ሰበር ዜና: ኣብ መቐለ ታንክታት መዳፍዕን ተታሒዙ | ፃውዒት ጀነራል ፃድቃን | ዘሐጉስ ዜና ካብ ሽረ | Kulu News ኩሉ ዜና

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 14 ต.ค. 2024
  • ሰበር ዜና: ኣብ መቐለ ታንክታት መዳፍዕን ተታሒዙ | ፃውዒት ጀነራል ፃድቃን | ዘሐጉስ ዜና ካብ ሽረ | Kulu News ኩሉ ዜና
    እዚ ብኩሉ ሚድያ እናተዳለወ ዝቐርበልኩም Kulu News ኩሉ ዜና እዩ።
    tigray news today, ethiopian news, kulu media news, kulu media today news, kullu news today, tigray news, eritrean news, tigrigna news, Daily Ethiopia and Eritrea news
    #kulunews
    #kulumedia
    #ethiopianews
    #zaramedianetwork
    #eritrea
    #tigray
    #ኩሉ_ሚዲያ #ኩሉ_ሚድያ #news #newsupdate, kulu media, dimtsi weyane news, kulu media news, kulu entertainment tv, eritrean movie

ความคิดเห็น • 21

  • @gebremeskelteklay6026
    @gebremeskelteklay6026 2 หลายเดือนก่อน +5

    እቲ ዜናን እቲ ንሪኦ ምስልን ዘይመሳሰል እናኾነ'ሞ ተዝስተኻኸል

  • @AberashBerhe-pz8be
    @AberashBerhe-pz8be 2 หลายเดือนก่อน

    ኩሉ ሚድያ ጽቡቕ አስመኤና

  • @HiwotGebreegziabher
    @HiwotGebreegziabher 2 หลายเดือนก่อน

    ፀላእቲ ትግራይ ኢኹም

  • @tewodajbeza
    @tewodajbeza 2 หลายเดือนก่อน

    Bravo our gevernance continue

  • @NelesAsgele
    @NelesAsgele 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤

  • @meseretgebru5341
    @meseretgebru5341 2 หลายเดือนก่อน +1

    አይተዳግሩ ደቀቅቲ ሳንቲም ንምእራይ ለይኾነ አይተውርዩ መጋነዖ ታንክን መዳፍዕን ትሕዝቶ አካላተን ብውነትፈልጦ አይመስለነን ብልኾነ ህዝቢ አይተዳናግሩ

  • @seyoum7656
    @seyoum7656 2 หลายเดือนก่อน +2

    Melekam ena ewntenga midiya

  • @Mohdshamz
    @Mohdshamz 2 หลายเดือนก่อน

    ክሰብ ሐዚ እንታይ እናገበረ ፀንሑ እዩ ሐዚ ዐጀውጀው ምባል ዝተጀመረ
    ሰርቅ ንምንታይ ውዕል ሕድር ዝተደለየ ? ነፉዕ ግዝያዊ መንግሰቲ እየ ንምባል ዝተሰርሐ ሰራሕ ይመሰል
    ዝኮነይኩን ግን ልዕልነት ሕጊ ይረጋገፅ

  • @AmbayeKebede-l8l
    @AmbayeKebede-l8l 2 หลายเดือนก่อน

    በጣዕሚ ዘሐጉስ አብሬሽን ቅስሚ ጓሓላሉ ዝሰብር ሰለዝኾነ ክድፈአሉ ይግባእ አብ መወዳእታ ድማ ትግራይ ዓዲ ሕጊ ክትከውን እያ።

  • @GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
    @GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU 2 หลายเดือนก่อน

    እቱ ግዝየያዊ ኣብ ክንዲ ስርዓት ምዕራይስ ኣብ ልዕሊ እንታይዶ ኣባይዶ እናበልካ ታንክ ዘኣክል ብውልቀ ሰብ ተትሒዙ ክርከብ ፡ በኣይ ዘተሓሳስብ እንተይኮነስ ከም መንግስቲ ዘሕፍር ከም ዘይጋ ኸዓ ተስፋ ዘቑርፅ እዩ ። እዞም ኩሎም ብዙሕ እተፀበናሎም ሰባት እንታይ ጉዱ ቱሙስሙስ ኣብ ህወሓት ሪፎርምባ እንታይባ፡ መን መሪሑና ኢናዳኣ ተጋሩ ኽንከውን። ኢዶእ ።

  • @berhaneabreham618
    @berhaneabreham618 2 หลายเดือนก่อน +2

    ስርቂ ዳአ ናይ አቦኾም እንድዩ

  • @mearegfitsum
    @mearegfitsum 2 หลายเดือนก่อน

    Hashewti Resahat Belaeti Hdri Na Wedi Ali Fositat Gimtat Kab Party limfras tiguyeyu Gizatnay Temezabeltinay Nimimilas Teguayey Getachew Hasema

  • @HailemariamTesfay
    @HailemariamTesfay 2 หลายเดือนก่อน

    ታይ ተታሒዙ?

  • @GidayNayzgi
    @GidayNayzgi 2 หลายเดือนก่อน

    Ntigray ytekimdo?

  • @GidayNayzgi
    @GidayNayzgi 2 หลายเดือนก่อน

    Gn Tegaru....Nay minilik dmtsi konkum

  • @gebremedhintikue7426
    @gebremedhintikue7426 2 หลายเดือนก่อน

    ታይ ከምትዛረብ ንረበረሓ ህዝብና ዝጎድእ መድፍዕ ዶ ምስትዉዓል የድልየካ ኩሉ መድያ

  • @Tekleaxmite
    @Tekleaxmite 2 หลายเดือนก่อน

    KUlU........ MedIa........Tg........ Citly......... Country

  • @abrahatsionbeyene2110
    @abrahatsionbeyene2110 2 หลายเดือนก่อน

    Wrdewam eritreawyn nbalatom nhgroam endsrku nertrwyn zyshmam hbam kkifewm znhom hkis iyttfen ey enkoq ka tflat

  • @TsegayHaylu-yj4df
    @TsegayHaylu-yj4df 2 หลายเดือนก่อน

    እተን ታንክን ኦራላትን ካብ ብግለ ሰባት ተሓቢአን ንዝነበራ አብ ቁፅፅር ምውዓለን ፅቡቅ እዩ።ኮይኑ ግና ንመከላከያ ሰራዊት አብይ አሕመድ አሕሊፎም እንተሂበምዎን ግን ዓብይ ክሕደት ንህዝቢ ትግራይን ፣ስዉአትናን ከምዝኾነ ድማ ከረጋግፅ ይደሊ።ወይ እውን ዘቀመጠን አካል ንህዝብና ፀጥታ ድሕንነት ኢሉ ሓሲብ ክኾን ከምዝኽእል ይግምት፣
    ወይ እውን ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ነዚ ወታደራዊ ንዋት ሒዝናዮ ዝበሎ ሐዚ ንዘሎ ፖሎቲካዊ ውድቀት ተጠቂሙ ንህዝቢ ረብሓን ፀጥታን እዩ ኢሉ ንረብሓ ፖሎቲካ ክጥቀመሉ ይኽእል እዩ ፣ዘብል ጥርጣሬ አለኒ እዩ።
    ኮይኑ ግና አብ ሰረቅትን ጎሓሉን ምስ ብረታብረት አኪቦም ንኽኸብሩሉ ዝነበረ ዕቅዶም ተፈሪሱዎም ድማ ካብ ጓሓሉ አብ ቁፅፅር ምውዓሎም ግ ም ት ይበል ዘብል ሰራሕ እዩ፣ንሕና እውን ክንድግፎም አለና።
    ብዝኾነ ግን እኹል ናይ ምርመራ ውፅኢት ንህዝቢ ክንገሮ ይግባእ።

  • @GidayNayzgi
    @GidayNayzgi 2 หลายเดือนก่อน

    Ez nmen ytekim wy. Ddddbbb nnnaa

  • @MaebeleMusieGebreyesus
    @MaebeleMusieGebreyesus 2 หลายเดือนก่อน

    ወረኛ