ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኤርትራዊ ኢየ ብትግርኛይ ግን ኣይደራደርን። ትግርኛ መንነተይ፡ ኩርዓተይ፡ እንኳዕ ትግርኛ ኮንኩ።
Kidane Fisehaye 👍 same here too
Kahsay berhe
Kidane fisheye me too mearrrr!
እንታይ ማለት ኢዩ ኣይዳራደርን ኤርትራዊ ኣይኮንካን ንስካ ።
@@rabababamrabababam5500 ehi da aytaratern melat eu ezi da atay eritrawi gele abilka .
ዓክ ሰደት ጉማማ ገለ እኮ ተዘኪሩኒ ዋላ ኣነ ዕዝር ክብል እየ ናብታ ሰለማዊት ትግራይ ዓደይ ብጣዕሚ ጥዕምቲ ሙዚቃ ኣጆካ ሓወይ ቀጽሎ ብፍላይ መስቲ ባህሊ ትግራይና ዝወጾ የቡሉን እስከ መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ስደት ዝጸልኦ Like 👈😢😢
Eway anti nski Ke kemzi kemay do koinki
እወ ሸው በሊ እኮ መፂኡኒ ዞም ደቂ ዓደይ ምስረኣኩ
Ajokhi zeyaday
ዋውውውውውውውውውው እዚ ትግርኛና ክንደይ እዩ ዝጥዕም !! እንሓደረ ዝጥዕም ባህሊ ኣለና ።፡።፡እስኺ ትግርኛ ሙዚቓ ዝፈትዉ 💝💝💝💝💝💝ላይኽ ላይኽ ላይኽ ግበሩለይ 💝💝💝💝💝💝
👏👏👏👏👏👏👏💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗✌✌✌
💝💝💝💝💝💝Like...Like...Like💝💝💝💝💝💝
Wowwwwwwwwwwwww
Kkkkkkkkkkkkkk
Hiyabey
ያ እዛ ደርፊ ብጣዓሚ ውሽጠይ ከም ገለ ትገብረኒ ደጋጊመ ይሰምዓ እሞ ከም ገለ ትገብሮ ንውሽጠይ፡ ስደትና ይሕጽሮ ፈጣሪ።
ዋው ግትሚ 100%ዜማ 100%ድምጺ 100% ቱኩእ መተካታ ዘይብልካ ብሉጽ ድምጻዊ
ኡፍፍ እንዴት እንደምወዳቹ በውነት ትግሬ ኢቲዮጲጲያ በመሆኑ እንዴት እንደምኮራ ምርጥ ቤሄር ትግራይ ምናለ ከእናተ በሆንኩኝና ቆንቆችንም ባሃላቹንም ብችል ውድድድድ ነው ማርጋቹ
ክከይድ እየ ዓደይ እወ ወደይ ብዘይ ዓድካ ክብረት የለን አብ ስደት ዘለና ዓድና ትግራይ ገይራ ትራአየና ዘላ ካብ ድሕር ደጊምስ ሐደ ሕልፈቱ እግረይ ተልዓል ንዓደይ መቀለ
መንነተይ ባህለይ መወዳደርቲ አልቦ ተመስገንካ ካብቶም ግኑናት ሳባውያን ተጋሩ ዝፈጠርካኒ
ኣሰይ ኣነውን
From 🇪🇷 i love yoe tegaru Gele aynet derfi
“አቲ ሸዊት ስገም ክሓልፍ’ዩ ትኹሉ ጸገም’የ” 💛❤️ Tigray Will Prevail ✊🏾
ኣሰይ እቲ ህርመት ከበርኡ ልክዕ ናይ ኢሮብ ሓላላት ይመሰል ተጋሩ ብሩኻት ሰላምኩም እስኪ ይብዛሕ ውዱእ ድምፂ ተባዕታይ i love you ተጋሩ ደቂ ብርክቲ ምድሪ
ትኩእ ካብቶም አብ ትግርኛ ሙዚቃ ዓብዪ ፅዕንቶ ዘዕረፉ ብሉፃት ድምፃውያን ኢኻ።ፅቡቅ ስራሕ እዩ እንቋዕ መፃእካ።
ምርጥ ሙዚቃ በጣም ይጣፍጣል ዝም ብየ ስሰማው አልጠግብም ወርዶብኝ ትግርኛ music እውዳለሁ !!!
እናስለምዳችዋለንንን
ሙሽ ዶ ገለ ዓይነት ኢትዮጵያዊ እኮ ነኝ ደግሞ ላገሬ ቃንቃ !!
ተባረኪ ፍቅር ያሸንፋል
ኣስይይይይይይይይ ትግራይ ዓደይ ዓቡቡለይይ ፈረይለይይይ ትግራይ ዝኮነ like እስኪ ♥
ትኩእ ወልዱ ውሩይ ስነ ጥበበኛ ትግራይና He is simply living legend
ዋውውውውውውው ተጋሩና ደስ ክትብሉ ብባህልኩም ኩርዓት አብ ዝክድክምወ ፃዕዳ ይፅናሕኩም ክቡሩ ንበሩ ሰስኑ
እዋይ አቱም ሰባት አብ ዮትዮብ ዲኩም ገዛ ሰሪሕኩም አሻዓ ዳ ክንድዙይ ሰብ ረኩማ ብዝኮነ ደስ ብሃሊ ሙዚቃ ካብ ዝገርመኩም አከባቢ 2ዓመት ገይረ ካብ ዘይሰምዕ ሙዚቃ ግን ሎሚ ዘማይ ትብል ሙዚቃ ካብ ልትወፅእ ዝኮነ ሰብ አቡኡ አሎ ዝፈልጦስ ናዓአ ክሪኢ ኢለ ሐዚ ግን ሙዚቃ ኮይኑ ስረሐይ ደቂ ትግራይ ማዓረይ እስኪ ፀሉይለይ ናብቲ ዝነበርክዎ ክምለስ ሰላምኩም ብዝሕ ይበል ዝያዳታት ብፍላይ አብ ስደት ዘለኩም ፍትውውውውውው እየ ዘብለኩ ድቅዛ ፅሪቲ ዓዲ ሰላም ንህዝቢ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ዓደይ ilove You ForEver
ወይ መዓረይ አነ እውን ከማኪ ሙዚቃ ካብ ዜይሰምዕ ቡዙሕ ገይረ ነይረ ግን አብዚ ቀረባ ጊዘ ናቡኡ ተመሊስ ብቻ ባዕሉ እ.ር ትክክለኛ መንገዲ ይመረሐና
amen ዝሓፍተይ ናብ በቱ ይምለሰና ባሉ
ይገርመናሎ እዚ ኩሉ ኮሜንት
Zufan Grmay ንሕና እውን ፍትውትው ግን አነ ውን ሙዚቃ አይሰምዕንየ ኮሜን ንምንባብ እየ ዝአቱ
ተጋሩ ምሩፃት ፍጥረት ፀላኢኩም ዓይኑ ይፍሰስ
ዋውው ደቂ ትግራይ አይተኽአልኩምን እሰይይይይ ፅሩያት ፍጥረት እዚ ባህልና ክንደይ ክፅብቕ አነውን ድሕራ ስደት ሓንቲ ነፀላ ክለቅቅ ይብለኩ አታባብዑኒ እስኪ
ትኩእ ወልዱ የቐንየልና ፅቡቕ ስራሕ እዩ።ኣንሕና ካኣ ንዓደይ እንብለሉ ጊዜ ይምፅኣልና።
ብትግራዋይነተይ ብጣ"ሚ እየ ዝኾርእ ደስ በሃሊ ሙዚክ-------
Sey sey deki adey mekuratttttttttt❤❤❤❤❤
I can’t stop listening to this amazing and sweet song !Thank you dear brother for giving us your great gift !!!
Every day ❤️
ትኩእ ወልዱዘይተዘመረሉ ብርቱዕ ደራፋይ ሽኮር ❤💟💞💞
yea
Tkue weldu Bahlna Azekirkana Sdet Hsum 🥰🥰🥰😍😍😍🌹🌹🌹🌹🌹🎵🎶💍
ኣይ ደቂ ትግራይ ሽኮሪናትታ ኩሉና ደቃ ቀሪብና ኢና ክንመፅእ ኢና ዋው ድምፅካ ክቡር ሰብ የክብርካ ምስ ባህልካ የንብርካ
selam gual tgray ,,
@@berhanmaconan5080 weye antay terekibu
ትኩእ ወልዱ ብጣዕሚ ፅቡቕ ስራሕ ሰሪሕካ።ብጣብይን ክእለትን ድማ እምስክረልካ እየ። ጌና መቐለ ዳሉል ባንድ እናሰራሕኻ ጀሚረ ስለዝፈልጠካ እየ ዝምስክር።ኩሉ ስራሕኻ ስራሕ ወሓላሉን እዝዋት ተጋሩን እዩ።ይበል ደርፊ።
Abzi alo weni abet ezi bahlna kimqr ybel derfi i miss so mach
ደስ ይብል ጎይታዋ!ኣንታ ጅግና!!ኣጆኹም ናትና!!! i love it bro keep working hard!!
ደጋጊመ ሰሚዐ ምምናው ዝሳኣንክዋ ደርፊ ኩላ 100% በቃ💕💕👑
ትኩእ ትግራይን የምታይበት እይታ ይለይብኛልመግለፅ እቸገራለው ብቻ ኑርል እድሜ ከጤናጋር !!!❤💛❤️💛
Traditional Tigrinya song, beautifully composed- lyrics and melody drum beat ,dance(kuda) it is a marvellous to watch this music video , well-done! 🌹👍🏽❤️
Kvbjh😊😊
ትኩእ ወልዱ ምሰ አቀናበርትካ፡ ብሓቂ ፅቡቕ ስራሕ እዩ፡፡ በርተዑ
From eri hawka
Never been to tigray . Ezi derfi is an inspiration ❤
እሰይይይይ ደቂ ዓደይይይይ ሰላም ነዓኩም ክከይድ እየ ማዕዶ ናብ መሓዛየ ናብ ከበሮፃዕዳ ዕልቦ በቂላ አብገቦጊዘ ሓሊፈ ክንዛረቦ የ ዝብል ደርፊ አስታዊስኒ
ደቂ ትግራይ ጥዑማት ላዛ like እሰከ ግጨውኒ ክፈትወኩም ማዓት እየ ኮ ♥♥♥
ኮላ ንሕና ፍትውውው 💔
እስይ ደቂ ዓቢይ ደመቁለይ
Nehnam ftewwwww.❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋
Ejdndj Endnje ጥዕምቲ
ውውውው ደስስስስ ዝብል ደቂ ትግራይ ሽኮራት አነዉን ክኸይድ እየ ንዐደይይ እንቋዕ ትራይ ስላምኮነት እበር ምሳኹም ይሕሸና
ደቂትግርሸኮራት
ስደት ስዲ ምስዳድ ኣብዩና እምበር ዕዝር ምበልና ብዝኮነ ጡዑም ድምጺ ምስ ጥዕምቲ ደርፊ ቀጽለሉ ወዲ ዓደይ ሽኮር
እወ ስደት ሩጉም ማማዬ ነእ ናፍቀ እፍፍፍፍ ግን ስላም ዲኪ ሩታየ ማሓዛይይ ናተይይ
I love Tigray more than anythingLong live my Beloved country
ኣታ ክንደይ ክጥዕም እዚ ባህል ትግራይና ጡዑማት ላዛ አጆኹም ደቂ ትግራይ ዓደይ ኩሑሎ ቃሉ ክንደይ ክጥዕም እዚ ወድ ቀፁሉሉ ፁቡቅ ደርፊ ናይ ትግራይ
ደስ ዝብል ምዙቃ ናይ በሓቂ ትግርኛ ባህሊ ትዑም ኢዩ ።
አስትይይይይይ አቱም ፀብቃት ዘሪኢ ኩሉ ካጥዕመልኩም ስላሙካቱኩም ይበዘሐለይ 😍😍😍👉❤❤❤👄
Ahh nay behaki wedi weldu hawey adna tezekirna 🇪🇹🇪🇷🇪🇹🔊🎵🎵
Woww ትኩእ ሽኮር ደስብሃሊቲ miss you ትግራይ ዓዲ ጀጋኑ 💖💘💗💗💘💗💗
አስይይይይይይይይይይ ዛሓወይ ደስ ባሃሊት ድርፊ ኢየ አነስ ናፍቅእኮ አይይይይይ ስደት ሕለሊፍቲ ዘይ በላ ኡፍፍፍፍፍፍፍ ስላም ንቅሳነት ንትግራይ ዓደይ ፍትውውውውውውውውውውው
እስይ እስይ መን ከም ደቂ ትግራይ ወርቂ ስላምኩም ይብዛሕ
ምጭውተይ ከመይ ኣለኪ ሽኮሪና
Haregey ziaday tigrai nafike iza derfi ms semaku ufffff sdet atsliuni wae!
@@abbygualadwa7685 ajoki zyaday hji khalf eyu
@@selamgualtgray4506 ማማዬ ስ እዩ ናይ ስላም ደዩ ጠፉኡኪ እኮ ማሓዛይ ናተይ
እእፍፍፍፍ እነ እውን በጣዓሚ እዩ ናፉቀ ግን እጅኪ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ማማዬ
ጡዑም ከማኻትኩም እና ንደሊ ፅሩይእንይ ዳአ ኔርካ ወደይ ጎበዝ '!!! እህእ ዝም ዝም ዝም ስስስስስ ክኸይድ እይ ማእድ ፍቅሪ ማሓዛ የ ዘይ ምን የየየየ!!!!
ዋውውውውውውው ፁቡቁት ግርማ ደቂ ትግራይ ማዓረይ
እፍፍፍፍ እዚ ስደት እዚ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭 ገለ እኮ ተሪኡና ክጥዕም ትባህሊ ዓድና ቀፅለሉ ወዲ ዓደይ ዌላ ኣነ ፅርግግግግ ክብል እዩ ዋ😥😥😥😥
ኣይኩም ናይና መንከም ተጋሩ ሓላላት ብባህሎም ኮሪዐም ዘኩሩዑ♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥
seyy abiet zbahlna ko hiwetu ezias entay ywexa like drdr tebelkumo entay tkonu pleas bahlna kssn khdes tesfa nhabom wedi erey
ዋውውውውው ይበል ድምፂ ወዲ ትግራይ ማዓረይ ሰይይይይይይ ዝባህልና ደስ ክብል እሰከ ክፍእ ኣይንካእክከኩም ♥♥♥
Underrated.
ዋው ድምፅካ ደስ ይብል ተቀበልቲ ግን አብ መጨረሻ ፓወረን ንእስ ኢሉ እምበር
አንስ ናፊቀ እፍፍፍፍ ስደት ሕሱም እስኪ በብዘለናዮ ሰላም ጥራይ
አንሰናፊቀ እፍፍፍፍ ስደት ሕሱም እስኪ በብዘለናዮ ሰላም ጥረይ
እሰይ አታ እዘ ትግርኛና ክጥዕም ደስ በሃሊት ሙዚቃ
ባህልና ጥዑም ምስ ማንም ዘይዋዳር ሐዝስ ገለ ሸው በል ይመፀካ ንዓድካ ኣይይይ ስደት ሑሱም
ጥምጥም ምስ ናፍቖት ኣብ ጽዕጹዕ ሃውህው'ዩ ዘሎ ፡ ንምሸቱስ ንኣቶ ናፍቖት ስዩም ኣቢለ ቤተይ ይምለስ ይኸውን ግዲ 🙏🏾።2024 ዝሰማዕካያ like ኣግርጭው
ተጋሩ ፅሩያት ከም ማይንጉሆ
ትኩእ ብሉጽ ሰብ፣ ኩሎም ስራሕቲኻ ፍልያት እዮም።
ዋውውውው ደቂ ቃል ኪዳን ጀጋኑ ኣምላክ ይባርኩም
😭😭😭 kemzi Nay nafkot kesma enklkos bekiyat yeqdemni Ay sedet Meaz Eya adey keked bejikom like haibkom axinnani
I got a chance to visit the Holly land tigray on 2017 and 2019, so lovely people, my heart is always there with them,
ይበል ስራሕ ትኩእ ሽኮር ኣቦ ስነ-ጥበብ መልስ ባ በለና።
ጀግኑ ደቂ ትግራይ ❤❤❤❤
Tikue shikor ane tigrai nafike uffffff sdet yetfiayo libey hafhaf iluni!!!❤️
እሰይ እሰይ ኣታ ጅግና ወዲ ፅዮን ንበረልና
Wow, yibel muhdet music, yidel xiret camera 100%
ኣሰይ ዝባህልናስ ክንደይ እዩ ዘኩረዐካ እባ ኣሰይይይይይይይይይይ ኣምላክ ይሓሊኩም ደቂ ዓደይ ፀሊኢኩም ይደፈን love you ትግራይ ዓደይ ሪመይ መረበት እዚ ትግራየይ
እፉ ናፊቀ እምበር ደቂ ዓደይ ማዓቢተይ ወለደይ አሕዋተይ ዓደይ ብዛዓይነ ክወፁ ደልዮም እፉ ብዛደርፊ ደማ ኣብ ትዝታን ንባዓትን ኣትየ እዋይ ከምዚ ከማይስደት ዝሞሮሮ የህሊና ዶ
after long waiting finally you are here! you wel come ትኩእ ወልዱ። ግርም ስራሕ!
ሰሚዕኻያ ዘይትፅገብ ጥዕምቲ ዜማ❤️💛❤️
ብታአሚ ደስ ዝብል ድሙጺ ምስ ደስ ዝብል ሙዚቃ ህርመት ማሙሽ ጀግና
ዋውውውውውው ንፍቆተ ዓዳይ ሑሱም እየ ወይ ሰደተ ስላም ኩነ ትግራይ መዓርይ መገልፂት መነንተይ
ደጋጊመ ተሰማዕኩዋስ ምምናው አብያትኒ ታክገብር
Esey yibel yibel gobez derafi mukirat seb bahilin wegin tsibukat hizbi des kitiblu.👍👍👍👍👍❤️👍❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Wow! An amazing lyrics. Nostalgic music. Extraordinary and keep up the good work brother.
tikue hawuna kem gele aynet derfi eka amxekalna
ኣስይይይ ትግራይ ዓደይ ስላምኩም ይብዛሕ
መን አሎ ዓዱ ወለዱ ዝናፍቀ ከምዚ ኸማይ አይ ትግራይ ሰላምኪ ተመሊሱ የርእየና ፈጣሪ
Asey nay behki kikeyd nadey ewa emozom zefkurom sedray kixawet ewa😍😘😍😘😘 nezi rugum sedat menbar xeliayo sdeat xelna getsu yerhak zeynska yegbrka ajka timti derfi 😍😘😍😘
ጽቡቅ ስራሕ ፡እንታይ እሞ መራሕቲ ኣፍሪቃ ድሕረይ ሳዕሪ ኣይብቆሎ ኮይኖም፡ ኣብ ስደት slave Kinkewn ፈሪዶምና።
ያፒ ተሃልዩዎ ፅብቅ እዩ
ይበል ስነጥበብ ወዲ ቅዱስ ያሬድ። እንኻዕ ናትና ኮንካ። ጡኡም ላዛ ወድትግራይ
ኣሰይ ደስ ባሃሊ ደቂ ዓደይ ሽኮራት
Sensational Music! Super promotion of our culture....Long live!
ውሳጣውጤ ትግራዩች ማራክዎች ውድድድድድድድ ስፕፕፕፕፕፕፕ ስፕፕፕፕፕፕፕፕፕፕ ስውዳችሁ ነፍሴ #like me የምትውዳችው ♥♥♥♥♥♥♥
በጣምያምራል
D
8
ስወዳቹ
eganm.wedddddddd
God bless Tigray ❤🎉
The most under rated song and singer !!!!!
I'm in love with this song!
Tigray + Tigrini for ever.💪
ሰሚዕኻ ዘይትምኖ ደርፊ 😍
ኣይወ ያኣክ ናፍቀና በቃ ትኩአኒ ኣይትጥፋና ምልስ መልስ በለና ጡዑም ድምጺ ኢዩ ዝለካ
Really Great Song 🎉🎉🎉Watching it in 2024...
Degagme besemaw altegbem. Betam desssss yelal. 1000% zebkat fetret enka kabakum Tefeterna. ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
ዋይ እንየካ ድምፅ ውዲ ትግራይ ኩሕሎ ክከይድ እየ ማዓዶ ናብ ማሓዛይ ናብ ካበሮ እስክስክስስስስስስስስ
ኣሰይይይይይይይይይይይይይይይይ ክፅብቅ ባሃሊ ዓድና ጡዑም💖💛💖💚💖💚💖💛💖💛💖💛💔💔
ካብ ስደት ተመሊሰ ደራፊ ክኾንእየ አብዚ ጤል ላሓለውኹ አይነብርን
Yeabsera Yeabsera 😂😂😂😂😂 ፀላኢኻ ጤል ይሓሉ
Yeabsera Yeabsera Hahahaha 😂😂😂 you funny 😆
Yeabsera Yeabsera 😅😅😅😀😀
ጤል abey deka zelka wedi adey kkkkkk .😂😂😂😂
Yeabsera yeabseraKkkkkkkkkkkkkkk ኣነ ውን ሽቓላ ኮይነ ኣይነብርን ትልሂት ሰለልልልል ክብለልካ እየ ዝያዳይ
wowwwww bhak fliyt eya jegina wedi mara dessss zbil dmits enyelka ena ketslo bro
ERITREA atwedum TIGRAY ene EZGHIABER #13🌍🦁🎸🚉🏍🥋💻⛪️⌚️🐕🦺🐎🪘! ✈️ ALEKEM! 🥷🏾
ኤርትራዊ ኢየ ብትግርኛይ ግን ኣይደራደርን። ትግርኛ መንነተይ፡ ኩርዓተይ፡ እንኳዕ ትግርኛ ኮንኩ።
Kidane Fisehaye 👍 same here too
Kahsay berhe
Kidane fisheye me too mearrrr!
እንታይ ማለት ኢዩ ኣይዳራደርን ኤርትራዊ ኣይኮንካን ንስካ ።
@@rabababamrabababam5500 ehi da aytaratern melat eu ezi da atay eritrawi gele abilka .
ዓክ ሰደት ጉማማ ገለ እኮ ተዘኪሩኒ ዋላ ኣነ ዕዝር ክብል እየ ናብታ ሰለማዊት ትግራይ ዓደይ ብጣዕሚ ጥዕምቲ ሙዚቃ ኣጆካ ሓወይ ቀጽሎ ብፍላይ መስቲ ባህሊ ትግራይና ዝወጾ የቡሉን እስከ መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ስደት ዝጸልኦ Like 👈😢😢
Eway anti nski Ke kemzi kemay do koinki
እወ ሸው በሊ እኮ መፂኡኒ ዞም ደቂ ዓደይ ምስረኣኩ
Ajokhi zeyaday
ዋውውውውውውውውውው እዚ ትግርኛና ክንደይ እዩ ዝጥዕም !! እንሓደረ ዝጥዕም ባህሊ ኣለና ።፡።፡
እስኺ ትግርኛ ሙዚቓ ዝፈትዉ 💝💝💝💝💝💝
ላይኽ ላይኽ ላይኽ ግበሩለይ 💝💝💝💝💝💝
👏👏👏👏👏👏👏💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗✌✌✌
💝💝💝💝💝💝Like...Like...Like💝💝💝💝💝💝
Wowwwwwwwwwwwww
Kkkkkkkkkkkkkk
Hiyabey
ያ እዛ ደርፊ ብጣዓሚ ውሽጠይ ከም ገለ ትገብረኒ ደጋጊመ ይሰምዓ እሞ ከም ገለ ትገብሮ ንውሽጠይ፡ ስደትና ይሕጽሮ ፈጣሪ።
ዋው ግትሚ 100%
ዜማ 100%
ድምጺ 100% ቱኩእ መተካታ ዘይብልካ ብሉጽ ድምጻዊ
ኡፍፍ እንዴት እንደምወዳቹ በውነት ትግሬ ኢቲዮጲጲያ በመሆኑ እንዴት እንደምኮራ ምርጥ ቤሄር ትግራይ ምናለ ከእናተ በሆንኩኝና ቆንቆችንም ባሃላቹንም ብችል ውድድድድ ነው ማርጋቹ
ክከይድ እየ ዓደይ እወ ወደይ ብዘይ ዓድካ ክብረት የለን አብ ስደት ዘለና ዓድና ትግራይ ገይራ ትራአየና ዘላ ካብ ድሕር ደጊምስ ሐደ ሕልፈቱ እግረይ ተልዓል ንዓደይ መቀለ
መንነተይ ባህለይ መወዳደርቲ አልቦ ተመስገንካ ካብቶም ግኑናት ሳባውያን ተጋሩ ዝፈጠርካኒ
ኣሰይ ኣነውን
From 🇪🇷 i love yoe tegaru
Gele aynet derfi
“አቲ ሸዊት ስገም ክሓልፍ’ዩ ትኹሉ ጸገም’የ” 💛❤️ Tigray Will Prevail ✊🏾
ኣሰይ እቲ ህርመት ከበርኡ ልክዕ ናይ ኢሮብ ሓላላት ይመሰል ተጋሩ ብሩኻት ሰላምኩም እስኪ ይብዛሕ ውዱእ ድምፂ ተባዕታይ i love you ተጋሩ ደቂ ብርክቲ ምድሪ
ትኩእ ካብቶም አብ ትግርኛ ሙዚቃ ዓብዪ ፅዕንቶ ዘዕረፉ ብሉፃት ድምፃውያን ኢኻ።ፅቡቅ ስራሕ እዩ እንቋዕ መፃእካ።
ምርጥ ሙዚቃ በጣም ይጣፍጣል ዝም ብየ ስሰማው አልጠግብም ወርዶብኝ ትግርኛ music እውዳለሁ !!!
እናስለምዳችዋለንንን
ሙሽ ዶ ገለ ዓይነት ኢትዮጵያዊ እኮ ነኝ ደግሞ ላገሬ ቃንቃ !!
ተባረኪ ፍቅር ያሸንፋል
ኣስይይይይይይይይ ትግራይ ዓደይ ዓቡቡለይይ ፈረይለይይይ ትግራይ ዝኮነ like እስኪ ♥
ትኩእ ወልዱ ውሩይ ስነ ጥበበኛ ትግራይና
He is simply living legend
ዋውውውውውውው ተጋሩና ደስ ክትብሉ ብባህልኩም ኩርዓት አብ ዝክድክምወ ፃዕዳ ይፅናሕኩም ክቡሩ ንበሩ ሰስኑ
እዋይ አቱም ሰባት አብ ዮትዮብ ዲኩም ገዛ ሰሪሕኩም አሻዓ ዳ ክንድዙይ ሰብ ረኩማ ብዝኮነ ደስ ብሃሊ ሙዚቃ ካብ ዝገርመኩም አከባቢ 2ዓመት ገይረ ካብ ዘይሰምዕ ሙዚቃ ግን ሎሚ ዘማይ ትብል ሙዚቃ ካብ ልትወፅእ ዝኮነ ሰብ አቡኡ አሎ ዝፈልጦስ ናዓአ ክሪኢ ኢለ ሐዚ ግን ሙዚቃ ኮይኑ ስረሐይ ደቂ ትግራይ ማዓረይ እስኪ ፀሉይለይ ናብቲ ዝነበርክዎ ክምለስ ሰላምኩም ብዝሕ ይበል ዝያዳታት ብፍላይ አብ ስደት ዘለኩም ፍትውውውውውው እየ ዘብለኩ ድቅዛ ፅሪቲ ዓዲ ሰላም ንህዝቢ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ዓደይ ilove You ForEver
ወይ መዓረይ አነ እውን ከማኪ ሙዚቃ ካብ ዜይሰምዕ ቡዙሕ ገይረ ነይረ ግን አብዚ ቀረባ ጊዘ ናቡኡ ተመሊስ ብቻ ባዕሉ እ.ር ትክክለኛ መንገዲ ይመረሐና
amen ዝሓፍተይ ናብ በቱ ይምለሰና ባሉ
ይገርመናሎ እዚ ኩሉ ኮሜንት
Zufan Grmay ንሕና እውን ፍትውትው ግን አነ ውን ሙዚቃ አይሰምዕንየ ኮሜን ንምንባብ እየ ዝአቱ
ተጋሩ ምሩፃት ፍጥረት ፀላኢኩም ዓይኑ ይፍሰስ
ዋውው ደቂ ትግራይ አይተኽአልኩምን እሰይይይይ ፅሩያት ፍጥረት እዚ ባህልና ክንደይ ክፅብቕ አነውን ድሕራ ስደት ሓንቲ ነፀላ ክለቅቅ ይብለኩ አታባብዑኒ እስኪ
ትኩእ ወልዱ የቐንየልና ፅቡቕ ስራሕ እዩ።
ኣንሕና ካኣ ንዓደይ እንብለሉ ጊዜ ይምፅኣልና።
ብትግራዋይነተይ ብጣ"ሚ እየ ዝኾርእ ደስ በሃሊ ሙዚክ-------
Sey sey deki adey mekuratttttttttt❤❤❤❤❤
I can’t stop listening to this amazing and sweet song !
Thank you dear brother for giving us your great gift !!!
Every day ❤️
ትኩእ ወልዱ
ዘይተዘመረሉ
ብርቱዕ ደራፋይ
ሽኮር ❤💟💞💞
yea
Tkue weldu Bahlna Azekirkana Sdet Hsum 🥰🥰🥰😍😍😍🌹🌹🌹🌹🌹🎵🎶💍
ኣይ ደቂ ትግራይ ሽኮሪናትታ ኩሉና ደቃ ቀሪብና ኢና ክንመፅእ ኢና ዋው ድምፅካ ክቡር ሰብ የክብርካ ምስ ባህልካ የንብርካ
selam gual tgray ,,
@@berhanmaconan5080 weye antay terekibu
ትኩእ ወልዱ ብጣዕሚ ፅቡቕ ስራሕ ሰሪሕካ።ብጣብይን ክእለትን ድማ እምስክረልካ እየ። ጌና መቐለ ዳሉል ባንድ እናሰራሕኻ ጀሚረ ስለዝፈልጠካ እየ ዝምስክር።ኩሉ ስራሕኻ ስራሕ ወሓላሉን እዝዋት ተጋሩን እዩ።ይበል ደርፊ።
Abzi alo weni abet ezi bahlna kimqr ybel derfi i miss so mach
ደስ ይብል ጎይታዋ!ኣንታ ጅግና!!ኣጆኹም ናትና!!! i love it bro keep working hard!!
ደጋጊመ ሰሚዐ ምምናው ዝሳኣንክዋ ደርፊ ኩላ 100% በቃ💕💕👑
ትኩእ ትግራይን የምታይበት እይታ ይለይብኛል
መግለፅ እቸገራለው ብቻ ኑርል እድሜ ከጤናጋር !!!❤💛❤️💛
Traditional Tigrinya song, beautifully composed- lyrics and melody drum beat ,dance(kuda) it is a marvellous to watch this music video , well-done! 🌹👍🏽❤️
Kvbjh😊😊
ትኩእ ወልዱ ምሰ አቀናበርትካ፡ ብሓቂ ፅቡቕ ስራሕ እዩ፡፡ በርተዑ
From eri hawka
Never been to tigray . Ezi derfi is an inspiration ❤
እሰይይይይ ደቂ ዓደይይይይ ሰላም ነዓኩም
ክከይድ እየ ማዕዶ ናብ መሓዛየ ናብ ከበሮ
ፃዕዳ ዕልቦ በቂላ አብገቦ
ጊዘ ሓሊፈ ክንዛረቦ የ
ዝብል ደርፊ አስታዊስኒ
ደቂ ትግራይ ጥዑማት ላዛ like እሰከ ግጨውኒ ክፈትወኩም ማዓት እየ ኮ ♥♥♥
ኮላ ንሕና ፍትውውው 💔
እስይ ደቂ ዓቢይ ደመቁለይ
Nehnam ftewwwww.❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋
Ejdndj Endnje ጥዕምቲ
ውውውው ደስስስስ ዝብል ደቂ ትግራይ ሽኮራት አነዉን ክኸይድ እየ ንዐደይይ እንቋዕ ትራይ ስላምኮነት እበር ምሳኹም ይሕሸና
ደቂትግርሸኮራት
ስደት ስዲ ምስዳድ ኣብዩና እምበር ዕዝር ምበልና ብዝኮነ ጡዑም ድምጺ ምስ ጥዕምቲ ደርፊ ቀጽለሉ ወዲ ዓደይ ሽኮር
እወ ስደት ሩጉም ማማዬ ነእ ናፍቀ እፍፍፍፍ
ግን ስላም ዲኪ ሩታየ ማሓዛይይ ናተይይ
I love Tigray more than anything
Long live my Beloved country
ኣታ ክንደይ ክጥዕም እዚ ባህል ትግራይና ጡዑማት ላዛ አጆኹም ደቂ ትግራይ ዓደይ ኩሑሎ ቃሉ ክንደይ ክጥዕም እዚ ወድ ቀፁሉሉ ፁቡቅ ደርፊ ናይ ትግራይ
ደስ ዝብል ምዙቃ ናይ በሓቂ ትግርኛ ባህሊ ትዑም ኢዩ ።
አስትይይይይይ አቱም ፀብቃት ዘሪኢ ኩሉ ካጥዕመልኩም ስላሙካቱኩም ይበዘሐለይ 😍😍😍👉❤❤❤👄
Ahh nay behaki wedi weldu hawey adna tezekirna 🇪🇹🇪🇷🇪🇹🔊🎵🎵
Woww ትኩእ ሽኮር ደስብሃሊቲ
miss you ትግራይ ዓዲ ጀጋኑ 💖💘💗💗💘💗💗
አስይይይይይይይይይይ ዛሓወይ ደስ ባሃሊት ድርፊ ኢየ አነስ ናፍቅእኮ አይይይይይ ስደት ሕለሊፍቲ ዘይ በላ ኡፍፍፍፍፍፍፍ ስላም ንቅሳነት ንትግራይ ዓደይ ፍትውውውውውውውውውውው
እስይ እስይ መን ከም ደቂ ትግራይ ወርቂ ስላምኩም ይብዛሕ
ምጭውተይ ከመይ ኣለኪ ሽኮሪና
Haregey ziaday tigrai nafike iza derfi ms semaku ufffff sdet atsliuni wae!
@@abbygualadwa7685 ajoki zyaday hji khalf eyu
@@selamgualtgray4506 ማማዬ ስ እዩ ናይ ስላም ደዩ ጠፉኡኪ እኮ ማሓዛይ ናተይ
እእፍፍፍፍ እነ እውን በጣዓሚ እዩ ናፉቀ ግን እጅኪ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ማማዬ
ጡዑም ከማኻትኩም እና ንደሊ ፅሩይ
እንይ ዳአ ኔርካ ወደይ ጎበዝ '!!!
እህእ ዝም ዝም ዝም ስስስስስ
ክኸይድ እይ ማእድ ፍቅሪ ማሓዛ የ ዘይ ምን የየየየ!!!!
ዋውውውውውውው ፁቡቁት ግርማ ደቂ ትግራይ ማዓረይ
እፍፍፍፍ እዚ ስደት እዚ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭 ገለ እኮ ተሪኡና ክጥዕም ትባህሊ ዓድና ቀፅለሉ ወዲ ዓደይ ዌላ ኣነ ፅርግግግግ ክብል እዩ ዋ😥😥😥😥
ኣይኩም ናይና መንከም ተጋሩ ሓላላት ብባህሎም ኮሪዐም ዘኩሩዑ♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥
seyy abiet zbahlna ko hiwetu ezias entay ywexa like drdr tebelkumo entay tkonu pleas bahlna kssn khdes tesfa nhabom wedi erey
ዋውውውውው ይበል ድምፂ ወዲ ትግራይ ማዓረይ ሰይይይይይይ ዝባህልና ደስ ክብል እሰከ ክፍእ ኣይንካእክከኩም ♥♥♥
Underrated.
ዋው ድምፅካ ደስ ይብል ተቀበልቲ ግን አብ መጨረሻ ፓወረን ንእስ ኢሉ እምበር
አንስ ናፊቀ እፍፍፍፍ ስደት ሕሱም እስኪ በብዘለናዮ ሰላም ጥራይ
አንሰናፊቀ እፍፍፍፍ ስደት ሕሱም እስኪ በብዘለናዮ ሰላም ጥረይ
እሰይ አታ እዘ ትግርኛና ክጥዕም ደስ በሃሊት ሙዚቃ
ባህልና ጥዑም ምስ ማንም ዘይዋዳር ሐዝስ ገለ ሸው በል ይመፀካ ንዓድካ ኣይይይ ስደት ሑሱም
ጥምጥም ምስ ናፍቖት ኣብ ጽዕጹዕ ሃውህው'ዩ ዘሎ ፡ ንምሸቱስ ንኣቶ ናፍቖት ስዩም ኣቢለ ቤተይ ይምለስ ይኸውን ግዲ 🙏🏾።
2024 ዝሰማዕካያ like ኣግርጭው
ተጋሩ ፅሩያት ከም ማይንጉሆ
ትኩእ ብሉጽ ሰብ፣ ኩሎም ስራሕቲኻ ፍልያት እዮም።
ዋውውውው ደቂ ቃል ኪዳን ጀጋኑ ኣምላክ ይባርኩም
😭😭😭 kemzi Nay nafkot kesma enklkos bekiyat yeqdemni Ay sedet Meaz Eya adey keked bejikom like haibkom axinnani
I got a chance to visit the Holly land tigray on 2017 and 2019, so lovely people, my heart is always there with them,
ይበል ስራሕ ትኩእ ሽኮር ኣቦ ስነ-ጥበብ መልስ ባ በለና።
ጀግኑ ደቂ ትግራይ ❤❤❤❤
Tikue shikor ane tigrai nafike uffffff sdet yetfiayo libey hafhaf iluni!!!❤️
እሰይ እሰይ ኣታ ጅግና ወዲ ፅዮን ንበረልና
Wow, yibel muhdet music, yidel xiret camera 100%
ኣሰይ ዝባህልናስ ክንደይ እዩ ዘኩረዐካ እባ ኣሰይይይይይይይይይይ ኣምላክ ይሓሊኩም ደቂ ዓደይ ፀሊኢኩም ይደፈን love you ትግራይ ዓደይ ሪመይ መረበት እዚ ትግራየይ
እፉ ናፊቀ እምበር ደቂ ዓደይ ማዓቢተይ ወለደይ አሕዋተይ ዓደይ ብዛዓይነ ክወፁ ደልዮም እፉ ብዛደርፊ ደማ ኣብ ትዝታን ንባዓትን ኣትየ እዋይ ከምዚ ከማይስደት ዝሞሮሮ የህሊና ዶ
after long waiting finally you are here! you wel come ትኩእ ወልዱ። ግርም ስራሕ!
ሰሚዕኻያ ዘይትፅገብ ጥዕምቲ ዜማ❤️💛❤️
ብታአሚ ደስ ዝብል ድሙጺ ምስ ደስ ዝብል ሙዚቃ ህርመት ማሙሽ ጀግና
ዋውውውውውው ንፍቆተ ዓዳይ ሑሱም እየ ወይ ሰደተ ስላም ኩነ ትግራይ መዓርይ መገልፂት መነንተይ
ደጋጊመ ተሰማዕኩዋስ ምምናው አብያትኒ ታክገብር
Esey yibel yibel gobez derafi mukirat seb bahilin wegin tsibukat hizbi des kitiblu.
👍👍👍👍👍❤️👍❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Wow! An amazing lyrics. Nostalgic music. Extraordinary and keep up the good work brother.
tikue hawuna kem gele aynet derfi eka amxekalna
ኣስይይይ ትግራይ ዓደይ ስላምኩም ይብዛሕ
መን አሎ ዓዱ ወለዱ ዝናፍቀ ከምዚ ኸማይ አይ ትግራይ ሰላምኪ ተመሊሱ የርእየና ፈጣሪ
Asey nay behki kikeyd nadey ewa emozom zefkurom sedray kixawet ewa😍😘😍😘😘 nezi rugum sedat menbar xeliayo sdeat xelna getsu yerhak zeynska yegbrka ajka timti derfi 😍😘😍😘
ጽቡቅ ስራሕ ፡እንታይ እሞ መራሕቲ ኣፍሪቃ ድሕረይ ሳዕሪ ኣይብቆሎ ኮይኖም፡ ኣብ ስደት slave Kinkewn ፈሪዶምና።
ያፒ ተሃልዩዎ ፅብቅ እዩ
ይበል ስነጥበብ ወዲ ቅዱስ ያሬድ። እንኻዕ ናትና ኮንካ። ጡኡም ላዛ ወድትግራይ
ኣሰይ ደስ ባሃሊ ደቂ ዓደይ ሽኮራት
Sensational Music! Super promotion of our culture....Long live!
ውሳጣውጤ ትግራዩች ማራክዎች ውድድድድድድድ ስፕፕፕፕፕፕፕ ስፕፕፕፕፕፕፕፕፕፕ ስውዳችሁ ነፍሴ #like me የምትውዳችው ♥♥♥♥♥♥♥
በጣምያምራል
D
8
ስወዳቹ
eganm.wedddddddd
God bless Tigray ❤🎉
The most under rated song and singer !!!!!
I'm in love with this song!
Tigray + Tigrini for ever.💪
ሰሚዕኻ ዘይትምኖ ደርፊ 😍
ኣይወ ያኣክ ናፍቀና በቃ ትኩአኒ ኣይትጥፋና ምልስ መልስ በለና ጡዑም ድምጺ ኢዩ ዝለካ
Really Great Song 🎉🎉🎉
Watching it in 2024...
Degagme besemaw altegbem. Betam desssss yelal. 1000% zebkat fetret enka kabakum Tefeterna. ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
ዋይ እንየካ ድምፅ ውዲ ትግራይ ኩሕሎ ክከይድ እየ ማዓዶ ናብ ማሓዛይ ናብ ካበሮ እስክስክስስስስስስስስ
ኣሰይይይይይይይይይይይይይይይይ ክፅብቅ ባሃሊ ዓድና ጡዑም💖💛💖💚💖💚💖💛💖💛💖💛💔💔
ካብ ስደት ተመሊሰ ደራፊ ክኾንእየ አብዚ ጤል ላሓለውኹ አይነብርን
Yeabsera Yeabsera 😂😂😂😂😂 ፀላኢኻ ጤል ይሓሉ
Yeabsera Yeabsera Hahahaha 😂😂😂 you funny 😆
Yeabsera Yeabsera 😅😅😅😀😀
ጤል abey deka zelka wedi adey kkkkkk .😂😂😂😂
Yeabsera yeabsera
Kkkkkkkkkkkkkkk ኣነ ውን ሽቓላ ኮይነ ኣይነብርን ትልሂት ሰለልልልል ክብለልካ እየ ዝያዳይ