Make peace. Negotiate your differences. Consider “give and take” approaches. Put first the welfare of the people. Listen to the people and let them decide on their leaders. Remember the people see you ALL always as their selfless heroes and heroines.
ፅቡቅ ብኽብርኻ
እዚ ዘሕዝን ዜና ዘይኮነስ " ዘሕጉስ ዜና " እዩ ካብ ሰላም ንላዕሊ የለን ጦርነት ሕዝብን ዓድን እዩ ዘፍርሰ
ደብረፅየን እና መንጀሪኖ ስልጣን ይኣክሎም
ውድብ ሕዋሓት ይጥፋእ እንዳ አድመ ክስረዝ አለዎ
ሽዩጥ ፒፒ
ሕዋሕት ከምታ ዝለመደታ ናይ አገዛዝአ ዳይነስቲ ስብሐት ነጋ ንትግራይ ንህዝቢ ትግራይ ዕስራን ሸውዓተን ዓመታት ዓፊንካን ጨኲንካን ናወናበድካን ናኸፋፈልካን እናቀተልካን ምግዛእ መንገዳ ግዝያዊ ምምሕዳር ንኸይሰርሕ ዕንቅፋት እናኾነት መሊሳ ድማ ባዕላ ክሰርሕ አይከአለን ኢላ ትኸስስ ። እዛ ብዘይ ኲናትን ህልቂትን ካሊእ ዘይራአያ አረጊት ፓርቲ አወግዱልና በይዛኹም ይአክል !!!!!
Make peace. Negotiate your differences. Consider “give and take” approaches. Put first the welfare of the people. Listen to the people and let them decide on their leaders. Remember the people see you ALL always as their selfless heroes and heroines.
እቲ ዝወከልካ ፖርቲ አይደሌካን እንድሕር ኢሉካ ብሰላም ምውራድ እዩ ዘድል ይ ምድንጋር አየድልን
ከምዚ ብቀሊሉ ስልጣን ምልቃቅ የለን እዚ ሰብ እዝ ዝሕቶቶን ንዝገበሮን ክፍአታት ተግባራት ክሕተት አለዎ ብዘይ ቀልዓለም .
ሐሳዊ ሚዲያ ተቀደዳ ቀዳዳ ሚዲያ ዘይንሲካትኩም ኢኩም ትግራይ ከምትፈሪስ እትደልዩ ወረኛታት ተጋሩ ጨነዊቲ 👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌✌✌✌✌✌✌✌
debreekuy yatalilu eyom zelewu
Feshkal hasawi
ደፋራት ኢኹም ጌታቸው ንጀነራላት መምርሒ ሂቡ ክትብሉ ከይትሓፍሩን ደናቁር ባንዳ ጠላም ካብ መዓዝ ኢዩ መምርሒ ዘሀበ እኝ በሉ
ሓሳዊ ኣበይ ተቐቲሎም
በትግራይ ስም ሚዲያ ከፍታችሁ የትግራይን ህዝብ ትግል ለማንቋሽሸ የተሰለፋችሁ በትግ ሰራዊቱ ላይ ስም ስታጠለሹ የምትዉሉ እና ቤንዚን እያርከፈከፋችሁ የምትዉሉ መሰሪዎች እንዲሁም ገንዘብ ሃይማኖቴ ነዉ ብላችሁ የህዝቡን አንድነት የምትፈትኑ ሁሉ ወደ ፊት ለሚከሰት የሚዲያችሁ ችግር ካሁኑ አስባችሁ ካልተስተካከላችሁ ችግሩ ለራሳችሁ መሆኑን እንድትገነዘቡ።
ጌታቸው ኣብ ኣድስ ኮይኑ ዝህቦ መግለፂ ቅቡል ኣይኮነን ፤ኣብ ብልፅግና ስልጣን ይሕተት ትግራይ ግን ወጊድ እላቶ ኣላ ፤ድምጺ ህዘቢ ይከበር ❤❤❤❤❤ ትግራይ ትስዕርርርርርርርርርርርር❤
መንእዩ ነጊርካ እንታይስ ንምባል ደሊካ እዩ ካብስልጣን አይወርድን ዶ አይበለን እዩ ከመይገዪሩ እዩ ስልጣን አይደልን ዝበለ ሓሻዎ አይተደናግሩ
ደብረጽዮን ይፍቶ ይጽላእ ንትግራይ ነዚ ኹሉ ማዓትን ዓጸቦን ዘስዓበ ቆልዓዊ ጠላዕ ዝጻወት ብጹዩቕ ታሪኽ ዝኽሰስ ኢዩ። ብቐንዱውን መራሕቲ ወያነ ንህዝቢ ቀዳማይ ጸላኢ ሙዃኖም ተመዝጊቡ ኢዩ። ን ብሄራዊ ውድባት ትግራይ ሕተቱወን። መንእሰይ ትግራይ ምስ ኣዴታት ማይጨው ከኣ ይተሓተቱ ብጋህዲ ተነጊሩ ኢዩ። ጆን መዲድ 2 መልሓሱ ዶ ከይኮነ ጀነራል ወያነ!!!!!
ኣንታ ሓሳዊ ሚድያ ኢኻ ንስኻ
ሓሻዊ ፈስላክ
ጋዕጋዕ ሓሳዊ ተቐደድ ቕዱድ
Ghetacew leuke henfeshefesh eyou ne selamene ne fetehene hezebi Tegrai bahegi yiebelune merezi therahe eyou zenezehe.
Ghetacew be afu chiele be tegebare zeilie zuqe ilu behebue merezi zegusei eyou