ቁ 11: መስዋእቲ፡ ዋጋ ናይ ሓርነት'ዩ ኣብ ቃልሲ።

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 ก.ย. 2024
  • June 20: Eritrean Martyrs' Day

ความคิดเห็น • 254

  • @dana.j9062
    @dana.j9062 3 หลายเดือนก่อน +15

    ኩሉ እቲ ንኩላትና ኤርትራውያንን ሰማእታትናን ጀጋኑናን ዝኸፈልዎ መስዋእቲ ንዘልኣለም ኣብ ልብናን ኣእምሮናን ክነብር እዩ!!🙏💫🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪💫🙏

  • @TyEstifanos
    @TyEstifanos 3 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you for sharing Amazing stories God Bless You
    ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስዉኣትና 💙

  • @Tsegaygebru-yk8we
    @Tsegaygebru-yk8we 3 หลายเดือนก่อน +3

    Zelalemawi zekery nesewatena Awet nehafash 129 ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @amanhidray1976
    @amanhidray1976 3 หลายเดือนก่อน +3

    Merhaba lingo well come

  • @hagerawitekkali4209
    @hagerawitekkali4209 3 หลายเดือนก่อน +8

    ዘልአለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስውአትና። እታ ኡንኮ ህይወቶም ንሃገር ዘበጀውዋ ንዘልአለም እንዳተዘከሩ ክነብሩ'ዮም።

  • @zeweldihaile2718
    @zeweldihaile2718 3 หลายเดือนก่อน +6

    ብሳላ ብሱል ጥበብ ናቶም ህሉዋት ተጋደልቲ ኣብ ኣገላልጻ ጅግንነት ስውኣትና፡ ዋላኳ ካብቶም ንናጽነት ዝተሰውኡ 65 ሽሕ ብኣካል ዘርከብናሎም እንተዘየለዉ፡ ኣብ ኣእምሮና ዝስኣል ረቂቕ መንፈሳዊ ምትእስሳር ኣለና፡፡ ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና፡፡

  • @eritr
    @eritr 3 หลายเดือนก่อน +6

    Thanks our big brother and hero. Thanks for ur sacrifice, we love you so much. Long live Eritrea 🇪🇷. Our Martyrs are our foundation, Eritrea is the land of those who gave their life, we will defend and develop it.

  • @gherenseaghede1217
    @gherenseaghede1217 3 หลายเดือนก่อน +5

    ጅግና ዝብሃል ኣብ አላምዑ ኣብ መትከሉ ምስ ዝህሉ አዩ

  • @nebiatgebre6897
    @nebiatgebre6897 3 หลายเดือนก่อน +5

    Mienti Eritreana zikefelu meswaeti suwuaetna kulu gize ab ♥️ aelewu.🙏🇪🇷🕯️♥️

  • @mebrahtufessehazion4473
    @mebrahtufessehazion4473 3 หลายเดือนก่อน +2

    ከመይ ዝበለ ርእሲዩ ዘለካ ትነግረና ዘለኻ ትምዝግቦ ኔርካ ዋላስ ዘኪርካ ትነግረና ዘለኻዩ!! ናይ ብሓቂ ተደንቅ ሰብ ኢኻ።

  • @zewdirediet-tseggay9266
    @zewdirediet-tseggay9266 3 หลายเดือนก่อน +7

    ክብርን ሞጎስን ንስውአትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    እንካብ ብደሐን መጻእካና🙏🏾

  • @mesfneyestif3704
    @mesfneyestif3704 3 หลายเดือนก่อน +3

    Zelealemawi zikrin megosn nsenaetatna ykun

  • @eritr
    @eritr 3 หลายเดือนก่อน +4

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 thanks for ur contribution and sacrifice. Our Martyrs are our soul. Our Martyrs are the foundations of all Eritrea. Eritrea 🇪🇷 is a gift of our Martyrs, we will defend, we will build it. Long live Eritrea.

  • @ተላቲማህደርታሪኽኤርትራ
    @ተላቲማህደርታሪኽኤርትራ 3 หลายเดือนก่อน +2

    Dr. Lingo ልብናን ቀልብናን ንክትፍውስን ክትጽግንን ዳጋማይ ምንቃልካ ምስጋና ይግባኣካ እዩ።

  • @teweldeteklay5452
    @teweldeteklay5452 3 หลายเดือนก่อน +7

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሓርብኛታት ስውኣት ኤርትራ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @DM-bn2kv
    @DM-bn2kv 3 หลายเดือนก่อน +3

    ሊንጎ ብጣዕሚ መሳጢን ኣዝዩ መሃርን ህያው ጅግንነት ናይ ተጋደልቲ ክንዝክርን ከነስትውእል ጌርካና የቀንየልና❤🙏🙏🙏🇪🇷

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 3 หลายเดือนก่อน +1

    😔😔😔🤲zekir nijeganu semittna🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯bselam yerufu 🇪🇷😔😔😔😔😔😔awoeit nhfais🇪🇷🤲

  • @pagb9131
    @pagb9131 3 หลายเดือนก่อน +1

    ክቡር ሊንጎ ሓውና ብጣዕሚ ልብኻ ዝትንክፍ ታሪኽ ስዉኣትና ነጊርካና ነመስግነካ:: እታ መጽሓፍ ናይ ኦሪት ዛንታ ድማ ብሃንቀውታ ንጽበያ ኣለና :: ዘልኣለማዊ ክብሪ ንስዉኣትና ዓወት ንሓፋሽ :: 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yoditgebreselassie7671
    @yoditgebreselassie7671 3 หลายเดือนก่อน +2

    ሊንጎ ታሪኽ ስውአትና ከምዚ ጌርካ ዘርዚርካ ምንጋርካ የቐንየልና 🙏 እታ ዝበልካያ ዛንታ ናይ ኦሪት ተሐቲማ ንሕና ከኣ ከነምብባ ብሃንቀውታ ንጽበ። ዘልአለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና 🕯️🕯️🕯️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏

  • @berhanejosef3613
    @berhanejosef3613 3 หลายเดือนก่อน +3

    Eternal glory to our martyrs ❤ Thank you Tegadaly Lingo.

  • @brhanalem5387
    @brhanalem5387 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ቃላት የብለይን ተጋደልትና ክንገልጸኩም ኣምላኽ ይባርኽካ ኣምላኽ ንኩሉ ህዝብናን መርየትናን ይባርኽ❤❤❤

  • @teweldekidane107
    @teweldekidane107 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሊንጎ ላይብረሪ ሰውራ እንተበልና አኣየጋነናን

  • @Maycherhi2808
    @Maycherhi2808 3 หลายเดือนก่อน +1

    ጽቡቅ ዝክሪ ናይ ስውኣት፡ እዞም ስውኣት ነታ ሰላምን ራህዋን ዘለዋ ኤርትራ ኢሎም እዮም ሓሊፎም፡ ናይ መጀምርያ ዕማም ክብሪ ኣብ ልዕሊ ስውእት ብሓቂ እንተኣሎና ኮይኑ፡ ነታ ፍትሒን ሕጊን ዘለዋ ሃገር ክንምስርት ክንቃለስን ስድራ ስውኣት መጎስ ዝረክቡሉ ክዉን ንምግባር፡ ኣብ ንሓርነት ወዲሰብ ( ቃል ጀነራል ብትወደድ) ቃልሲኻ ከተሕይል ይምሕጸነካ፡ ደጊመ ክብሪን ዝክሪን ንስውኣትና

  • @ftsumhantal2904
    @ftsumhantal2904 3 หลายเดือนก่อน +1

    You have good memories Tegadalay lingo
    It’s amazing

  • @MehariDaddy
    @MehariDaddy 3 หลายเดือนก่อน +2

    Thank you Lingo may God bless you and your family. Glory to our martyrs.
    Our martyrs may be gone ,but their spirit continues to inspire us.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️

  • @zeratsiontesfayweldemichae8094
    @zeratsiontesfayweldemichae8094 3 หลายเดือนก่อน +1

    ስላም ሊንጎ ኣነ ካባኻ ኣብዚ ዝሐለፈ ዓመታት ብዙሕ ንጽበ ነርና ።ሕጅ ግን ብዕጽፊ ታሪኽ ትምግበና ኣለኻ ብጥዓሚ ድማ ብአኻ ይሕበን

  • @negodanegode5390
    @negodanegode5390 3 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    ሊንጎ ንዓናውን ምሳኻ ከምዝነበና ኮይኑ ክሳብ ዝስምዓና ጌርካ ኢኻ ኣቅሪብካልና: ብጣዕሚ ነመስግነካ::
    ናይ ኣቡኡ ንሃይለማሪያም ልብና ተንኪፉና::

  • @tekestegebtemedhin4969
    @tekestegebtemedhin4969 หลายเดือนก่อน

    ሊንጎ ድሕሪ ናጽነት ብገለ ኣጋጣሚ ምስ ሓንቲ ቤተሰበይ ጋሻ ኣብ ማይተመናይ ናብ ሓደ ገዛ ክትበጽሕ ምስኣተና ናቶም ገዛ ናይ ስድራቤት ስእሊ ስሕበት ጌራትለይ ኣብኣ ኦሪት ደጋጊመ ጠመትክዋ'ሞ ካልእ ሃሰስ በልኩ እቶም ገዛ ከየስተባህሉለይ ጥንቅቕ ኢለ ናይ ሓርበኛ ስእሊ ምስ ርኣኹ ድማ መስዋእቱ ሽዕኡ ስለዝፈለጥኩ ብውሽጠይ ተሰሚዑኒ ። ነብስሄር ኣቡኡ ኣቦይ ተስፋይ (ዶተር ተስፋይ) ጸሊም ኣ ናይ ሕጊ ምሁር ኣገዛ ኣይጸንሑናን እምበር ተዋዛያይ ስለዝነበሩ ኣብ ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ዝሰርሑ ዝነበሩ ኣብ ማይተመናይ ኣውተቡስ ክጋብ ትመጻና ኣኽብ ኣቢልና ኢና ንጨራረቕ ኔርና። ድሕሪ ስእሊ ምርኣየይ ኣብ ገዝኦም ስእሊ ኣሮን ወዶም ከምዝርኣኹን ምስ ኣሮን ኣብ ቤት/ት 5ይን 6ን ኢተጌመነን ብሓደ ከም ዝተምሃርና ደቂ ቤት ትምህርቱ ንፈትዎ ንፉዕ ተጻወታይ ከምዝነበረ የዕሊለ ድሕሪ ተኽሊጥ ክ/ሰ 70ን 101ን ግን ከምዝተፈላለና ነጊረዮም፡ ክሳ ዕለት ዕረፍቶም ዕርክነት ውሉድን ወላድን ፈጢርና ኔርና እብለካ። ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና!!!

  • @haa8129
    @haa8129 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ሊንጎ፣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ፣ ብጣዕሚ መሳጢ ታሪኽ። ክብሪ ንሰማእታትና፣ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ እዩሞ፣ ሓደራ፣ ጊዜ ክርኸብ ከሎስ፣ ካብቲ ፍልጠትካ ኣካፍለና፣ ኣይትብቀቀልና። ሰሰናዩ።❤

  • @mhretseare8357
    @mhretseare8357 3 หลายเดือนก่อน

    Zelalemawi zkri nswatna 😢😢😢
    Awet Nhafash
    God bless Eritrea ❤❤❤🐫⛪️🕌❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

  • @dawithagos4781
    @dawithagos4781 3 หลายเดือนก่อน

    ዘልአለማዊ ክብርን ዝኽርን ንስውአትና :: ሊንጎ ትንተናኻ ሰሐቢ ምስ ትሕትኑኡ ኢዩሞ ቀጽሎ....

  • @lasksegid8926
    @lasksegid8926 3 หลายเดือนก่อน

    መስዋእቲ! ዋጋ ሓርነት ደርፊ ክሰምዕ ኮሎኹ በዚ ዕለት 20 ሰነ ምክኣሉ ዓቕሚ ይስእን
    ሰማእታት ኤርትራ ልዕሊ ኩሎም ዝራኣዩን ዝስምዑን ዝደመቁን ዝሓጉስን ዝኹርዑን ዘሕዚኑን ዘሰቁቁን ዛንታትን ዝበለጹ !
    ብግብሪ ሂወቶም ከፍሎም ዘመስከሩ ጀጋኑ ኤርትራ እዮም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷

  • @adet4668
    @adet4668 3 หลายเดือนก่อน

    ክልተ ደቂ ኣስፍሃ ስውኣት:ኣነ ንረዘነ ዕንሹ እየ ዝፈልጦ: ዕንሹ ኮሚሳር ጋንታ እዩ ነይሩ ኣብ ብርጌድ 11 ቦጦሎኒ 3 ሓይሊ 2 3ይ ጋንታ: ኣብ 1990 ድሕሪ ፈንቅል ምርብራብ ጊንዳዕ ብርጌድና ካብ ግንባር ከረን ወጺና ንርእሲ ዓዲ ኣቅኒዕና: ዕንሹ ናይ ምዕባይ ሓዉ ወዲ ኣስፍሃ ኣዛዚ ጋንታ ዝነበረ ኣብ ብርጌድ 26 ኣብ መናውራ ኩናት ናይ ፈንቅል ብወገን ግንባር ከረን ከምስተሰውአ ፈሊጡ እዩ ድሕሪ ገለ ሰሙናት ንመጥቃዕቲ ግራት ኣውሊዑ ዝኣተወ: ብድሕሪ ርእሲ ዓዲ ብቀጥታ ንኩቤ ከይድና: ኣብታ ቀዳመይቲ ናይ ኩቤ መጥቃዕቲ ብዓወት ዛዚምና ንመጥቃዕቲ ማይ ሓባር ተሳቲፍና ንኩቤ እንደገና ተመሊስና: ኣብ ምርብራብ ከለና ኣነ ኣዛዚ ሓይሊ ሽዑ ዝተሰወአ ጸጋይ ኣቡ ሰልዓ ኣዛዚ ጋንታ ቴድሮስ መርሓኖ ኣዛዚ ጋንታ ወዲ ሓጎስ ከለና: 120 ኣብ ልዕሊ ረዘነ ዕንሹ ዓሊባ: ኣብ ሂወተይ ዝገርም መስዋእቲ ዝረኣኩላ: ንሕና በቲ ሓፋ ጥራይ ፋሕፋሕ ኢልና ተሰንዲና: ግን ወላሓንቲ ዘይኮና ብዘይካ ገለገለ ቀሊል ማዕበስቲ ናይቲ ዝወደቅናዮ: ረዘነ ዕንሹ ግን ኣካላቱ. እቲ ዝረከብናዮ ጥራይ ኣራሪና ቀቢርናዮ: : ዕንሹ ኣብ ወርሒ ንሓዉ ወዲ ኣስፍሃ ብመስዋእቲ ኣርኪብዎ: ክልቲኦም ናይ 78 ተጋደልቲ እዮም: ካብ ከተማ ዓዲ ቀይሕ ከኣ ተሰሊፎም::

  • @onedayeriy1991
    @onedayeriy1991 3 หลายเดือนก่อน

    ኣቶ ኣያና ጅግና ዘይሕለል ሰብ ከመይ ኣለካ ክብል ይፈቱ ፡ኣያይ ሊንጎ ፡እዚ ኩሉ ጽቡቅ ስራሕካ ፡ብታሕጉስ ፍንጭሕ እንዳ በለና ፡ሓቲ ስምረት ኩሉ ፡ኣደ ኩሉ ፡ናይ መወዳእታ ቃል ስውእ ፡ኣብታ ኣብ ኣፍ ሜት መስዋቱ ኣውጺእዋ ፡ዝሓልፍ ፡ቃል ምሉእ ህዝቢ ኤርትራ ፡ልቢ ኩሉ ዝኮነ """"ዓወት ንሓፋሽ """ ትርስዓ ኣለካ ኣብቲ መወዳእታ ።
    ንከይትርስዓ ሓደራ ክብር ኣያይ ።
    ዓወት ንሓፋሽ

  • @fishwish2719
    @fishwish2719 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዘልኣለማዊ ኽብርን ዝኽርን ነቶም እንኮ ህይወቶም በጃ እዛ ሓላል🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 መሬት ዝተበጀው ሰማእታት ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷። ኣብ ዓለምና ብውልቀ ፍትወት እትሕንበበሉ ዓለም ኤርትራዊ ጅግና ትማልን ሎምን ህይወቱ በጃ ህዝብን ሃገርን ክሓልፍ መቸም እጹብ ድንቒ እዩ። እግዚኣብሄር ኣምላኽ ንስማእታትና ኣብ የማኑ የቑሞም።

  • @estifanoshaile8116
    @estifanoshaile8116 3 หลายเดือนก่อน

    ክቡር ኣያና ሃይለሚካኤል (ሊንጎ)፡ ተቕርቦ ዘለኻ መደባት ኣዝዩ ዝነኣድ ኢዩ። ህዱእ ኣዘናትዋኻ ከኣ ንትሕዝቶ መደባትካ ብልዙብ መንገዲ ከነስተማቕሮን ክንርደኦን ዘኽእል ብሉጽ ተውህቦ ኢዩ። እዚ ንትፈልጦም ስዉኣት ብጾትካ በብስሞም እናጠቐስካ ዘቕረብካዮ ናይ ሎሚ መደብ ከኣ ነቲ "ስውኣትና" ንብሎ ስምን ቁጽርን ካብ ስምን ቁጽርን ንላዕሊ ስጋ ኣልቢሱ፡ ዝግልጽ ኣካል፡ ዝዝከር ህይወት፡ ዝልለ መግለጺታት ናይ ነፍስወከፍ ናይቶም ኣብቲ ዝጥቀስ ኣሃዝ ዘለው ሰባት ሓደ ብሓደ ክንድህስሶም ኣኽኢሉ ዝያዳ ምስኣቶም የተኣሳስረና ኢዩ እሞ ኣገዳስነቱ ልዑል ኢዩ። እንተትውስኸና እኳ ክንደይ ጽቡቕ ነይሩ። ዓበይቲ ኣሕዋትናን ወለድናን ንዝናኣድ ብቕዓትካ እናጠቐሱ ከልዕሉኻ እናሰማዕና ዓቢና ሕጂ ከኣ ኣበርክቶኻ ክንቋደስ ምብቃዕና ዕድለኛታት ኢና። ከማኻ ይብዝሑልና!

  • @p.3914
    @p.3914 3 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ መሳጥን ደስ ዝብል ኣቀራርባ ልንጎ። እዛ ዝጠቐስካያ መጽሓፍ ወጺኣ ኣብ ኢድ ኣንበብቲ ከተጽሓ ብዓል ሙሉእ ተስፋ እየ። ቀጽሎ እዚ ትገብሮ ዘለኻ። ሓላፍነት ኩልና እዩ ታሪኽና ንወለዶ ክንመሓላልፍ።
    ክብርን ሞገስን ነዛ ሃገር ከምጽኡ ኢሎም ዝተሰውኡ ሰማእታትና። ሰማእታትና ዘንተ እለት ኣብ ልብንና ይንበሩ።

  • @tektes365
    @tektes365 3 หลายเดือนก่อน

    ነዚ ሓዱሽ ወለዶ፣ ኣብ ክንዲ ሰላምን ብልጽግናን መገዲ ተትሕዝዎ፣ "ስዉኣት" "ወያነ" እንዳበልኩም ኣብ መስተንክራዊ ዕንክሊል ከምዝነብር ጌርክሞ። መን ኢዩ ወሃብቲ ቃል ናይ ስዉኣት ጌርኩም ከምዝጥመኩም narration ትጥቀምሉ ዘለኹም ካልእ መስዋእቲ ክትከፍሉ? እንተኾይኑ፤ ስዉኣት ንሰላምን ክሓልፈልናን ኢዮም ተሰዊኦም፣ ግን ጠሊምኩሞም ልዕሊ ፍርቂ ህዝቢ ኤርትራ ዓዱ ኣጽሊእዎ ጠፊኡ ኣሎ። መስጣ ናይቶ ዝሞቱን ዘለዉን ህዝቢ የዉርደልኩም!

  • @zerautewelde501
    @zerautewelde501 3 หลายเดือนก่อน

    ERi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤💪💪💪👌 ጀጋኑና በጃ ህዝቦም ከም ሽማዓ መኪኮም ነታ መተካታ ዘይብላ ሂወቶም ንመስዋእቲ ክቃዳደሙ ከለው አታ ደው ኡልኩም አይትተኩሱ በጥ ኢልኩ ተዋግኡ ብዙሓት ክትቀትሉ '' መስዋእቲ '' በለጽ ዩ ይብሉ ነይሮም እሞ ሊንጎ ከምዚ ጊርኩም ጅግንነተ ቅዩኦም ንገሩና thank you 🙏

  • @amanuyoyo798
    @amanuyoyo798 3 หลายเดือนก่อน

    ኩቡር ሓው ነቲ ታሪኽ ኤርትራ ንምዕቃብ እትገብሮ ዘለኻ ብጣዕሚ ዝናኣድ ኮይኑ እቲ ዕላማ መስዋእቶም ግና ዝዘንጋዕኻ ትመስል! ኣብ ስደት ኮይንካ ታሪኾም ክትትንትን ዲዮም ተሰዊኦም? ነዚ ሕድሮም ጠሊሙ ሃገር ገሃንመእሳት ቀይርዋ ዘሎ ስርዓት ዘይምቅልዓኻ ከኣ ንስኻ እውን ካብቶም ሕድሮም ዝጠለሙ ተጋደልቲ ሓደ ይገብረካ! መብልዒ TH-cam መአከቢ ሳናቲም ኣይትግበሮም! ዓገብ!

  • @RamboAsmara
    @RamboAsmara 3 หลายเดือนก่อน

    ሊንጎ ሓወይ ስምዒታዊ ኣይትኹን። ስምዒትካ ቅድሚ ኣብ ሜዲያ ምውጻእካ ወዲእካዮ ተዳሊኻ ቅረብ። ታሪኽ ነባሪ እዩ ።ብዝከአለካ ቪድዮ ክትሰርሕ ከሎኻ ስምዒታትካ ሓቢእካ ከተቅርበልና እንከሎካ ይርደአና ማለት ዩ።❤

  • @bererahwaesu3179
    @bererahwaesu3179 3 หลายเดือนก่อน

    ዘልኣለማዊ ክብሪ ንሰማእታት ኤርትራ ፡ሊንጎ መግለጺ የለን ካብ ትሕዝቶ ምስ ኣገላልጻ ።ምናልባት ሎሚ ከም ሃመማ ናብ ጉሓፍ ዝእከብ ይበዝሕ እምበር ሳብስክራይብ ላዕሊ ከነብጽሓ ምተገብኣ ።ሊንጎ ኣይትሕመቐና ንስኹም ትምስ በልኩም ጥፍጣፍ ለዘይቲ ክነጥረና ጉድ ረኺብና ።

  • @Warsay4565
    @Warsay4565 3 หลายเดือนก่อน

    ሓው ሊንጎ ፡መስዋእቲ ናይ ስዉኣት ቃልኣብን ኦሪትን ገሊጽካ ግን መስዋእቲ ቦታ ረሲዕካ'ሞ፡ብፍላጥ 'ዶ ትኸውን ወይስ
    ዝነገርካ መሲሉካ'ዩ፡ ፡

  • @aryanagasi4754
    @aryanagasi4754 3 หลายเดือนก่อน

    ኣያና ሊንጎ ጽቡቅ ዝኮነ ኣቀራርባ (ኣዛናትዋ) ኣለካ ቀጽሎ። ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ናይ ህዝብናን ሃገርናን እንታይ ርእይቶ ኣለካ። እዚ ናይ ገድሊ ታሪክ ምስ ህሉውን መጻእን ኣተሓሒዝካ ክትገልጾ ፈትን፡ መክንያቱ ገድሊ ወይ ድማ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ንናይ መጻኢ ትውሊዲ ኢዩ ነይሩ ሰማእታትና መንግስቲ ኣምላክ ክወርሱ ኣይኮኑን ተሰዊኦም፡ ራኢኦም ወይ ድማ ዕላመኦም ሓንቲ ትስፍውትን ብልጽግትን ሃገር ንምፍጣር፡ወለዶታት ኡፈይ ኢሎም ዝቀሱኑላ ሃገር ንምፍጣር ኢዩ ነይሩ። ንስካከ አንታይ ኢዩ ሓሳብካ? ክብርን ሞግስን ንሰማእታትን መስዋእቶም ብልምዓት ይደበስ። የቀንየለል

  • @berhanemeskeltewelde4301
    @berhanemeskeltewelde4301 3 หลายเดือนก่อน

    ሊንጎ ሰላም ምስ ኩቡራት ስድራ ቤትካ።
    ብኣዛራርባኻ ማለት ኣወዳድቓ ቃላትካን ፡ተዘክሮታትካን ፡የድንቀካ።
    ኣብታ ናይ ኣቦና ወልድኣብ ኩሉ አልካዮ ነርካ ሓንቲ ግን ተወሳኺት ካ ብ መግለጺኦም ኣብ ኤውሮጳ ክዘሩ ከለው ምስ ናዝጊ ክፍሉ ድሕሪ መግለጺ ምሃቦም ፡ ሓደ አዱ ወስ ኣቢሉ ክሓትት ዝተፈቕዶ ሰብ ሕቶ ናቱ እንታይ ትብል ነይራ፡
    ኣቦና ወልደኣብ ኤርትራውያን ከይንሰማማዕ ተሰማሚዕና ኢና ኢልኩም ይባሃል ሓቂ ድዩ ኢሉ ይሓቶም?
    መልሲ ናቶም ዝወደይ ኣብ ዝኸድክዎ ሰሚናራት ናይ ህዝቢ አዛ ሕቶ አዚኣ ትቐርበለይ እያ፡ እንተኾነ ግን በቲ ዝነበረ ዘይምስምማዕና ኣንታ ካንዶ ምስምማዕ ስኢና አለ ክኸውን ይኸእል ፡ ግን ከምዚ ሕጂ ዝጋነኖ ኣይኮነን፡አቲ ኮይኑ ዘሎ ግን ሓንካስ ዘውረዮ በዓል ፈረስ ነይመልሶ ኮይና ከም ትኸይድ ዘላ ገሮም ደምዲሞማ።
    እቲ ዝበልካዮ ከኣ ክብዚ ኣይፍለን ናይ ገለ ቃላት ፍልልይ እንተዘይኮይኑ።
    ሰሓቢ ዝኾነ መግለጺኻ ቀጽሎ።
    ሰላም ።

  • @tesfafremebrahtom3999
    @tesfafremebrahtom3999 3 หลายเดือนก่อน

    እዚውን ታሪኽና ኢዩ(STORY COULD please don’t forget at the end ❤ Good Luck

  • @mesfinabraham6412
    @mesfinabraham6412 3 หลายเดือนก่อน

    ጀጋኑ ስውኣት ኤርትራ ንናጽነት ክብሉ ሂወት ዝኸፈሉ አህዎትናን ኣሓትናን ብኣኻትኩም ጠላማት ተኸዲዖም።
    ** ሊንጎ ናጽነት የብልካን ናይ ሓደ ዲክታቶር ዓጋመ ተመን ወዲ ተምቤን ኣገልጋሊ ባርያ ኢኻ'ሞ ** እዞም ስውኣት ኤርትራ ኢልካ ክትዛረብ ምሓፈርካ ❗️ ዘንጋር ጥሪት ህግደፍ😅

  • @akineb3527
    @akineb3527 3 หลายเดือนก่อน

    ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና ብዓል ሊንጎ ብሂወት ምጽናሕኩም ውን ዕድለኛታት ኢና

  • @danzin7806
    @danzin7806 3 หลายเดือนก่อน

    ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንጀጋኑ ስዉኣትና
    ሊንጎ ንትገብሮ ዘለኻ ስራሕ ልዑል ምስጋና ይብጻሕካ
    ኦሪት ሳጉኡ እዩ። ስሙ መብራህቱ እዩ።

  • @ramadansilemanmohammed8267
    @ramadansilemanmohammed8267 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤ ሹዑ ዚንቢሪ❤ሒዊንት ❤ናፊቂ❤ ጡዑም ዜቢን ጡዑም ካይቢለና ዩ ሓሊፉ❤ ዚሪባካ❤ከብማዓረ ትጢዒም❤

  • @tesfamichaelhaile7528
    @tesfamichaelhaile7528 3 หลายเดือนก่อน

    ኩቡር ሊንጎ ስዉእ ክዝከር ጽቡቅ እዩ ሐቅካ፡ግን አንሰሉኡ ዓጺፉ ዝከደ ዝከደት ትብል አለካ ህዝብና ዝበዘሒ ተገፊፉ ዝከደ እዩ እዚ ምስቶም አንሰሎኦም ዓጺፎም ዝከዱ ድዮም ዝቅጸሩ መስዋእቲ ዝባሃልካ ነየኖት እዩ ዝምልከት፡

  • @simrethabtemariam7809
    @simrethabtemariam7809 3 หลายเดือนก่อน +1

    Zelalemawi kbrn Mogens nsemaetatna wetru awet nhafash ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @zeweldihaile2718
    @zeweldihaile2718 3 หลายเดือนก่อน

    ሓቅኛ መግለጺ ምዃኑ ሊንጎ ኣብ የዒንቱ ንብዓቱ ምቁጽጻር ስኢኑ፡ ከቢድ እዩ ኣብ ጎንኻ ኮይኑ ዝጋደል ዝነበረ ብጻይካ ኣብ ቅድሚ ዓይንኻ ክፍለ ከሎ፡፡

  • @abrahamkidane9170
    @abrahamkidane9170 3 หลายเดือนก่อน

    ዝኸበርካ ሊንጎ፣ ብዛዕባ እቶም 2 ደቂ ኣስፍሃ ምስ ጠቐስካ ዝተሰምዓኒ ስምዒት፣ ምልክት ስምባደ ድዩ ወይስ ምድፍናቕ ብጽሑፍ ክገልጾ የጸግመኒ። ደቂ ኣስፍሃ፣ ኣብርሃምን ዕንሹን ኢዮም። ንዕንሹ ብሳጉኡ ጥራይ ኢየ ዝፈልጦ። ንኣብርሃም ኣስፍሃ ግን ካብ ተኽሊጥ ብርጌዳት 23ን 44ን ክሳብ ምዝዛም ወፍሪ ባሕረነጋሽ ኣብ ጋንታ ብሓደ ኢና ኔርና። ኣብርሃም ኣስፍሃ ብመልክዕ ጥራይ ኣይኮነን ዝፍለጥ። ብጣዕሚ ሕያዋይ፣ ኣዝዩ ተባዕ ሓኪም ጋንታ፣ መራሕ ጋንታ፣ ንፉዕ ደራፋይ ኢዩ። ኣስመራ እትብል ደርፊ ኣብ ክ/ሰ 70 ብርጌድ71 ን 1ይ ቦጦሎኒ ጽቡቕ ሽባኻኺ ኣስመራ እትብል ደርፊ ዝደረፈ ክሳብ ድሕሪ ናጽነት ብገለ ሰባት ከምዝተ ደርፈት እዝክር።

  • @abrahamkidane9170
    @abrahamkidane9170 3 หลายเดือนก่อน

    ዝኸበርካ ሊንጎ፣ ብዛዕባ እቶም 2 ደቂ ኣስፍሃ ምስ ጠቐስካ ዝተሰምዓኒ ስምዒት፣ ምልክት ስምባደ ድዩ ወይስ ምድፍናቕ ብጽሑፍ ክገልጾ የጸግመኒ። ደቂ ኣስፍሃ፣ ኣብርሃምን ዕንሹን ኢዮም። ንዕንሹ ብሳጉኡ ጥራይ ኢየ ዝፈልጦ። ንኣብርሃም ኣስፍሃ ግን ካብ ተኽሊጥ ብርጌዳት 23ን 44ን ክሳብ ምዝዛም ወፍሪ ባሕረነጋሽ ኣብ ጋንታ ብሓደ ኢና ኔርና። ኣብርሃም ኣስፍሃ ብመልክዕ ጥራይ ኣይኮነን ዝፍለጥ። ብጣዕሚ ሕያዋይ፣ ኣዝዩ ተባዕ ሓኪም ጋንታ፣ መራሕ ጋንታ፣ ንፉዕ ደራፋይ ኢዩ። ኣስመራ እትብል ደርፊ ኣብ ክ/ሰ 70 ብርጌድ71 ን 1ይ ቦጦሎኒ ጽቡቕ ሽባኻኺ ኣስመራ እትብል ደርፊ ዝደረፈ ክሳብ ድሕሪ ናጽነት ብገለ ሰባት ከምዝተ ደርፈት እዝክር።

  • @tedroshagos2402
    @tedroshagos2402 3 หลายเดือนก่อน

    እቲ ግፋ ዘካየድክዮ ኸ ደኣ ዘይገለጽካዮ ናይ ወድኹም ደብዳቤ ኣምጺኤልኩም ኢልካ ን ዘርኣይ ዓዲ ሙሉእ ዝገፈፍጃዮ ታሪኽ ታሪኽ ዩ

  • @eri100eritrawit9
    @eri100eritrawit9 3 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks for having you those magical histories are like treasure for Eritreans people. Very powerful no doubt thanks again for sharing. Glory to our Heroes 🇪🇷🕯️🫶🇪🇷

  • @semeretekie5803
    @semeretekie5803 3 หลายเดือนก่อน

    ቅድሚ ዒን ኽትብሌ ሓሲብካ እንተ ዘይተጋየ ትፈል ኢኻ ትመስል ገለ በለና ኣነ ንሽተይ ከለኹ ኣብቲ ከባቢ ሊንጎ ዝበሃል ህቡብ ተጋዳላይ ብብዝሒ ይሰምዕ ነይሬ😮

  • @optimisticman3412
    @optimisticman3412 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቦታትናን እኖታትናን ጀጋኑ ናይ ብልቢ ኤርትራ ሃገርና ንዓኹም ምስ ፈረየት ምፍራይ ደው ከተብል ኔርዋ, ሓላላት ሰማእታትና ወትሩ እናተዘከሩ ክነብሩ እዬም ❤❤❤

  • @mehreteabtesfalidet8129
    @mehreteabtesfalidet8129 3 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ወሰናይ ሊንጎ! ነዊሕ ኮንካ ስእሊ ናይ እዞም ስውኣትና ፡ብድሕሬኻ ኮይኑ ይርኤ የሎን። እግዚኣብሔር ይባርካ። ዘለዓለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና

  • @fachetekle6184
    @fachetekle6184 3 หลายเดือนก่อน

    ንስካ ስዉእ ኢካ ናይብዓል ንስካ መዓልቲ ምዉታት ክንገብረልኩም ኢና ። ነቲሕ ንዘለዉ ድምጺ ክትከውን ዘይትክእል ሲ ን ዝተሰዉኡ

  • @eskandergebregzabher3264
    @eskandergebregzabher3264 3 หลายเดือนก่อน +2

    ዝገርም ዛንታ ናይ ቶም ጀጋኑና የቀንየልና ሊንጎ ዕድመን ጥዕናን ይሓብካ

  • @Efokeradyon
    @Efokeradyon 3 หลายเดือนก่อน

    ኣክራናት ገድልን ሰብ ወነንቲ ታሪኽ ኣዚና ነመስግን ኣያና ሊንጎ ሓደካብቶም ታሪኽ ነመጀመርታ ዝመሃር ዘለኩእየ ቅድሚ ሕጂ ሊንጎ ዝበሃል ገዲም ተጋዳላይ ኣሎ ክበሃል እየ ዝሰምዕ ኔረ እዚ ሕጂ መደብ ምስጀመርካ ድማ ካብ መጀመርታ ክሳብ ሕጂ የካታተለካን ኣዝየ ድማ የናፈቀካ ኣዚየ ደማ የመስግ። እዛ ጽሕፍቲ ገሊኡ ሓሳባተይ ብሽጠይ እነዳ ጸሓፍኩ ገሉኡ ድማ ብጥሪኡ ኮፍ ኣቢለዮ ኣሎኩ ። እሞ ዘላለማዊ ክብርን ሞጎስን ነታ መተካእታ ዘየበላ ሂወቶም ዘከፈሉ ቡሉጻት ሰማእታትና ።እግዚኣበሃር ምስለ ኣብሃምነ ይስሃቅ ወያእቆም የንብሮም ዕረፍቲ ነፍሲ ይሃቦም

  • @alula763
    @alula763 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዘለኣለማዊ ዝክሪ ንስዋእትና ❤

  • @yosefahferom6893
    @yosefahferom6893 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤️🇪🇷❤️🙏❤️❤️🇪🇷 ዘልአለማዊ ዝክርን ክብርን ንሰማእታትና🇪🇷❤️🇪🇷🙏🙏❤️🇪🇷

  • @rigat-cm3fb
    @rigat-cm3fb 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዝክርን ክብርን ንስውኣትና
    ሊንጎ ነቶም ካብ መስዋእቲ ተሪፍኩም ኩሉ ጼርኩም ብትብዓት ዛንታ ብጾትኩም ንታሪክ ተሕልፉ ድማ ሓይሊ ይሃብኩም
    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
    ፣🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    ዓወት ንሓፋሽ

  • @tecliaghirmai9915
    @tecliaghirmai9915 3 หลายเดือนก่อน

    .....kabten 4 asmat eta hanti agudileya!!!!!! How touching stories
    Long life to you Lingo with Thanks

  • @Brightmorningstar12
    @Brightmorningstar12 2 หลายเดือนก่อน

    Thank you God bless you ❤❤❤ I will love to hear more your experience Nay Gadeley it’s amazing

  • @Bay862
    @Bay862 3 หลายเดือนก่อน

    ሊንጎ ለኽባጥ ሕድሪ ስዉኣት ተጠሊሙ ግን ኣይተዛረብካን

  • @militegebrenegus6390
    @militegebrenegus6390 3 หลายเดือนก่อน

    Selam. Deki.erey. ertrawinet. Kubur.mininet. kibrin.misganan. nisematatna..e.ni.serawitna..sematatna. wetru. Ablibina 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • @TedrosZerai-j3d
    @TedrosZerai-j3d 3 หลายเดือนก่อน +2

    ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስዋትኣና ❤❤❤❤

  • @tedrosberhane6668
    @tedrosberhane6668 3 หลายเดือนก่อน

    Wonderful; Lingo to my surprise I have admired on the picture you placed behind you few days ago on Awel’s prose. It’s really wonderful smiling face on very life treating place. Tedros

  • @kibromhabti9864
    @kibromhabti9864 3 หลายเดือนก่อน

    Zelalmwey kibren mogsen ne sematet eritrea wetru ab lbna ekume 🇪🇷

  • @eritreanentertmenthabesha7387
    @eritreanentertmenthabesha7387 3 หลายเดือนก่อน

    ኣበይ ኣሎ ሓርበት 80% መንእሰይ ድሕሪ ናጽበት ደይኮነን ተሰዲዱ ?

  • @SiemAsmara
    @SiemAsmara 3 หลายเดือนก่อน

    Yes, this is our History too! I hope one day you will write our curriculum of Eritrean History. I hope your videos are going viral in Eritrea. You are one of our few true heroes who is doing as he promised. True heroes resemble our martyr's, for they don't take from the mass but give. Thank you Sir. May Our Martyr's be remembered for eternity!

  • @tsehaineshtekle6154
    @tsehaineshtekle6154 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሊንጎ እግዚአብሔር ዕድመን ሙሉእ ጥዕናን ይሃብካ ሰማእታትና ወትሩ ይዘከሩ ምድርናን ህዝብናን ይባረኹ።

  • @mhretseare8357
    @mhretseare8357 3 หลายเดือนก่อน

    Deki Erey nab frend mesanjer nsdedo nezi nay Lingo like subscribe nkgebru nezekakerom

  • @abrahamkidane9170
    @abrahamkidane9170 3 หลายเดือนก่อน

    ስእሊ ኣብርሃም ኣስፍሃ ኣብታ 18 ደቓይቕ ስርሒት ኮማንዶ ብኦድዮ ብሳምኤል ገ/ኣዳናይ እተነበት ኣብ ዩቱብ ኣላ።

  • @tesfazghitekle538
    @tesfazghitekle538 3 หลายเดือนก่อน

    What a wonderful way to remember your fallen comrades. That is what life is about, we will all die one day, but to die for a cause bigger than yourself is noble. Lets celebrate their life and give a face and character to the number. Eternal glory to our fallen heroes! Lingo keep up the good work.

  • @maekelewelday2056
    @maekelewelday2056 3 หลายเดือนก่อน

    Lingo Ntigenero Zeleka btami Xbuk zikone Kulu Tarik Nay hizbawi Gnbar

  • @SalihOsman-uj7lj
    @SalihOsman-uj7lj 3 หลายเดือนก่อน

    Abona jigna tegaday lingo qalsika trah zeykones tarikna kinfelit tigebro aberkito yemesgineka zikrin kibrin ni swuatna❤❤❤❤❤

  • @merhawisibhat5914
    @merhawisibhat5914 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤wawwww thanks so much baba Lingo

  • @Kelmebrahtu
    @Kelmebrahtu 3 หลายเดือนก่อน +1

    ጀጋኑና ሰማእታትና ንወትሩ ይዘከሩ፣ክብርን ሞጎስን ንሰማእታት ኤርትራ፣ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷

  • @DestalemGebre
    @DestalemGebre 3 หลายเดือนก่อน

    Zelalemawi zikri semaetat ERITREA ❤❤❤

  • @sam_Sam1255
    @sam_Sam1255 3 หลายเดือนก่อน +2

    Kbrn mogosn n swuatna

  • @teweldekidane107
    @teweldekidane107 3 หลายเดือนก่อน +2

    ስውኣትና ወትሩ ኣብ ልብና ክብርን ዝክርን ንሰማእታትና

  • @arsutesfay626
    @arsutesfay626 3 หลายเดือนก่อน

    Thank you For sharing the history to hear about my Hero Brother Oriet Tesfay 🙏🕯️🕯️🕯️🕯️

  • @mhretseare8357
    @mhretseare8357 3 หลายเดือนก่อน

    Welcome harbena gedem tegadalay lingo
    Smka ayhaskuwan .neshtey keleku yzkereni ab Asmara 1993 eyu mesleni ab wekma zbhal meda mexawety kusho bahli neru anaweser nerka men hezelkum kmexe mesbelkana merkebna nay wedi Zager elomuka merkebna aykonen mekenana hezelkum kmexe eye elkayom btakitin bfaxan hagosom gelexiom
    Ezi kulu menesey abza degal agame werarrat arebom eyom 😢😢
    So btami eye zfetwekan zednekekan bety tekrebo medeb kexelo ❤❤❤🇪🇷🇪🇷
    Ezgabher edmen tenan yhabka ❤

  • @Greensky888
    @Greensky888 3 หลายเดือนก่อน

    Kibrin mogosin ni SEMATATNA 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @henokhiyabu9981
    @henokhiyabu9981 3 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks Lingo

  • @babekeraliedris7801
    @babekeraliedris7801 3 หลายเดือนก่อน

    Tzubouk hawi Lingon mangadi na Tarik malgaz jamirka, kullo gizi akatatalka ye...

  • @meharitedros4196
    @meharitedros4196 3 หลายเดือนก่อน +2

    ክብርን ዝኽርን ንስዉኣትና ። ስዉኣትና ኣብ ልብና ሰፈሮም።

  • @habegahabe1695
    @habegahabe1695 3 หลายเดือนก่อน +1

    Yes memher lingo it's our story

  • @Tsegaygebru-yk8we
    @Tsegaygebru-yk8we 3 หลายเดือนก่อน +1

    Pls lingo hAway gigina ezey tehibena zeleka astemhiro aytegeben eyu emo ketelo gbu zelalemawi zekery nesewatena Awet nehafash

  • @danielmehari227
    @danielmehari227 3 หลายเดือนก่อน

    መአረምታ ; ፊሊፓሰ ናይ 70 ምሰኮነ አይኮነን 5 ወራር ነሩ

  • @yohannesocubasilassie6071
    @yohannesocubasilassie6071 3 หลายเดือนก่อน +1

    I admire you, God bless you and your family

  • @keseteghebremicael9270
    @keseteghebremicael9270 3 หลายเดือนก่อน

    ሊንጎ በዓል መትከል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ::

  • @zerautewelde501
    @zerautewelde501 3 หลายเดือนก่อน

    ERi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️💪💪💪🙏 we’ll come lingo for give lessons

  • @samuelzeray8804
    @samuelzeray8804 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤

  • @aumhayat7218
    @aumhayat7218 3 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you lingo