ቡያ - መንእሰያት ሰራሕተኛታት ዞባ ጋሽ ባርካ | ውድድር ታሪኻዊ ፍልጠት - | Buya game show - October 20, 2024 - Eri-TV

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 15 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 27

  • @Festivalmedia1942
    @Festivalmedia1942 วันที่ผ่านมา +6

    Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

    • @birhan5231
      @birhan5231 วันที่ผ่านมา

      Heyyyy yyyy

  • @zegahabtezion4339
    @zegahabtezion4339 วันที่ผ่านมา +4

    ዋውው ይበል ታሪኻዊ ፍልጠት ዓቢ መድረኽ እዩ ሞ ኣጆኹም ሕቡናት ደቂ ኤረይ ቀጽልዎ🇪🇷።
    ታሪኹ ዘይፈልጥ ካበይ ከምዝመጸ ዘይፈልጥ መንእሰይን ዎለዶን እንተኾይኑ ካብ ኩሉ እዩ ዝተረፍን ዝድህለልን እሞ ኣይትሕመቑ ደቂ ኤረይ ጅጋኑ
    ባኣኹም ኣዚና ኢና ንሕበን።
    ዕድመን ጥዕናን ይብኩም ረቢ (ፈጣሪ)🙏❤🙏❤🙏❤✌✌👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @woineteklea275
    @woineteklea275 วันที่ผ่านมา +1

    Welcome dekie Eritrean God bless you dekie Eritrean Amen ajona ajkum awet Nhfash Eritrean Amen 🇪🇷 💕 🙏 ❤️ 🙌 👏 🇪🇷 💕 🙏 🇪🇷🌹🌹🌹🌹💕🇪🇷💕🇪🇷💕🌹🇪🇷🙏🌹🙏🇪🇷🙏🇪🇷❤🎉🎉🎉

  • @biniamweldemichaelb9384
    @biniamweldemichaelb9384 2 วันที่ผ่านมา +4

    Everything is okay i like 👍by the way it's good Eritrean history thank you so much keep up❤🌹🌻👏👋🌹🇪🇷

  • @abebaderar8298
    @abebaderar8298 วันที่ผ่านมา +1

    ዋው ዋው አነስ ንሐታቲት አደኒቐያ እዝስ እንተ ዋሐደ አብ ሰሙኔ ክልተ ጊዜ እንተ ነቅርብዎ ክንደይ ኤርትራዊ ታሪኹ ምተምሃረ ብፍላይ እዞም ትሕቲ ዕድመ ዝተሰዱ ምተምሃሩ ኔሮም የቐንየልና አናብስ ❤ኢለኩም አለኹ ❤

  • @habtemariamdebesay2559
    @habtemariamdebesay2559 วันที่ผ่านมา +2

    Nice

  • @samdebesay4505
    @samdebesay4505 วันที่ผ่านมา +2

    🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷❤️❤️

  • @YohannesBokure
    @YohannesBokure วันที่ผ่านมา +1

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉 Mase,mase,mase

  • @TekesteFutwi
    @TekesteFutwi วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @TadeseTewelde
    @TadeseTewelde วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤በጃኹም ካብዚኣ ክብርትን በላሕን ሓብትና ተመሃሩ ብቃንቋኹም ክትዛረቡ ትእርመኩም እላ ኣምላክ እድመን ጥዕናን ይሃብኪ

  • @eriloveyou2699
    @eriloveyou2699 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤

  • @TekleabAsmelash
    @TekleabAsmelash วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Gilankiel2792
    @Gilankiel2792 วันที่ผ่านมา +2

    Wow Mera hawey edmen tenan tenan yhabka fetari Jigna ❤👍

  • @NaqfaS
    @NaqfaS วันที่ผ่านมา +2

    Keep going deqi rimey

  • @biniamweldemichaelb9384
    @biniamweldemichaelb9384 2 วันที่ผ่านมา +4

    🐪🇪🇷🐪🇪🇷💯✅️👌🙏

  • @YohannesBokure
    @YohannesBokure วันที่ผ่านมา

    Nay bhaki kuleni Ab Libey Zihasiben kulen meliskaly edimetina yihabka sawa & nakfana ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @Eyob-s5u
    @Eyob-s5u 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    👍🙏

  • @erishikor1672
    @erishikor1672 2 วันที่ผ่านมา +3

    🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @dolcevitac.lassale9974
    @dolcevitac.lassale9974 วันที่ผ่านมา

    ሰላም።
    ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ናብዚ ሓድሽ ወለዶ ንምስግጋር በትምህርቲ ወይ መደብ ምግላጽ ታሪኽ ወዘተ ብምድላው ብዙሕ ፈተነ ይካየድ ጽቡቕን፣ ሓላፍነታዊ ውን እዩ።
    ብዙሕ ክመሓየሽ ከምዘለዎ ውን ጥርጥር የለን። ጻዕርታትኩም ኣብዝሑ ብዝበለጸ ሰሓቢ ክኸውን ጸዓሩ።
    ዕድል ህዝቢ ኤርትራ ኮይኑ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ምቅላስን ምምካትን ወለዶታት ሓሊፉ፣ብመንፍዓት ቅርጥው ባህላዊ ናይ ምትሕልላፍ ኣካይዳን ወለዲ ስለዝሓገዘን ይሕግዝ ብምህላዉን ቀጻልነቱ ኣብ ምርግጋጽ ይርከብ፣ብዙሕ ስራሕ ድማ ይተርፎ።
    ብህልፊ ድሕሪ ናጽነት ኣብ ዝተወልደ መንእሰይ እቲ ሕመረት ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ክፈልጦን ክግንዘቦን ብሳላ ውግእን ሕንፍሽፍሽን ብዝግባእ ዕድል ኣይረኸበን፣ ስለዚ ምውርራስ ምእንቲ ክቕጽል ብዕቱብ ክስረሓሉ ከምዘለዎ እዚ ኣጀማምራታት ይሕብር ኣሎሞ ሃዬ ጀመርቲ ጥራሕ ዘይኮና ኣድማዕትን ፈጸምትን ክንከውን ኩሉ ኤርትራዊ ሓላፍነቱ ክስከም ግቡእ እዩ።
    ኣብዚ ፕሮግራምኩም ነቲ መደብ ብዝምልከት ጥራሕ እንተዝኸውን፣ ብዛዕባ ውልቃዊ ኩነታት ተሓተትቲ ዕሚቕ ሕቶታት እንተዘይሕተት ምሉእ ስምን ስራሕን ,,,፣ጥራሕ እንተዝኸውን ምሓሸዶ? ካልእ ኣጆኹም ቀጽልዎ።

  • @NaqfaS
    @NaqfaS วันที่ผ่านมา +1

    ክእረም ዘለዎ ኣብዚ መደብ ናይ ኣምሓርኛ ቃላት ምጥቃም ደው ክበል። ንላቦ
    ሕሳብ ናይ ኤርትራ ቃላ ኣይኮነን

  • @kidaneghebremicael6318
    @kidaneghebremicael6318 วันที่ผ่านมา

    Zoba Anseba do Gash Barka

  • @geriekiflay6711
    @geriekiflay6711 วันที่ผ่านมา

    Medeb boya btami tarkina zbrbr medeb ketslwo tsbuq medeb eyu

  • @Erilebna
    @Erilebna 2 วันที่ผ่านมา

    Why you say Woldeab W. Mariam, please call him Abona❤