Tigrigna Mezmur ይሕጎስ ኣሎ ልበይ (Yhgos Alo Lbey) Senait Ghide - Official Lyric Video

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 6 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 21

  • @senaitghideofficial
    @senaitghideofficial  3 ปีที่แล้ว +14

    Subscribe if you haven’t yet and don’t forget to share. Bless you all.

  • @eladonai2100
    @eladonai2100 3 ปีที่แล้ว +11

    ክንዲ ሓሙኹሽቲ ዘውዲ፡
    ክንዲሓዘን ዘይቲ ሓጎስ
    ክንዲ መንፈስ ጓሂ ክዳን ምስጋና ከዲንካ፡ (2)
    ሓጎሰይ ኣዕቢኻዮ ከምቲ ሓጎስ ቀውዒ
    ምርኮ ምስ ማረኸ፡ ክምቀል ከሎ ዝሕጎስ፡ ይሕጎስ ኣሎ ልበይ (5)
    1) ኣባትነት ፍቕሩ ዝጠዓመ፡
    ክመይ'ሉ ስቕ ይብል ክይዘመረ፡
    ህያውነት ፍቕሩ ዝጠዓመ፡
    ከመይ'ሉ ስቕ ይብል ከይዘመረ፡
    ኩሉንትናይ የሱስ ይብላ'ሎ፡
    ዓጻጽምተይ ብእ'ኡ በርቲዑ'ሎ።
    ተደጋጋሚ፡ ክንዲ ሓሙኹሽቲ. . . . . . . ..
    2) ኣይትበሉ፡ ስቕ በሊ'ትበሉ (4)
    ህይወት የብለይን ብዘይ ብእኡ
    ኣይውዕልንየ ስሙ ክይጸዋዕኩ።
    ክብሪ ክብልየ ክብሪ ንስሙ
    ክዝምርየ ገና ክቓንየሉ።
    ተደ፡ ክንዲ ሓሙኽሽቲ፡ . . . . .
    3) ነብሰይ ክትዝምር ስቕ ከይትብልሲ፡
    ለዊጥካዩ ብኽያተይ ንሳሕቂ (2)
    ከለይ ፈቲሕካ ደስታ ኣዕጢቕካኒ፡
    ምጽንናዕካ መሊእካኒ፡ (2)
    ይሕጎስ ኣሎ ልበይ፡ (4)
    ይስምዓኒ ሰላም ይስምዓኒ ሓጎስ (2)
    ዝተሓጎሰ ኩሉ ይዘምር ምሳይ 2
    ዝተሓጎሰ ኩሉ ይዓልል ምሳይ
    ዝተሓጎሰ ኩሉ ይሳዕስዕ ምሳይ
    ዝተሓጎሰ ኩሉ ይዘምር ምሳይ
    ዝተሓጎሰ ኩሉ ኽብሪ ሃብ ምሳይ
    ዝተሓጎሰ ኩሉ ይዓልል ምሳይ
    ዝተሓጎሰ ኩሉ የመስግን ምሳይ
    ንየሱስ ንየሱስ ንየሱስ (2)
    ክብሪ ክብሪ ክብሪ፡
    ዕቤት ዕቤት ዕቤት፡
    ስብሓት ስብሓት ስብሓት፡
    ንየሱስ ንየሱስ ንየሱስ።
    ምንጪ ሓጎሰይ ንሱ ምንጪ ሓጎሰይ፡
    ምንጪ ዕረፍተይ ንሱ ምንጪ ዕረፍተይ
    ምንጪ ሰላመይ ንሱ ምንጪ ሰላመይ
    ምንጪ ጽቡቅይ ንሱ ምንጪ ጽቡቀይ
    አልል ክብልየ ክህብየ ክብሪ
    ክዝምረሉየ ኣትየ ናብ ዕረፍቲ 3
    ኣፈይ ብ ስሓቅ ውሽጠይ ብ አልልታ
    መሊአዎዩ ቤተይ ብ ምስጋና 3
    መሊአዎዩ ቤተይ ብዕልልታ 2
    Song writed, by Senait Ghide
    2009 Khartoum Sudan
    Released. 2012

    • @Heriti12
      @Heriti12 3 ปีที่แล้ว

      Wawwww God bless you 🙏🙏

  • @zebibghirmay6445
    @zebibghirmay6445 2 ปีที่แล้ว +2

    Wawwww kndey ttam mezmur Senu haftey tamti dmxi! Thankyou 🥰 Tebarekley 🙏

  • @StarErmias
    @StarErmias 7 หลายเดือนก่อน +2

    GBU❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yonatanghirmay1640
    @yonatanghirmay1640 ปีที่แล้ว

    Amen Hallelujah kbri n Goyta yesus beja kula Alem ab mesqel waga zkefele

  • @teddyshalom348
    @teddyshalom348 3 ปีที่แล้ว +2

    Senu hafitey bless you

  • @miracle23
    @miracle23 3 ปีที่แล้ว +2

    ሰኑየ ጅግና ንስኪ በረከትና ኢኪ 💗

  • @ruthietesfay3449
    @ruthietesfay3449 6 หลายเดือนก่อน

    Semoiye me segab sineya goyta yebarky

  • @zebibtesfagiorgis6839
    @zebibtesfagiorgis6839 3 ปีที่แล้ว +2

    Be blessed more my beloved sister 🙏

  • @fioriselihom6506
    @fioriselihom6506 ปีที่แล้ว

    Thank you Jesus
    Bless u more grace sister 💞🙏🙌🏻🙌🏻🙌🏻

  • @Heriti12
    @Heriti12 3 ปีที่แล้ว +1

    I love this song 🤗😚🥰🙊💋

  • @shewayesiyoum145
    @shewayesiyoum145 2 ปีที่แล้ว +1

    Amennnnnn 🙏🙏😇😇

  • @senaitbrave8975
    @senaitbrave8975 2 ปีที่แล้ว

    Waww such a beautiful anointed song Senuye berekti👏🏾

  • @genetkalata9710
    @genetkalata9710 ปีที่แล้ว

    Amen 😊

  • @genetkalata9710
    @genetkalata9710 9 หลายเดือนก่อน

    Amen

  • @DhkDd-j3c
    @DhkDd-j3c ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን❤❤

  • @futsumtesfeslesse5941
    @futsumtesfeslesse5941 2 ปีที่แล้ว

    Wewwwwwwww good

  • @tomasnme
    @tomasnme 2 ปีที่แล้ว

    Amenn

  • @GhezaiAlmaz-zx7qy
    @GhezaiAlmaz-zx7qy ปีที่แล้ว

    👌👍💪❤️

  • @galts1961
    @galts1961 9 หลายเดือนก่อน

    Plese who can trienlselt ?