Filimon Bekele ft Lominat Hayelom - Selam Beluley (ሰላም በሉለይ) - Ethiopian Music 2019 | Official Video

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 732

  • @drarbrhane8318
    @drarbrhane8318 5 ปีที่แล้ว +184

    ፡ንፉዕ ድራፍይ በሓቂ ሰብ ክብሃል ወይ ሙዚቃዊ ዝበሃል እቲ ናይ ግዜ ኩነታት ኣንቢቡ ትርግታ ልቢ ህዝቢ ኣንቢቡ ዝዘይይም እዩ ሞ ኣምላክ ምሳኻ ይኹን እቶ ናይ ዓድና ደራፎ ከኣ ከምዚ ናታካ ንጽነቶም,ወኒኖም ክዝይሙ ናይ ልቦም ክደርፉ ይምነ

    • @YosiEri291
      @YosiEri291 4 ปีที่แล้ว +4

      Bhaki gawey we are one from 🇪🇷erey love to etyo🇪🇹❤🇪🇷

    • @lebenskerze7366
      @lebenskerze7366 4 ปีที่แล้ว +1

      ü

    • @dc8625
      @dc8625 ปีที่แล้ว

      @@YosiEri291 Tigray not Ethiopian
      We are Tigrinya

  • @ent6089
    @ent6089 5 ปีที่แล้ว +313

    ትግራዎት ኣሕዋትና ከምቲ ንስኹም ተኽብሩናን ትፈትዉናን
    ንሕና ውን ልዕሌኹም ከነኽብረኩምን ክንፈትወኩምን ኢና። ❤️❤️❤️

  • @titi-wi6fe
    @titi-wi6fe 5 ปีที่แล้ว +191

    ሰላም በሉሉለይ ሰላም በሉለይ
    እታ አነ ዘፍቅራ
    ቅጭን ጋል አስመራ
    አቺ ውዲ ፊሊየ አስሊ
    ትግራይ ትፈትዩ ደቂ ኤሪየ #Like ግጨውኒ

    • @filmonchakurr8632
      @filmonchakurr8632 5 ปีที่แล้ว +4

      ኮመንት ጌረ ኣግርጭው ኣቢለኪ ኣለኩ በሊ ሽኮሪና # ሓውኺ ወዲ Eri

    • @titi-wi6fe
      @titi-wi6fe 5 ปีที่แล้ว +1

      @@filmonchakurr8632 thank you filatey

    • @gergeyisak4598
      @gergeyisak4598 5 ปีที่แล้ว

      like anagiaki aleku

    • @titi-wi6fe
      @titi-wi6fe 5 ปีที่แล้ว

      @@gergeyisak4598 ካልአይቲ ድገመለይ እና ቅቅቅ

    • @binam5814
      @binam5814 5 ปีที่แล้ว

      Thanks

  • @asgedombeyene6176
    @asgedombeyene6176 4 ปีที่แล้ว +15

    ተጋሩ ኣሕዋትና ብሓቂ ንሕና እውን ፍቶትና ኣባኹም ኣዝዩ ብዙሕ እዩ ኣጆና ብሰንኪ ጨካን መራሒ ተፈላሊና ኣይንነብርን ኢና።ክወግሕ ቀሪቡ እዩ።

  • @ቅዱስሚካኤል-ቘ1ረ
    @ቅዱስሚካኤል-ቘ1ረ 5 ปีที่แล้ว +73

    ሰላም ናዓኺ ኢሬይ ሰላም ናዓኺ ትግራይ ኣየኹም ናይና❤❤❤😘😘😘👍✌😍😍✊

  • @tesfayhadish768
    @tesfayhadish768 5 ปีที่แล้ว +49

    ተጋሩ ኣህዋትና ከምቲ ንስኩም ትፈትውና አጽፍታት ንፈትወኩም ናይ ዘላለም ሰላም ይግበርልና

  • @seliewedikeshi5789
    @seliewedikeshi5789 5 ปีที่แล้ว +38

    ተጋሩ ኣሕዋትና ክብረት ይሃብኩም ኣጆኩም ሰላምና ቀሪባ ኢያ

  • @lovebyloveforever199
    @lovebyloveforever199 5 ปีที่แล้ว +15

    ዋውውው ደቂ ትግራይና ሽኮሪናታት ሃብታምማት ብኩሉ አምላክ ምስ ኩሉና ይኩን i miss ኤረይ ሓግረይ አስከ like ርግጽ ኣብሉ ደቂ ዛ ሓላል መሬት ✌️😍🇪🇷♥️🇪🇹♥️

  • @ታሪኽኣፍኣለዎ
    @ታሪኽኣፍኣለዎ 5 ปีที่แล้ว +60

    ፊላት ሽኮር ጽቡቅ ስራሕ
    ክነግረኩም እታ ኣነ ዘፍቅራ
    ምጭውቲ ጓል ኣስማራ
    ግርማዊት ጓል ሕሞራ
    ተፈታዊት ጓል መንደፈራ
    ኮምኡ ውን ተባሃጊት ጓል መቀለ ዝያዳ
    ብሓፈሻ ንኩለን ተጋሩ ትግርኛ
    ተደልየን ኣልባሶ ተደልየን ጋመ ዝቁነና
    ሓውኩም ካብ ሰሜን ትግራይ

    • @berhanlove4113
      @berhanlove4113 5 ปีที่แล้ว +2

      ኣሰይፊሊጡቁምድምቁሰላምበልለይነጋልኣስመራፊሊፍቅር

    • @hiooz5929
      @hiooz5929 5 ปีที่แล้ว +1

      🌷🌷🌷🌷🌷

    • @hiooz5929
      @hiooz5929 5 ปีที่แล้ว

      .

  • @ስላምበሉለይንዝያዳዓለም
    @ስላምበሉለይንዝያዳዓለም 5 ปีที่แล้ว +50

    ሰላም በሉለይ ታኣነ ዘፍቅራ ቅጭን ጋል ኣስመራ
    ኣቲ ሓፍተይ ናተይ ግበርለይ ፆሎት
    እዋይ ንፍቅሪ 'ዶ ኣለዎ ማጮሎት
    ፊሊ መቅሰን ፅቡቅ ስራሕ ♥

    • @dggfggghvg9886
      @dggfggghvg9886 5 ปีที่แล้ว +1

      ስላም በሉለይ ንዝያዳ ዓለም

  • @haftomabraha1356
    @haftomabraha1356 5 ปีที่แล้ว +164

    ጓል ትግራይ ትኩን ጓል ኤርትራ ሓደ እዩ እቲ ሰራሕ ጽቡቕ እዩ

  • @yohannesbrhane5230
    @yohannesbrhane5230 5 ปีที่แล้ว +36

    ሰላምኩም ይብዛሕ ተጋሩ የሕዋትና ።

  • @Nardi355
    @Nardi355 ปีที่แล้ว +5

    ሰላም በሉለይ ት ኣነ ዝፈትዎ
    ምጩው ወዲ ትግራይ🥰🇪🇷✊🏼💊🇪🇹

  • @gezaeglak
    @gezaeglak 5 ปีที่แล้ว +29

    እዚ ስልጡን ህዝቢ እንተዝሓብር ተኣምር ምሰርሐ እንታይ እሞ ብሰንኪ ፈተውቲ ነብሶም ወለቀሰባት ኣይኮነን።
    ፅቡቕ ስራሕ ፊልሞን ደስ ዝብል !!
    #Thank_you

  • @behanetesfom1828
    @behanetesfom1828 5 ปีที่แล้ว +47

    ናይ በሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ኣጆካ ኣይትሕመቁ ደቂ ትግራይ ኣሕዋተና ምሳኩም ኣለና

  • @ትግርኛናንቅድሚት
    @ትግርኛናንቅድሚት 5 ปีที่แล้ว +27

    አቤት ዘፈን የምር ነው ይመቻቹሁ የጅግኖች ዘር እኮ ናቹሁ😍😍😍😍👌

  • @ተመስገንኣምላክ-ሰ3ፀ
    @ተመስገንኣምላክ-ሰ3ፀ 5 ปีที่แล้ว +20

    ሰላምካ ይብዛ ዝሓወይ ሰላም በለለይ ካኣ ንደቂ ትግራይ ሽኮሪናታት

  • @mogosiniesta8509
    @mogosiniesta8509 5 ปีที่แล้ว +35

    ## ntgray and eritrea zfetu like agrchw peace forever.😍❤❤❤❤❤🤙🤙🤙🤙🤙🤙💋💋

  • @rakitube21
    @rakitube21 5 ปีที่แล้ว +16

    ዋውውውውውውውው ፊሊሞን መቅሰን ትግራዋይ ንፉዕ ድራፍይ በሓቂ ሰብ ክብሃል ወይ ሙዚቃዊ ዝበሃል እቲ ናይ ግዜ ኩነታት ኣንቢቡ ትርግታ ልቢ ህዝቢ ኣንቢቡ ዝዘይይም ከምዚ ዝበለ ጥዑም ደርፊ ንሰላምን ንሓድነትን ዝገልፅ ምድራፍካ ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ስነጥበኛታት ከምዚ ዓይነት ወሳኒ ሰላምን ሓድነት ዘስጥም ደርፍታት ክተበርከቱ ትፅቢት ይግበር ፊሊ ሰላምካ ይብዛሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንበረልና

  • @qdstiarsema6513
    @qdstiarsema6513 5 ปีที่แล้ว +15

    ክብረት ይሃብካ ፊሊ ሓወይ
    ጓል ትግራይ ምጭዉቲ ትብል ከኣ ባዕለይ ክሰርሕ'የ...ሰላምኩም ይብዛሕ ኣሕዋትና ህዝቢ ትግራይ

  • @ሜሪራያሜሪ
    @ሜሪራያሜሪ 5 ปีที่แล้ว +42

    ትግራዋይ ምዃን ዕድሎት ይኡ ደቂ ትግራይ ኩሕሎ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኹም

  • @ማዓዛኣዲኣፈታዊት
    @ማዓዛኣዲኣፈታዊት 5 ปีที่แล้ว +35

    እዛ ደርፊ ህግደፍ እንተሰሚዐምዋ ተቕማጥ ክሕዞም ክሓድር እዩ።ክክክክክክ
    ሰላም ዝደሊ ግን ሰላምን ፍቕርን ኣብ ዙሩያኹም ይዕሰል።
    #ፊሊየ መኽሰብ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ።
    ተጋሩ ፈቃራት።

    • @aderashtv928
      @aderashtv928 5 ปีที่แล้ว +3

      አዚ ደርፊ ውን መበቆሉ ናይ eritrea አዩ

    • @selotesfagabir8988
      @selotesfagabir8988 5 ปีที่แล้ว

      @@aderashtv928 hataf mebekolue Eritreawi zibahal seb zeyeles derfi terekiba

    • @aderashtv928
      @aderashtv928 5 ปีที่แล้ว +1

      @@selotesfagabir8988 kkkkk ቆማል እ ንትርፎ ቁማልን ቁንጭን ዳኣ ንተጋሩ እንታይ ኣለዎም!!!

    • @selotesfagabir8988
      @selotesfagabir8988 5 ปีที่แล้ว

      @@aderashtv928 kkkkk dahan hij beti ab adigratn mekellen zsherf zelo dollar nay eritrewyan gerina kentefom ena netom kumal betom kab America Canada Europa zmesue malet eu just edme nkubur president isayas afowerki kkkkk

    • @A.A-ec2gu
      @A.A-ec2gu 4 ปีที่แล้ว

      ማዓዛ ኣዲኣ ፈታዊት 🤣🤣🤣🤣

  • @yavannahom8400
    @yavannahom8400 5 ปีที่แล้ว +11

    ዋው ፊሊ ሐወይ ማራ ኬፍ አለዋ ደርፊ እያ ኩርዓት ዓጋመና ( ትግራይና) liek ሃቡለይ ን ፊሊ ዘድንቅ

  • @ተስፋኣሎኒራኢየይክበጽሖ
    @ተስፋኣሎኒራኢየይክበጽሖ 4 ปีที่แล้ว +7

    ንስካ ሽኮር ኢካ ደርፍካ ኩሉ ገለኣይነት ኢዩ ሰላም ምስ ኩላትና ይኩን ♥️♥️♥️♥️♥️❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @selamfkr5686
    @selamfkr5686 5 ปีที่แล้ว +18

    ዋዉዉዉዉ ፊልየ ኣድናቂትካ እየ
    ግን ኣነኻ ነይረ ቅጭን ጋል ትግራይ

  • @wedibaba143
    @wedibaba143 5 ปีที่แล้ว +9

    *ወርቂ ዝኮነ እታሓሳስባ ክምዚ እዩ ዘድልየና ዘሎ ብጻይ ቀጽሎ ኣይትጥፍኣና እቲ ናይ ፍቅሪ ፋጣሪ ኣብ ዙርያና ይኩን*

  • @samuelgebrehaweria8857
    @samuelgebrehaweria8857 5 ปีที่แล้ว +16

    Much love , much respect to Fili hawna!!!
    Peace, prosperity to Eritrea and Tigray!!!

  • @melesgebremedhin224
    @melesgebremedhin224 5 ปีที่แล้ว +8

    እንታይ ክወፆ ኣብዚ ኒሀ ሰላም ዘለዎ ደርፊ ፊልሞን ፈታዊኻ እየ በርትዕ

  • @thomassanckara3352
    @thomassanckara3352 4 ปีที่แล้ว +6

    ሰላም በሉለይ ጋል ትግራይ ወለላ
    Love you ተጋሩ የሕዋትና

  • @ዓባይትግራይ-ቈ3የ
    @ዓባይትግራይ-ቈ3የ 3 ปีที่แล้ว +16

    ንሕና ሰላም በሉለይ እናበልና ንሶም መፅዮም ወሪሮምና ህዝብና ኣፅኒቶምዎ😡😡😡😤😤🇪🇷😭😭😭😭😭😭😫😫😫😤😤😤😤

    • @sagohabs6546
      @sagohabs6546 3 ปีที่แล้ว

      ይገርም እዩ😭😭😭😭

    • @mariyammariyam7099
      @mariyammariyam7099 2 ปีที่แล้ว

      😭😭😭😭😭😭🇪🇷🍽🐒

    • @razinahkhayshy9871
      @razinahkhayshy9871 2 ปีที่แล้ว

      😭💔

    • @habenamanuel1015
      @habenamanuel1015 2 ปีที่แล้ว +2

      Sis komeu aytbeli bejaki bsenki eti sirAt ab adna zelo eyu ezi kulu koynu zelo😭😭 wela ko ab social meda wexina tigray ts'err tezeybelna kem zom ab Tiktok.... zelwu kndey menesey Eri🇪🇷 abzi Europe zelena bwshtna xolot n medhaniealem ne'erg Ao amlak mhret awrdelna Selam gberelna enda belna buzuhat eina bejakumb maryam ezi fuletluna ❤👆🙏 kndey Eritreawi eyu zelo bwshtu buzuh zdngx selam zmne💔😭❤, ane hanti kab Aom msihet kdqs enda bekeku xolot ygber, abzi social media adetat tigray knebA yriaen sle zeleku btami hmaq ysmAni ,hji wn kulu neger abzi haxere gzye tewedieu selam kkewn n medhaniealem nlmno 👆👆🙏❤❤🥰
      Haftkum Eritreawit gaul mendefera
      Teqematit Europe, Germany 🇩🇪::

    • @samirawittesifay4003
      @samirawittesifay4003 2 ปีที่แล้ว +1

      😡😡ቅድም ኩናት ዝተደርፈ ዩ

  • @rakitube21
    @rakitube21 5 ปีที่แล้ว +11

    ሰላም ቦሉለይ እታ ኣነ ዘፍቅሮ ዘይምኖ ቅጭን ወዲ ኣስመራ
    ሰላም በሉለይ እቲ ኣነ ዘፍቅሮ ቅጭን ወዲ ኣስመራ
    ሰላምታይ ኣብፅሑለይ ንወዲ ኣስመሪኖ

    • @johnwediansebatigrnya7999
      @johnwediansebatigrnya7999 5 ปีที่แล้ว +1

      ራሂ ጓል ወልቃይት ትግራይ gual walkeyt shkor nhna wn selamtaki tekebilna selam elnaki ena gual bhierna shkor ftwtw ena neblekum yehwatna wegenatna

    • @rakitube21
      @rakitube21 5 ปีที่แล้ว +2

      @@johnwediansebatigrnya7999 የቅኔልና ሓወይ ፍትውትው ሰላምና ይብዛሕ

  • @shawetgabragzabher8921
    @shawetgabragzabher8921 5 ปีที่แล้ว +5

    ኣንበሳ ተክለ እኮ ኣይሞተን ተኪእካ እዩ ፊሊሞን ፅቡቅ ስራሕ መዓረይ፡፡
    ሰላም በሉለይ ግበርለይ ፀሎት
    ንፍቅሪ ዶ ኣለዋ ማንጨሎት፡

    • @MimiMimi-eb4lv
      @MimiMimi-eb4lv 5 ปีที่แล้ว

      wow beautiful Ethiopia tigran song fily always about love sing

  • @abielefrem4442
    @abielefrem4442 5 ปีที่แล้ว +17

    ጋል ትግራወይቲ ኮይና ኣስመረይቲ ሓደዩ ጽቡክ ስራሕ ሓወይ

  • @Tv-gr6rg
    @Tv-gr6rg 5 ปีที่แล้ว +67

    ሰላምኩም ይብዛሕ የሕዋትና ትግራዎት ።ንህዝቢ ኤርትራ በጀካ ህዝቢ ትግራይ ካልእ ሓው ይኩን መዋስብቲ የብሉን ብፍላይ ትግርኛ ዝዛዛረብ ። ኣምሓራይ መዋስብትና ሓውና ኮይኑ ኣይፈልጥን ኣምሓራይ ቀታሊና ኢዩ።ህግደፍ ገበናቶም ክሓብኡ ምስ ኣምሓሩ ተተጋነብሑ እቲ ሓቂ ንሱ ኣይኮነን።
    ስለዚ ሰላም ብህግደፍን ኣምሓሩን ክመጽእ ኣይክእልን ኢዩ።
    ኣነ ኣብ ቅርኒ ኣፍሪቃ ስለም ክመጽእ ክሰፍን እንተ ኮይኑ ንኢትዮ ትግራዋይ ክመርሓ ኣለዎ።

    • @מורדכימורדכי-ו9מ
      @מורדכימורדכי-ו9מ 5 ปีที่แล้ว +5

      ስቅ በል ለክባጥ ሓሳዊ እቲ 27 ዓመት ኣይ ሰላም ኣይ ኲናት። ኣበይ ኣሎ ዋርሳይ ብሰንኪ መን ተሰዊኡ ኣብ 3 ወራራት

    • @user-fu9sq9ps2u
      @user-fu9sq9ps2u 5 ปีที่แล้ว +4

      hakika ika wedi Eri nana ziwasebuna enko tegaru ahwatna iyom selam kuburat ahwat ajokum misakum alena deki tigray

    • @loveyajolove6472
      @loveyajolove6472 5 ปีที่แล้ว

      @@user-fu9sq9ps2u የቅንየልና መዓረይ

    • @jemilakiros5274
      @jemilakiros5274 5 ปีที่แล้ว

      @@מורדכימורדכי-ו9מ 🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👣👣👣👣👣👣👣👣👣👣👣🖤🖤🖤

    • @genetteklemengesha9164
      @genetteklemengesha9164 4 ปีที่แล้ว

      Anta hawey embear tegarusi yehwatna eilkayom menqortnaba. Wala isayas qunat tedeleye hwnet ena elkum ktzarebu tkelu narkum gn iaygeberkumon. Hignke iabzneberka nerka yehwat wala jinefrit . Kemeu zbhal yelen gorebabti eina ethiopiawyan ekum nskum nhna keia Eritreawyan tefetseme.💪🇪🇷

  • @ሄሩጓልትግራይሓላል
    @ሄሩጓልትግራይሓላል 5 ปีที่แล้ว +5

    እስይይይይ ፊሊየይይይ ክቡር ስብ ኩሉ ነገርካ 1ኛ ወድ ትግራይ ፍቅር ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ

  • @amerahagos3513
    @amerahagos3513 5 ปีที่แล้ว +52

    ተጋሩ ቡሩካት 😍😍😍😍😍😍😍

    • @MimiMimi-eb4lv
      @MimiMimi-eb4lv 5 ปีที่แล้ว

      very nice song bro

    • @tekleweini8086
      @tekleweini8086 5 ปีที่แล้ว

      Like aytewhdu nfetwa naykedem derfi eya

  • @rgbergbe551
    @rgbergbe551 5 ปีที่แล้ว +16

    Er +tgray =one love every time 😘😘😘😘😘😘

  • @ትጂኢትዮጲያዊት
    @ትጂኢትዮጲያዊት 5 ปีที่แล้ว +4

    ፊሊ ፅቡቅ ደርፊ ግን ባሕርና ደልዮም ከይተብለና በጃካ ንሕና ፍቅሪ ህዝቢ እምበር ፍቅሪ ባሕሮም የብልናን

    • @user-fu9sq9ps2u
      @user-fu9sq9ps2u 5 ปีที่แล้ว

      Tigist Misgina ajoka nihna win fikri tigray imber bahrina kemzeytdeliyu si nifelit ina bahrna zidelis kinyokum sefiru alo. Eritrawi hawu zifelit iyu ajoka

    • @ትጂኢትዮጲያዊት
      @ትጂኢትዮጲያዊት 5 ปีที่แล้ว

      @@user-fu9sq9ps2u OK. Kemau intekoyinus bela zihawey hadihade zibilu ayiseanun ele iye bizikone kemaka lebam yebizihayom

  • @yesemaetulij9916
    @yesemaetulij9916 5 ปีที่แล้ว +4

    ኣቱም ሰብ ሓደ ሓደ ሰባትሲ ሕንግርጢጥ ኢኩም ዋእ አብ ትግራይ ዘላ ድኣ ከይዱ ሰላም ዘይብላ እንታይ አምፅኦ ደብዳበ ተድልዩለ ስልኪ ይድውል ኣፈላላይ ምፍጣር ንፀላኢ ምዕዳም እዩ፨

  • @destagmedhn2803
    @destagmedhn2803 4 ปีที่แล้ว +2

    ጎበዝ ልኾነ ደራፊ ትግራዎት ደቂ ዓደይ ኣቱም ደቂ ዓበይቲ ኣብ ለለኽምዎ ሰላም ኹኑለይ

  • @ግዜእታይግዱ
    @ግዜእታይግዱ 5 ปีที่แล้ว +4

    ፅቡቅ እዩ ግን ትግራወት መን ወደኣን ኣነካ ነይረካ እየ ሐወይ ናተይ ቆንጆ ጓል ዓጋመ ጓል ትግራይ ክክክክ

  • @ሜሪጋልሃገረትግራይ
    @ሜሪጋልሃገረትግራይ 5 ปีที่แล้ว +10

    ሰላም በልለይ ዝኣነ ዘፍቅሮ ወዲ ኤሬ ሽኮርናታት

  • @chirubeleyob5377
    @chirubeleyob5377 5 ปีที่แล้ว +2

    Gal Asmera gal mekel kulen hade tiray hizbina kab amharu kemey geyru yidihn tigrigna bkemey yeabi eyu zegedsena love from senafe fili asli

  • @ፀሃይጓልራያ-ደ8ፈ
    @ፀሃይጓልራያ-ደ8ፈ 5 ปีที่แล้ว +9

    ሰላም ሳላም ንሙልእ ህዝቢ እትዮጵያ ሰላም ሰላም ያሕዋት ህዝቢ ኤርትራ ብፍቅር ትፀሞዱሉና ሰላም ናዓኻትኩም

  • @dilyetshiro9163
    @dilyetshiro9163 5 ปีที่แล้ว +34

    ኣቱም ሳባት ትግራይ ኤርትራ ቃንቃና ባህል ሓደ ጹብ ኣሎ ኣብ ኤርትራ ። ❤❤❤❤❤❤

    • @Man.Utd20
      @Man.Utd20 4 ปีที่แล้ว +1

      Dilyet shiro hasawi kemey elu hade zkewen men u ke Eritrea Tigrinya tray u kankana zbeleka

  • @tl2254
    @tl2254 5 ปีที่แล้ว +3

    Mengsti u segem enber
    Hzbi msakum u tegaru yehwatnaa ❤️🙏🏻

    • @A.A-ec2gu
      @A.A-ec2gu 4 ปีที่แล้ว

      Tl Asme 👏👏👏 very smart thank you

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ
    @ሂወትደስታጓልትግራይ 4 ปีที่แล้ว +1

    ዕድመን ጢዒናን ይሃብኩም ኣቱም ተዋሳእቲ ትግራይለ

  • @tesfaletesfamichael8472
    @tesfaletesfamichael8472 5 ปีที่แล้ว +4

    ናይ ብሓቂ ዝናድ ስራሕ ምስ ትግረዎት የሕዋትና ንህግደፍ ጊሕፍና ንዘላኣለም ተካባቢርና ክነብር ኢና።

  • @wedigash6974
    @wedigash6974 5 ปีที่แล้ว +7

    Gele aynet derfe eya deke Erey 🇪🇷 like habuley bitte

  • @user-fu9sq9ps2u
    @user-fu9sq9ps2u 5 ปีที่แล้ว +7

    selam selam all the way from Eri tegaru shikorinatat alona misakum kuburat ahwat ajokum ajokum selam tigray

  • @samrawityegetrlij8411
    @samrawityegetrlij8411 5 ปีที่แล้ว +1

    ደስ ዝብል እዩ ፊሊሞን ሓውና😂😂 ኣራንሺ ዝመስሉ ቅርፅታት ኣጥዋታ እትብል ግጥሚ ግን ጎቦዝ ኢካ ኣይትርስዓን ኩሉ እጥቀመሎም ግጥምታትካ ንእሽተይ🙊ኣሰሐቅትን እዮም ሰብ ኮሜንት ክዓ ህድእ በሉ ባዓልቲ ቤተ ገለ ኣስመራ ክተኮን ትክእል አያ እና ሰላም በልሉለይ እንተበለ ሽግር የብሉን ባሃሎ😏 ኢና

  • @habenamanuel1015
    @habenamanuel1015 2 ปีที่แล้ว +1

    I feel bad in this time😭💔👆 beqa kem gele uf medhaniealem Aboy selammmmm gberelna bejaka
    Nsenki ezom rugumat merhti eba hawi atina achh tegaru yehwatna please bsenki eti rugum srat ab adna🇪🇷 zelo nkulu Eritreawi aytxlawo,
    Bwshtna bxolot ykun b'kale buzuh eina nmne selam kkewn
    I love deqi tigirina
    From Eritrea
    Live in Germany 🇩🇪
    One love❤👆🥺❤🙏🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝

  • @ኣዙጋልትግራይ7
    @ኣዙጋልትግራይ7 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ምቁራተይተቂ ትግራይ ሰላም ንዓኩም ደቂ ኤረይ ሰላም ንዓኩም ፍቅርኩም የብዛሓዮ

  • @maharihaile7229
    @maharihaile7229 5 ปีที่แล้ว +7

    Wow welcome to come back your channel so I am from Eritrea but I like very much tgray music Good job bro 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹

  • @ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ
    @ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ 5 ปีที่แล้ว +2

    ልቐፃሊ ስደተኛ አቲ ሸገር ባሕሪ ጋልያይ ሰለ ትልበይ ናባኺ በለ ኢልካ ድረፈለይ ፊሊየ ክክክክክክክክክክ ብዝኾ ፅብቕ

  • @peaceisgood9639
    @peaceisgood9639 5 ปีที่แล้ว +5

    ኣጆና ተጋሩ ትግራይ:: ማዕከል ሓማሴን ካብ ዓዲ ተኽላይ ነቒሉ ኣስመራ ራእሲ ኣሉላ መስሪቱዋ:: ኣባ ሻውል ሳጓ ደጊያት እንግዳ ካብ መረብ ስግር ትግራይ ነይሩ:: ከባቢ እንዳማርያም : ኣርባዕተ ኣስመራ : ኣባ ሻውል : ገዛ ብርሃኑ : ሹቕ : ዕዳጋ ዓርቢ : ዕዳጋ ሓሙስ : እንዳ ገርግሽ : ወዘተ ኮታ ቀዳመይቲ ኣስመራ ብቀንዱ ብተጋሩ ተመስሪተን;; ካርንሽምን ድምብዛንን ሓዊስካ ብዙሕ ዓድታት ሓማሴን መበቆልን ወለዶን መውስቦን ትግራይ ኣለዎ:: ኣብ ዶባት ትግራይ ዘሎ ሰራየን ኣኮለጉዛይን ምስ ትግራይ ዝተጠናነገ እዩ:: ኣብ ክልቲኡ ወገን መረብ ዘሎ ሳሆ ኩናማ ዓፋር ቢለንውን ከምኡ:: ንህዝቢ ኤሪትራን ትግራይን ንምፍልልያ ዝተገብረ ሽርሒ መሊኡ ክብርዕን ቁሩብ ተሪፉዎ:: ምስ ልዑላውነቱ ንህዝቢ ኤሪትራን ትግራይን ዝፈልዮ የሎን::

  • @ኩብኩብታሳሕል-ነ2ኈ
    @ኩብኩብታሳሕል-ነ2ኈ 5 ปีที่แล้ว +4

    ሰላምታካ በጽሑና ኩቡር ሓዉና ፍሊ ንኩሉ ህዝቢ ትግራይ ብሓፈሻ ሰላምምም ካብ ሰገነይቲ ኤርትራ

  • @johnberihu3833
    @johnberihu3833 4 ปีที่แล้ว +1

    Tegaru Nsukum Ahwatna Nsukum xewertna ember abkalies kbri siena ina thanks a lot hawukum from sanafe

  • @biniamkidane7687
    @biniamkidane7687 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም በሉለይ ሰላም በሉለይ ነታ ጋል መቀለ ሽኮር ሰላም ንዓኺ ኤረይ ሰላም ንዓኺ ትግራይ ሰላምና ይምለሰልና ፈጣሪ

  • @brexman2384
    @brexman2384 5 ปีที่แล้ว +10

    ሰላም በሉለይ ታኣነ ዘፍቅራ ምጭውቲ ጋል ኣስመራ

  • @dians1273
    @dians1273 ปีที่แล้ว +5

    Here we go we should be Eritrean & Tigray together we speak tigrana I am Eritrean but 💝🙏 Tigray ♥️👌🌎

    • @bradshawm5713
      @bradshawm5713 ปีที่แล้ว

      😂😂😂 you can move take your bags 💼 and move to Tigray none Tigrinya speakers 😅

    • @rflruth9854
      @rflruth9854 8 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤we love you too 💗💗💗

    • @Lulasen927
      @Lulasen927 8 หลายเดือนก่อน

      Well said…
      We are ONE people under God.
      Love is powerful ❤

  • @grmawit1902
    @grmawit1902 5 ปีที่แล้ว +59

    አታሓወይ ናተይ ግበረለይ ፀሎት እዋይ ንፀጉራዶ አለዎ መንጨሎት ቢለ ደራፈልካ አለኩ።
    ሽኮራናታት ብጣዕሚ ፅቡቕ ስራሕ 😍😍😍😍

    • @medihayleslasie3136
      @medihayleslasie3136 5 ปีที่แล้ว

      Kkkkkkkk

    • @grmawit1902
      @grmawit1902 5 ปีที่แล้ว +1

      @@medihayleslasie3136 መዲየ ይገርመኪ ናተይ ላሓደረ እናተቖረፀ አብይኒ ፀጉረይ ናቱ ድማ ረእዮ መንጨሎቱ ተነገረኒ ኢለ እየ እኮ!!!

    • @medihayleslasie3136
      @medihayleslasie3136 5 ปีที่แล้ว

      @@grmawit1902 ane aftki do knegreki nay tsguri manchelot

    • @grmawit1902
      @grmawit1902 5 ปีที่แล้ว

      @@medihayleslasie3136eshi marey des ybleni

    • @medihayleslasie3136
      @medihayleslasie3136 5 ปีที่แล้ว

      @@grmawit1902 artefshal (artiye) dkdk abllu

  • @ትግራይዝዓደይዓዲማዓርፀባ
    @ትግራይዝዓደይዓዲማዓርፀባ 5 ปีที่แล้ว

    ዋይ ኣታ መሕፈርየይ ታሓባእ በይዛኻ ዞም ዓዶም ዝፈትዉ ነኒ ባዓል ታኣምራት ኣማረ ከይሰምዑኻ ሕራይ ደሪፈ ኢልካ ድዩ

  • @tdf9673
    @tdf9673 3 ปีที่แล้ว +4

    ሰላም ነቲ ወፁዕ ህዝበይ😥❤

  • @yonietifekaradam5864
    @yonietifekaradam5864 5 ปีที่แล้ว +8

    *ሰላምካ ይብዛሕ ፊሊ ነብሲ ይቀንየልና*

  • @haileasha4582
    @haileasha4582 5 ปีที่แล้ว

    ፊሊ ሓዉና ንፍዕ እካ ቀጽሎ ፡በሓቂ ልበይ ተንኪፋትኒ ፡ኣቱም ስነጥበባውያን በሓቂ ነገራት ክተማእዝኑ ትክሉ እኩም ፡ስለዚ ኣይትሕመቁ ፡

  • @Adonay_Dvora143
    @Adonay_Dvora143 5 ปีที่แล้ว +1

    ዋዕ ዋዕ ኣይትበሉ ደቂ ጫሕጋሪት ኣፍቂዱ እዩ ደሪፉዎ ዘሎ ❤❤❤❤

  • @galtigray4809
    @galtigray4809 5 ปีที่แล้ว +7

    አቤት ድምፅ ♥♥♥♥♥♥

  • @ሕሉፍወዲዓጋመ
    @ሕሉፍወዲዓጋመ 2 ปีที่แล้ว +1

    ወድ ዓጋመ ዓደይ!💛❤

  • @mass_oak
    @mass_oak 4 ปีที่แล้ว +5

    My favorite singer 🇪🇷🇪🇷 his voice is gold

  • @GalAle-kv3kx
    @GalAle-kv3kx 11 หลายเดือนก่อน

    ፊልየ ጥዑም ድምፁ❤❤❤❤

  • @njcbar
    @njcbar 5 ปีที่แล้ว +6

    your the best my daughter loves you I'm Mexican and my wife is Eritrean and Ethiopian. We listen and dance to your music everyday. Come to America Filmon

    • @njcbar
      @njcbar 5 ปีที่แล้ว +1

      No seriously come to America my daughter is 2 years old and she just loves dancing to your music my wife and I we dance everyday to your music before I go to work it's a tradition in my house every day

  • @merhawitesfagergsh5871
    @merhawitesfagergsh5871 5 ปีที่แล้ว +4

    Wellcome shikorinatat fetrat kemzi kenbel kolenas ken shikor from eritrean

  • @freyhayleab3281
    @freyhayleab3281 11 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይይ ደስ ዝብል ደርፊ ልቢ ዝትንክፍ ደርፊ ጽቡቕ ስራሕ ❤❤❤❤❤❤ ፊሊ ሓወይ ❤❤❤❤ ሰላም ንዓኺ ኤረይ ሰላም ንዓኺ ትግራይ ❤❤❤❤

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ
    @ሂወትደስታጓልትግራይ 4 ปีที่แล้ว +5

    ብሓቂ ደስ ዝብል ስራሕ

  • @drwizy8779
    @drwizy8779 5 ปีที่แล้ว +7

    yeqenyelna tegaru mekberti sebom filimon kea nay bhaki xbkti derfi hawkum kab eretra

  • @blessingofthelord7713
    @blessingofthelord7713 4 ปีที่แล้ว +2

    Asey ab 2020 zisema zelo nezi meqsen♥️from 🇪🇷♥️

  • @merhawitwukro3403
    @merhawitwukro3403 5 ปีที่แล้ว +2

    ፊልሞነይ ድምፂካ እኮ 100%
    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ♥♥♥♥

  • @WeyniMurad
    @WeyniMurad ปีที่แล้ว +1

    Nice song we love eiretran and tigray people filye brazhr god jop🙏💖😘😘😘🥰🥰🥰💐💐💐💐🌹🌹🌹😍😍😍

  • @danaittewelde3273
    @danaittewelde3273 5 ปีที่แล้ว +6

    Aseyyyy dea Selam neakum deki Eri-Ethio love it abey gororo ❤👑

  • @Adalalpha
    @Adalalpha 2 ปีที่แล้ว +1

    Your voice amazing
    ሰላም ንዓኺ ❣️💙

  • @adde1852
    @adde1852 2 ปีที่แล้ว

    Kef zelewo Derafi btaemi semieka zey mno muzic U zeleka 🍇💐🍇💐🍇💐🍇😍

  • @goman9425
    @goman9425 5 ปีที่แล้ว +11

    Nice music ፊሊ ማለት ኣብ ቀፃሊ ኽዓ ንጓል ካርቱም ደረፈላ ኢኻ 😜

  • @ሳምሪጋልቶምጀጋኑ
    @ሳምሪጋልቶምጀጋኑ 5 ปีที่แล้ว +2

    ፊሊየ ፁቡቅ ስራሕ ኢዩ ኩሉ ግዜ መክበሪ ባህሉን ዓዱን ኢካ ዝያዳይ እና ተጋሩ ኣሕዋተይ ኣይንጋገ ፍቅርና ኢዩ ዝገልፀሎም ዘሎ እንበር ጋል ኣስመራ ኢየ ዝሙርዐ ኣይበለኩምን ኣርቲስት ብዝክእሎ ስነጥበብ ኢዩ ስምዒት ህዝቢ ዝገልፅ እና ኣሕዋት ሙካን ንምግላፅ ኢዩ ብፅቡቅ ንረድኦ ግግም ኣይንበል ኤርትራዉያን ቡፁቡቅ ኣይምልስዎን ክትብሉ ክትክእሉ ኢኩም ግን ምስ ዝሓመመ ኣይሕመምን

    • @pushpasadakanthi478
      @pushpasadakanthi478 5 ปีที่แล้ว

      😍😍😍😍😍😍😍😍😘😍😍😍

    • @binam5814
      @binam5814 5 ปีที่แล้ว +1

      እዝግሆር ኣዛረበኪ ።ክብርቲ ሓፍተይ ክብረት ይሃበለይ

    • @mariyammariyam7099
      @mariyammariyam7099 2 ปีที่แล้ว

      💊🏖💊❤❤❤

  • @اببتناللما
    @اببتناللما 5 ปีที่แล้ว +1

    እዋይ ሰጋ ማማዋይ ማራ እየ ዝፍትውካ ነይር ኣገመናከ ዘይትብል

  • @mulutigray
    @mulutigray 5 ปีที่แล้ว

    ካብ ስላም ንላዕለይ ታይ አሎ ስላም ጥዑም filiye ማዓርይ

  • @mairyleb9245
    @mairyleb9245 ปีที่แล้ว +1

    ጎብዝ ደራፍ ኢካ ብጣዕሚ ብኡ ቀፅለሉ ኢካ ጅግና ወዲ ትግራይ ❤️❤️

  • @tesfayhadish768
    @tesfayhadish768 5 ปีที่แล้ว +3

    ሰላም ሰላም ስላም የብዝሃዮ ተጋሩ ኣህዋትና

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ
    @ሂወትደስታጓልትግራይ 4 ปีที่แล้ว +3

    ፊልመን ሽኮር ከመይ ድካ ወዲ ትግራይ ኣስሊ

  • @brialemberih5895
    @brialemberih5895 5 ปีที่แล้ว +12

    Thank you from Eritrea gual Asmera

  • @dianatesfai9296
    @dianatesfai9296 2 ปีที่แล้ว +2

    Lovely people. As eritrean i love u guys. Respectfull people.

  • @ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ
    @ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ 5 ปีที่แล้ว +4

    ፊሊ ስሑል ጎረሮ እንኳዕ ድሓን መፃካ

  • @filiweld8720
    @filiweld8720 5 ปีที่แล้ว +13

    Love u tegaru

  • @kabitalkabitalkabital2024
    @kabitalkabitalkabital2024 4 ปีที่แล้ว

    ፊሊዋኒ ሽኮሪና ሰላምካ ይብዛሕ ብጣዕሚ ደስ በሃሊት ኣብ እዋና ደሪፍካያ ቀፅለሉ

  • @michaelmahari4690
    @michaelmahari4690 5 ปีที่แล้ว +2

    Selam naki #tigray# s
    Selam natki tigrayyyyyyyy selam #tigray

  • @SaraSara-vx7nk
    @SaraSara-vx7nk 2 ปีที่แล้ว

    Abet dmtsi1💯 ajekum tegaru yehwateyyy selamkum ybzahh nhna ab 2 hager nnebr bdem yehwattt ena selamkum ymleseley haftkum kab Akele I love you 🥰🥰🥰🥰😘😘😘❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇨🇳

  • @endahafene3354
    @endahafene3354 2 ปีที่แล้ว

    Fili hawey good job
    Nay bhaki nfue selam yewrdelna 🙏🙏

  • @አድሥአለምወርቁ
    @አድሥአለምወርቁ 5 ปีที่แล้ว +3

    ተጋሩ ቡርካት😘😘😘😘😘😘

  • @genigaltegiray4668
    @genigaltegiray4668 5 ปีที่แล้ว +1

    Wawww filiye marrr adenakitka eye selamkum yebzah❤❤❤🇻🇳🇻🇳💋💋💋

  • @neganaga538
    @neganaga538 5 ปีที่แล้ว +6

    Selam nkum wen tigru yehwtna mewasbtuna we love shikorintat mekbrti bahlom

    • @MimiMimi-eb4lv
      @MimiMimi-eb4lv 5 ปีที่แล้ว +1

      ewo deki asmria they lovely ppl they love everyone