5 ካባኻ ከተርሕቖም ዘለካ ዓይነት ሰባት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 6 ก.พ. 2025
  • ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መደብና ኣብ ህይወትካ መጀመርያ ሰላም፣ ብድሕሪኡ ከኣ ጥዕናን ዕቤትን መታን ክትርከብ ፣ ካብ ጥቓኻ ከተርሕቖም ዘለካ 5 ሓደገኛ ዓይነት ባህሪ ዘለዎም ሰባት ሒዘልኩም መጺአ ኣለኹ።
    ኣብ ቀረባ መዓልታት ጽልዋ ናይ ዝቐርቡና ሰባት ክሳብ ክንደይ ዓቢ ምዃኑ ከንብብ ቀንየ። እቲ ዘንበብኩዎ ምስ ናተይ ሂውት ብትእስሳር ሰባት ክሳብ ክንደይ ምንጪ ዕቤት ወይ ከኣ ምኽንያት ዓቢ ውድቀት ክኸውኑ ከም ዝኽእሉ ስለ ዝተረዳእኩ ከካፍለኩም መጺአ ኣለኹ፣ ሕጂ ናብቲ ቀንዲ ትሕዝቶ ክወስደኩም።
    #akliluhabtemichael #habesha #eritreamovie2023 #aklilu #መዝሙር #mezmur #orthodoxmezmur #habesha #eritreamovie2024 #tigrignamusic
    ህይወትኩም ዝቕይር ናይ ግላዊ ዕቤት፣ ከመይ ጌርካ TH-camr ትኸውን ትምህርቲ ንምክትታል ኣብ ዌብስታይትና ተመልከቱ
    mesobakile.com/
    Join this channel to get access to perks:
    / @aklilu.hmichael

ความคิดเห็น • 158