"ኣብ ባይታ ስርሑ" ምስተባሃለ ብጭቡጥ እንታይ ይስራሕ ኣሎ፤ ንሕና ኸ ኣበይ ኣለና?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 22

  • @abbygualadwa7685
    @abbygualadwa7685 9 วันที่ผ่านมา

    Nkdmit tirah tegaru! PP keyatwa Tigray endegena nkales! Thank you AT for everything you do!👍🏼🥰🥰

  • @kindeyaberhe
    @kindeyaberhe 10 วันที่ผ่านมา

    ዓደቦX. . . ዓደ'ቦ/ ዓዲ ኣቦ

  • @Fantantsh
    @Fantantsh 10 วันที่ผ่านมา +1

    💔💔💔💔

  • @Muez_Gidey
    @Muez_Gidey 10 วันที่ผ่านมา +1

    ❤️💛❤️💛💔💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛

  • @abadittadesse5892
    @abadittadesse5892 10 วันที่ผ่านมา

    support awramba media

  • @solomongebre4774
    @solomongebre4774 10 วันที่ผ่านมา

    ዳዊት ልዕሊ ኩሉ አብ ጌታቸው ፅሊዕት ከምዘለካ ብተደጋጋሚ አርኢኻና ፡፡

    • @YohannesIV1889
      @YohannesIV1889 6 วันที่ผ่านมา

      ስቕ በል ካድረ ግምት።

  • @abadittadesse5892
    @abadittadesse5892 10 วันที่ผ่านมา

    goitom hawey jigna

  • @nopenot4058
    @nopenot4058 10 วันที่ผ่านมา

    Hassot Bahalawi chewata tegaru

    • @senaita4246
      @senaita4246 10 วันที่ผ่านมา +1

      መሕፈሪ ትግራኛ ጌርካ ከመዚ ኢልካ ትፅሕፍ

  • @grimaybeyene123
    @grimaybeyene123 10 วันที่ผ่านมา

    ሓሰዊ

  • @tesmulu7751
    @tesmulu7751 10 วันที่ผ่านมา

    እንቅፋት የሆኑት እኮ አንተ ምትድገፋቸው አውሬዎች ናቸው (አደመ) ይህ ግልፅ ነው እነሱ ስልጣን እና ስልጣን ብቻ ነው ሲጀመር እነ አደመ ናቸው አስረከበውት የመጡት. አንተ ጎጠኛ ስለሆንክ ነው እነ ጌች ላይ ኝኝ ምትል

    • @abbygualadwa7685
      @abbygualadwa7685 9 วันที่ผ่านมา

      ብቲግሪኛ መጀመሪያ ፀሓፍ ደንቆር ንፒፒ ኮንዶም አኡኣትኩን ብሓቂ ተማጎት!🤷🏾‍♀️

  • @danieldesalegn7045
    @danieldesalegn7045 10 วันที่ผ่านมา +1

    I’m sure this man or his father came to Wolkait from Adwa 😅😂

    • @abbygualadwa7685
      @abbygualadwa7685 9 วันที่ผ่านมา +1

      Denkoro btserfi aykitserun ekhum nay PP supporters! Guhaf!🤡😂😂😂

    • @danieldesalegn7045
      @danieldesalegn7045 7 วันที่ผ่านมา

      @ Kendam kadre. Kab Adwa lkede sefari kngero alewo.

    • @YohannesIV1889
      @YohannesIV1889 6 วันที่ผ่านมา +1

      ከዳዕ ባንዳ ሕልና ኣልቦ ካድረ ግምት ሓንቲ ሓሙስ ስለዝተረፈትኩም ድላይኩም ኣጉርዑ!!

  • @Tigray_Hagerey
    @Tigray_Hagerey 10 วันที่ผ่านมา +1

    ዴቭ ምዕራብ ትግራይ ትፈልጦ ኣይትመስልን።
    ዶግዓን ቆላን ዝበልካዮ፡ እቲ ቆላ ከምቲ ሓውና ዝገለፀልካ እቲ ናይ ሕርሻ ሜዳ እዩ፡ ካብ ዶብ ሱዳን ጀሚርካ ክሳብ እቲ ጎቦታት ዝጅምረሉ (ደጉዓ)።
    ቆላ ካብ ቀደብ ጀሚሩ ናይ ሕርሻ ሜዳ ስለዝኾነ ኣብኡ ኢኻ ኣማራ፡ ሱዳን፡ ናይጀርያ ከይተረፈ ትረክብ።
    ደጉዓ ግን 99% ትግራዋይ እዩ። ዋላ እቲ ናይ ኣምሓራ ኣስመላሽ ኮሚቴ መራሒ ደመቀ ዘውዱ ንባዕሉ ትግራዋይ እዩ። ንስኻ ናይጀርያዊ እየ ክትብል ትኽእል ኢኻ፡ ከምኡ ስለዝበልካ ግን ኢኻ ማለት ኣይኮነን። ማንም ሰብ 7 ወለዶኻ ቆጺሩ ናይጀርያ ከምዘይኮንካ ክፈልጥ ይኽእል እዩ።
    ደጉዓ ማለት እቲ ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ዝነበረ ብእንግሊዘኛ native ትብሎ ህዝቢ ስለዝኾነ ወልቃይት ክመሃል ከሎ ንሱ እዩ፡ ንባዕሉ ድማ ወልቃይቴ ኢሉ ይፅውዕ። ልክዕ ከምቲ ወዲ ሽረ ሽረታይ ዝብሎ ዓይነት እዩ ብዙሕ ዝካበድ ነገር ኣይኮነን፡ ብፍላይ ንብዙሕ ዘመናት ኣብ ትሕቲ ጎንደር ዝነበረ ህዝቢ ምኻኑ ኣብ ግምት እንተእቲኻ።

    • @habtommebrahtu8283
      @habtommebrahtu8283 10 วันที่ผ่านมา

      ወልቃይት ጸገዴ ካብ መቼ እዩ ናይ ትግራይ ኮይኑ። ዋናታቱ ሒዙሙዎለዉ እንተ ከም ሓደ ኢትዮጵያዊ አብኡ ከይድና ክንሽቅል ክንነብር ዝኽልኽለና የለይ።

  • @solomonmamo6602
    @solomonmamo6602 10 วันที่ผ่านมา

    You all so bull sheet.demeke because he talk tigrgna you say he is Tigre.
    That's in your mind.
    There is no because of languages the problem is tplf was amhara killer.

    • @abbygualadwa7685
      @abbygualadwa7685 9 วันที่ผ่านมา

      ብቃንቃኻ ዘይትሕፍ ቲግራዋይ እንድሕር ኮንካ? ደደብ።idiot!🤷🏾‍♀️