YoniSosi (ኣቐዲመ ኤመስግነካ) Dec 24, 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 1K

  • @siemdaniel7422
    @siemdaniel7422 18 วันที่ผ่านมา +301

    ኣቀዲመ ኤመስግነካ
    ከይኮነ ከሎ ኤመስግነካ'ለኹ
    ምስኮነ ምምስጋን'ሲ ይኽእሎዩ ኩሉ{2×}
    ከይኮነ ከሎ የምስግነካ{4×}
    (ኣቀዲመ የምስግነካ ደምና ከይለ ንፋስ'ውን ከየለ
    ኣቀዲመ የምስግነካ ዝርአ ከየለ){2×}
    ኩሉ ከም ትኽእል ክእለትካ (ተኣማሚነ)2×
    ኩሉ ከም ትገብር ሓይልኻ (ተኣማሚነ)2×
    ዝሃብካኒ ቃል ተስፋ ሒዘ
    ከይተወላወልኩ ኣብ መቅደስካ ኣትየ አምልኸካለኹ
    ዝሃብካኒ ቃል ተስፋ ሒዘ
    ከይተጠራጠርኩ ኣብ መቅደስካ ኣትየ አምልኸካለኹ
    አምልኸካ{4×} ብኸበሮ ብበገና
    " ብምሉ ልበይ አምልኸካ
    አምልኸካ{2×} ብምሉእ ሓይለይ አምልኸካ
    " ብኹሉንትናይ አምልኸካ
    ከይኮነ ከሎ ኤመስግነካ'ለኹ
    ምስኮነ ምምስጋን'ሲ ይኽእሎዩ ኩሉ{2×}
    ከይኮነ ከሎ የምስግነካ'የ{2×}
    ርኤካ'የ ትማሊ{8×}
    (ስለዚ'የ ምስጋናይ ዘብዝሕ ሎሚ
    ስለዚ'የ ምስጋናይ ዘቀድም ሎሚ){2×}
    አምልኸካ{4×} ብሳዕስዒት ብእልልታ
    " ብምሉ ልበይ አምልኸካ
    አምልኸካ{2×} ብምሉእ ሓይለይ አምልኸካ
    " ብኹሉንትናይ አምልኸካ

    • @merrytsegezab232
      @merrytsegezab232 18 วันที่ผ่านมา +3

      BLESS U SISTER

    • @merrytsegezab232
      @merrytsegezab232 18 วันที่ผ่านมา +2

      KIXBE XENIHE BLESS U

    • @edenasgodom1299
      @edenasgodom1299 18 วันที่ผ่านมา +3

      ኣሜን አመልኸካ ብምሉእ ልበይ የምልኽካ .... እግዚአብሔር ይባርክኹም

    • @alemghirmay7430
      @alemghirmay7430 18 วันที่ผ่านมา +2

      Esay kbri namlak tebareku🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤️❤️❤️

    • @eden6094
      @eden6094 18 วันที่ผ่านมา +4

      Amen 🙏🙏🙏👉❤️❤️❤️ybzhalkum brukat

  • @WegahtaIsaac-g6d
    @WegahtaIsaac-g6d 18 วันที่ผ่านมา +135

    ዎ እግዚኣቢሔር ምስ በረኸትና ምስ ሓይልና ምስ ኩሉ ውህበትና ብሰላም ናብ ኤርትራ ስለ ትመልሰና ኣቐዲምና ነመስግነካ ኣለና።

    • @HighlyFavored
      @HighlyFavored 18 วันที่ผ่านมา +3

      Amen

    • @sarontame
      @sarontame 18 วันที่ผ่านมา

      Amen 🙏🙏🙏🙏🇪🇷❤

    • @NiyatMussie-lq2bz
      @NiyatMussie-lq2bz 18 วันที่ผ่านมา

      Amen Amen Amen

    • @tsU-b5p
      @tsU-b5p 18 วันที่ผ่านมา

      ኣሰይይይይ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሜንንንንን❤❤❤❤❤❤

    • @semharhaile2431
      @semharhaile2431 18 วันที่ผ่านมา

      Amennn❤

  • @RutaAmanuel-i3b
    @RutaAmanuel-i3b 17 วันที่ผ่านมา +29

    እዋይ ኣነ ዝገርመኒ መዝምርኩም ኩሉ መንፈስ ቁዱስ ኣለው ካብ ግዜ ንእስነትና ኣጸናኒዑና ኣሳጊሩና ዘመን ሂወትኩም ይለምልም

  • @Zaid-xt9eg
    @Zaid-xt9eg 18 วันที่ผ่านมา +41

    ናይ ሓዲሽ ዓመተይ ጊፍት እያ ንዓይ ካብ ዮኒ ሶሲ።❤❤❤ተባረኹ

  • @filmonmehari8053
    @filmonmehari8053 16 วันที่ผ่านมา +18

    ብስጋ ኣቦይ ዝብሎ የብለይን ስለ ዘይብለይ። እስኻ ግን ኣቦይ ኢኻ ጎይታ። ብዘይ ልክዕ እየ ዘፍቅረካ። ከይኮነ ከሎ አመስግነካ ኣለኹ።❤️❤️❤️❤️🥰😭😭😭

  • @kingdomstatesimon678
    @kingdomstatesimon678 18 วันที่ผ่านมา +80

    ቅድሚ ሓደ ዓመት 2023 ሓይለይ፡ ኤልሮኢ፡ ቅድሚ ኹሉ፡ ኣሎ ምሳይ፡ አዉከለካ፡ ዘይትጽገብ፡ ብምንታይ ከመስግነካ . .ወዘተ። 2024 ተጠንቒቕካላ፡ ኩሉ ድሓን፡ ንሰላም ኮነለይን ሕጂ ድማ ኣቀዲመ አመስግነካ ..። ብዓሰርተታት መዛምራትኩም ንብዙሕ ዓመታት ብኹሉ ኩርናዕ ናይ ህይወት ተገልጊለ ኣምላኽ ይባርኽኩም። 2025 ጽሓይኩም ንምድሪ ዘጎልበበ ሓይሊ መንግስቲ ጽልማት ክሳዕ ዘጥፍኦ ብሓይሊ ትድመቕ። ቀጽሉ አ/ር ምሳኹኹም ይዓዪ ኣሎ። ስምኦን የማነ።

    • @nazarethteklezgi4245
      @nazarethteklezgi4245 15 วันที่ผ่านมา +1

      Amen❤

    • @MerhawitBihon
      @MerhawitBihon 14 วันที่ผ่านมา +1

      Amen nezi kale

    • @fevenghebrehiwotberhe
      @fevenghebrehiwotberhe 13 วันที่ผ่านมา +1

      @@kingdomstatesimon678 tebarek

    • @afomiatekie2159
      @afomiatekie2159 8 วันที่ผ่านมา +1

      Amennnn hallelujah 🙏 🎉🎉🎉🎉🎉zamnkum yabark🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @freedom320
    @freedom320 18 วันที่ผ่านมา +23

    አሜን አሜን አሜን እዚአ መዝሙር አብ 2025 ሐቢርና አብ አስመራ ምስ ህዝብና ንእግዚኣብሄር ከመስግኖ ኢና! ❤

  • @fiorihaile7988
    @fiorihaile7988 18 วันที่ผ่านมา +43

    ዮኒን ሶሲን ማለት ንዓይ ከምታ ኣብ ዓይኒ ማይ ዝተተኽለት ፍሪኣ ዘየቋርጽ ኦም እዮም Thank you ስለቲ ናብ የሱሰይ ዘጠምት መዛሙራትኩም 😇😇🙏🙏🥰🥰🥰🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰😇😇😇😇😇😇

    • @AbebaYbalih-n8j
      @AbebaYbalih-n8j 18 วันที่ผ่านมา +1

      Yoni and sosi tabareku jegna kudsani ahwatey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤ ❤tabareku 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🤲🙌🙌🙌🙌🙌🙌🤲🤲🤲

  • @ServingTheTruth
    @ServingTheTruth 18 วันที่ผ่านมา +21

    ከም ውልቀ ሰብ ፡ከም ማሕበር ኣምላኽ፡ከም ህዝብን ሃገርን ፡እዚ ግዚኡ ዝሓለወ ትንቢታዊ መልእኽትን ኣዋጅን እዩ፡ብዜማን ሙዚቃን ዝተወሃሃደ ድምጺ ናይ ኣቦና እግዚኣብሄር ጌረ ተቐቢለዮ ኣለኹ፡ንስኻትኩም ብሓቂ ክቡራት ዕንቁታትና ኢኹም!!

  • @MartaJorjo-p5t
    @MartaJorjo-p5t 18 วันที่ผ่านมา +24

    ኣርሒቐን ዝርእያ ኣዒንቲ ትከፍት መዝሙር እያ።
    This is how to live in your future now..
    Praise Lord Jesus Son of God..

  • @alexygzaw7780
    @alexygzaw7780 17 วันที่ผ่านมา +17

    ( በረኸት ወለዶ ) ንብለኩም እኮ ጠፊኡና ሕጅስ ❤❤❤

  • @almazzeray7037
    @almazzeray7037 16 วันที่ผ่านมา +10

    እቶም ኣዝየ ዝፈትዎም ❤ ፍትዋትተይ ስለ እቲ ኣባኹም ዘሎ ጸጋ ኣምላኽ ክብሪ ንኣምላክ ይኹን ።

  • @YuelSamuel-sy5mt
    @YuelSamuel-sy5mt 18 วันที่ผ่านมา +25

    እግዚኣብሄር ንእስነቶምን ፡ግዜኦምን ዝተጠቐመሉ ህይወቶምን ፡ናብርኦምን ንእግዚኣብሄር ዝሃቡ ብሩኻት ኣሕዋትና ንክርስትያናት ኣርኣያ ዝኾኑ ምጽንናዕናን ኢኹም ዘመን ህይወትኩም ክሳብ መወዳእታ ንእግዚኣብሄር ይኹነልኩም ሞጎስ እግዚኣብሄር ምሳኹም ምስ ዕዮኹምን እዩ እሞ ብእግዚኣብሄር ደስ ይበልኩም❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @wuhbetnatey8325
    @wuhbetnatey8325 18 วันที่ผ่านมา +29

    ናይ ሓጎስ ንብዓተይ ምቁራጽ ኣብዩኒ ብሓቂ ሓቂ! እቲ ምስ ዘልኣለማዊ ንጉሰይ ተበጃውየይ ወትሩ ዝዛረቦ ኩሉ ስለዝተዘመረለይ ብቅቡኣተይ። ሓጎሰይ ወሰን የብሉን።
    የምልኮወ ኣነውን ብምሉእ ሓይለይ ልበይ ብኩልንትናይ ንዘልኣለም ኣለም። ሕያውይ ፈቃር ምሕረተኛ ኣቦ ናተይ።❤

  • @yordawelde5814
    @yordawelde5814 18 วันที่ผ่านมา +10

    Eseeeey Eseeeey Amen Amen haleluahja Bereketna ekum ነስኹም memeliskum😮 ወስኹ ❤🎉❤🎉🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @salemhaile1785
    @salemhaile1785 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ህዝብና በረከት ❤❤
    እወ ከይኮነ ከሎ የመስግነካ ንዐካ እወ ጎይታ ርእየካየ ትማሊ ህይወተይ ክትቅይራ: ካብ ድነ ሞት ክትባልሃ : ብኩሉ ጎደናታተይ ክትሳልያ 🔥🔥🔥🙌 ክብሪ ኩሉ ንዐካ ይኩን ጎይታ ጎይቶት🙇‍♀️

  • @Exodustv7589
    @Exodustv7589 18 วันที่ผ่านมา +15

    amen amen ብምስጋና ብዙሕ ነገር ክወርስ ርእየያ እይ ንሂውተይ ኣምላኽና እሙን እዩ ኣብ ቃሉ ንኩንታትና ኣይንርእን ነቲ ኣምላኽ ዝበለና ከም ዝወረስናዮ ኣሚንና ግን ብምስጋና ንኣምላኽና ንውድሶን ነዕብዮን

  • @kikiforjesus7939
    @kikiforjesus7939 18 วันที่ผ่านมา +6

    YoniSosi Our Blessings እግዚኣብሄር ስሌኹም ኩሉ ግዜ ይባረኽ ይመስገን 🙌🙌🙌
    ቅብኣትኩም መመሊሱ የንጀርብብ ይውሓዝ 😇😇😇Much Love💓💕❤️💓💕❤️💓💕❤️💓💕❤️

  • @jesusismylord732
    @jesusismylord732 18 วันที่ผ่านมา +7

    ብሩዃት ናይ ኣምላኽ ሰባት ዮኒ &ሶሲ ሓይሊ ናይ መዛሙራትኩም የገርመና ኣሎ፡መመሊስኩም ወስኹልና፡ክብሪ ኩሉ ነቲ ጎይታ ኩሉ ዝኾነ ኣምላኽ ክብሪ የሱስ ክርስቶስ ይኹን፡ተባረኹ ፡ርሑስ ሓድሽ ዓመት 2025 ንኹሉ ሰብ💌💌💌

  • @Shalom-TV2024
    @Shalom-TV2024 18 วันที่ผ่านมา +9

    ከይኮነ እንከሎ የመስግነካ ኣሎኹ
    ምስ ኮነ ምምስጋን ሲ ይኽእሎ እዩ ኩሉ !!!!!!
    ንስኻትኩም በረኸት ምድርና ኢኹም ፡ መመሊስኩም ድመቑን ስፍሑን ። ኣዝየ እየ ዘፍቅረኩም ❤❤❤❤❤❤

  • @rehoboth1515
    @rehoboth1515 18 วันที่ผ่านมา +7

    ኣሜንንን ሃሌሉያ ❤❤❤❤ ድምጽኹም ክሰምዕ ከለኩ ልበይ ብምሒር ምምሳጥ ክትሞሉቅ እያ ትደሊ መዛሙራትኩም ሂወተይ ተዎጻጺርዎ እዩ ካብ ቁልዕነተይ ዘፍቅረኩም ሶሲ እና ዮኒ

  • @Yonasyoans
    @Yonasyoans 18 วันที่ผ่านมา +11

    ናይ መዝሙር ሃዋርያት እንቋዕ ብደሓን መጻኹም❤❤❤

  • @ruthasfaha2726
    @ruthasfaha2726 2 วันที่ผ่านมา +2

    God bless you all

  • @azieb6996
    @azieb6996 15 วันที่ผ่านมา +5

    Amenn amenn amennn Psalms 1 ትግ - ዳዊት
    3: ንሱ ኸምታ ፍሬአ በብጊዜኣ እትህብ፣
    ቈጽላ ኸኣ ዘይረግፍ፣
    ኣብ ወሰን ወሓዚ ማይ እተተኽለት ኦም ይኸውን።... 🎉🎉🎉🎉

  • @SabaE-ow7me
    @SabaE-ow7me 2 วันที่ผ่านมา +2

    Bless you more birukat ❤❤❤

  • @ermiasberhane6270
    @ermiasberhane6270 18 วันที่ผ่านมา +50

    A song of the believer thanks beloved yoni and sosi

  • @milshunabute4839
    @milshunabute4839 18 วันที่ผ่านมา +14

    50 ዳዊት
    23: መስዋእቲ ምስጋና ዚስውአለይ የኽብረኒ፣
    ነቲ ብመገዱ ዚጥንቀቕ ከኣ ምድሓን ኣምላኽ ከርእዮ እየ።

  • @biniamgunta776
    @biniamgunta776 18 วันที่ผ่านมา +16

    ❤❤🎉ዮኒ ና ሲሲ እግዚአብሔር ይባርካችሁ;እናንተ የቤተክርስቲያን በረከት ናችሁ;ሕይወታችሁ አገልግሎታችሁ ትዳራችሁ ይለምልም።

  • @yorsalemande
    @yorsalemande 3 วันที่ผ่านมา +2

    Jesus ykel eyu

  • @sarakidane7635
    @sarakidane7635 18 วันที่ผ่านมา +7

    "ኩሉ ከም ትኽእል ክእለትካ ተኣማሚነ
    ኩሉ ከም ትገብር ሓይልኻ ተኣማሚነ
    ዝሃብካኒ ቃል ተስፋ ሒዘ ከይተወላወልኩ
    ኣብ መቅደስካ ኣትየ የምልኸካ ኣለኹ
    ዝሃብካኒ ቃል ተስፋ ሒዘ ከይተጠራጠርኩ
    ኣብ መቅደካ ኣትየ አምለኸካ ኣለኹ"
    Amennnnnnnnn🙏🙌😇
    May the blessing of The Lord be upon you.
    YONI SOSi our blessing❤🙏🙌❤😇

  • @SelamFitsum-f7j
    @SelamFitsum-f7j 4 วันที่ผ่านมา +1

    ዮኒ ሶሲ ኣምላኽ ዘመንኩም ይባረኽ ፡ንዓና በረኸትና ኢኹም።

  • @rahelsimon1440
    @rahelsimon1440 17 วันที่ผ่านมา +5

    ክብሪ ኩሉ ነቲ ወሓዚ መዛሙር ዘውሕዘልኩም መንፈስ ቅዱስ ይኹን። በረኸትና ኢኹም❤❤❤❤

  • @habtomjesus4081
    @habtomjesus4081 5 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤ኣሜን❤❤❤❤❤❤

  • @merrygt1956
    @merrygt1956 18 วันที่ผ่านมา +4

    ❤እዋይ ከመይ ኣምላኽ ጸጋ ይብዛሓልኩም መመልሱ ቡሩኻት ጎይታ ባኣኩም ገሩ ይዛረበና ኣሎ ባሓቅ❤ ዝሕዘኹም ኣይሃሉ ብርሃንኩም ንዓለምን ንሰይጣንን ይናውጾም ኣሎ ❤❤❤

  • @zebibmichael7289
    @zebibmichael7289 5 วันที่ผ่านมา +2

    Oh mein gott, gele alewo mezamuratkum ❤❤❤❤❤
    Yemlkeka yemlkeka bmulue lybey yemlkeka

  • @apostlesaymonteweldebrhan7026
    @apostlesaymonteweldebrhan7026 18 วันที่ผ่านมา +7

    ናይ ዎሎዶ በረኸት ኣምላኽ ይባርኩም❤❤❤።

  • @senaitaraya7306
    @senaitaraya7306 12 วันที่ผ่านมา +2

    ኣዕዚዙ ይባርኽኩም ብሩኻት

  • @SabaE-ow7me
    @SabaE-ow7me 18 วันที่ผ่านมา +6

    ❤መመሊስኩም ወስኩ ዶባትኩም መመሊሱ ይስፋሕ❤❤

  • @dawit1088
    @dawit1088 18 วันที่ผ่านมา +2

    ዋው ኣቱም ሰባት ናመልኣክቲ መዝሙር ክንደይ ይጥዕም ዩ ወደ መንፈስካ ዝባርኽ ኣብየት ኣታ ኣምላኸይ

  • @filmonmehari8053
    @filmonmehari8053 11 วันที่ผ่านมา +3

    ከይኮነ ኾሎ የመስግነካ ኣለኹ😭😭😭Amen Amen Amen 🙏

  • @TheGoatsfc
    @TheGoatsfc 15 วันที่ผ่านมา +2

    Ms hadish Amet Hadish mezmur bitaemi keykone kone kenemesgin melekti beza mezmur sle zhabeni goyta ykber niskum bereketna ekum egziabher ybarkumn yhalkumn ❤❤❤

  • @Habutm
    @Habutm 18 วันที่ผ่านมา +3

    Amennnn " መስዋእቲ ምስጋና ዚስውአለይ የኽብረኒ፣ ነቲ ብመገዱ ዚጥንቀቕ ከኣ ምድሓን ኣምላኽ ከርእዮ እየ።"
    (መዝሙር ዳዊት 50: 23) tebareku YoniSosi ❤

  • @AzebSereqe
    @AzebSereqe 9 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን ኣሜን ኢየሱስ ጎይታ እዩ ተባረኩ ጥዕምቲ መዝሙር ህላውነት ኣምላክ ዘለዋ ገና ብሂወትኩም ጸጋ ኣምላክ ክግለጽ እዩ በርትዑ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Eritrea1991-i8z
    @Eritrea1991-i8z 15 วันที่ผ่านมา +4

    Psalms 149 ትግ - ዳዊት
    1: ንእግዚኣብሄር ሓድሽ መዝሙር፣ ምስጋናኡ ኸኣ ኣብ ማሕበር ቅዱሳን ዘምሩ።እልልልልልልልልልልል አሰይ በረከት ናይ ህዝቡኹ መመልሰኩ ሞዙሙርኩ ዓመት ዓመት ንዝደኹ ምጽናዕ ጎይታናን ኑጉስናን የሱስ ይባርኹም ።❤❤❤❤❤❤

  • @rahelyemane2999
    @rahelyemane2999 14 วันที่ผ่านมา +2

    Egzabher abo Goitana yesus kurstos bmenfesu geru ybarkum hwetkum kulu bkbri bhayli bkulu tbeb tsega meliu endaweseke yenbrkum brukat ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ateg1993
    @ateg1993 18 วันที่ผ่านมา +6

    አቱም ቡሩካት የሕዎተይ በረከትኩም መመሊሱ የንጀርብብ ንስኩም በረከትና ኢኩም🎉🎉🎉።

  • @ZerayA-wr7es
    @ZerayA-wr7es 13 วันที่ผ่านมา +2

    ብኩሉ መዝምርኩም ተባሪክና እግ/ሔር ዘመንኩም ይባርክ🙏

  • @wuhbetnatey8325
    @wuhbetnatey8325 18 วันที่ผ่านมา +4

    ኣሜንንንን ዕልልልልልልልልልታን ምስጋና ስግደት ንልዑለይ ኣቦይ ናተይ ዉሻጠይ፡ ዓርኪ ልበይ በይኑ ንሱ እቲ ልዑል ኣቦ።

  • @abuazu3182
    @abuazu3182 5 วันที่ผ่านมา +1

    Ellllllll ellllllll shalom shalom tebarekhu❤❤❤❤❤❤

  • @samigerie2107
    @samigerie2107 18 วันที่ผ่านมา +8

    ዘበንኩም ብሓይሊ ንቅድሚት ገስጉሱ ዮኒን ሶሲ🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MerhawitBihon
    @MerhawitBihon 14 วันที่ผ่านมา +2

    Akedime yemsegenka zerea keyle 2025 zemen meseganayu emo igzabiher yemsegen amen 🙌 🙌 🙌
    Goyta yeayi alo 🔥 🔥 🔥
    Yoni +sosi ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @godisgood8139
    @godisgood8139 18 วันที่ผ่านมา +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን መመልሰ ሰሚዓያ ክዓግብ ኣይከኣልኩ ❤❤🎉🎉🎉 ግሩም በረኽት ህያብ ሓዲሽ ዓመት መመሊስኩም እቲ ኣባኩም ዘሎ ናይ መንፈስ ቅዱስ ዋሕዚ ኣይተዓገት በረኽትና ኢኩም፡ ንኩሉ ሓሊፊኩም ነቲ ሓይልኩም ዝኮነ ናይ ነገስታት ንጉስ የሱስ ምጥማትኩም ቅጽሉ ብሩኻተይ love you blessed famiy ❤❤❤😂

  • @JonasGhebre
    @JonasGhebre วันที่ผ่านมา +1

    ❤What a blessing YoniSosi. God bless you ! am so blessed by the Song❤

  • @ilovejesus8696
    @ilovejesus8696 18 วันที่ผ่านมา +5

    ኣቀዲመ አመግነኻ
    ከይኾነ ከሎ አመስግነኻ
    ምስ ኮነ ምምስጋንሲ ይክእሎ እዩ ኹሉ
    ኸይኮነ ኸሎ አመስግነኻ
    አሜንንንን🙏❤🔥❤🙏🔥❤🔥🙏

  • @zeromshishai7219
    @zeromshishai7219 11 วันที่ผ่านมา +1

    Amnnnnnnn amennnn halieluya tebareku bereketna ekum

  • @tsegayabraham2424
    @tsegayabraham2424 18 วันที่ผ่านมา +7

    ጥዑም መዝሙር ተባረኹ፡ ብዉዕይታ ረኺበያ ሓዳሽ መዝሙር❤🎉

  • @yorsalemSolomon-u8k
    @yorsalemSolomon-u8k 14 วันที่ผ่านมา +1

    Waw kibri niamlak Ab misgana bereket Amlak Alo tebareku yeni& sosi bereketna ekum memeliskum tegelexu❤❤❤

  • @rahelembaye8059
    @rahelembaye8059 18 วันที่ผ่านมา +5

    በረከትና ዝኮንኩም አሕዋትና ንፈትወኩም ብሉጽ ዉህበትና ኢኩም ❤❤❤

  • @sabaselomon489
    @sabaselomon489 14 วันที่ผ่านมา +2

    Berkat Yon ind Sossn felfale ila amelak ybarkom Berketen ikom 🎉❤🎉❤🎉🎉🎉🎉 gen mezemeran mayk ktgeberlom alekom mesako edazemer eyom delew abeti demeket melis medmek niro❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @sebhatteklehaimanot
    @sebhatteklehaimanot 18 วันที่ผ่านมา +4

    ተባሪኸላ ❤
    ኤርምያስ 17:14፤ ዎ እግዚኣብሄር፡ ውዳሰይ ንስኻ ኢኻ
    Jer 17:14. . . you are my praise.
    ስሌኹም ንእግዚኣብሄር ክብሪ ይኹኖ

  • @tsegahizkias4114
    @tsegahizkias4114 7 วันที่ผ่านมา +2

    Blessing son. Egzabeher zemenkum kulu yebark brukat blessed ❤❤❤❤

  • @JudiJesus
    @JudiJesus 18 วันที่ผ่านมา +4

    ኣሜን ኣሜን ከይኮነ ኮሎ የመስግነካ ለኩ፡ምስኮነ ምምስጋንሲ ይክእሎዩ ኩሉ❤

  • @desalegngudeta801
    @desalegngudeta801 15 วันที่ผ่านมา +2

    Hulu gize yenanten mezmur tabikalo holiy spirit❤❤❤❤❤

  • @siemdaniel7422
    @siemdaniel7422 18 วันที่ผ่านมา +11

    ንስኻትኩም በረኸት ዓለም ኢኹም❤❤ስለዚ ብኹነታት ኣይትትሓዙ መመሊስኩም ዕየዩ ብጸሎት ኣብ ጎንኹም ኣሎና ተባረኹ🥰🥰🥰

  • @tiegistizerat8022
    @tiegistizerat8022 6 วันที่ผ่านมา +1

    Love this song I listen so many times

    • @yorsalemande
      @yorsalemande 3 วันที่ผ่านมา

      Me2❤🎉😊

  • @makiblessed8565
    @makiblessed8565 18 วันที่ผ่านมา +5

    God bless yonisosi bereketina ekum...Zigerim mezmur merih mezmur nay 2025....🇪🇷😍🇪🇷😍🇪🇷

  • @HashelaDan
    @HashelaDan 3 วันที่ผ่านมา +1

    Tebareku ,more than two decades now lifting us up spiritually🙏put this amazing song on your Spotify page ,thank youuuuuuuu

  • @JoyGraceKahsay
    @JoyGraceKahsay 18 วันที่ผ่านมา +4

    ዮናታን ሶሱና ናይ ብሓቂ በረኸትና❤❤❤

  • @tsegafishastion3085
    @tsegafishastion3085 14 วันที่ผ่านมา +2

    የሱሰይ የሱሰይ እልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ghenetyosief2244
    @ghenetyosief2244 18 วันที่ผ่านมา +6

    Yoni sosi egziabher goyta serawit b kulu ybarkkum b mezmur nay mdhaney beri zkefetkum ekum emo love you so much memeliskum lemlmu aytkelkelu brukat zeri brrr ktblu tehagosu love you

  • @asmirjohn1683
    @asmirjohn1683 14 วันที่ผ่านมา +2

    We love you brukat ❤❤zemen hiwetkum hadarkum ybarek❤ betrkum kem betri Aron tlemlm❤

  • @smretinajesus9450
    @smretinajesus9450 18 วันที่ผ่านมา +4

    Amen mm ezi bereket ezi
    Ab mdrna😇😇 hiznayo nmles elu amet ykunelna😢😢 brukat yoni sosi yehwatna Nay mdrna bereketna memelisu wesku aygudel amlkokum ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤.😍🥰🥰😍😍😍♥️♥️♥️😇😇😇.

  • @awethagos7936
    @awethagos7936 13 วันที่ผ่านมา +1

    ክንደይ ግዜ ሰሚዔያ ሎሚ ኣይፈልጥን ብርኽ ኣቢልኩምኒ ብሩኻት መመሊስኩም ለምልሙ ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @tesfay138solomon8
    @tesfay138solomon8 18 วันที่ผ่านมา +4

    ብእልታን ብሳዕሲዒትን ምስጋና ይኩኖ

  • @Wedigebre
    @Wedigebre 16 วันที่ผ่านมา +2

    Yoni sosi Amlak ybarkum miss you ❤❤❤❤❤❤❤💕💕💕💕💕💋💋

  • @Ts-iz2uh
    @Ts-iz2uh 18 วันที่ผ่านมา +3

    Amen Amen Hallelujah 🙏 🙌 👏 Tebareku Tebareku, kitzimru niberu❤❤❤❤

  • @iamblessed9213
    @iamblessed9213 11 วันที่ผ่านมา +1

    🙏🙏🙏 Tebareku memeliskum jeganu, fluy eu mezamuratkum gex amlak zetemet ❤

  • @7777382
    @7777382 18 วันที่ผ่านมา +4

    ኣቀዲመ የመስግነካ❤💐💐❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷 መመሊስኩም ንበረኸት ኹኑ💐💐

  • @simretfisahaye7169
    @simretfisahaye7169 14 วันที่ผ่านมา +3

    Can’t stop listening to this song ewe haqi yemesgnea aleku keykone kolo it lifts my faith bihaqi ❤❤❤❤❤❤ kemzi zbarekumuna Tebareku ❤much love ❤❤

  • @maryameyawahesnayhiwetey9422
    @maryameyawahesnayhiwetey9422 11 วันที่ผ่านมา +2

    Koykone kelo emsgneka aleku sele kelu eyesusey 🙏💓✝️!!! Zhabkani qal tesfa hize tamamine aleku goytay

  • @natnaeltekie8494
    @natnaeltekie8494 18 วันที่ผ่านมา +5

    ኣምላክ ይባርኩም።

  • @MerhawitNafu
    @MerhawitNafu 11 วันที่ผ่านมา +1

    Yoni sosi brukat kulu gzie mezmurkum btaemi eyu zbarekni tebareku xbuqat yehwatey ❤❤❤

  • @adhanomtewelde2106
    @adhanomtewelde2106 18 วันที่ผ่านมา +6

    Amenn amlko ygbo bgoyta bzey mknyat Gbu
    2 Kings 3 ትግ - 2ይ ነገስት
    17: እግዚኣብሄር ከምዚ ይብል ኣሎ፡ ንፋስ ኣይትርእዩን፡ ዝናምውን ኣይትርእዩን፡ እዚ ርባ ደኣ ባዕሉ ማይ ይመልእ እሞ፡ ንስኻትኩምን እንስሳኹምን ከብትኹምን ክትሰትዩ ኢኹም።

  • @freselambokre-xl4yx
    @freselambokre-xl4yx 16 วันที่ผ่านมา +2

    Amennn tebareku ❤❤❤ aseyyy...

  • @arkenhabte6154
    @arkenhabte6154 18 วันที่ผ่านมา +4

    ኣምላኽ ይባርኽኩም ብጣዕሚ ጥዑም መዝሙር

  • @edentesfalem5741
    @edentesfalem5741 13 วันที่ผ่านมา +1

    So good I am tigrinya to I love it and the chanel 🎉😢😮 make more

  • @tesfaliweldemicael
    @tesfaliweldemicael 18 วันที่ผ่านมา +4

    Amen !!! kulu zekeal zeyehifer Amlak semu nzelalem yebarek.

  • @diborakingofkings3234
    @diborakingofkings3234 18 วันที่ผ่านมา +2

    ኣሜን ዘመንኩም ይባረኽ እግዚኣቢሄር፡ ከይኮነ ከሎ ይመስግነካ!

  • @semharzerai5479
    @semharzerai5479 18 วันที่ผ่านมา +6

    Yoni sosi burukat sdrana bereketna ❤ Eikum nskum..tebareku.

  • @Kalhaki
    @Kalhaki 18 วันที่ผ่านมา +4

    ጎይታ መመልሹ ይባርኩም ቡሩኻት ❤

  • @Hboys661
    @Hboys661 10 วันที่ผ่านมา +1

    My New year song ❤Happy New Year 2025 all 🎉

  • @selemawitmehari4909
    @selemawitmehari4909 18 วันที่ผ่านมา +5

    Amenn❤❤❤❤❤ Aqedime emesgneka bkultnay yemesgneka🎉

  • @natuwediema6387
    @natuwediema6387 18 วันที่ผ่านมา +2

    ኣሜን ❤❤❤❤ ኣሰይ ተባረኩ ብሩካት

  • @መሪርናስደት
    @መሪርናስደት 18 วันที่ผ่านมา +3

    Amen Amen 🙏🙏🙏 ብሩኻት እ/ር ብርርርኽ የብልኩም።thank you Jesus

  • @LuluLulu-s8v
    @LuluLulu-s8v 18 วันที่ผ่านมา +2

    ቅብኣት ከመይ ደየለስልሰካ።ቅብእትኩም ከኣ ንዓና መመሊሱ ይባርከና ሎ ተባረኩልና ❤❤❤

  • @selamAmare-ns6kr
    @selamAmare-ns6kr 18 วันที่ผ่านมา +3

    ኣሜንንንን❤❤❤🎉🎉🎉

  • @rahwaneamen308
    @rahwaneamen308 17 วันที่ผ่านมา +3

    Glory Glory to our God , more & more grace & shining pastor Yoni hawey & Sosi haftey , 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @romatesfaghzi6628
    @romatesfaghzi6628 18 วันที่ผ่านมา +2

    Amen zemenkim ybarek mezamrkim kulu gzie msqbatu zesagr Goyta Yesus ybarkum ❤❤❤❤❤❤

  • @mihretaron864
    @mihretaron864 18 วันที่ผ่านมา +4

    Yoni & Sosi nskatkum buluxat whbetna ekum amlak zebenkum ybark❤❤❤❤ Wishing happy new year with all family

  • @adhanetalmedom4825
    @adhanetalmedom4825 วันที่ผ่านมา +1

    Amen Amen Amen 🙏 🙌 👏 ❤️ ❤❤❤❤❤