ጉዑዞ ናብ ኣዲሰ ኣበባ🙏ኤልዱን ኣክሊልን እናተባከና ተፈላሊና😥🙏

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 5 ก.พ. 2025
  • #gereemun #habesha #tigray

ความคิดเห็น • 333

  • @TSgahaftay
    @TSgahaftay 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +54

    ሰናይ ጉዕዞ ሰምርየይ ዝኮድክዮ ለምለም ዘረገፅክዮ ድልድል ይኩነልኪ ዛምበይተዋይ💙🙏

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@TSgahaftay ኣሜን ፀጋዋይ መዓረይ ❤️🙏

    • @ብሌንጓልትግራይ-ጰ9ጰ
      @ብሌንጓልትግራይ-ጰ9ጰ 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ መዓረይ

    • @سارهمحمد-ت7ث6ت
      @سارهمحمد-ت7ث6ت 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      መልሲ​@@ብሌንጓልትግራይ-ጰ9ጰ

    • @fanahailuabay752
      @fanahailuabay752 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ብሰላም ተመለሱ መዓረይ❤

  • @bringus-i3b
    @bringus-i3b 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +34

    ሳምሪየ ፅቡቅ ዕደድል ምስመፃእኺ ዝሰልጠንክዮ ክተርእይና ሰብ ምሉእ ተስፋ እና ብሰላም ተመለሱ ወለላይ🙏🥰

  • @ጓል-ሃገረሰብ-Hagi
    @ጓል-ሃገረሰብ-Hagi 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ብጣዕሚ የዋህ ሳምሪየ😊 ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ጽቡቃተይ🥰🌸😊

  • @FjgCh-e1x
    @FjgCh-e1x ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰላም ጉዑዞ ሳምርተይ ደቅኪ እለ ብጣዕሚ እየን አሕዝነናኒ አይፈላልክን ፈጣሪ ምቅራተይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @selamteame82
    @selamteame82 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰናይ መንገዲ ሳምሪተይ ዉይይይ ማርያምን ምሳክን ነቢዐ 😢❤❤❤❤

  • @EdftWhc-vi2yq
    @EdftWhc-vi2yq 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዋይሳምሪየ ታይ ገበራኪ ነቢዐን ኣንቢዐናን😢😢😢ሰላም ጉዕዞ ስምሪይይ❤❤❤

  • @BhvGgeh
    @BhvGgeh 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አረ ኣነ ለ ንብዓተይ ምቁፅፃር ኣብዩኒ ማርያምንን ሰላም መንገዲ ዝሓፍተይ❤❤

  • @RozaBeyene-r5q
    @RozaBeyene-r5q 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Selam megedi samrye 🙏🥰

  • @ዊንታና
    @ዊንታና 11 นาทีที่ผ่านมา

    ምስአን በክየ ኣደዋይ ኣናፊቃትኒ ሳምሪ😢😢

  • @LeliAbadi
    @LeliAbadi 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    የኔ ማሮች ከሕዝና 😢😢ሰናይ ጉዑዞ ሳምሩዋይ ❤❤❤

  • @ኤፍታህወለተኪዳን-ኰ4ነ
    @ኤፍታህወለተኪዳን-ኰ4ነ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሳምሪየ ንኩለን ኣዴታትና መርኣያ ኢኺ ዝሓፍተይ❤❤❤❤ ደቅኺ እውን ነይኪ ውፂእት እየን ደስ ክብላኻ እግዚአብሔር ኣብዝዓበየ ደረጃ የብፀሐልኪ😊❤❤❤

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@ኤፍታህወለተኪዳን-ኰ4ነ የክብረለይ ወለላ ሓፍተይ ❤️🙏

  • @ትግራይ
    @ትግራይ 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +17

    ማርያምን ጫጭ እየ በክየ ምሰአን😢ሰላም መገዲ ሳምሪየ🙏❤

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@ትግራይ 💔😍🙏

    • @ChdjdhhdHdbxxjxj
      @ChdjdhhdHdbxxjxj 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ካልኤይተይ ጋልነይ 😊

    • @Brhanጋልብሬየ-b6i
      @Brhanጋልብሬየ-b6i 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ዋላ አነ ምስአን ነብዐ😢

  • @SenuGalTigray-x9c
    @SenuGalTigray-x9c 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    አሕዝነናኒ ዋይ አሕዋተይ እና ሰላም ጉዕዞ samriye marey❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢

  • @LmyaLm
    @LmyaLm 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    ሰናይ መንገዲ ይግበረልኪ ብሰላም ይኣካክብክን

  • @مريمعلي-ش3ث
    @مريمعلي-ش3ث 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ማርያምን ነቢዐ እፍፍ😢😢ሳምሪየ ማዓረይ ሰናይ መንገዲ አረ ታዓድልኪ እፍፍ❤❤

  • @اللننن-ز1ج
    @اللننن-ز1ج 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰናይ መንገድ ይግበረልኪ ሳምርዋይ ከሕዝንካ ግን😢😢😢❤❤❤❤

  • @Bdhebdydbdbdh
    @Bdhebdydbdbdh 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዋይ ሳምሪየ ታይ ገበራኪ ነቢዐን ኣንቢዐናን 😢😢😢😢ሰላም ጉዑዞ ሳምሪየ❤❤❤

  • @alutigraweti6819
    @alutigraweti6819 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሳምርዋይ ብንብዓት ርእሰይ ሓሚመ ገን ሰናይ ዑዱል❤❤

  • @brhanHaiyelye
    @brhanHaiyelye 23 นาทีที่ผ่านมา

    እንጀራ ሕሱም ውይውይ ምስአን እየ በክየ ሳምሪዋይ ሰደት ምስ ክንደይ እዪ ፈልዩና😢ምልማድ ክፍእ እዪ ብጣዕሚ እየን ዝፎትዋኪ ቆልዓ ክፈትወካ ትዕድልቲ እዪ ሳምሪዋይ የዋህ ሰለዝኮንኪ እዪ ማዓረይ ሰናይ ሰራሕስልጠና ይግበረልኪ ❤🙏

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  19 นาทีที่ผ่านมา

      የክብረለይ ብሬዋይ ሓፍተይ ❤️🙏

  • @eeee4739
    @eeee4739 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ሰናይ ጉዕዞ ዋይ አሕዋተይ ምሳክን ነቢዐ😢😢😢❤❤❤❤

  • @Yrguyrgu-d3s
    @Yrguyrgu-d3s 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ምሰአን ነቢዐ ማርያምን 😢😢😢ዋይይ አሕዋተይ ማአረይ❤❤

  • @ነኝየተዋህዶፍሬ
    @ነኝየተዋህዶፍሬ 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጎተተዋይ ማዓረይ ዛቆላዓ ዋላ ናቀፃዕኪ ትምልስኒ😢❤

  • @Haregte
    @Haregte 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ወይ ሳምርየ ኣብክየናኒ😢😢 ሓሳብኪ የስምረልኪ ሰናይ ጉዕዞ ብሰላም ተመሊሲ

  • @FeefDwef
    @FeefDwef 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ማዘረይ ናብ ሰደት ክመፅእ ኣነ ናነባዕኩ ንሳ ናነበዐት ዝሰደደትኒ ኣዘኪርኒ 😢 ነቢዐ ምሳክን እና ብሰላም ይምለሰኪ ሳምሪተይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      💔😪

  • @MySelf-t5m
    @MySelf-t5m 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ውይ ዋላ ኣነ ምስአን ነቢዐ በእነት ኣጀክን ሰላም የእቲኪ ሳምርዋይ ግን ልገበርክን ገይርክን ምፃና ከይትጠፍኣና ብማርያም ብጣዕሚ እየ ዝናፍቀክን

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣሜን 🙏እሹኒ መዓረይ ❤️🙏

  • @NgstiNgsti-i5r
    @NgstiNgsti-i5r 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሳምራተይ ሰላም መንገዲ ይግበረልኪ ብሰላም ተመለሲ

  • @Shewit-f6p
    @Shewit-f6p 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብሰላም ይምለስኪ ለባመይ

  • @efyabrha9839
    @efyabrha9839 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    ብጣዕሚ ደስ ትብሉ ፋኣሚሊ ኢኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩ ካብ ኤርትራ (ኣውሮጳ)

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ❤️😍🙏

  • @VmnMnb
    @VmnMnb 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ሳምራተይ ሽኮር ሰላም መንገዲ ይግበረልኪ ወለላይ ብሰላም ተመለሲ 🥰🥰🥰🥰💋💋💋💋💋💋💋💋

  • @hfhbdh6250
    @hfhbdh6250 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ነቢዐን ኣቢዐናኒ😢

  • @VghBcjg
    @VghBcjg 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አሕዝነናኒ ዋይ አሕዋተይ😢 እና ሰላም ጉዕዞ ሳምርየይ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hadgutesfahiwet6778
    @hadgutesfahiwet6778 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጉዳማት ቆልዑ ከብድካ ይበልዓኻ😮

  • @SamiraSamira-h1o
    @SamiraSamira-h1o 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ሰላም ጉዑዞ ምቅርተይ ❤❤❤❤ግን ምሳክን በክየ ገዛይ ተዘኩርኒ ኣየ ስደት😢

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      💔😪

  • @ممنن-ص6خ
    @ممنن-ص6خ 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሰላም መንገዲ ሳምርየይ ፅርያት ስድራ🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @HadasTedros
    @HadasTedros 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ሳምሪ ግን ትዓድልኪ ክንድዚ ልቦና ዒድመን ጥዒናን ይሃብኪ ምስ ደቅኪ ❤

  • @ለለ7
    @ለለ7 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፅሩያተይ♥😢

  • @LolaLola-h5k
    @LolaLola-h5k 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ምሳአን ነቢዐይ😢ሰናይ ግዕዞ ሳምሪተይ❤❤❤

  • @AaAs-ns7sx
    @AaAs-ns7sx 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    በስመኣም ዘንደቀይ ምሳክን ነብዐ😢 ሳምሪየይ ናተይ መልካም ሰላምመንገድ እመብርሃን ምሳኩም ትኩን ❤🌿🙏💚❤

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      😍❤️🙏

  • @zenaanena1832
    @zenaanena1832 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ምስአን ብንባዓት ወደአያ😢ትናፈቅት ስድራ ሰላም መገድ ሳምርተይ🎉🎉❤❤❤

  • @ፅጌሃይለማርያም
    @ፅጌሃይለማርያም 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰላም መንገዲ ይግበረልኪ ሳምሪየይ ተጋሩዋይ አስከ ንደማመር አነለ ክድሙረኩም አየ ፍቅራተይ❤

  • @lailalaila3509
    @lailalaila3509 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሽኮራተይ ክሕዝናኻ😢❤❤❤❤

    • @lailalaila3509
      @lailalaila3509 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ታገበራኺ😢❤

  • @bege8567
    @bege8567 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ብሰላም ትመለስ ሳምርየ ሩሁሩህት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @heran_heru
    @heran_heru 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +14

    ኤልዱ ግን ነዴኣ ገዲፋ ንሳምሪ እያ ለሚዳታ ፅሪተይ😢 ሳምሪየይ ጥዑይ ሰብ ሙካን ልባዕልካ እዩ ሐጂ ለዋህ ተኮይንክለን ምስ ዓበያ ብፅቡቅ ክልዕላኪ አየን❤🥰

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      😍❤️🙏

  • @MAGITEKLAY-k5p
    @MAGITEKLAY-k5p 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሳምሪየይ ማዓረይ ነቢዐን ኣንቢዐናኒ ሰናይ ግዕዞ ይግበረልኪ

  • @shshaygebrreslasei5176
    @shshaygebrreslasei5176 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ተጋግኪ ሳምሪ ብፍላይ ልጃኖ ❤❤

  • @chfh5297
    @chfh5297 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሳምሪየይ ፅሪትይ❤😊

  • @محمد-ك6س5ع
    @محمد-ك6س5ع 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰነይጉዕዛሰምሪ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ለትሽጓልትግራይ-2757
    @ለትሽጓልትግራይ-2757 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሰናይ ጉዕዞ ብሰላም ይምለስኪ ሳምርየ🙏

  • @ااااا-ط3ه1ز
    @ااااا-ط3ه1ز 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ሰላም መንግዲ ዝሓፍተይ ብሰላም ተመለስ እንዃዕ ተሳክዕልኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብዝላዓለ ድርጃ የብቀዕኪ ሳምሪየ❤❤❤❤❤❤❤ ብሰላም እተዊ ኪዳን ምህረት
    መሳኩም ትኩን ዘም ናተይ ❤❤
    ብሓቂ ክቢድ እዩ ምፍልላይ😢 ግን ንስኪ ንሰሙን ኢኪ ኣንሕና አለና ንብዙሕ ዓመት ኣብ ሰድት አለና ሳምሪየ ሓፍተይ😢

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@ااااا-ط3ه1ز ኣሜን ኣሜን ወለላ ናተይ ❤️🙏

  • @TsadiFikrrr
    @TsadiFikrrr 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዋውውውውውው❤❤❤❤❤❤

  • @ااااا-ط3ه1ز
    @ااااا-ط3ه1ز 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ኣጀክን ደቅነይ ሓቀን ኢየን ሳምሪየ 😢

  • @DggdFbfbhfgffbf
    @DggdFbfbhfgffbf 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰናይ ጉዕዞ 😢❤❤❤❤

  • @RaohDani
    @RaohDani 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ፅርዮትዝኮና ቆልዑ ዕድመ ጥዕና ይሃቡክን ❤❤❤❤❤❤❤

  • @sabai12167
    @sabai12167 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሰምርዋይ ሰላም መን ገዲ ምፍልላይ ሕሱም እዩ😢 የኮነይ ንስ ኣነኮ ከብደይ ግመጥልጥል ኢሉኒ ብቻ ብሰላም ይምለስኪ 🙏🙏🙏

  • @TsfomGehvhd
    @TsfomGehvhd 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

    እንታይ ኾይነ ንባዓተይ ምቅፅፃር ኣቢኒ ሳምሪ ሓፍተይ ሰላም መንገዲ ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን❤❤❤❤❤

    • @ይርጋጓልትግራይ
      @ይርጋጓልትግራይ 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤❤❤

    • @TsadiFikrrr
      @TsadiFikrrr 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣነ ለ ደምረኒ መዓረይ

    • @TsadiFikrrr
      @TsadiFikrrr 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣነ ለ ደምረኒ መዓረይ

  • @سااره-ط4ت
    @سااره-ط4ت 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😢😢😢😢😢😢መቁራትይይይይ

  • @miliGere-k8i
    @miliGere-k8i 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰናይ መንገዲ ይግብረልኪ ሳምርየይ❤❤

  • @ghhfh8432
    @ghhfh8432 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ምፍልላይ ክሓስም ፅሪያትይ ንቢዕክን ኣንቢዕክናና❤🥰😥

  • @ChdjdhhdHdbxxjxj
    @ChdjdhhdHdbxxjxj 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ሰላም መንገዲ ሳምሪዋይ መንገዲኩም መንገዲ ቅዱሳን ይግበረልኩም 👏💖💗💗💗

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@ChdjdhhdHdbxxjxj ኣሜን 🙏❤️የቀንየለይ ምልኣተይ ❤🙏

  • @diiuehe-kn1is
    @diiuehe-kn1is 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    yene Wudoch abire new yalekesuki meleyat kebadi nee gani demo ejera new samirwa melikam megedi fetar yasakalish

  • @GalaxyKha-b7d
    @GalaxyKha-b7d 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰላም መገዲ ይግበረልኺ ሳምሪየ❤❤🎉🎉🎉

  • @aataat1524
    @aataat1524 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ምፍልላይ ከቢድዮ😢😢

  • @AbrhaHagos-p6n
    @AbrhaHagos-p6n 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    መልካም ዕድል ሳምሪ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @EeSs-k1s
    @EeSs-k1s 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰላም መንገዲ ሳምርየ❤❤❤❤

  • @liliaregawi-ll5oz
    @liliaregawi-ll5oz 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰላም መንገዲ ሳምርዬ❤❤

  • @MashiGezgi
    @MashiGezgi 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኤልዳና እናኣ እስኪ ኣኮንክን ድኪ ሳምርየ ❤❤❤❤❤

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@MashiGezgi ገኒ እያ ኣዲኣ 😍

  • @menkemtg6761
    @menkemtg6761 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Oh my God keltifki temelesyen

  • @FreweyniGbrihiwet
    @FreweyniGbrihiwet 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Bselam temelsizhaftey brkti

  • @Gdeygiduelonmusk
    @Gdeygiduelonmusk 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    18:16 ኣረ ስጦትአን ምቀረየን ኣሕዚነናኒ ዘን ቆልዑ ኣሕሕ ኣየ ወለዲ ከምኣ ኢሎም እባ ተፈለዩና ንሓዋሩ ብዝኾነ ብሰላም ይምለስኹም ኣሕዋተይ

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      💔😪

  • @FgfGgg-e7o
    @FgfGgg-e7o 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣሰይ ሽኮራተይ ኣሕዛናኒ ማሪያምን❤❤😢🎉🎉🎉❤❤ሰላም መንገዲ

  • @LamlamHaqos
    @LamlamHaqos 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰናይ ጉዕዞ ይግበረልኪ ሳምርየ ማዓረይ❤❤

  • @سميرةمحمد-ك3ب
    @سميرةمحمد-ك3ب 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መልካም ዕድል ሳምሪየ🥰🥰

  • @ተመስገንኣምላኬ-ዀ2ጸ
    @ተመስገንኣምላኬ-ዀ2ጸ 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብሰላም እተዉ ሳምሪየ🎉❤❤❤❤

  • @Kisanet-o8i
    @Kisanet-o8i 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሳምርየ ሰላም ጉዕዞ ዓይነይ ቁፅርፅር ኢሉኒ❤❤❤

  • @SwSwi-vu7uq
    @SwSwi-vu7uq 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፅብቅ ዕድል ይግበረልኺ❤❤

  • @ግዘ
    @ግዘ 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ምስአን ነቢዐ ማርያምን😢😢😢😢 ሰናይ ጉዕዞ ሳምርየይ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Taemetube-bo5xo
    @Taemetube-bo5xo 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    መልካም ዕድል ሳምሪ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Sara-tk4ue
    @Sara-tk4ue 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዋይ ኣሕዋተይ😢

  • @RahelEndalw
    @RahelEndalw 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሳምሪየ ብሰላም እተዊ

  • @RuftaLbey-t4d
    @RuftaLbey-t4d 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣጆኺ 15 ዓመት ዝተፈለና እውን ኣለና

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      😪💔

  • @alexmikael1027
    @alexmikael1027 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ማርያምን ኣይፈላሊክን ፅቡቃት ስድራ ❤❤❤❤

  • @UgufHtgr
    @UgufHtgr 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ማራ ኣሕዚነናኒ በስማኣም😥ሳምርየይ ስናይ ግዕዞ

  • @ተግራይዝዓደይ
    @ተግራይዝዓደይ 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዋይ ንዓና እዉን ፕራንክ ገይርክና ድዩ 😂 ዋውውው ሳምርየ ችይዝ ተሰልጢንኪ ብጣዕሚ ደሰ በሃሊ ❤️❤️❤🙏

  • @ጋልትግራይ-በ4ጘ
    @ጋልትግራይ-በ4ጘ 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢❤❤❤❤❤ሰላም መንገዲ ማዓረይ❤❤❤❤❤

  • @اثيوبياثيوبي-ج2ض
    @اثيوبياثيوبي-ج2ض 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብሰላም ተመለሲ❤❤❤❤❤

  • @KaykaPaula
    @KaykaPaula 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰናይ ጉዕዞ ይግበርልኺ ሳምር ሓፍተይ❤❤❤

  • @Jhg789
    @Jhg789 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰናይ ጉዑዞ❤ ሳምሪየ

  • @astergebreyohannes5366
    @astergebreyohannes5366 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ሳምሪየይይ ቆንጆ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስደቅኪ❤❤❤

  • @goodplaza795
    @goodplaza795 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰናይ ጉዑዞ ሰናይ ዑዱሌ❤❤❤

  • @ሊሊሊሊሊሊሊሊሊሊሊሊ
    @ሊሊሊሊሊሊሊሊሊሊሊሊ 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብሰላም ተመለሲ ምቅርተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Samri46
    @Samri46 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ሰናይ ዑዱል ሳምሪተይ❤❤❤🙏

  • @MariMari-bs5ms
    @MariMari-bs5ms 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፅሩያት ምሰአን ኣብክየናናዋይ❤❤❤

  • @ብሌንጓልትግራይ-ጰ9ጰ
    @ብሌንጓልትግራይ-ጰ9ጰ 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰናይ ጉዕዞ ይግበረልኪ ሳምርየይ❤❤❤❤❤❤

  • @SeluSelam-n2o
    @SeluSelam-n2o 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሰናይ ጉዕዞ ሳምሪ ሓፍተይ

  • @ተሰፍእየሰንቀይ
    @ተሰፍእየሰንቀይ 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዋይ ምፍላለይ ሕማቅ በክየ ምሰአን
    ኣጆኩን 🥰

  • @Aznm-kt6fz
    @Aznm-kt6fz 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ብራክ😂 ምኻኑ ላፈልጡኹስ😢 በክየ😢😢

  • @668-tj6oz
    @668-tj6oz 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰናይ ጉዕዞ ሳምሪተይ ሰናይ ስራሕ ይግበረልኪ

  • @ገብሪኤልልጅነኝ
    @ገብሪኤልልጅነኝ 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጎተተይ ምፈልላይ ክከብድ😢

  • @ርግኣትሓዱሽ
    @ርግኣትሓዱሽ 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ወይ ማዕራትይ ነብዕን አነበዕናኒ 😢😢😢😢😢😢

  • @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
    @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰለም መነገዲ ሳሚርየይ❤❤