ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ዕድመን ጥዕናንን የሃብኪ ትግስት
ትግስት... ኣለነ... ኣዝየ... ዝፈትዋን... ዘድንቃን..... ደራፊት... እንቃዕ... ብሰላም.... መጻኺ. ዝፍቶ.... ጥዑም... ድምጺ.... ኣለኪ. ዕድመን... ጥዕናን.... ይሃብኪ. ኣጆኺ.... ብሓዱሽ.... ስራሕ.... ምጽና.... ክብርቲ.... ሓፍትና. ❤❤❤❤
Asyyyyyy ati xebqti👍❤️❤️❤️❤️❤️
ወይ ጉድ አታ እዞም ተጋሩናስ ብአምሓርኛ ተዋሒጦም እንድዮም ነይሮም ማለትሲ ብሔር ብሔረሰብ ንሕና ነኽብሮም ንሶም ግን ተሓባቢሮም በሊዖምና ነቲ ትግርኛስ ድማ አይግደሱሉን
እንኳዕ ኣብፀሐክን ትጂ እንኳዕ ሰላም ሃለኺ ሰለ ዝረኣኹኺ ደስ ኢሉኒ ፅቡቅ በዓል🙏🥰🥰🥰
TG ❤❤❤
Tti❤❤❤❤miss you
💝💝💝💝💝🌿🌿ትግስ አለነ አንካዕ ብሰላም መፃኪ የኔ ቆንጆ💝💝💝💝💝🙏🙏🙏🙏🙏😘😘😘😘😘አሜን አሜን አሜን
ትጂየ ፃዕዳ ሰብ ዝፈትወኺ ኣነ ብሓደ ሰብ እየ ዝፈጠኪ ብኣካል ❤❤❤❤❤
ትጅ ጥዕምቲ ባሓቅ ኣላ ስስት የምልልሽ❤❤❤❤❤እንኳዕ ኣብፀሐክን
Tgsti haftna enkaa natna konki
❤❤❤❤❤❤ Enkae dehan metsaki techi
❤❤❤❤❤
Weeee❤❤
በጃኪ ትግስ ሓድሽ ደርፊ ንፅበ አለና🙏
❤❤❤❤
ብጣዕሚ ዝፈትዎም ደርፍታት ኣለውዋ።
ትዕግስቲ !! አለሙ !! አለነ !! ?????????
Waw waw dimse merewa waw
ብጣዕሚ እየ ኣድናቒኺ እየ ቲጂ!!!ክሳብ ሀዚ ግን ኣነ ትግራወይቲ ኣይትመስልንን ነይራ!ሀዚ ኣበይ ቦታ እያ ትነብር ማለት እዩ?
ቅንዕቲ ሰብ ያ ዛሰብ ግን ብጣዕሚ እንኳዕ ድማ ኣብፀሐክን /❤❤❤
ውይ ዝፈትዋ ደራፊት❤👌👌👌
Ow zfetwa derafit i am from eritrea com back plis tigst
❤❤❤❤🎉🎉🎉
ኣብዚ ስዓት ህዝብና ኣብ ገዛእ መሬቱ ንምታይ ትግርኛ ተዛሪብካ፡ ንምታይ ትግርኛ ሙዚቃ ሰሚዕኻ ዳተበሃለ ብኣማራ ይቕተል እዩ ዘሎ። ንስኻትክን ድማ ኣማርኛ ትደርፋ ኣለኽን፡ ዘሕዝን እዩ። ኣማራ ኣኽሱም ከይትረፈ ናትና እዩ ዳበሉ ከም ህዝቢ ከጥፍኡና ዝሰርሑ ዘለው ከምዚ ብደውና ዝሞትና ህዝቢ ስለዝኾንና እዩ። ነቲ ኣብ ሑመራ ትግርኛ ንምታይ ተዛሪብካ ተባሂሉ ዝቕተል ድሓን ኣይንሕሰበሉ፡ ነቲ ብኣማራ ካብ ገዝኡ ተፈናቒሉ ኣብ ፈቐዶ መቐለን ሽረን ኣብ ፅርግያ ተደብርዩ ዝልምን ዘሎ ውን ድሓን ኣይንሕስበሉ፡ እዚ ነገር ድው ተዘይኣቢልናዮ ግን ፅባሕ ኣብ ባዕልኽን ዝመፅእ ሓደጋ ምኻኑ ከመይ ይጠፍኣክን ?
ትግዕስቲ ጥዕምቲ ድምፂ ❤❤❤
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉
ኢትዮጵያ ሕዝኽ ገደል ግብኢ ንመላኣ ኢትዮጵያ ኣይበለት ምድረ ድቃሉን
@@ራያራዩማ-ቨ8የ አቅካ ይአካ ኢትዮጵያ ጨፍጫፊትና ኢያ
እውይይይ አነስ ክፈትዋ ክሳብ ሐዚ እየ ዘዳምፆ ደረፍታታ
What is your language tigrigna or amharic why mixed so sad tigrigna
Tg konjo❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኡዛ ላይዚ መደብ ትመርህ ሰቤቲ ብሱሩ ማ ለይትብርሀኒ ሸሌ ትመስል 😂😂😂😂
????
Ewa ala diya nifetwa tigst nidihrit meliskumuna abet Ewe kuxixiy kibehal kelo
አነስ ትግስትየ ክፈትዋ ናይ ቀደም ደርፋ እየ ዝስምዕ ብሺማ አቲየ
ንምንታይ አኩም ተጋሩ አስመራ ተወሊዱ ኤርትራ ነይሩ ገለ እንዳበልኩ አርእስቲ ትሰርሑ
@@mebrahtomnegash2969 ኣስመራ ተተወሊዳ ድኣ ኣበይ ተወሊደ ክትብል ጠይቂ
ዝፈትዋ ደራፊት
🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ስምዒይዶ ጋዜጠኛዋ ኣስመራ ምውላድ ታይ እዩ ብርቂ ገይርኽዮብሱሩ እዚ ሕሽክርና ኣስመራ ካብርእስኹም ኣይወፅይ ኢሉ እዛ ትእግስቲ ሃምቲ ንስኺ ትብልዮ ትዕግስቲ ኣይኾነትን ትእግስት እያ ኢትዮጵያዊት እያ ክደግሞ እየ ኢትዮጵያዊት እያ
Aye agame intay iki asmera eritiria indabelki arsti tiserihi medenagerit eritirawiyan nikrialki dik leba
ውሕልናማ ትግረወይቲ ዶ አይኮነትን
❤❤❤
ዕድመን ጥዕናንን የሃብኪ ትግስት
ትግስት... ኣለነ... ኣዝየ... ዝፈትዋን... ዘድንቃን..... ደራፊት... እንቃዕ... ብሰላም.... መጻኺ. ዝፍቶ.... ጥዑም... ድምጺ.... ኣለኪ. ዕድመን... ጥዕናን.... ይሃብኪ. ኣጆኺ.... ብሓዱሽ.... ስራሕ.... ምጽና.... ክብርቲ.... ሓፍትና. ❤❤❤❤
Asyyyyyy ati xebqti👍❤️❤️❤️❤️❤️
ወይ ጉድ አታ እዞም ተጋሩናስ ብአምሓርኛ ተዋሒጦም እንድዮም ነይሮም ማለትሲ ብሔር ብሔረሰብ ንሕና ነኽብሮም ንሶም ግን ተሓባቢሮም በሊዖምና ነቲ ትግርኛስ ድማ አይግደሱሉን
እንኳዕ ኣብፀሐክን ትጂ እንኳዕ ሰላም ሃለኺ ሰለ ዝረኣኹኺ ደስ ኢሉኒ ፅቡቅ በዓል🙏🥰🥰🥰
TG ❤❤❤
Tti❤❤❤❤miss you
💝💝💝💝💝🌿🌿ትግስ አለነ አንካዕ ብሰላም መፃኪ የኔ ቆንጆ💝💝💝💝💝🙏🙏🙏🙏🙏😘😘😘😘😘አሜን አሜን አሜን
ትጂየ ፃዕዳ ሰብ ዝፈትወኺ ኣነ ብሓደ ሰብ እየ ዝፈጠኪ ብኣካል ❤❤❤❤❤
ትጅ ጥዕምቲ ባሓቅ ኣላ ስስት የምልልሽ❤❤❤❤❤እንኳዕ ኣብፀሐክን
Tgsti haftna enkaa natna konki
❤❤❤❤❤❤ Enkae dehan metsaki techi
❤❤❤❤❤
Weeee❤❤
በጃኪ ትግስ ሓድሽ ደርፊ ንፅበ አለና🙏
❤❤❤❤
ብጣዕሚ ዝፈትዎም ደርፍታት ኣለውዋ።
ትዕግስቲ !! አለሙ !! አለነ !! ?????????
Waw waw dimse merewa waw
ብጣዕሚ እየ ኣድናቒኺ እየ ቲጂ!!!ክሳብ ሀዚ ግን ኣነ ትግራወይቲ ኣይትመስልንን ነይራ!
ሀዚ ኣበይ ቦታ እያ ትነብር ማለት እዩ?
ቅንዕቲ ሰብ ያ ዛሰብ ግን ብጣዕሚ እንኳዕ ድማ ኣብፀሐክን /❤❤❤
ውይ ዝፈትዋ ደራፊት❤👌👌👌
Ow zfetwa derafit i am from eritrea com back plis tigst
❤❤❤❤🎉🎉🎉
ኣብዚ ስዓት ህዝብና ኣብ ገዛእ መሬቱ ንምታይ ትግርኛ ተዛሪብካ፡ ንምታይ ትግርኛ ሙዚቃ ሰሚዕኻ ዳተበሃለ ብኣማራ ይቕተል እዩ ዘሎ። ንስኻትክን ድማ ኣማርኛ ትደርፋ ኣለኽን፡ ዘሕዝን እዩ። ኣማራ ኣኽሱም ከይትረፈ ናትና እዩ ዳበሉ ከም ህዝቢ ከጥፍኡና ዝሰርሑ ዘለው ከምዚ ብደውና ዝሞትና ህዝቢ ስለዝኾንና እዩ። ነቲ ኣብ ሑመራ ትግርኛ ንምታይ ተዛሪብካ ተባሂሉ ዝቕተል ድሓን ኣይንሕሰበሉ፡ ነቲ ብኣማራ ካብ ገዝኡ ተፈናቒሉ ኣብ ፈቐዶ መቐለን ሽረን ኣብ ፅርግያ ተደብርዩ ዝልምን ዘሎ ውን ድሓን ኣይንሕስበሉ፡ እዚ ነገር ድው ተዘይኣቢልናዮ ግን ፅባሕ ኣብ ባዕልኽን ዝመፅእ ሓደጋ ምኻኑ ከመይ ይጠፍኣክን ?
ትግዕስቲ ጥዕምቲ ድምፂ ❤❤❤
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉
ኢትዮጵያ ሕዝኽ ገደል ግብኢ ንመላኣ ኢትዮጵያ ኣይበለት ምድረ ድቃሉን
@@ራያራዩማ-ቨ8የ አቅካ ይአካ ኢትዮጵያ ጨፍጫፊትና ኢያ
እውይይይ አነስ ክፈትዋ ክሳብ ሐዚ እየ ዘዳምፆ ደረፍታታ
What is your language tigrigna or amharic why mixed so sad tigrigna
Tg konjo❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኡዛ ላይዚ መደብ ትመርህ ሰቤቲ ብሱሩ ማ ለይትብርሀኒ ሸሌ ትመስል 😂😂😂😂
????
Ewa ala diya nifetwa tigst nidihrit meliskumuna abet Ewe kuxixiy kibehal kelo
አነስ ትግስትየ ክፈትዋ ናይ ቀደም ደርፋ እየ ዝስምዕ ብሺማ አቲየ
ንምንታይ አኩም ተጋሩ አስመራ ተወሊዱ ኤርትራ ነይሩ ገለ እንዳበልኩ አርእስቲ ትሰርሑ
@@mebrahtomnegash2969 ኣስመራ ተተወሊዳ ድኣ ኣበይ ተወሊደ ክትብል ጠይቂ
ዝፈትዋ ደራፊት
🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ስምዒይዶ ጋዜጠኛዋ ኣስመራ ምውላድ ታይ እዩ ብርቂ ገይርኽዮ
ብሱሩ እዚ ሕሽክርና ኣስመራ ካብርእስኹም ኣይወፅይ ኢሉ
እዛ ትእግስቲ ሃምቲ ንስኺ ትብልዮ ትዕግስቲ ኣይኾነትን ትእግስት እያ
ኢትዮጵያዊት እያ ክደግሞ እየ ኢትዮጵያዊት እያ