6695
    @birhantesfe6695 5 ปีที่แล้ว +50

    ኣማን ብኣማን እዛ ሃገር ገለ ዝተቀብረ ጉድ ኣለዋ።

    • @daniwedieri741
      @daniwedieri741 5 ปีที่แล้ว

      Nay bhaqi zesdemim u bsm weyane entay zeytgebre zeytnegre enber🤔

    • @danielwiki6795
      @danielwiki6795 5 ปีที่แล้ว

      Nay behaki hakika ika.

  • @gheribibi1369
    @gheribibi1369 5 ปีที่แล้ว +58

    ጽሕፍቶኻ ኢኻ ተልዕል እምበር ኣብታ ጸላም ለይቲ ሰዲግ ኣቃቢጽና ነይሩ፡

    • @johnilittlefighter2053
      @johnilittlefighter2053 5 ปีที่แล้ว +1

      ቻው ቻው ሮማ ዓዲ ጥልያን አብኡ ነይርካ ዲኻ ብሮ ?

    • @Peace-zf1br
      @Peace-zf1br 5 ปีที่แล้ว +1

      Ewayyy mesayyyyy eyou yealna najka sebyyyyy enkie selam weska

    • @babyblue6273
      @babyblue6273 5 ปีที่แล้ว +2

      ኣቤት ጭካኔ ንክትሰምዖ ዘስካሕክሕ ኣሕ ኤህ ህግደፍ ሓዊ ብሰማይን ብምድርን ይለብልብኩም።ኣቱም ጉጅለ ጥፍኣት።

    • @negasiteklay840
      @negasiteklay840 5 ปีที่แล้ว

      ቻው-ቻው ሮማ ዓዲ ጥልያን i am not disrespecting for these who lost their life that night but your comment is really funny 😄 bro

  • @berekethabtom
    @berekethabtom 5 ปีที่แล้ว +32

    ኣብ ህይወተይ ዘይርስዓ ዕለት ብምኽንያት መዓልቲ ነጻነት ከነብዕሎ ኩሉ ህዝቢ ነባሪ ከተማ ባረንቱ ካብ ዕረፍቲ ዝመጸ ወዲ ገዛውትና እታ ዕለት ናብ ቦቱኡ ክምለስ ኣብ እንዳ ኣውተቡስ ምስ ከደ ስድርኡ ሎሚ ምዝንጋዕ ኣሎ ኢሎም ለሚኖም መሊሰሞ ኣብቲ ሓደጋ ዝሞተሉ ህሞት ዘይርስዖ ኣጋጣሚ ኢዩ

    • @imissyoumom238
      @imissyoumom238 5 ปีที่แล้ว

      😭😭😭😭

    • @kejuwelel1724
      @kejuwelel1724 5 ปีที่แล้ว

      Omg hmaq agatami 😭😭😢😢

    • @kgg7935
      @kgg7935 5 ปีที่แล้ว +2

      ብጣዕሚ ሕማቕ አጋጣሚ እቶም ስድራስ ዋይ ኣነ ወደይ ባዕለይ አትሪፈ እባ አብ ሐደጋ ጠፊኡ እንዳ በሉ ይሳቀዩ ይህሉው .

    • @berekethabtom
      @berekethabtom 5 ปีที่แล้ว +2

      Kibrab Ghebre ገዛውብና ምሉእ ዓበይትን ነኣሽቱን ኣብ ከቢድ ሓዘን ኣሕሊፍናዮ
      የእዳዎም ኣእጋሮም ዝተቆረጽ ብዙሓት ኢዮም ነይሮም ኣብቲ ኣጋጣሚ ኣነ ብኣካል ኣብ ጥቓ እቲ ፈንጂ ከለል ክብል ኣምስየ ትረፍ ክብለኒ ቅድሚ ምትኳሳ ካብቲ ቦታ ምስ ተኣለኹ ድሕሪ ፍርቂ ሰዓት ተተኩሳ

    • @Elilta694
      @Elilta694 4 ปีที่แล้ว

      @@berekethabtom 😭

  • @danielwiki6795
    @danielwiki6795 5 ปีที่แล้ว +9

    Zoba selam like habuni habayibe

  • @yordanoskidane5394
    @yordanoskidane5394 5 ปีที่แล้ว +11

    እህህህህህህህ እዋይ የህዋተይ ህዝበይ
    ሀገረይ አፅኒቶምና እባ
    ህግደፍ መንደፍ መክራንሀዘን ዘበለ
    አብ ህይወትኩም ይእተው።
    ጆ ሀውና ብልቢ የመስግነካ።

  • @israelloveisraellove125
    @israelloveisraellove125 5 ปีที่แล้ว +62

    እወ ጆሲ ነብስኻ እንዳሓለኻ ስርሓዮ እዚ ስራሕ ኣድራሻኻ ትንቀሳቀሰሉ ቦታን ስቱር ግበሮ ኢኻ ክሳብ ዝወግሕ ተድልየና ኢኻ ንእትህበና ዘለኻ ትምህርቲ ክንፈልጦ ዝግበኣና ታሪኽን ብጣዕሚ ነመስገናካ

  • @user-wr8kn6gg9o
    @user-wr8kn6gg9o 5 ปีที่แล้ว +4

    ኣጆኻ ጆሲ ነብሲ እስኻ ከለኻ ዝተርፍ ምስጢር ህግደፍ የለን ዳሕዳሓዮ ጥራይ 🙌🙌🙌❤

  • @alek18filmon61
    @alek18filmon61 5 ปีที่แล้ว +40

    Atum sebat kemey zmeselwo meat eu weriduwa eza hager. hilmi diu gahdi tewajabiruni
    Bokri ezni eu kulu ezi tarikat neay
    Ohh GOD beak mhret ketewrdelna nxbe alena::

    • @letigebrekristos3282
      @letigebrekristos3282 5 ปีที่แล้ว +3

      እዚ ሓወይ ካብዚ ዝበዝሕ ዝገበርዎ
      ግን ዘይተነግረ ኣሎ ጎቦታት ሳሕል ዝሰተሮ ጥራሕ እኳ ክንደይ ክህሉ ምዃኑ
      እየ ዝኣምን።
      መሳኪን ኣሕዋትና ንሃገሮም ናጻ ከውጽኡ ኢሎም ብገዛእ ድሌቶምን ሃገራዊ ስሚዒቶምን ከይዶምስ በዞም በላዕቲ ሰብ ኣብ ፈቖዶ ጉድጓድን ጋህስን ተጓሒፎም ነዚ አሞ እንታይ ዛንታ ኣለዎ
      ኢልካዮ ኢኻ።
      ዘሕዝነካ ሕጂ ነጻ ምስ መጸት ዝገብርዎ ዘለው ጥራሕ ክንደይ ግፍዕን
      ብርሰትን እንድዩ፡ ግን ነዚ እንዳረኣዩስ
      ነዚ ናይ ጥፍኣት ጉጅለ እዚ ንበረልና
      እንዳበሉ ዝነብሩ ኣካል ናይ ህዝብና ምህላዉ እዩ።

  • @habtekidane477
    @habtekidane477 5 ปีที่แล้ว +1

    ዘገርም ታሪኽ ዩ ጆሲ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ንበረልና።

  • @helensemere3026
    @helensemere3026 5 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ዘስካሕክሕ ዘሕዝን ፍጻመታት ኣብልዕሊ ህዝብና ሓሊፉ

  • @samuelgaber9488
    @samuelgaber9488 5 ปีที่แล้ว +12

    እዋይ ኣብ ሂወተይ ዘይርስኣ ዕለት እቲ ስዓት እኮ 9 ድዩ 10 እዩ ነይሩ ንሒና ንኣሽቱ ኢና ነይርና ግን ኣበይቲ ደቂ ገዛውትና ስለ ዝነበሩ ምሰኦም ክንከይድ ንብገስ ኣደይ ኣይትከይድን ኢካ ኢላ ኣቅብጽ ተብለኒ ንሶም ከይዶም ሙሉእ ምሸት ክበኪ ኣምስየ ኑኡሹተይ እየ ነይረ ንዓ ተደርሪ ኢላትኒ ተሓሲመ እናበከኩ መደቀሲአይ ከይደ ንብኣተይ ኣይወዳእኩን መሬት ዘንቀጥቅጥ ቡቡቡኡኡኡ ዝብል ድምጺ ይስማዕ ኣደይ ሰንቢዳ እናበከየ ኣታ ሩጉም ኣለካ ዶ ኢላ መጺኣትኒ ምእማን እያ ሲኢና ደቂ ገዛውትና ዝሞተ ኣይነበርን ብዙሓት ግን ተሃሪማም ብዘስካሕክሕ ኣደይ ሓላለይ እቲ ዝገረመኒ ናብ ዝኮነ ክከይድ ብዙሑ ኣይትቀወመንን እያ ሽዑ ግን ብትሪ እያ ኣብያትኒ መድሓኒተይ ዕድመ ይሃበለይ እንተልኣይ ነደካ/ኪ ንኩላትና ኣሜን!!

    • @michaelabraham4503
      @michaelabraham4503 5 ปีที่แล้ว +1

      Bro Ade Malet eko nay deka Microscope eya. Nebsa sleznegera eya abyatka. Kbri #nAdetatna

    • @rahwaabrham1847
      @rahwaabrham1847 4 ปีที่แล้ว +1

      እዋይይይይ ዋላ ኣነ ኣደይ ከሊኣትኒ ጎሮቤትና መርሃዊ ከማን ዘይ ርስዖ ሽዑ ተሰዊኡ መርገም ዩ ባሬ ዓይነይ

  • @sarad925
    @sarad925 5 ปีที่แล้ว +7

    አማንኤል እያሱን ንስኻን ዓይኒ ናይ ውጹዓት ኢኹም መድሃኒአለም ይሐልኹም

  • @fsahaghebrehiwet2824
    @fsahaghebrehiwet2824 5 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣቀራርባ ዩ እንተኾነ ልዕል ጢንቃቐ ይላበወካ God bless you

  • @ኣቡነሰላማሃዋርያናይሓበሻ
    @ኣቡነሰላማሃዋርያናይሓበሻ 5 ปีที่แล้ว +15

    ዋውውውውውውውውውውውውውውው ጆሲ መግለጺ ሲኢነልካ ብጣዕሚ ኢካ ተንታኒ ቀጽል ኣጆካ

  • @rahelrobel2018
    @rahelrobel2018 5 ปีที่แล้ว +2

    Thank you more dear you are right

  • @fiyoriafeworki8966
    @fiyoriafeworki8966 5 ปีที่แล้ว +28

    እዝስ እቲ ስርዓት ምስ ጠፍአ ዝዝንቶ ይመስለና ኔይሩ እሞ፡ ጆሲ ግን ተወሊድካልና ብውሕሉል ኣገባብ ብውዕዩ ተዘንትዎ ኣለኻ። ብር ክትብል ተሓጎስ ኣምላኽ በረኸቱ የብዝሓልካ። ኣምላኽ ንሽግርና ይኣክል ይበለልና።

  • @abuhamassawasgaletketan9284
    @abuhamassawasgaletketan9284 5 ปีที่แล้ว +30

    መምህር ጆሲ ድሕሪ ሕጂ ንስካ ውን ቀንዲ ጸላኢ ህግደፍ ኢካ ስለዚ!!!
    ነብስካ ሓሉ ትበልዖ ትሰትዬ
    የእሩክትካ መዋእልትካ መካይድትካ መሳርህትካ አይትእመን ምክንያቱ ብገንዘብ ዘይታለል ስለዘየሎ።
    እዛ ሃገር ካባካ ብዙሕ ትጽበ አላ ።
    ነብስካ ሓሉ ወደሃንካ አብ ጎድንካ አለና ።

    • @berheeyob6456
      @berheeyob6456 4 ปีที่แล้ว

      ሕቅኻ ኣለኻ ጆሲ ጥንቃቐ ከድልየካ ዩ

  • @ሰብኢዩሰብሰብእወመኽሰብ
    @ሰብኢዩሰብሰብእወመኽሰብ 5 ปีที่แล้ว +4

    ጉሪምሪም ይለን ንሱ ኢዩ እቲ ሓቂ ጆሲ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ

  • @ሕልናዩምንባርሕልናዩምንባ
    @ሕልናዩምንባርሕልናዩምንባ 5 ปีที่แล้ว +18

    እንታይ ዝበለ ሕቡእ ምስጢር ዩ ዚ ፡ ተዋጃቢሩኒ ኮ ሽዑ ምሸት ኣብቲ ባህሊ ነይረ ኡይይይይይ እንታይ ይሰምዕ ኣለኩ ፡ ካብቶም ብዙሓት ህዝቢ ዝመቱ ሓደ መንእሰይ ይዝከረኒ ፡ ንሱ ከኣ ኢሳያስ ቀሺ ገረወልዲ ፡ ዘይረኣየ ኣይምንን ዩ ሰብ ከም በንዚን ይቃጸል ነይሩ እቲ ዝቁረጽ ተቀሪጹ ጂራ ፍዮሪ ናይ ባረንቱ ብደም የዕሊቕሊቑ ጸላም ምሸት ።

  • @ssdtv130
    @ssdtv130 4 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ ንፉዕ ሰብ ኢኻ ጆሲ ከምዚ ከማኻ ዓይነት ሰባት ይብዚሑልና

  • @Eri-Entertainment
    @Eri-Entertainment 5 ปีที่แล้ว +9

    Jon haway enqa bedahan mexakana ❤️❤️❤️❤️

  • @meronberhe6255
    @meronberhe6255 5 ปีที่แล้ว +4

    Nay wedi Ali tarik please . keep going bro

  • @abharish1773
    @abharish1773 5 ปีที่แล้ว +1

    Good job
    We love you JStudio

  • @eretrawi4500
    @eretrawi4500 5 ปีที่แล้ว +5

    ከማኻን ከም መሳርሕትኻን ይብዝሑ
    እስከ በል ሃገርና ተመሊስና ብሰላም ንነበረላ::

  • @hagereyzibeletezekiruyineb3244
    @hagereyzibeletezekiruyineb3244 5 ปีที่แล้ว +11

    ኣሕ እወ ኣይርስዖን ኢየ ስኣን 10 ደቂቅ ድሒነ፡ክንደይ መትዓቢቲ&የዕርክትን ባ ቀዚፍልና,እቲ ሌባ ሰዲግ ባ ሰብና መሲሉ ምሳና እንዳቀረበ ሰብ ኣጥፊኢልና ከምኡ ውን ሓዉ ኣብ ተሰነይ ክገብር እንዳ ሓሰበ ኢዩ ኣብ ነብሱ ተፈንጂራቶ ሓኪሞም ክኣ ኩሉ እቲ ምስጢር ኣምጺኦም ንሓዉ ኣብ ባረንቱ ሒዞሞ i remember.

    • @fthidelina4791
      @fthidelina4791 5 ปีที่แล้ว +1

      Ezi eyu to haki , Hagrey zbele Tariku yinebr

  • @paul_eagle
    @paul_eagle 5 ปีที่แล้ว +10

    *ሕጂሲ እዚኦም ተዘይ መጹዶ ምሓሸና ሓቀይ ሸፋቱ ሳሕል*

  • @daarit4069
    @daarit4069 5 ปีที่แล้ว +3

    "እዛ ሃገር ዝተቀብረ ጉድ ኣለዋ" ናይ ብሓቂ ዘርዚርካ ዘይውዳእ ጉድ። ናይ ብሓቂ ሓላፍነታዊ ዘጋ ክብሪ ንዓኻ ይኹን ። እታ ናይ ኣሰና መደብ ከመይ ኣላ። እዚ ፍንፉን እከይ ታግባር ናይ ኢሰያስ ህዝቢ ኤርትራ ክሰምዖ ኣለዎ ።

  • @ዮሱስጎይታዩ
    @ዮሱስጎይታዩ 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣሕ እዛ ጸላም መዓልቲ ብዙሓት ኮ ተኾኑ ዘይርስዓ ጸሃይ ሓፍተይ ንኽትሕጎስ ቻው ኢላትና ምስ ከደት ዘይተመልሰት 😭😭😭😭😭😭😭ብዛ መዓልቲ እዚኣ እያ ኢዶም ኣይስኣኑ ህግደፍ ጆሲ ሓወይ ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ ምሳኻ ይኹን እዚኦም ክፉእ ንኽሰርሑ ከይደቀሱ እዮም ዝሓድሩ ሞ ንስኻ ምስጢሮም ተጋልጾ ካብ ሃልኻ ጥንቁቅ ክትከውን ይላቦ ሓወይ ናተይ

  • @wedigerye1893
    @wedigerye1893 5 ปีที่แล้ว +3

    Josi I haven't words to explain to you really i appreciate you continue as soon as possible yor are hero Eritrean boy. I wish you health and success in your life.GOD BLESS YOU

  • @abduselamsalih4786
    @abduselamsalih4786 5 ปีที่แล้ว +1

    ብንስክላ ዝዋጻእኩላ ፍጻመ ምስ መራን ሰላምን መታዓቢተይ

  • @amanmoss5812
    @amanmoss5812 5 ปีที่แล้ว +1

    Keep up z good work..well done..Mk sure u be safe.coz we need ppl like u...

  • @aynfelaleaynfelale6402
    @aynfelaleaynfelale6402 5 ปีที่แล้ว +5

    ካብ ካልእ ዘሎን ዘየለን ትግዕሩ ከምዚ ጌርኩም ጽዩፍ ነገራት ጸሊም ታሪክ, ጸልማት ግዜ ,ህግደፍ ናነገርኩም ከም ንብገስ ግበሩ ስርዓት ኢሰያስ ሸራሙጥ ዓሕሕሕሕ ህዝበይ ብዘይ ኣፈላላይ ሓፍ በል፣😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @sewraeritrea9493
    @sewraeritrea9493 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣጆኻ ቀጽሎ ጅግና ሓው

  • @tighistiyemane3275
    @tighistiyemane3275 5 ปีที่แล้ว +3

    Ewey ewey oh Amlak aboy mearay yikelena ba 😭😭😭😪🙏🏽

  • @omermohamednuribrahim4855
    @omermohamednuribrahim4855 5 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ዘገርም እዩ::

  • @imissyoumom238
    @imissyoumom238 5 ปีที่แล้ว +3

    Jose God bless you 🙏🙏🙏🙏

  • @erimedia4281
    @erimedia4281 5 ปีที่แล้ว +6

    Josi hiji xubuq medem jemirka qexilo mis agazi mis konka xeliyeka neyre imber kemzi timhirt iyu hizbi Eritrea zedliyo imber tigriniya do muslim do inda belka mifililay ayfetun ane tigriniya iye sebayey ka saho iyu silezi fiqri trah iyu zedliyna 😘

    • @p.p.698
      @p.p.698 5 ปีที่แล้ว +1

      Gal masawa hafteyyy kemakiiii 1000 yweleduuu xaeda rgbittt eilekiii aleku zyadayy

    • @erimannerimann112
      @erimannerimann112 5 ปีที่แล้ว +1

      @@p.p.698 haqkihaftey keynfela tiray ane keman jeberti eye sebayey kea kab eritrea jemirna memahrti ena tigrina chirstan eu gn bfqri nnebri alena fiqri ynges ab hagerna

  • @fitihifitihi3062
    @fitihifitihi3062 5 ปีที่แล้ว +40

    Josi tebarekk ቅላት ዝሓጽረኒ ክገልጸካ !! ናይ ወዲ ዓሊ ኽንፅበ እና

    • @teagestesfaldet8784
      @teagestesfaldet8784 5 ปีที่แล้ว +1

      Fitihi fitihi hahahahaha you are for real tigray please mstirat aketatla Gigna general Hayelom glexeley tenkolat melesin kemey nebere

    • @dawitamare2027
      @dawitamare2027 5 ปีที่แล้ว +1

      Kkkkk

    • @asterghidey2625
      @asterghidey2625 5 ปีที่แล้ว

      josi hawey edmen tenan yhabka

  • @malhabib357
    @malhabib357 5 ปีที่แล้ว +40

    ዓሕ ባርንቱ ሓላል ናፊቅኪ ብዓይነይ ክትወጺ ደሊኪ ኣሕ ህግደፍ ቫይረሳት ኢድኩም ኣይትሳኣኑ ኣንቱ ዶቃሉ እክብካብ

    • @danielwiki6795
      @danielwiki6795 5 ปีที่แล้ว +3

      Bare shikor janibukur nafike kiberetey

    • @dobeeyu6582
      @dobeeyu6582 5 ปีที่แล้ว

      put God first ሓሳዊ ሃዳሚ ኣምላኽ ኣብ ባረንቱ የለን ድዩ.

    • @malhabib357
      @malhabib357 5 ปีที่แล้ว

      @@dobeeyu6582 ኣብራሃለይ ኣንታ ቫይረስ ኣምላክ የለን ዶ ኢለ እየ ዶስ እቲ ናትካ ኢካ ትነግረኒ ዘለካ

    • @dobeeyu6582
      @dobeeyu6582 5 ปีที่แล้ว +2

      put God first *ሎሚ ገንዘብ ተምልኹ 7 መዓልትይ ህግደፍ ዶ ናይና ትግርኒ ክትብሉ ንኣምላኽ መኸወልይ ካብ ትጥቀሙ ኣምላኽ ጸሎትን ፍቕርን ለዋህ ዘይ ሓሚ ካም ዓለማዊ ዩኹን ሜድያ ዘውግድ እንኮ ዝበዝሐ ግዝኡ ኣብ ቤተክርስትያን ዝሕልፍ ፍርሃት ኣምላኽ ዝመልኦ ብቓል ኣምላኽ ዝመላለስ እንበር put God first ክክክ ሎምስ በቓ ንግድን ፖለትካ ኣምላኽ ከም ድላይኩም ተሓዋውስዎም*

    • @malhabib357
      @malhabib357 5 ปีที่แล้ว +3

      @@dobeeyu6582 ኣንታ ሓወይ ወይ ሓፍተይ ሃተፍተፍ ኣይትበል ሃለፍታ ይገብረልካ ኣሎ ናትካ ግበር ህግደፍ ቅተልቲ ይሕዋቶም ዳኣ እንታይ ዘይገበሩ እዞም ቅተልቲ ይሕዋቶም ኣይኮኑን እንድሐር ትብለ ኮይንካ እስካውን ኢድ ኣለካ

  • @arsemmatherainbowcutie455
    @arsemmatherainbowcutie455 5 ปีที่แล้ว +1

    Nice job God bless you Josie

  • @tuemzgimahari6468
    @tuemzgimahari6468 5 ปีที่แล้ว +1

    thanks more Js

  • @erisweet9523
    @erisweet9523 5 ปีที่แล้ว +2

    Thankyou jossy bro for your hard work to give us important information to know hidden secrets about hgdef did to our people in our beautiful countrie the young eritrean generetion can learn alot fom your channel. I appriciate you and please becarefull your self because this is very dangeours topics. (Nebska tnkk bel eziom sebabat eyom neti zeyfeletnayo mstir kulu akaliayo eka ajoka bzuh seb zeyfelto znebere mstirat eka akaliekayom nezom dem seteyti merahti hgdef.

  • @delaytselam6909
    @delaytselam6909 5 ปีที่แล้ว +71

    ክሰምዓካ ከለኹስ በቃ ብኽያት ዩ ዝቅድመኒ፡ ጆሲ ሓወይ ብርዕኻ ትሰሲን ን ዘለኣለም።

    • @fiyoriafeworki8966
      @fiyoriafeworki8966 5 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ብርዑ ትሰስን

    • @geneamha7584
      @geneamha7584 5 ปีที่แล้ว

      Nat Adna zeblu Trach YU!! Amlak ytearekena!

    • @danielgirmay6658
      @danielgirmay6658 5 ปีที่แล้ว

      asmera asmera josi bteami eye zemsgneka nayzi seb tarik hiwet mimxeaka

    • @danielgirmay6658
      @danielgirmay6658 5 ปีที่แล้ว

      Daniel grmay

  • @meronwedihafti5163
    @meronwedihafti5163 5 ปีที่แล้ว +7

    Forsa tiray josi hawey 💪💪💪

  • @dejengebray4234
    @dejengebray4234 5 ปีที่แล้ว +7

    ኣብቲ ግዜቲ ኣነ ነይረ ኣቡኡ,,፡ሞ,,,ከምቲ ዓይነት ተፈንጃሪ ኣብ ሂወተይ ኣረኣኹን፨። ሓንቲ ንጣብ ኣብ ክዳንካ እንተ ዓሊባ,,,ብምልኡ ነብስኻ ይቃጸል,,,ኣይጸንሕን ኢኻ ትመዉት,,,ኣብ ቅድሚ ዓይነይ ምስቲ ዝነበረ ሕንፍሽፍሽ ዝረድኦም ስኢኖም ኡይ ና በሉ ነብሶም ሓዊ ክቃጸል ሪአ,,ክኣምን ዉን ኣይከኣልኩን,,,ኣነ ኣምላኽ ኣለኻ ኢሉኒ,,ኣይትሃረምኩን,,,

    • @tekle7764
      @tekle7764 4 ปีที่แล้ว

      Be selam enkoa wexaka hawey

    • @mfllayhsum7426
      @mfllayhsum7426 3 ปีที่แล้ว

      ደጀን ወዲ ባረንቱ ኣበይ ትነብር ኣለኻ

  • @tomasmehary7007
    @tomasmehary7007 5 ปีที่แล้ว +1

    Thanks jose it is the right tings will done

  • @sihameylove7236
    @sihameylove7236 5 ปีที่แล้ว +12

    ጆሲ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሕብንቲ እየ ብኣካ ሰላም ዘለዎ ቀዳምን ሰምበትን ይግበረልና ደቂ ሓላል መሬት

  • @ghebremedhinzerai8053
    @ghebremedhinzerai8053 5 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ጅግና ንጀጋኑ ስውኣትና ትኽሕሶም ኣለኻ እዞም ዘይወግሕ መሲሉዎም ዝፍጽሙዎ ዘሎዉ ብጉልበቱን ንዋቱን ንሂወቱ ድሕር ከይበለ ዓንጊሉን ሓብሒቡን ዓሊሉ ዝተቐበሎም እንታይ ኢዩ ገበኖም ሕጻናትን ሽማግለን ኣብ ጉድጉዋድን ጥይትን ስደትን ውርደትን ዝፍደ ደሓን ሓደ ብሓደ ኣብ መጽሕፍካ ሓዞ ዕድመ ይሃብካ ኢዶም ክፍደዩዋ ኢዮም

  • @tesfitkubrom8730
    @tesfitkubrom8730 5 ปีที่แล้ว +2

    Welcome intelligent buddy we are proud of you go ahead and do what you have to do dear clever buddy

  • @tesfaledethailu6315
    @tesfaledethailu6315 5 ปีที่แล้ว +1

    Job well done joy keep up with the good work

  • @am_tvrose8596
    @am_tvrose8596 5 ปีที่แล้ว +9

    يالله يالله يالله يالله لاحول ولا قوة الا بالله حسب الله ونعم الوكيل فيهم الله 💔💔

  • @berihutesfa9895
    @berihutesfa9895 5 ปีที่แล้ว +1

    ወይ ጉድ! ኣምላኽ ምሕረትካ ልኣኸልና thanks josi jea ajoka በርትዕ, ኣብ hiwetka kea ጥንቁቅ ኩን,

  • @MercyEritrea17
    @MercyEritrea17 5 ปีที่แล้ว +2

    Btaemi eu zehzin egzabher edu yenbrelna Eritrea hagerna selam yewrdelna 🇪🇷😥🇪🇷😥

    • @rezenehabte5467
      @rezenehabte5467 5 ปีที่แล้ว

      We need those dictators group life story and why doing this thing to our poeple even we neet to know jocy

  • @manofvision9394
    @manofvision9394 5 ปีที่แล้ว +39

    Josi እዚ ትሰርሖ ዘለኻ ኣዝዩ ተኣፋፊ ስለዝኾነ ንብስኻ እንዳሓሎኻ ግበሮ። ስለቲ ትሕበና ዘሎኻ ፍልጠት ድማ ነመስግነካ።

  • @mrara3405
    @mrara3405 5 ปีที่แล้ว +3

    Josi ቡዙሕ ሪኢቶ ሞ ዝድጉፉካ ይሪ ኢ ኣለኩ ፡ህግድፍ ጸላኢ ህዝቢ ዩ፡ግን ኢዚኣ ዝገበርካያ ካብ ሓኪ ዝራሓከት ኢያ፡ኣነ ኣብ ሱዳን ከሰላ ታሲረ ነይረ ፡ምስኦም ዝነበረ ኣክራሪ ጅሃድ ኩሉ የዕሊሉኒ ፡ንስካ ጌጋ ኣለካ ።ኢዚ ህዝቢ ማዕረ ዝፍትወካ ከይጽልኣካ ጥንቅቕ በል። ሽሪፍ ይባሃል ኣብ ከሰላ ነይሩ

    • @negasiteklay840
      @negasiteklay840 5 ปีที่แล้ว

      ወዲ ምራራ mrara May be Sherif was double agent as well. You can be right tho.

  • @ኩሉዝሓልፎንሰናየይኢዩ
    @ኩሉዝሓልፎንሰናየይኢዩ 5 ปีที่แล้ว +1

    ፎርሳ ኣጆካ ብጣሚ ኣቀራርባ ብጣዕሚ ጽቡቅ

  • @sabahadgu882
    @sabahadgu882 5 ปีที่แล้ว +3

    እዋይ ህዝበይ ሃገረይ እንታይ ዝበልዎ ድያብሎስ እዩ ሰፊርዋ ሃገረይ እዚ ኩሉ ደም ሰትዩ ዘይጸግብ እግዛብሄር ይኣክለኩም በለና በጃካ

  • @user-xs4ns9ub5g
    @user-xs4ns9ub5g 5 ปีที่แล้ว +15

    አዚ ምድብ ኣብ ኤርትራ ካምዚብጽሕ ገብሩ ብጅኻም

    • @እምባጠቐራ
      @እምባጠቐራ 5 ปีที่แล้ว

      ኣብቲ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ከማካ ፎኪስ ሓንጎል መሲልካ ዘመዛዝን ርእሲ እለዎ።

  • @mercymercy8563
    @mercymercy8563 5 ปีที่แล้ว +14

    Ewuuuuuuy😭😭😭 eway mskinay hzbi..yzkro iye 5y kfli nere beqa netom sebat ab tv msreanayom nhaftey amlak si yiqre do kblelu iyu nezes ille hatiteya 😢...leka mstir yu ewaay filmtat Hollywood deamo kab hgdef endyu meseretu😭

  • @ruthghebru8842
    @ruthghebru8842 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣሕ ኣየወ እታ ጸላም መዓልቲ ኣዘኪርካኒ ኡፍፍፍፍፍ ፡ ናይ ብዙሓት ተማሃሮ ዝቐዘፈት እክይቲ መዓልቲ። ኣነ ኳ ዳንኬራ ህግደፍ ካብ ቀደመይ ይብርሃኒ ስለዘይነበረ ናብቲ ርኹስ መኣዶም ኣይተጸንበርኩን፡ ሓደ ሰለሙን ዝበሃል መምህር ኣብ ቤት ትምህርቲ ሰላም ምሳይ ዝምህር ዝነበረ ሽዓ መዓልቲ ህይወቱ ስኢኑ ምስኪናይ ሓድጊ ከይገደፈ ንዓለም ተሰናቢትዋ። ይዝከረኒ ትምህርቲ ክንዓጹ ንቀራረበሉ ዝነበርናሉ እዋን ኢዩ ነይሩ።

  • @josephabraham4376
    @josephabraham4376 5 ปีที่แล้ว +2

    I was there for national service. I didn’t like the city but the people were super nice 👍

  • @nk-mh4yi
    @nk-mh4yi 5 ปีที่แล้ว +2

    Egzio meharena kirstos 🤲 entay niktsemeo zeskahkih gud eyu ezi 😢😢 josi GBU and keep you safe where ever you are 🙏🙏🙏 nezi wuxue hzbi kulu tedefinuwo zixenhe kindey zeynfelto tarik kinfelt tigebrena zeleka memelisu filtet yiwesikka 👍👏🏽

  • @merelove8199
    @merelove8199 5 ปีที่แล้ว +3

    Well come josi

  • @abelweldemicael5129
    @abelweldemicael5129 5 ปีที่แล้ว +1

    Joseph thankes brother

  • @mikalberhanehailu8124
    @mikalberhanehailu8124 5 ปีที่แล้ว +1

    You are blessed brother.

  • @ስደተኛመከረኛኤርትራዊ
    @ስደተኛመከረኛኤርትራዊ 5 ปีที่แล้ว +4

    ኡይይ ኤርትራዊ ይብሃል ክኣ ይብሃለለይ ኣሕ ኢሰያስ መንደላይ ተመን !!!Jstudio thanks more! Ajoka please bzuh alo

  • @ምስጽጌናይ
    @ምስጽጌናይ 5 ปีที่แล้ว +2

    Jossi Anbessa wedi Eri akalayom zom seb mesel seteyti dem seb keribom yom ab higi kikerbu godom awsayom I'm proud for you !

  • @siedabdela1718
    @siedabdela1718 5 ปีที่แล้ว +2

    Thank you joes hawey buzihe temaherna zeynfiltue joes hawey tefultue entkonk bezabe ezie Johan cane zebahal sebe Abe tesseine beuzhat manesyat zeskae gela Blaine thank you more

  • @ShalomErena
    @ShalomErena 5 ปีที่แล้ว +8

    Eza hager ztekebre gud alewa!!! Brgits.
    jossi medebka hayli alewo ketslo,
    Bflay abzi dege zelewo gebenenatat elfi aregit akaleAyom pls!!

  • @zekariastarik3386
    @zekariastarik3386 4 ปีที่แล้ว

    Egziabher amlak bi mihiretu hagerina kabzy kufuan aikeyn zebele yhaliwa 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @temesgenhagos5556
    @temesgenhagos5556 5 ปีที่แล้ว +2

    Josi hawey GBU

  • @zerietgilay8215
    @zerietgilay8215 5 ปีที่แล้ว +2

    Josi hawu ab srahka Asalto Awet ymneyelka ❤💓💓❤❤💔💓❤

  • @eyobtesfaldet7355
    @eyobtesfaldet7355 5 ปีที่แล้ว +3

    Selam selam

  • @hussenmohammed2286
    @hussenmohammed2286 5 ปีที่แล้ว +11

    Habibi ezi net tarik zeyfeltu abi mzntaw tarik eyu emo ajoka berti qexlo

  • @mohammeda5391
    @mohammeda5391 5 ปีที่แล้ว +1

    Jose hababi I was hate u but your the best man, keep up it bro

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ክቡር ሓው

  • @abduadam3659
    @abduadam3659 5 ปีที่แล้ว +3

    ጥዕና ይሃበለይ ኤርትራዊ J
    ኣብ ቀረባ እዋን ኢየ ስራሓትካ ክካታተል ዝጀመርኩ
    ትሕዝቶኻን ኣገባብ ኣቃራርባኻን ብጣዕሚ ስለ ዝመሰጠንን ዝሰሓበንን ንሓደ ሓወይ ክሰምዕ ዓደምክዎ
    ንሱ ድማ ኣታ እዚ እቲ ቀንዲ ህግደፍን ናይ ኣግኣዝያን ኢዩ ኢሉ ጠንጢኑኒ ከደ
    ኣነ ግን ብናይ በልዎ ስለ ዘይ ምራሕ ተመሊሰ ኩሉ ክረኽቦ ዝካኣልኩ ስራሓትካ ጽን ኢለ ንብዓተይ እንዳ ኣንጠብጠብኩ ሰሚዐ
    ንብጻየይ ደዊለ ኣነ እዚ ዝሰማዕኩዎ ናይ ህግደፍ ወይ ውን ናይ ኣግኣዝያን ዘመልክት ፍጹም ጩራ ከማን የብሉን ኢለ ካልኣይ ዕድመይ ኣቅሪበሉ
    እንተደኣ ጊዜኻ የፍቅድ ኮይኑ ካብቶም ንገለ ጊዜ ብ ህግደፍ ዝተዳነገርካ ዝነበርካ ሰብ እንተነበርካ መዓስን ከመይን ናብ ሓቂ ክውንነት ናይ ህግደፍ ከም ዝተረዳእካ ክትጽሕፈለይ ምኻኣልካ ዶ?
    ወይ ውን ሓንቲ ቪድዮ ከተዳልው ንመምሃሪ ኩሉ ክሳብ ሎም ኣብ ምድንጋር ዘሎ ምተኻእለ ዶ?

    • @fanielgebrihiwet6277
      @fanielgebrihiwet6277 5 ปีที่แล้ว

      ጆሲ ብቐዳምነት ከም ወትሩ የመስግነካ ብምቅጻል ውዕሎ ናይ ባረንቱ ድማ የዕንተይ ንብዓት ጀረብረብ እንዳበለ ሰሚዐዮ ኣንጻር እዞም ተኻሉ ብዘለኒ ዓቅሚ ንኽቃለስ ነዞም ዝተቐዝፉ ዕንበባታት እንዳዘከርኩ ምስ ነብሰይ መብጽዓ ኣትየ መኣስ ብዘይገድስ ሓደ መዓልቲ ደምክራሲት ኤርትራ ከምንሃንጽ 100% ኣይያእራተርን እየ ኣነ ክብሎ ዝደለኩ ካብ ገለ ፈለጥካ ኢና ባሃልቲ ላጋኣዜያን ከም ዝነበርካ ይዕለልካ እዩ እሞ ኣብ ሕሉፍ ሂወቱ ይዕበ ይናኣስ ኩሉ ገጋ ኣለዎ እዚ ገጋ ኣይኮነን ሰብ ኣብ ዝደለዮ ካኣምን ንሕብረት ኤርትራና ዘይፈላሊ እንድሕር ኮይኑ መሰለ ኣለዎ ነዚ መብርሂ ትገልጽ መብርሂ አንተትህብ ግን ደስ ምበለኒ መታን ኣብ ስራሕካ ዝያዳ ዕውት ክትከውን ሳዕብቲ መታን ካብ ዘልዊ ብዝላዓል ኪትረክብ ካብ ዕብየትካ ዝደሊ ኤርትራዊ ዜጋ

  • @themaischannel7092
    @themaischannel7092 5 ปีที่แล้ว +1

    Eway jossi thank you for anything ,like bzuhe gezie zewahabe tezkowoune bzuhe like mehabekuka neyre::

  • @abdatabdat9507
    @abdatabdat9507 5 ปีที่แล้ว +5

    ወይይ ጉድድ ሓቂ ዩ ዘይተነግረምበር ዘይተገብረስ የለን ክብሃል!!

  • @temsgenamlake3558
    @temsgenamlake3558 ปีที่แล้ว

    .ጆሲ❤❤❤❤❤❤❤❤.ኣጃኻ❤❤❤❤❤

  • @samichento1494
    @samichento1494 5 ปีที่แล้ว +1

    Great

  • @desbelekidane5869
    @desbelekidane5869 5 ปีที่แล้ว +1

    You are smart.

  • @godblessme5711
    @godblessme5711 5 ปีที่แล้ว +1

    Zgerm u edme yhabka fetari kubur hawna

  • @benjaminyahoo6638
    @benjaminyahoo6638 5 ปีที่แล้ว +2

    Brave man💪💪

  • @johneblack6521
    @johneblack6521 5 ปีที่แล้ว +1

    Bar Aday Nadiqake Emeber Ah AH Ati Zay Timeno Adey 😘😘😘😘😘😘❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏💓💓💓💓💓💓🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ምሳኪእየክሳብግዜሞተይ
    @ምሳኪእየክሳብግዜሞተይ 5 ปีที่แล้ว +6

    ኣብዛ ዓለም ሲ ከም ህግደፍ ሽፍታ ኣሎ ዶ ይከዉን እዞም ደቃሉ እክብካብ ዓሌት

  • @salmantvsalman3573
    @salmantvsalman3573 5 ปีที่แล้ว +39

    ኣቦ ጣዊላ ካብዚ ንላዕሊ ዝገበሮ ሕማቅ ታሪክ ኣሎ። ጆሲ ግን እቲ ሓቅ ናይ ብሓቂ ዳሕድሕካዩ

    • @teagestesfaldet8784
      @teagestesfaldet8784 5 ปีที่แล้ว

      ጎምሃሎ እላላ yelekan bhiwet enkeleka moytka astewel ms propoganda weyane kem beray tikeyd aleka

  • @kokebereket3941
    @kokebereket3941 5 ปีที่แล้ว +4

    ከም በዓል መርሃዊ ወዲ ተሰነይ መርመርቲ
    መንእሰያት ዘጋፍዑ ዝነበሩ፡ ኣብ ኣንደር ተሰነይ ናይ ጉፉፋትን ስግረ ዶብን
    በባትር ሰብ ዘልመሰ ኣብ ቅድሚ ዓይንና፡
    ሕጂ ኣብ ስዊዘርላን ይቅመጥ ኣሎ ከም ዝበልካ እንተ ተቃልዕም ከኣ ናይ በሓቂ ጽቡቅ ሬሩ።

    • @jonitsegai2806
      @jonitsegai2806 4 ปีที่แล้ว

      Koke Bereket wedi arwit eyu zbahal

    • @jonitsegai2806
      @jonitsegai2806 4 ปีที่แล้ว

      Koke Bereket xbuq aleka

  • @dawitom99
    @dawitom99 5 ปีที่แล้ว +19

    Unfortunately I was one of the victims of "hgdf" and I was there in Kercheli "geben mermera" on cell #3 next to brave man Bitweded Abreha'( cell number 2) from Dec 15 of 2004 till mid of 2006. But with God's miracle I am where I am right now.
    Brother J you deliver most critical and precise information to our nation's and it is highly appreciated and as I was there I affirm that it's true what you said. There are countless of our people in Kercheli who are victims of "HGDF" and not only that other nations too. In cell number 1 the guy who hgdf...said attempted to kill Isayas back 96 (Sudanese) is one of the honest guy but hgdf used him to make drama and twist our people's attention.
    I could say more about Kercheli, sadly this is in the middle of Asmara and most people are un aware of the mini hell. There are many young and elders kept there for years with no investigation or case against them at all.... By the way Biteded isn't hero just when he was outside he is still hero there and I have heared him many times challenging the guards and saying what he said outside with great confidence and bravery! One day I hope.....

    • @tesfitkubrom8730
      @tesfitkubrom8730 5 ปีที่แล้ว +2

      dawitom99 I appreciate your beautiful message dear intelligent youth eritreawi hero likewise I thank you so much by name of baba biteweded king go ahead and do what you have to do dear buddy

    • @geneamha7584
      @geneamha7584 5 ปีที่แล้ว +1

      Glad to hear that You are free after all! I pray for People still there in hell.

    • @ruthghebru8842
      @ruthghebru8842 5 ปีที่แล้ว +1

      እንቛዕ እግዚኣብሄር ረድኣካ ሓወይ መዓረይ።

    • @shashukeleta5428
      @shashukeleta5428 5 ปีที่แล้ว +1

      Dawit you must be very lucky to be released from that hell.

    • @dawitom99
      @dawitom99 5 ปีที่แล้ว +1

      @@shashukeleta5428 I agree with you! Because it's very easy to get someone "in " than "out", because the amount of stuffs you know inside Kercheli is huge and the current dectotorial leadership doesnt want you to take that out. As a result they would rather keep you there for unlimited time, but as I said God's grace and mercy was beyond that toward me, and it's been my daily prayer for the rest of citizens those are there. Don't get me wrong, the trauma I had still exists and feels as if it happened yesterday!!

  • @Agabalongi
    @Agabalongi 5 ปีที่แล้ว +1

    This brother is the THRUTH

  • @robeljone1195
    @robeljone1195 5 ปีที่แล้ว +4

    ጆሲ ሃወይ ጂግና ወዲ ህዚቢ ኣጆካ ትራህ

  • @kubromteame6355
    @kubromteame6355 5 ปีที่แล้ว +2

    welcom ወዲ ህዝቢ ብትገብሮ ዘለኻ ኣዚና ኢና ነምስገን የቀንየልና።

  • @wediasmara6439
    @wediasmara6439 5 ปีที่แล้ว +3

    ምስ assena ርክብ ግበር ህዝባና ክሰምዖ

  • @mengisbeyene8581
    @mengisbeyene8581 5 ปีที่แล้ว +1

    Nesu u eta hake nice brother

  • @tesfabrhan6240
    @tesfabrhan6240 5 ปีที่แล้ว +4

    ይገርመካ ኢዩ ህዝባዊ ግንባር ባዕሎም ብዝሃንደሱዎ ግብረ ሽበራ ክንደይ ኑጹሃን ዜጋታትና ሂወቶም ኣጥፊኦም። ብሺም ግብረሽበራ ኻኣ ክንደይ ኑጹሃን ኣመንቲ አስልምና ሓቂቆም ኢዮም። ኤሴያስ ሲ መስጣ ህዝቢ ኤሬትራ ይርአኻ።

  • @kgg7935
    @kgg7935 5 ปีที่แล้ว +16

    ኩቡር ሐው ጆሲ ብተገብሮ ዘለካ ጻዕሪ ከየመስገንኩካ ከሐልፍ አይደልን .
    ኩቡር ሐው ጆሲ ናይ መቃብር ስዋአት ተኮንቢያ ወየነ አፍሪሰም ይብሉ እንዳ ይግደፍ ነዛ ሕቶ ክትርኤልና ብትሕትና ይሐትት ?

    • @محمدصلح-ت3ت
      @محمدصلح-ت3ت 5 ปีที่แล้ว

      ጹቡቅ ኣለኻ እዚኦም ኣይገድፉን እዩ

    • @techway9080
      @techway9080 5 ปีที่แล้ว

      An weni mesak alku

    • @letigebrekristos3282
      @letigebrekristos3282 5 ปีที่แล้ว

      ኣነ እውን ንህዝቢ ኣብ ውግእ ክድግፎም ዝገበርዎ ሒሶት እዩ ኢለ ይሓስብ
      ምኽንያቱስ ንምዉት ዝኹዕቱስ ኣይመስለንን። ዋላ እኳ ንህዝብና ቡዙሕ
      ዕኅውትን ዛሕዛሕን ኣስዒቦሙሉ እንተኾኑ።

  • @ኤረናጻዕዳዕባይገጠርቆሓይ
    @ኤረናጻዕዳዕባይገጠርቆሓይ 4 ปีที่แล้ว +1

    ጆስ ውሉድ ብምኻንካ ኣዝየ ኩርዓት ይስማዓን ንኩሎም መሳርሕትኻን የመስግነኩም

  • @fremenkemyemane1259
    @fremenkemyemane1259 5 ปีที่แล้ว +2

    Hero hero josi jigna

  • @onelovehumanityfirst4072
    @onelovehumanityfirst4072 5 ปีที่แล้ว +2

    hgdf leaders and their followers must be brought to international court be charge against crime against Eritrean people..

  • @tigrayadijeganu7208
    @tigrayadijeganu7208 5 ปีที่แล้ว +1

    nice josi