Filimon Bekele - Mase Awlo (Official Video) Ethiopian Tigrigna Music 2019
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 10 ก.พ. 2025
- Filimon Bekele - Mase Awlo | ማሰ ኣውሎ / Tigrigna Music 2019
subscribe ► goo.gl/e32poa
like us on Facebook ► goo.gl/MnD2OQ
follow us ► goo.gl/KMEvdo
► / lihammelody
unauthorized use, distribution and re upload of this content is strictly prohibited
Copyright ©2019 Liham Melody
#tigrignamusic #africanmusic #LihamTigrignaMusic #tigray #ethiopianmusic
ብትግራውነቱ ዝኾርዕ እታ ንፈልጣ ፀፊዑኒ ይሕለፍ ! !♥♥
ፅፍዕ🤛🖐😁😁
ኣሰይይይ ፊሊየ ጡዑም ድምፂ
ከለ እቱብህልና ክትዕም ክምቅር
ተጋሩዋይ ፀላኢኹም
ዓይኑ ይደፈን ዓይኑ ይፍሰስስ
እሰይ ተጋሩዋኒ ዓይኒ ፀላኢኹም ይደፈን ፊሊዬ ወናኒ ጥዑም ድምጺ ድሕሪ ሰላም ኣብ መርዓይለ ሲስ ክተብለና ኢኻ😍😍😍😍
አስይይ ምቁራት ፍጥረት ስላምኩም ይብዛሕ ደቂ ትግራይ ወርቂ ❤💛
🙏❤
እዋይ,,,!! ጥሜት ሞይተ,,,, ጸሚኤ ,,,,
ፊሊሞን አቤት ድምጺ,,,,!!!! ይበል,,,!!!
እሰይይይ ፊለይ የኔ ጅብዕ 🙇😘
ማሰ ዶ ክብል ማሰ ደቂ ትግራይ ፁርያት ከም ሜስየ ፍትዉትዉ በቃ ሙቁራተይ😚
ሓፍትኩም ካብ አካለ ጉዛይ እየ ደቂ ትግራይዋኒኒ ጥዑማት ለዛ😙
ሞይተኮ ጋል ዓጋማጉዛይ 😋😂😂
I’m from Eritrean and love ተጋሩ የህዋትና.
Dang bro u ok-
We luv U too goney :)💜❤️
@@nebyatey920ط.
ይበል ወዲ ትግራይ መዓረይ ይድመቅ ከምዚ ኢሉ ዚ ወርቂ ባህልና ኣሰይይይይ ከምቆፅላ ደስ
we tigrians did not care & not giving attension for traditional songs but these traditional musics describes our everything at all so we should have give credits for traditional songers and lets encourage them
😅😅😮😅
@@bisrathailu6828 😅😮😅😮😅😮😮😮😮😅😮😮😮😮
😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😢😮😮😮😮😮😮😮😮😮😅😮😮😮😮😮😮😮😮😅😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮
😮😮😅😮😮😮😮😢😮😢😮😢😮😮😮😮😅😮😢😢😢😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😢😮j😮😮😮😮😮😮😢😢😮😮😮😮😮u87yjjj😮😮😮7u8u86yuj😮😮😮😅
ፊሊ ጥዑም ድምፁ ይበል ወዲ ዑጡቅ ሰንበት ትግራዋይነት ክቡር መንነት ሰላምን ፍቅርን ዝዓስሎ ዓዲ
ኣሰይይይይይይይ ባህልና ኩርዓትና ፊሊ ሓወይ ኩሉ ግዜ ፁፉፉ እዩ ስራሕካ ቀፅሎ bro ❤❤❤
👌.WwWwW 👌 👌.WwWwW
ፊሊ ናይና ከመይ ዲካ መሐጎሰይ ጅግና ወዲ ዓባይ ትግራይ ብሩክ ቀዳመ ሰንበት ሽኮራት 🙏💗
ተመስገን ትግራይ ዓደይ ካብኪ ንምፍጣረይ ዕድልቲ እያ ኣነ😍😍😍💘💘💘❤❤❤❤❤❤
ኣሰይ ደቂ ዛሓላል መሬት ባህልና ምዕሩግ ፅቡቅ ስራሕ ፊሊ መቅሰን
Wowww fili shikor xbuk srah eski nfili zfetu like habuni deki tigray shkorinatatt lomanti megemerya eye
ኣብ ዘሃለና ሃሊና ድንግል ማርያም ትሓልወና ኣሕዋተይ
እሰይይይ ደቂ ወርቃዊት ትግራይ ዓደይ ተፈተውቲ ፍጥረት ታ ክወፆ ቀፅልሉ።❤❤❤❤❤❤❤
*Welcome filimoney እንካዕ ዳሓን መፃካ ፅብቅ ስራሕ ብሩክ ቀዳምን ሰንበትን ይግበረልና አሜን 🙏 አብ ስደት ዘለና ስደትና የሕፅረልና 🙏*
አሜን አሜን አሜን
እሰይ ፅሩያት ፍጥረት ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ይብል👌👌👌
አታ አንሕናከ ማዓዝ እና ዝፈጥረልና ሰለልል ርሑስ ጋማ እንባሀሎ🤔🤔🤔
Hade mealti msay
ኣሰይ ጥዑማት ጨና ደቂ ዓደይ ደስ ክትብሉ ሽኮሪናታት
ውውውው እቲ ዝፈትዎ ድምጻዊ ድምጽካ ማራ ዩ ስስሕበኒ ፊላ ሓወይ ኣጆካ ቀጽሎ ክንድቲ ዘሐብዮ እካ ኣይከዉንን ዩ ልይክ ረጊጽኩም ተሰለፉ
ኣሰይይይ ኣታ እዙ ባህልና ደስ ክብል ክፉእ ኣይልካእኩም ደቂ ሓላል ትግራይ ኣታ ስደት ክፉእ መኣስ እዩ ከምዙይ ምስ ቤተ ሰበይ ዝጫወቶ እፍፍፍ
ተጋሩ ጸሓይ ገጾም እሰይይይይ 😍😍😍😍
ፊላተይ መረዋሕ ድምፁ እንካዕ ብድሓን መፃካልና 😍 #ኣበይ ኣለኩም ኣቱም ዓጋመ ናበልኩም ትፃረፉና ?
#ዓጋመ ማለት እዚ እዩ ዓዲ ጥሕሎ ሜስ ስዋ ግዕዝም ማሰ እውሎ ............
Yes marry
Kamekaneki hubi
@@lloveyoutigray4348 ስገንኡ ለሚዋ 😎💝
Kamey dena nehna
በጃኩም ብዓጋመ ኣይትምፅኒ ❤❤❤❤❤❤I am ዓጋመ evrey day i miss you agemen peoples
ዋውውው ፍሊየ ወናኒ ከናሪ ድምፂ ክንደይ ደስስስስ ይብል እዚ ጥዑም ባህልና
ፍልየይ ደስ በሃሊ ስራሕ soውድድድድድድ ባህሊ ዓዱክም እትፈትዉ ኣብ ውሽጥን ደገን ዘሎኩም ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ዓደይ ሓላላት👌👌👌👌👌😍😍😍💋💋💋
ጸላኢኩም የደፈን ተጋሩ የሕዋትና from ኢሪ
እስይ ደስ ክብል እቲ ባህልና ናይ ትግራይ ባህሊ ዝፍቱ ላይክ ስብስክራይብ ገብሩለይ እስኪ
ሩሑስ ጋማ ይግብረልኩም ደቂ ዓብይቲ
ሂኒዋይጓል ዓደይ 💘
@@70fyori81 ወዬ ፋዮሪዬ ጓል ሩባይ ማዓረይ
@Ephrem unique 😘❤
@@HaniGualFikrHani ምቅርተይ ናተይ አድናቂትኺ እየ 💓💓😘
ኣነለ
ፊልዬ መዓር ፅቡቅ ስራሕ እዩ ወዲ ዓደይ 😍😍😍
ትግሬዎች ስወዳችሁ ቋንቋውን አላውቅም ግን በጣም ደስ ይለኛል
ዓጋመ ዓደይ መይዳ ወልዋሎ.... Well done Fili keep it up
ፊሊተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ሰለል እባ በሉለይ .... ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ፊሊ ሽኮር
አስይ ጥዑሙ ድምፁ እንኳዕ ብስላም መፃእኻ ደቂ ትግራይ ሽኮራት😍😍😍😍😍😍😍😘
Lomanti nmejerya tshife eski nanale kab sdet melsi nabzuy yebkeana gets adena yerana fetari 💕💕
ኣሜን
ኣስይይይይይይይይይ ደቂ ዓደይ ማዓርይ ባህልና ጥዑም ንበሩለይ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪👌💖💖💖
ኣቤት ባህልን ፅባቀን አኮ መን ከም ትግራይ ዓደይ ፀላኢኪ ዓይኑ ይፍሰሰ ትግራይ ዓደይ👌😍😍🇻🇳🇻🇳🇻🇳
Asey asey deki adey shekorat😍😍😍😍😍 goboz ketsilulu ajoka
ተጋሩ ብሌን ዓይነይ ሚስ ዩ ደቂ ሓላል መሬት
Nice
# Eti Serah Betaemi Tsebukk Euu...Genn Etiii Sound Coverr Zekone Betii Nay Mejemerta tezekewn Neruu Betaemu Hariff Mekone,,,Ena Beeu Tezestekakkelll Zebeletse yekewen
aye tgray Telaeiki yfses 😍😍😍😍😍😍😍😍💖💓💖💓💖💓💖👍👍👍👍👍👍ayzoka fili konjo demo kemey dika nay hmam
ደቂ ኣደይ ሽኮራት ከመይ ዲኩም ደስ በሃልቲ እንቃዕ ትግራዋይ ኮይነ ተፈጠርኩ.
ወርቅ የሆነ ህዚብ ስወዳችሁ😍
ኣታ ሰይ ካዓመጺአም እተመ መጸለል
ትግራይ ዓደይ ጸላኢኪ ዓይኑ ይጥፋእ
💜🇪🇹💜🇻🇳💜🇪🇷😘😘
ማሰ ማሰ…
ደቂ ዓደይ ብኣኹም ቀሲነየ
እዚ ባህልና ኣብየት ምፅባቑየ
Ruhus gama nezom moruut belu keletefu dejital weyane amesuu 😍😍😍😍😍👋👋👋👍🏼
አማሓፂነከም ደቂ ዓደይ ስደትኪ አሕፂሩ ናብዚ ብርሃን የብቅዕኺ እባ በሉኒ እምበር 🙆🙎😘😘
የብቅዕኪ ምቅርተይ
አሜን አሜን ክብረተይ
የልብሽ ፈጣሪ ይስጥሽ እህት ያብቃሽ።
🙏ትግራይ ብሌን ዓይነይ እያ ዝብል ብቻ Like ይግበር😘⛪🙏
Medhny show Medhny
@@slamslam3823 ሀሎ መክሰብ
😘😘😘😘😘
❤❤❤❤❤
💚💚💚💚💚
💋💋💋💋💋
💘💘💘💘💘
ሓቃካ አካ ማሪ
right
አስይ ወድ ዓደይ ትግራይ ዓይናይ ካባኺ ምፍጣረይ ይመስገን ኩርዕርዕ ኢለልኪ ሰላምኪ ይብዛሕ ዓደይ ምዓረይ #ፊልየ ፅቡቕ ስራሕ በርትዕ
*ኣሰይይይይይ ፊለይ ሽኮር በዓል ጥዑም ድምጺ 💖 እዋይ እዚባህልናስ ክንደይ ክጽብቕ'ዩ ኣሰይይ💓 **#ዓጋመ** ማለት እዙይ እዩ:: ዓዲ ኣውራጃ💕😘*
Hej filmon beklle vilken fint Musik
Sey asey natey halaley Habesha bhafesha bflay deqi awra awra.
ፊለይ ፉሉይ ሰብ ኑጉስ መድረኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ማዓረይ♥♥
ትግራይ ዓደይ ፀብቕለይ!!!ከም ከማይ ትግራይ ዝናፈቐ likeኣግርጭው የብለኒ
እሰይ ፊለይ መኽበሪ ባህሉ ፅሩይ ወዲ ትግራይና ዌል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ኻናሪ ድምፅ😍😘😘😍😍😍😍😍😍
Wow ata anes enqae eqa kabakum teweledku i love you tigray Adey mearey 💞💕💕💖💖😘😘😍😘😘😘
እሰይ ደቂ ትግራይ ዓደይ ፀላኢ ዓይንኩም ይደፈን ብትግራዉነቱ ዝሕብን ላይክ ኣግርጭዉ😍😍😍😍😘😘😘💖💖💖👍👍👍👍
Wow Wow filimoniye anta biali tsibuk dimste ftiwutiwu naykulu giza adinaktika eye 😍😍😍❤❤❤long live to you
ኣብየት ትሕዝቶ ምዝቃን ድምጽን 100%። ኣጆካ ካብቶም ብዓል ዕብይ ተስፋ ሃገር እካ ዝሓወይ!!
ዋው በጣም ያምራል ኣርፍ ስራ ነው ፍሊ ቆንጆ በርታ
ፊልሞን በቀለ ብሓቂ ንፉዕ ከያኒ ባህሉ ጠንቂቁ ዝፈልጥ
Oooh Wow! What's a wonderful song with beautiful people 😍😍😍😍❤❤❤✊✊✊✊✊✌
አፍፍፍፍፍፍፍ ትግራይ ኣደይ ለምልመለይ ፍሊ ሽኮር ankao beselam mesaka😍😍😍😍😍😍
ኣሰይ ፊሊየ ሓላል እንኳዕ ናትና ኮንካ መን ከም ዓጋመና 😍😍😍
ከምቲ ንሽሮ ጠስሚ ተተወሶኮስ ጠዓመ ዝበሃል፥ነዚ ሃብታም ባህላዊ ጸወታ ትግርኛ ከምዚ ጌርካ ብምድማቅካ ድማ ሞጎስ ይግበኣካ ወናም ስነ ጥበባዊ ኢካ አሞ ኣጆካ ቀጽለሉ፥ፍቅሪ ንተዘረቢ ትግርኛ
Fili one of my late favourite singer.l really like his style.
I was there in one of those weeding ceremony with my wife alot memories back 2019
እሰይ ዝባህልናስ ምምቃሩ!!
ተጋሩ ሰስኑ ሽሕን ዋልታን ኩኑ !!
Asey marey gobez wedi agamena filatey kexlelu 👍❤
Fili we love you from 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👌👍👌👍👌💋👄👍👌👍💋👄👍👌👍
What a voice amazing!!!
ኣንበሳ ተክለ እኮ ኣይሞተን ተኪኡ እዩ
ዝባህልና ክፅብቅ፡
ፅቡቅ ስራሕ ፊሊ መዓረይ በርትዕ፡
ትግራይ ዓደይ❤💛🇪🇹💪
😍😍😍 kab 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wowwwwwwww kem Tegaru bahlu dekbr ako yelen abza alem kexlwo fkrkum yebzhayo fetari
Shekorat tegaru all❤❤❤❤😘😘😘😘
Enkae bedhan mexaeka fli shikorrrr zo god bless you bro
ኣሰይዕድመን ጥዕናን ንተጋሩና
ፊለይ መረዋሕ ድምፁ እንካዕ ደሓን መፃእካ
ኣሰይ ዝባህልና ደስ ክብለካ 💖💖💖💖
viva tigray ... i am proud of my culture emuaaaa deki adey no matter what
ብጣዕሚ ባህልና ዝገልፅ ደርፊ እዩ
ዋው ፊሊየ #መድመቒ_ባህሉ ከምከመይ ድየ ዝፈትወካ ድምፂ'ሞ ከምገለ ክጥዕም😘❤
Filmon enka dahen matseka like my
Like marey
Thanks mekritay
@@nahomhappy2091 l love you
@@HaniGualFikrHani I meet you
@@HaniGualFikrHani http
Deki Tigrai keburat enquae dahan mesakum ezi derefekas des kebel ♥️❤️♥️❤️♥️❤️♥️❤️♥️❤️♥️❤️👍🏼👋👌
እስይይይይይ ❤❤❤❤❤❤❤❤🌷🌷🌷🌷🌷♥♥♥♥🍀🍀🍀🍀🍀🍀🌻🌻🌻🌻🌻ዋውውውው ካብ ኩፉእ ነገር እግዚአብሔር ይሓልዉኩም
ይበል ክሊፕ ርሑስ ጋማ!!
ውውውውውው ፍሊ መክበሪ ባህሉ ተጋሩ ንበሪ ሰስኑ
ተጋሩዋይ መቅሰናት ባህልና ይማብል
Yetarik balebet , yebahel balebet yeseltane balebet yehayemanot balebet wezeterf... selamachu yebeza🙏🙏🙏😍😍😍❤❤❤✊✊✊✊💪💪💪✌
መን እዩ ንትግራይ ዓዱ ዝፈቱ ላይክ አይተውሕድሎም
OLIVE YOU tigray
Any
@@ftawgaultigray885 ዎሶሶሶ
@@ftawgaultigray885 7kk
Like mekrtey
Tgray adey abbley enka natey konkum💘💘❤❤💋💋
Fili shikor des behali 💟❤💋💋👏👏👏🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
ናይ ትግራይ ደረፍቲ ብጣዕሚ ንፉዓት ኢኹም ብፍላይ ባህልኸም ።
👉ግን ንምንታይ እዩ ካብ ራያ ሑመራ ትምለሱ ትግራይ መሬትና ኩሉ ዘይተልዕልዎ
መተማ፣ዓዲ አርቃይ፣ለማሊሞ፣ አልውሆ ምላሽ መሬት ትግራይ እዩ።
ኣነ ንኩሉ ክደርፈሉየ ቁሩብ ተጸበይ ጓል ዓደይ ሽኮር።
@@e.brhane ብጣዕሚ ተቀባልነት ትረክብ ምስቲ ዘሎ ኹነታት
manabash new raya tigre yargew ahya raya rayuma yerasu bahil yerasu weg mareg alew jil👊👊👎
@@Zahrabintislam kkkkk lela bileh sidebat enji ayhya wey jib yemlue sdb ema lenate ykerbalue kkkkk amharay adgi zeabi
@@selotesfagabir8988 anchi kiftaf ene yeraya lij negn ahya aydlehum timb agame😤
ኣስይይ ኣቱም መክስብ ዓለም እንቃዕ እስከ ኃልኩም ኮንኩ ፊልዋይ ጥዑም ድምፂ
Xabuk mera amlk hadrkum ybarko ♥️🙏♥️
Filimon good like 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
O M G እንዴት እንደምወድህ ብታይ የኔ ምርጥ ፊልዬ
ነዛ ኮመንተይ ተንብብ ዘለኻ ወላዲትካ ንዘልኣለም ትንበርለልካ ሳብስክራይብ ከኣ ንዓይ። ጽቡቅ ስራሕ wellcome my hero
ጌርልካ ኣለኪ ንዓይነይ ስለ ዝመርቅካለይ
ኣሜን(፫)
Amen amen a
Amen amen amen
Amen amen amen
ዝዝዝዝዝዝዝዝዝዝዝዝዝዝዝ አለኩም ዶ ታ ደቂ ትግራይይይይ ወናማትትትት
አረ ፊሊየ ሓላል ወዲ ትግራይ ❤❤❤❤
እሰየ ደቅ አደየማአረይ ፋሲል ፅቡቅቲ ባህሊ ትግራይ መርአ ደርፊ ዋውውውውውውውውውውውውውው
Essey Essey enquanim yegna honachu . Tigray the home of peace,love and discipline .