ወለደይ፣ ባዓል ቤተይ ኪሒዶሙኒ ፡ ሻዕብያ ከቢቡና ፡ ፖንትን ረጅን ጌሮም ሐዲጎሙኒ። ደም ተቀቢአ ዲሒነ ኣምሊጠ ➡️ ተጋዳሊት ኣልማዝ መለስ 0919347850

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ส.ค. 2024
  • Subscribe and hit the notification bell and stay updated with us with all new uploads!
    ወለደይ፣ ባዓል ቤተይ ኪሒዶሙኒ ፡ ሻዕብያ ከቢቡና ፡ ፖንትን ረጅን ጌሮም ሐዲጎሙኒ። ደም ተቀቢአ ዲሒነ ኣምሊጠ ➡️ ተጋዳሊት ኣልማዝ መለስ 0919347850
    ንሓደሽቲ ስራሕቲ ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ንኩን!
    Copyright ©2024: seret media; 🔔Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted

ความคิดเห็น • 421

  • @seret_media
    @seret_media  4 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ሕድሕድ ኣጋይሽና ስልኪ ቁፅሪ ኣብ description ወይ ከዓ ኣብ title እናቐመጥና መፂና ኢና ናይዛ ዋዕሮ ሓፍትና እውን ኣብ description ወይ ድማ ኣብ #title ክትረክብዎ ትክእሉ ኢኩም ንእትገብርዎ ሓገዝን ምብርትታዕን ድማ ነመስግን ። #seret_media

    • @haye5696
      @haye5696 4 หลายเดือนก่อน +1

      What is your purpose for the cause of the Tigrians atrocities this girl is all over the subject please see the interest and facts of the tigray situation Tigray isn't out of the woods please restrain

    • @haye5696
      @haye5696 4 หลายเดือนก่อน

      If your purpose is to help our self less heroes there is way to help them with total organized way please don't make us fill there is nothing done. I felt your purpose is to make to make our tdf didn't had purpose for their sacrifice

    • @selamheylay4904
      @selamheylay4904 4 หลายเดือนก่อน

      ጋልዛ ኣረጊት ንብሰትን ዘይብሰትን ፈለይ ሃላይ

  • @matthewsbrhane5160
    @matthewsbrhane5160 4 หลายเดือนก่อน +118

    ኣራኽቡኒ እባ ኣነ ባዕልይ ክኣልያ የሕዋተይ

    • @frewoinidebesai8309
      @frewoinidebesai8309 4 หลายเดือนก่อน

      Hej Matthews

    • @xxsolomon
      @xxsolomon 4 หลายเดือนก่อน

      I'd like to help please. Dm

  • @ADONAY_DIVORA143
    @ADONAY_DIVORA143 4 หลายเดือนก่อน +45

    ዛሓፍተይ ኣብ ክልተ ቃልሲ ኢኺ ተቃሊስኪ 😢ኣብ ስደት ምስ ሂወት ተቃሊስኪ ኣብ ዓድኺ ድማ ምእንተ ህዝብኺ ክብረት ይሃበልና ንዝኸፈልክልና ዋጋ😢

  • @geneteden4343
    @geneteden4343 2 หลายเดือนก่อน +1

    አካሌ ስንኩላን ብዙሕ ግዜ ቃለመጠየቅ ስለትገብሪ ምቾት ዘለዎ መቀመጫ አደላዉሎም 🙏

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 4 หลายเดือนก่อน +12

    እዚ ታሪክ ዘይኮነ ስልት ታት ገድሊ ተጋሩ የሕሊፍካ ምሃብ እዩ እንተ ጀግና ዋዕሮ ሓፍትና ግን ቃላት የብለይን ❤

  • @user-ts2mk2rq9c
    @user-ts2mk2rq9c 4 หลายเดือนก่อน +21

    ጅግና ዛሃፍተይ ሰላኹም እዩ ትሰላም መፂኡ ኽብሪ ናኣኹም ኽብለኪ የፈቱ

    • @saron-si5ym
      @saron-si5ym 4 หลายเดือนก่อน

      Selam mexeyu ay tegaru kkkkkkkkkk

    • @Esromtesfay772
      @Esromtesfay772 4 หลายเดือนก่อน

      @@saron-si5ymአየ ወዲብፀብፅ ሽርሙጣ ምእክቢት ኤድስ ገፀካ ትርሃቅ በየናይ ኢኹም እቲኹማ እቱም ርሳሃት ዓሌት ጎንድር ወዲ መእክቢት ሽግሪ ውታደር ናይ ዓቢ አህመድ ውዲ ሽቃቅ🚾🐕‍🦺ከልቢ

    • @temesgenamlak4301
      @temesgenamlak4301 4 หลายเดือนก่อน

      ክክክክክክ

  • @user-qt1sp2hh4j
    @user-qt1sp2hh4j 4 หลายเดือนก่อน +11

    ኣድራሻ ባ ሞ ኣቅምጥልና ስልኪ ከቅምጠልኩም እየ ኢልኪ ኮ ኣየቅመጥክልናን ብዓቅምና ክንሕግዛ በጃኹም ኣድሻ ሃቡና😢😢😢

    • @user-op8dr9fy7t
      @user-op8dr9fy7t 4 หลายเดือนก่อน

      አሎ እያ አብ ልዕል 59 መጭረሽእ

  • @user-pw4le8ru5m
    @user-pw4le8ru5m 4 หลายเดือนก่อน +3

    እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የርደልኩን አሕዋተይ😢😢😢😢

  • @Weditembien-to8bd
    @Weditembien-to8bd 4 หลายเดือนก่อน +2

    ኣጀኺ ዋዕሮና እግዚአብሔር ኣምላክ መልኡ ምሕረት የውርደልኪ ማዓረይይ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @fikirtemamo4717
    @fikirtemamo4717 3 หลายเดือนก่อน +1

    Way. Shaebya. Ezom. Resahat. Belaeti. Seb

  • @abrshg.meskel595
    @abrshg.meskel595 4 หลายเดือนก่อน +6

    እግዚአብሔር አምላክ ምሉእ ምሕረት ይሀብኪ

  • @raki4741
    @raki4741 4 หลายเดือนก่อน +2

    ይህ ታሪክ ሳይሆን የትግራይ ትግል ስልት ነዉ ግን ለጀግናዋ እህታችን ቃለት የለኝም ❤🙏

  • @alemgerezgiher4162
    @alemgerezgiher4162 4 หลายเดือนก่อน +3

    ሰላም ብጣዕሚ ዘሕዝን ታሪኽዩ እስኺ ንባዕልኺ ኣብ ሰደት ከርተት ዝበልክዬ ከይኣክል ኣካልኪ ተጉዲእኪ ናይ ነብስኺ ገዲፍኪ ንብጸይተይ ሐክዝዋ ሰብ የብላን ኢልኪ ብአአ ክትጭነቂ ካብዚ ዝዓቢ ብጻይነት የለን ናይ ዋጋ የብሉን ምሕረት ካብ ፈጣሪዩ ዝመጽእ እግዚኣብሄር ምሕረት የውርደልክን ኣሕዋተይ!🙏

  • @azmeratesfay6273
    @azmeratesfay6273 4 หลายเดือนก่อน +2

    ጀግናና ዋዓሮና እግዚአብሔር ምሳኩም ይኩን አጁኦኪ 💪💪💪💪❤❤❤❤❤❤

  • @user-wt6xf2se4f
    @user-wt6xf2se4f 4 หลายเดือนก่อน +7

    ኣጆን ዘን የሕዋተይ ኣምላክ ምሳክን ይኩን እዞም ናይ እንስሳ ባህሪ ዘለኩም ሠባት ክፋእኩም ሒዝኩም ስቕ እንተትብሉ እቲ ዝሓሸ ምርጫ እዩ ግን ነዛ ሓፍትና ትብልያ ዘለኪ ኣቅርብያ ከምዚ ናትኪ ትዛረብ ባዕላ ኣነ ዝዓቅመይ ወርሓዊ ክሕግዛ ምደለኩ ከም ፍቃድ ኣምላክ👏👏👏 ኣጆክን ከኣ ሠብ የብለይን ኣይትበላ ሠማይን ምድርን ዝፈጠረ ኣምላክ ምሳክን እዩ ተስፋ ኣይትቁረፃ👏

  • @tsegagaltgray
    @tsegagaltgray 4 หลายเดือนก่อน +7

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ዋዕሮና
    ግን ኣብ ኣቀራርባ ግን ጥንቃቐ ግበሩ እቲ ቃልሲ ገና እዩ ዘሎ ክወፅእ ዝግበኦን ዘይግበኦን ናፈለና ኣብቲ ኩናት ሪኢናዮ ኢና ብኣልማሚት ናቀተሉ

    • @GelilaTewolde
      @GelilaTewolde 4 หลายเดือนก่อน

      ስማዕ እስቲ! ንእሽተን መሕፈሪ የለይ?እዙይ ላይ ትግራዋይ መለለይ ይኾነይ። ጋዜጠንያ ደሞ ዓይንኺ እላ ረኣየ ኸማቢልኪ ትለቅዮ። ኤዲተር የብልኽን ድዩ? መሕፈሮ መጫወቻ ዓዲ ሃገር ጌርኽናና😡😡😡ቦዃርያ ልኾነት ቋልዓ ተቕርቢ: ደነዝ!ይቅርታ ታይጠየቕኪ ብስሩ ኣይፋትሓክይ። ኽንደይ ጀጋኑ እላሃለዩ ሲ😡😡😡

  • @user-wz9me5qs2j
    @user-wz9me5qs2j 4 หลายเดือนก่อน +9

    ጋዜጠኛ ተሕዝኒ በይና ክተዕልል ድያ ዓዲምክያ ንምንታይ ኣብቲ ዝምልከታ ጥራሕ ዘይትሓትያ ምንም ከይሓተትክያ እያኮ በይና ተዕልል ዘላ ምስኪን ሓፍተይ ዝረኣየተን ኹለን ዘርጊፋተን

  • @MaharatMariam
    @MaharatMariam 3 หลายเดือนก่อน

    🙏♥️♥️🙏🙏♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @me-msd9407
    @me-msd9407 2 หลายเดือนก่อน

    ኺናት ባህላዊ ጸወታና ኢዩ ኢሎም እባ ኣብ ሓዊ ጠቢሶምኪን ናሽቱ ቆለዊዕ።

  • @avgasbbs7173
    @avgasbbs7173 4 หลายเดือนก่อน +10

    ካብ ክትሕስው ከይደቀስኩም ታሓድሩ ስራሕኩም ዘይትገንሩ ፎእ ፉምፊናት😊😊😊😢😢😂😂

    • @abrhaleyrussom1718
      @abrhaleyrussom1718 4 หลายเดือนก่อน

      Ab lieli tigray zeytefetseme geben yelen ezi haki eyu .bzaeba adka kean tfelto yeblkan sdetena

    • @hakieye5649
      @hakieye5649 4 หลายเดือนก่อน

      don't forget this things this is a document that has been kept for generations to come.

    • @user-gzieyumemhrey
      @user-gzieyumemhrey 4 หลายเดือนก่อน +1

      ​@abr haleyrussom1718 ኣብ ትግራይ ዘይተሓሰወ ሓሶት የሎን!

    • @Netsi-lx3qi
      @Netsi-lx3qi 4 หลายเดือนก่อน

      ቆርባዕ ለማኒ አብ ዓድና እንበር አብዓዲ እንዳማትና ኮና አይንፍክርን

  • @lemlemtube5783
    @lemlemtube5783 3 หลายเดือนก่อน

    እግዚኣብሔር ኣሞላክ ሞሕረት የዉርደልኺን ኣሕዋተይ😢😢😢😢

  • @user-lj7ru6dp3t
    @user-lj7ru6dp3t 4 หลายเดือนก่อน +8

    ኣይዞኹን ዘንሓተይ ታይማ ክግብር ጦሩኖት ኩፉእ

    • @user-jk2ev9wk8o
      @user-jk2ev9wk8o 4 หลายเดือนก่อน +1

      ዋይ ጽው ስዋይ መዕሰርይ ዘይብሉ ሓሶት.

  • @yosieftedros
    @yosieftedros 4 หลายเดือนก่อน +1

    Agedidom diyom zhatuki zelewu kulukum tegaru haqi keytezarebkum bgeka hasotn mxlamn ntgraweyti zamexe tegadalay shaebya yelen

  • @yobel-lh2rj
    @yobel-lh2rj 4 หลายเดือนก่อน +2

    Zegatemeki Betaemi Yehezen u Amlak Mesaki Yequn Gen Saebeya Saebya ilki Zeykewen Zereba Aytezarebi Zey Natu Aytehabeyo Saebeya Kulu Hezbi Tegray Meskirelu U Kab Meqezen Nay Tegray Seyru Sernay Yehebom Neyru Nehezbi Tegray Haki Nefto

  • @yirgalemghilay3403
    @yirgalemghilay3403 3 หลายเดือนก่อน

    Bzey kunat shaebiya Aksum atyou malet diyou emo kea Ayer eyou mariku genzebna zerifu enda belkas

  • @mbbmbbb7519
    @mbbmbbb7519 3 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @user-rf1hd8dh3u
    @user-rf1hd8dh3u 4 หลายเดือนก่อน +2

    ኣጆኪ ዝሓፍተይ ትማሊ ሎሚ ኣይኮነን,,,,

  • @BrhanGebretsadk-ko3pt
    @BrhanGebretsadk-ko3pt 2 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢

  • @user-bf3zr3fj8k
    @user-bf3zr3fj8k 3 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ክቡራት የሕዋተይ ዋዕሮ ሓፍትና እንካዕ ናብዚ ኣብቀዐኪ እና ናይዘን ዋዕሮታት ስልኪ ኣቅምጥልና ሓፍትና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @HelenAndat-pn5ox
    @HelenAndat-pn5ox 3 หลายเดือนก่อน

    Shabiya ayhardin telaeki diki dhar kia mis shabiya trah dikum getmkum natom ke zeytzarebi😢😢😢😢😢

  • @user-yv7qo6sw9y
    @user-yv7qo6sw9y 4 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት ይሀብኪን😢😢😢😢

  • @abebaalema7709
    @abebaalema7709 4 หลายเดือนก่อน

    😭

  • @G.M.-yg2gj
    @G.M.-yg2gj หลายเดือนก่อน

    SERET MEDIA KEMEY ILKI DEA ..ZEY TESELEFKI NI HAGHERKI TIGRAY

  • @teklayzeru4602
    @teklayzeru4602 4 หลายเดือนก่อน

    ሻዓብያ ቅድሚ ምእታው ሰራዊት ትግራይ ኣየር ፓርት ክፈርስ ጌሩ ጌጋ ሻዓብያ ምስኣወ በረራ ኣይነበረን ሄልኮፕር እንኮይኑ እንድዒ

  • @memeereda9411
    @memeereda9411 4 หลายเดือนก่อน +7

    Ayo kndey tihswi big lair

  • @user-jk2ev9wk8o
    @user-jk2ev9wk8o 4 หลายเดือนก่อน +2

    ሕጂ መነመን ይባሃሉ ተበልኪ ዘርባዕባዕ ምበልኪ

    • @abebeh.8145
      @abebeh.8145 4 หลายเดือนก่อน

      ናትኩም ለይትገብሩ ናይ ሩጉኦ ፅንፅያታት.

  • @nomoret.2017
    @nomoret.2017 4 หลายเดือนก่อน +6

    ተዋስኦ ዘይውዳኣ ክልል። ፊልም ናይ ህንድ እኮ ኣምሲልኩሞ እዚ ኲናት። ክልል ምሉእዶ ወደይ ብሓሶት ይዕብሎኹ።

    • @tupacmera2807
      @tupacmera2807 4 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂

  • @semhaldrar9389
    @semhaldrar9389 4 หลายเดือนก่อน

    Egiziabiher Amlak mulue mihiret yhabki waero👍🏻❤🕊

  • @user-pc4li2ko8h
    @user-pc4li2ko8h 4 หลายเดือนก่อน +1

    ማኣረይ ትፀዮ ውድእውድእ😢😢😢😢

  • @hggf7664
    @hggf7664 4 หลายเดือนก่อน

    fetari mesaken yekun ahwatey🙏

  • @kalayutekle6832
    @kalayutekle6832 4 หลายเดือนก่อน +11

    ቃለ መሐተት ሕራይ ዝብለኪ ሲኢንኪ ኢኺ እዛ ምስኪን ፍጥረት አብዚ አምጺኺ ከምዚ ክተግብሪ ጹቡቅ አይኮነን ብስልቲ ትመስልኒ ነይርኪ ግን ? ?

    • @hakieye5649
      @hakieye5649 4 หลายเดือนก่อน

      I don't know what you talking about

    • @nakfaalgena5920
      @nakfaalgena5920 4 หลายเดือนก่อน

      bsul tgraway elen qbex

    • @muluftwi
      @muluftwi 4 หลายเดือนก่อน +1

      Kabay zgedede ab geza tatsya twal mahazay eniate haguzuwa sle zbelet du

  • @TewiZ12
    @TewiZ12 4 หลายเดือนก่อน +4

    ሐዚ እዚኣስ እንኳዕ ዘይሞተት እምበይ ካብዚኣስ እንታይ ኢና ክንማሃር??? መወዳእታ ዘይብሉ ፍርሒ : ዘይምውሳን : ፅንዓትና ሓቦ ወይከ ዋይ እንሄኺ ጋዜጠኛ ካብ ፍልጠት ነፃ

  • @user-xr5kc2cw5v
    @user-xr5kc2cw5v 4 หลายเดือนก่อน

    ዓኽኽኽ ብጣዕሚ የሕዝን ኣጆኽን ኣምላኽ ይሓግዝክን

  • @G.M.-yg2gj
    @G.M.-yg2gj หลายเดือนก่อน

    ALMAZ MELES KULU TARIKI SEMIINAYO JEGNA IKI...KAB SIDET TEMELISKI...GHENZEBKI TESERIKI...NI HAGHERKIN HIZBIKIN ILKI KEA TEKALISKY ...KIBRIN JIGNINETIN YIHIBEKI ALMAZ SHIKOR

  • @mathewostsegay4868
    @mathewostsegay4868 4 หลายเดือนก่อน +7

    ሸልሓጥ ንዓኺ ደኣ ሰራዊትና ብዕንጨይቲ ከማን ኣይትንክፈክን ። ምጹጽላይ

    • @mulugetat2263
      @mulugetat2263 4 หลายเดือนก่อน

      አታ ዕሱብ ቡካርያ ደንቆሮ ዘይተምሃረ ከፍት

    • @matthewsbrhane5160
      @matthewsbrhane5160 4 หลายเดือนก่อน

      ኪድ ረሳሕ

    • @mulugetat2263
      @mulugetat2263 4 หลายเดือนก่อน

      @@matthewsbrhane5160 ድንቁሪናካን ረሳህን ዕንጋር ዝመልአ አእምሮ ሐምሐም ከምዘለካ ካብቲ post ዝገበርካዮ እየ አምብበዮ :ርእሲ ቁንጫዕ :: ጠሪጣስ ተትሃፍረልካ :: ገባሪ በጊዕ

    • @samuelteame9336
      @samuelteame9336 4 หลายเดือนก่อน

      Mathewostsegay ata halay arawit

    • @mathewostsegay4868
      @mathewostsegay4868 4 หลายเดือนก่อน

      @@mulugetat2263 ጆ ባይደን ዲካ ክትብል ደሓር ትጻረፍ ዘለካ ባርያ ባይደን

  • @WelduReda
    @WelduReda 2 หลายเดือนก่อน

    Gigna💪💪💪💪💪

  • @AaA-nq7il
    @AaA-nq7il 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሕሕሕ😢😢😢
    ዳሓን ሕነ ከፍደይ ኡዩ😭😭😭

    • @mathewostsegay4868
      @mathewostsegay4868 4 หลายเดือนก่อน +3

      ሻነ እሞ ደንጒካ እንዶ እምበር ሻዕቢያ ደኣ ብረቶም ዓሚሮም ይጽበዩኻ ኣለው ኣብ መሬትካ ኣታዮ ሃሳስ

    • @user-gzieyumemhrey
      @user-gzieyumemhrey 4 หลายเดือนก่อน

      እሞ ሃየ

    • @rahwa141
      @rahwa141 4 หลายเดือนก่อน

      Hasotkum tray kexlu tegaru

  • @biniyamberhe8530
    @biniyamberhe8530 4 หลายเดือนก่อน +1

    ዋዕሮ✊✊✊

  • @enkomediatigrigna
    @enkomediatigrigna 4 หลายเดือนก่อน +8

    ኣቲ ሓሳዊት ቦግ ደኣ በሊ
    ንስኽን እዛ ጋዘጠኛን ነዚ ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ዝተፈጸመ "ጽንተት ተሕስራኦን ተርክሳኦን ኣለኽን ሻዕብያ ኣብ ኣኹስም ንስኺ ብነፋሪት?
    ነውራም ሓሳዊት ኩሉ ጥቕራን እዩ ናትኪ።

    • @alutigraweti6819
      @alutigraweti6819 4 หลายเดือนก่อน +1

      ማለት ታይ እዩ ቱሓሸት ካመይ እዩማ ተሓቂ ሰለ ዘተረደአኒ እየ

    • @keren5501
      @keren5501 4 หลายเดือนก่อน

      bog da bel hasewti

    • @user-kp9vc6uh9c
      @user-kp9vc6uh9c 4 หลายเดือนก่อน

      ንመንዩ ትሓሳዊት

    • @keren5501
      @keren5501 4 หลายเดือนก่อน

      @@user-kp9vc6uh9c Neti sheabya

    • @aumhayat7218
      @aumhayat7218 4 หลายเดือนก่อน

      Away bogoooooooooo shieb mebrahti gah beli

  • @AlmaasAlmas
    @AlmaasAlmas 4 หลายเดือนก่อน

    ማዓረይ❤🎉😢

  • @hggu4567
    @hggu4567 4 หลายเดือนก่อน

    Egzabiher amlak mhret yewrdelkin jeganuna

  • @user-fh1bp6co9f
    @user-fh1bp6co9f 3 หลายเดือนก่อน

    ኣጃኪ ዛሓፊተይ

  • @tsegamezgebu4429
    @tsegamezgebu4429 4 หลายเดือนก่อน

    I can't take it my heart is aching

  • @yonasalem6475
    @yonasalem6475 3 หลายเดือนก่อน

    Kezab shaebia aytbeli heleftki eyom zketlwom nerom

  • @user-rd2cm1zn2g
    @user-rd2cm1zn2g 4 หลายเดือนก่อน

    Kinat ksare eu mekseb yebuln ajoki nski ka nhaftna ka mhret yewurdela fetari er and tigray ka selam yewurdelna

  • @user-xv2tx1gn7z
    @user-xv2tx1gn7z 4 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ከቢድ ስደት ማዓረ ጅግና

  • @tediambes3908
    @tediambes3908 4 หลายเดือนก่อน

    Aye,agame, zeywidaa halewlew

  • @saron-si5ym
    @saron-si5ym 4 หลายเดือนก่อน +8

    ay tegaru gexkum terhak haku andeyu dea seb kefenfenekum akele senkelti elka sebeyteka yfetah betame tetaese 3 amet ab gonekum zenebereku

    • @abebeh.8145
      @abebeh.8145 4 หลายเดือนก่อน +1

      ናትኩም ለይትገብሩ ናይ ሩጉኦ ፅንፅያታት.

    • @Tefetawit.12.21
      @Tefetawit.12.21 4 หลายเดือนก่อน

      ጉሓፍ ሰራቂ ጀሪካን

    • @Azebsabawitg
      @Azebsabawitg 4 หลายเดือนก่อน

      ኣንሽትኩም ትሓርዱ ከ 🤔

    • @saron-si5ym
      @saron-si5ym 4 หลายเดือนก่อน

      @@Tefetawit.12.21 kuanti do aykoneten ata 1 temekehala tehezuteka kabey zemexe jerekan eu ata lemani sernay America 🇺🇸

    • @saron-si5ym
      @saron-si5ym 4 หลายเดือนก่อน

      @AzebGebretsadk-pc5wg sebeyti andeher xegeba kem tegaru schermotemet antela ketekumet alewa ne Telephon elkum kendey hezbe tehardu mehelawekum aytezengeai ab Tigray redeat,hekemena naweti,nay electric wayer,nay may haxawen teserek kemey abelka bezaba nay kaleai kefai ketezareb tekeal

  • @hagosyohanns9443
    @hagosyohanns9443 4 หลายเดือนก่อน +12

    ገጽኪ ይርሓቅ ሻዕብያ ኣይሓርድን ዩ፡ ሓሳዊት ቆፍቃፍ

    • @blankblack8268
      @blankblack8268 4 หลายเดือนก่อน

      እናትህ ትበዳ የሸርሙጣ። ልጅ

    • @sarakedana8798
      @sarakedana8798 4 หลายเดือนก่อน

      ሻዕብያ ባ በላዕቲ ሰብ ንመን ኢካ ትነግሮ አታ ባርያ ተረፍ የእድግ ገረድ

    • @user-gzieyumemhrey
      @user-gzieyumemhrey 4 หลายเดือนก่อน

      ​@@sarakedana8798እቲ ሓቂ ስለ ትፈልጥዎስ ከነእምነኩም ንደኽመሉ የብልናን ከም ምሳሌ ናይ ሞናሊዛ ውሰድ! ወይ ውን ኩልኹም ንሓሶት ኢና የፈጢርና በለኒ!

    • @Esromtesfay772
      @Esromtesfay772 4 หลายเดือนก่อน

      ስቅ በል ወዲ ፍታዊት ፍርንጭት ኢስይስ
      ጋህፍ ወዲ ብፅብፅ መብለት ሽርሙጣ & gahba nay kelbi 👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿

    • @GenetBerhe-yp5jx
      @GenetBerhe-yp5jx 4 หลายเดือนก่อน

      🤮🤮

  • @senaitmebrahtu912
    @senaitmebrahtu912 3 หลายเดือนก่อน

    ወለደይ፣ ባዓል ቤተይ ኪሒዶሙኒ ንምንታይ ኮን ይኾን ? ትሽግር ከም ዘሎ ኮይኑ ቤሩት ፣አዲስ አበባ ፣ሻዓብያ ፣ቤተሰብ መረረት መረረት ብዙሕ ሐቅነት ዝጎዶሎ ወረ ።ብቻ ምሕረት የውርድ።

  • @user-bk7qn2yc2y
    @user-bk7qn2yc2y 4 หลายเดือนก่อน

    ማዓረይ አጀኺ እስኪ😢😢😢😢😢❤

  • @mistlalhabtu9348
    @mistlalhabtu9348 4 หลายเดือนก่อน +1

    Ayey shaibiya aykonun zweseduki bilom deki adki nay shaibiya kdan tekedinom zwesedulki 👈

  • @geryetewelde7347
    @geryetewelde7347 4 หลายเดือนก่อน +2

    Hbobula wey kamsin

  • @abebaalema7709
    @abebaalema7709 4 หลายเดือนก่อน

    Wey kebid hiwet bitami mehzeni Ajoki Jegna Wairotat

  • @tediambes3908
    @tediambes3908 4 หลายเดือนก่อน +5

    EWAY AGAME, HASOT

    • @smd7650
      @smd7650 4 หลายเดือนก่อน

      ኪድ ባሪያ😈👎

  • @memeereda9411
    @memeereda9411 4 หลายเดือนก่อน +6

    Aye sila hasawit endiki konki

  • @egsgfhfi6852
    @egsgfhfi6852 4 หลายเดือนก่อน

    😢😭💔❤️🙏

  • @Kusuagame
    @Kusuagame 4 หลายเดือนก่อน

    Aedresha ba zhaftey 😢

    • @seret_media
      @seret_media  4 หลายเดือนก่อน

      ተጋዳሊት ኣልማዝ መለስ 0919347850

  • @user-xb1nt3iv2o
    @user-xb1nt3iv2o 4 หลายเดือนก่อน +1

    Eway hasot😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @user-sm6bx5hn5i
    @user-sm6bx5hn5i 4 หลายเดือนก่อน +1

    😢❤

  • @FfFgg-gx3wr
    @FfFgg-gx3wr 4 หลายเดือนก่อน

    ጅግና ኣጆኪ ዋዕሮና 😢😢

  • @merhawihabte7272
    @merhawihabte7272 4 หลายเดือนก่อน +3

    Eway entaykoinkum ekum meare kindzi hasot, beka shaebya entezeyyietikum aykonelkumn.
    Fikri sbeku bejakum.

  • @user-eb9cv8up7e
    @user-eb9cv8up7e 4 หลายเดือนก่อน

    እፍፍ አጅኪ ዝሓፍተይ እግዝአቤሄር ያሓግዝክና 😢😢😢😢

  • @user-fh3lq5hy2e
    @user-fh3lq5hy2e 4 หลายเดือนก่อน

    ኣይ ህዝበይ

  • @AxumawiKing
    @AxumawiKing 3 หลายเดือนก่อน

    ገፅኩም ትርሓቅ
    ትግራይ ብፀላእቲ ተወሪራ እናሃለወትስ ንምንታይ ኢኩም ሚስጢርኩም ንፀላኢ ትናገሩ ዘለኩም

  • @Naodmiss
    @Naodmiss 3 หลายเดือนก่อน

    ጋዜጠኛ ግን ሰብ ትፈሊይ ገራሚት ኢኪ ሸቃጢት ደቂስኪ

  • @solomonbeyenekahs2830
    @solomonbeyenekahs2830 4 หลายเดือนก่อน

    ክብሪ ንጀጋኑና።

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 4 หลายเดือนก่อน +4

    ኣነ ከም ትግራወይቲ እዚ ሚድያ ጠቕላላ ኣይድግፎን ኣንሳብስክራይብ ገይረዮለኩ

    • @user-gzieyumemhrey
      @user-gzieyumemhrey 4 หลายเดือนก่อน +1

      ከማኺ ይብዝሑ ሰላም ክሰፍን!

  • @tesfutesfaytewelde-ey4mv
    @tesfutesfaytewelde-ey4mv 3 หลายเดือนก่อน

    Ahhh ajokn eski aqmna mhageznaya ng bkemey knrekba nkeel ??😭😭😭

  • @yirgalemgebrhiwet9347
    @yirgalemgebrhiwet9347 4 หลายเดือนก่อน +2

    0:23

  • @BelayneshSyum-nu2sv
    @BelayneshSyum-nu2sv 3 หลายเดือนก่อน

    አሕዋት ሰላም ዶ እንታይ ክብለኩም ዝደለኩ ሐደ ሐደነገረ ክንዛረብ ዝደለኩ ቃለ መሕተቲ ክትገብሩ ከለኩም ቢያኒስ እንታይ ማለት እዩ አማርኛ ኦሮሚኛ እንታይ ዓይነት ቋንቋ እዩ ንምንታይ ትግሪኛ ዘይትዛረቡ?ዓድዋ ይወለድ ሸረ ተምቤን ወዘተ ንምንታይ ቋንቋና ዘይንዛረብ ናይ ካልእ ቀንቋ ንዛረብ አብ ትግርኛ ቃለ መሕተት እየ ዝብል ዘለኩም?

  • @fikirtemamo4717
    @fikirtemamo4717 3 หลายเดือนก่อน

    Way. Gigninet. Biemni

  • @user-qt2ur8sv4d
    @user-qt2ur8sv4d 4 หลายเดือนก่อน

    Beja shaebya gah Bela

    • @user-jh1ln5gr1h
      @user-jh1ln5gr1h 4 หลายเดือนก่อน

      gah ba belu foee bes

  • @Hiwet-fe1if
    @Hiwet-fe1if 4 หลายเดือนก่อน

    ስድራኺ ሰለምንታይ ዘይራኣዩኺ ኢልኪ ዘትሓትያ እምበር ጥዕይቲ ድያ ዛ ጋዜጠኛ

  • @dfsdxzdfingfgfdxsding5640
    @dfsdxzdfingfgfdxsding5640 4 หลายเดือนก่อน

    ❤አጆኪ ዋዕሮ ንሰላም ኢኪ ዋጋ ከፊልኪ❤❤

  • @user-jk2ev9wk8o
    @user-jk2ev9wk8o 4 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ሓብተይ ጎደሎ ኣካል ምካንኪ እይፈለትኹን

  • @user-wg3kb2pw9w
    @user-wg3kb2pw9w 4 หลายเดือนก่อน +3

    hasot hatyat eyu weys bahlawi xewetakum ayu

  • @user-rn5gu6jp3n
    @user-rn5gu6jp3n 4 หลายเดือนก่อน +1

    😢😢😢😢

  • @EkramEndris-oy2rw
    @EkramEndris-oy2rw 4 หลายเดือนก่อน

    ወድ ኸፍተይ ቁፁሪ ሀብኒ

  • @mkinay843
    @mkinay843 4 หลายเดือนก่อน +2

    እዚ ሚድያ ግን ንምንታይ እዩ ሚስጢርን ፣ ታክቲክን ገድሊ ትግራይ ግድን ድዩ ኣብ ሚድያ ክድሕዳሕ

    • @brizafzerau8868
      @brizafzerau8868 4 หลายเดือนก่อน

      ኩሉግዝየ እዩ ዘተሓሳስበኒ

  • @abebemola2451
    @abebemola2451 4 หลายเดือนก่อน +1

    ደባር

  • @akberetg.michael542
    @akberetg.michael542 4 หลายเดือนก่อน

    Aythaswi blbki tezarebi temelieki eki tzarebi zeleki egzabher aythasu eu zbl

  • @YghgddhigGdtugdw3-yz7je
    @YghgddhigGdtugdw3-yz7je 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mayk1847
    @mayk1847 4 หลายเดือนก่อน

    ኣጀኺ ጅግና ሓፍተትና እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ግን ናይታ ካባይ ዝገደደት ብፂት ዝበልክያ ኩሉ ትግራዋይ ብዝኸኣልናዮ ኣለዎ።

  • @user-wg3kb2pw9w
    @user-wg3kb2pw9w 4 หลายเดือนก่อน +2

    breaking kdmi kunat mjmaru eyu teaxyu,nseb aytetalili

  • @rgatkonjo
    @rgatkonjo 4 หลายเดือนก่อน +4

    ኩለኩም ረሳሓት ሓሳካት ኤርትራውያን ኣብዚ ኣቲኩም ትፃረፉ ዘለኹ ደጋላት ሰረቅቲ ገበርቲ ዘይ ነበረ ነውራማት👹👹👹🤑🤑🤑

  • @AlemqDesu
    @AlemqDesu 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-ur1sh6kl8r
    @user-ur1sh6kl8r 4 หลายเดือนก่อน

    ❤️💛❤️💛❤️💪💪💪

  • @fikregirmay
    @fikregirmay 4 หลายเดือนก่อน

    ኲናት ከይተጀመረ ሸዓብያ ከመይ ጌሩ ኣክሱም ኣትዩ ታይ ዓይነት ወግዒ አዩ

  • @tomasfeshaye6319
    @tomasfeshaye6319 4 หลายเดือนก่อน

    So sad ajoki wearo 💔🥰🥰🥰🙏🙏