ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ይገርም ኢዩ ክገርመካ ኣብ ግብጺ ቀንዩ ኢዩ ከይዱ ብዙሕ ምፍርራሕ ገይሮሙልና ምስዚ ኣብዚ ዓዲ ዘሎ ካህን ኣይጸንሐን ክኣ ተኣሲሩ ሰሚዕና ድሃይ ዝገብር ግን ኣይተረኽበን።
Fetari mewaxio yfterelom
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ሱልጣን ሓወይ በዚ ትገብሮ ዘለኻ ፡ ሓንቲ መዓልቲ ቤተ-ክርስትያንና ኣብ ሓደ መጺኣ ፡ ፍረድኻምካ ብስም እርቶዶክስ ኣኽሊል ዓወት ናይ ቤተክርስትያን ክትስለም ብዓይነይ ክርኢ ተስፋ ይገብር ።❤❤❤❤❤❤❤❤
Amlak yebareka haky seletezareb zeloka kulu haky eyuu. Amlak yebareka tsegeu yebzehalka. Amen...amen. 🙏❤✝️
ከምወትሩ ብሉጽ መምህረይ ሰላሙን ጸጋኡን ኣባኻን ከማኻ ዛኣመሰሉ ንሓቂ ደዉ ዝበሉ የብዝሓልኩም ቡኡነት ምእንቲ ሓቂ ክትምስክር ከቢድ ኣብ ዝኾነሉ እዋን ንስኻትኩም ግን ንሓቂ ደዉ ምባልኩም ደስ ዘብል ኢዩ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
ቃል ሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓውና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ❤❤ ሕጂ ካብ ደገፍቲ ህግደፍ ዓገብ ክብሉ ምጽባይ ማለት ካብ ብዕራይ ጸባ ምጽባይ ማለት እዩ ምክንያቱ ብዛዕባ ህዝቢ ሓሲቦም ኣይ ፈልጡን ገንዘብ ክብሉ ጥራይ እዮም ዝመጹ ካብ ገንዘብ ደኣ ሰብ እንድዩ ዝዓቢ ግን ናይዚኦም ኣብ ምሱልይነት ምንባር ይክእልዎ እዮም እግዚኣብሔር ኣምላክ ደኣ ምሕረት የውርደልና እንበር ኣሜን 💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒❤❤❤❤❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Amen,amen,amen,qal hiwet yesmana sltan,hawey amlak,ayni lbonu kefitu,mewxawo yfterelom,nabotatna 😢
ኣንታ ግደፉና እስከ እዚ ጸሎት እምበር ዘረባ ዝፈትሖ የለን። ውሽጥና ዘለናዮ ባዕልና ንፈልጦ።
አሞ xlot አካ አንተ ቅኔካን ኣብ ሓቂ ደው ኢልካ bnxhna bxelot አንተልምንካዮ ኣብ ሓውካ dengaxin ለዋህን መስ ትኸውን አዩ አምበር ብኣፍካ xelot ናይ ዝበልካ ኣይኮነን xelotka kbexeh ኣብ qdmi ኣምላኽ ቅቡል ክኸውን ኣለዎ ብሩኽ ኣወይ ❤❤❤❤❤❤
ቃል ሂወት የስመዓልና እግዜኣብሄር ስልጣን ሓውና። ንድያቆን ከኣ መዋጽኦ ይፍጠረሉ እግዚኣብሄር❤ ኣብይ ኣለካ እምበር ኣበይ ነርካ ኢሉ ዝጽባጸብ ኣምላክ ኣይኮነን ዘለና ይመሃር ይከውን ብዝሓለፈ ዝገበሮ ገጋ ስራሕ❤⛪❤
ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ሰልጣነ ሓወይ ፀጉኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላኽ ሰልጣነይዋ😘😘😘
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚአቢሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክቡር አቦና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
እግዝአቢሄር አምላክ ንኹሉ አብ ፀበባ ዘሎ መዋፅኦ ይፍጠረሉ ናዓኻ ሓወይ ስልጣን ፀግኡ የብዝሐልካ አሜን 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ስልጣን ሓውና ፀጋኡ ያብዝሐልኻ ፈጣር ዕድመይ ጥዕናይ ይሃበልና
ፍቁራት ኣሕዋተይ ብስም ስላሴ ሳብሰክራይብ ግበሩለይ ከይትሓልፉኒ ኣይክፈሎን እዩ❤
ብስም እግዚአብሔር ኣይትለምኑ ኣነ ብነፃ ተይልኪኒ ክገብረልኪየ !! ንዘይኾን ነገር ስም እግዚአብሔር ዝጽውዕ ግን ከይረኣኩዎ እየ ዝሓልፍ ስም እግዚአብሔር ብኾንቱ ኣይተልዕሉ ስለ ዝብል ✅
እሽ ዛሓፋተይ ገይረክ ለኹ ግን ዝቸለቀቀ ቢዲዮ የለን ኣብ ቻናልኽ ናብዝ መደብዝ ግን ክንምሃር ንመፅእ ኣለና ❤
ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐሊክ ክብር ሓውና እግዚአብሔር አምላክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ቃል ሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓውና እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ👏👏👏🥰
እግዚአብሔር ይመስገን ተመስገን ሰላም ስልጣን ሓወይ እግዚአብሔር መዋጽእቲ ይፍጣረሎም
መምህረይ በዓል ዓቢ ልቦና ፡ ብርሃነ ብርሃናት ልዑል እግዚኣብሔር ኣገልግሎትኩም ይባርኽ።
ኣታ ኩቡር ሓው ጻማካ ካብ እግዚኣቢሄር ርከቦ
እንኳዕ ብሰላም መፃካ መምህር ሰልጣን ሓወይ🙏🙏🙏💖💖💖💖💟💟💟
ክቡር ሃው መምሕር ስልጣን ንእትህቦ ኣገልጎሎት እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዘሃልካ ❤❤❤❤
ፈጣሪ መዋፅኦ ይፍጠረሎም
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና ኩቡር ሓወይ 🤲🤲🤲👏👏👏🌹🌹💒💒💒🌹🌹🌹🌹🌹❤🌹🌹🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌻🌻🌻🌹😥🌹🌹🌹🌹
ኣሜን/3/ቀለሔይወት የስምዐልና እግዝኣብሔር ኣሜላኽ ይሓግዞም ኣቦታትና😢
አነ ዝገርመኒ እቲ ናይ ኤርትራ እስርቤት ከመይ ድዩ🤔ማለተይ እቲ ልአስር ታይገይሮም ብከመይ ገለታት አይበሃልን ድዩ😒ብዝኮነ መዋፃፅኦ ይፍጠረሎም🤲
Amen qale hiwet yesmalna burukey
ንኩሎም እሱራት ኣምላክ መዋጽኦ ይፍጠረሎም ኣሜን ❤❤❤
ብሓቂ ክብር መምህርና ሰላም ንኩሉ ወደ ሰብ ይሃበና ፈጣሪ ❤❤❤❤😢
እንካዕ ብሰላም መፀካ መምህረይ እግዚአብሔር አምላክ ሰላምን ቅሳነትን የውርደልና እና መምህረይ ክረክበካ ደልየ ነይረ ፍቃድካ ተኮይኑ ባ ተሓቢበረኒ 😢
Amlak edmen taenan yhabka dyaqon hawey nay bhaki amlak ab emnetka axnieu yhagzka❤
እንኳዕ ብሰላም መጻካ መምህር ስለጣነይ ከይንደፍረኩም ክኣ ምበር ተትድሙሩና ክንደይምታሓጎስና❤
Amen Amen Amen qale hewet yesmaelna egzabher amlak ayne lbonana ymlesena heqi tefiau hesot znegselu gze eina zelena btaemi yefrheka egzabher amlak nab nshe yebqaena sltan hewey eti heqi merar endya nska eiun ab zelekayo xinae ❤❤❤❤❤
ሰላም እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መፃኢካ መምህረይ ❤ብሓቂ አምላክ ይምለሰና ምስትውዓሉ ይዓድለና እግዚአብሔር አምላክ መዋጽኦ ይፍጠረሎም
ናይ ጥቅሚ ምኳኑ በዚ እኳኢካ ትፈልጦ መምሰሊ
ተክለ🙏✝️🙏
Men emo ksemaka sltan hawey maere kndey gahi kemzeleka azerarbaka ynegr amlak xegu yebzhalka🙏🙏🙏🙏🙏
Waaaaaa ቃል ሂወት የስማና
🎉ቃል ሰናይ የስመአልና ስልጣነይ❤✝️💗👏ኦ ጎይታይ ምዓረይ ሰላምን ቅሳነትን ሓድነትን ኣውርደልና ሰላም ንኩሉ ወድሰብ🥺👏
Kale hiwet yesmealna kubur Hawna
ስለምታይ ክትብል እንኮይንካ ጠሚና ክብሉ ከለው ከኣ ዓቅምካ ግበረሎም ኣምሰሉ ኣይትኩን ነጋዲ ብኣቦታት ኣይትንገድ
Amen Amen ❤🎉
ቃለ-ሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓወይ ❤❤ እዚ ድያቆን ከምቲ ዝበልካዮ ኣብ ቤተ-ክርስትያና ዓቢ ዕንወትዩ ጌሩ ግን መዋጽኦ ይፍጠረሉ።
ንታሃdሶ መናfቃን ምሕላፍ ስለ ዝኣበዮም ዶ "ዓቢ ዕንወት ጌሩ" ትብልዎ ኣለኩም። ስልጣን እኮ ከምኡ እንተበለ የጸብቀሉ እዩ ምክንያቱ ንታሃdሶ ኦርቶዶክስ እዮም ኢሉ ኣድቨርታይዝ ይገብረሎም ስለ ደሎ። ክትበልዓ ዝደለካ ኣባጉንባሕሲ ዛግራ በላ እዩ ነገሩ ናይ ስሉጣን ሓውና።
ሰላም ስልጣን ቢውልቂ ኪረኽበካ ደልየ ብኸመይ ኪረኽበካ ይኽእል ካብ ካናዳ ኢየ የቀንየለይ
❤❤❤ ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ዓመተ ራህዋን ሰላምን ይግበረልና 2025
Hulkus zikone hibreteseb bezihu siltan hawina 🎉🎉🎉❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Behaki kale hiwet yesmealna kubur memhrna egziabher amlak edmen tenan yehabkum ❤
♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏
እዚኦም ሰብ ኣይኮኑን፡መምህረይ ፡ ንጆን ብላክ ኣብ ኤርትራ ኣብ ግዜ ኩይናት ፡ ክሳብ መራሒ በጦሎኒ ፡ሓላፍነት ይህብዎ ፡ ኣብ ግዜ ሰላም ድማ ንኽሰርቁ ክሕስዉ ምሕላፍ ስለዝኸልኦም ካብ ሕልፍነት የውርድዎ ኔሮም እዮም ፡❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen
❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤🙏
❤❤❤❤❤❤
❤❤🎉🎉🎉
እንካዕ ብስላም መፃካልና መምህረይ
Meserieu mknyat yfelutu ykenu
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
🤲🤲🤲🤲❤❤❤❤❤🎉
qale hiwet yesmealina siltan hawina amlak tsegiau yebzihalika
Emo abzi kienka kemey eyu walas etom ab adna zelewu zeytezarebu nsom wn eko kemakan kemayn nabraom kgebru eyom zhasbu abzi kienna gna trauma yeblun ayer tk abila sle teetwena ezom zsmeoana nbl nkid belay merahi haymanot beflay abzi kienka xdqi xdqi mxwat Sem ngber
ቤተ - ክስቲያን ኦርቶዶስ ብመንፈሳውያን ኣይኮነትን ትምራሕ ዛላ ፡ስጋውያን ስለዝኾኑ ብራዕዲ ኢዮም ዝነብሩ ፡ "መንኩሰ ኣይጸድቕኩም ወሊደ ኣይለኣኽኩ" ኢዩ ነገሩ።
❤❤❤❤👏👏
❤❤❤🎉🎉🎉
አምላክ መወጸእ ይፈጠሮሎም
❤
Haw sltan ab uganda dma qeshi samuel zblwo amahdari alo seb yesaqi menisey yesadd
ኣምላኽ ሰላም ኣውርደና 😢😢
ሰብ ይብተን ኣሎ .መራሒ ሃይማኖት እንታይ ትርጉም ኣለዎም. ደቅና ጠፊኦም ዘይብሉ ሱሱዓት በላዕቲ .ነቶም ብሩኻት ወለድና ሪእዩ ኣምላኽ ይተዓረቀና.መራሕቲ ሃይማኖት ኢልካ ኣይተካብዶ.ንኹናት ዝምሩቁ እዉን ሪኢና. ኦርተደኩስ ኢትዮጰያ.
Ndiyaqon Girmay seb Enteresio zfeTero ayrsion eyu. Gna kubur Hawey fetari kbret yhabka. Dhri klte amet nmejemerta gze eska zekirkayo. Diyaqon gega ygebr neru zbelkayo gba feTari Tray eyu zfelT .
Seq ab ezi kulu awudikuna zelo 😢
ስለዚ ከቅድስት ቤተክርስቲያን ዝፈላሊ ሰብ ንህዝቢ ናብ ኩናት ካኣቱ ዘጓሃህር ፓለቲከኛ ይኩን ካልእ ምእሳሩ ወይ ብሴፍ ምሕላፉ እንተተሓጉስናስ መንፈስቁዱስ ኣባና የሎን ማለት ድዩ ኖ ኣነስ ንህዝቢ ዝፈላሊ ናብ ናዕቢ ዘአቱ ፓለቲከኛ ወይ መራሒ ሃይማኖት እንተተኣሲሩ ወይ እንተሞይቱ ሕጉስቲ ኢየ ማለት ናይ ነብስና ሓጥያት መን ንመን ክከስስ ንህዝቢ ዝበታትን ግን እንድዒ ኣብኣ ዝፅሕፋስ 😊
ትፈልጥያዶ ንሕይወትኪ፡ ንስኪዶ ካብ ሥላሴ ንቤተ ክርስቲያኑ ትሓልይላ ኢኪ፡ ንዝኺ ናዕልኪ ኣብ ንስሓን ቁርባንን ዶ ትርከቢ።እቲ ዝገርመኒ ሎሚ ኩሉ ሰብ ኃጢኣት ገዛእ ርእሱ ገዲፉ ካሎት ክፈርድ ምውዓሉ ኢዩ። ማቴ፡ 7፥1-7
@MmWerede እግዚአብሔር ይመስገን ክብሪ ንልዑል ስሙ ንነብሰይ ኣብ ስደት ይፈልጣ ኢየ ኣብ ዓዲ ግን ኣይፈልጣን ነይረ እቶም ኣብ ልዕሊ ህዝበይ ጨፍጫፍ ዘካይዱ ዝነበሩ ኢትዮጵያዊያንን ስርዓት ህግደፍ ምስ ሳዓብቱን እኳያ እግዚአብሔር ኣጥፊእዎሙስ ከመይ ዘይሕጎስ እዚ ምባለይ ፃዲቀኛ ኢየ ማለት ክከውን ኣይክእልን እኳ ዳኣ ካብ ሓጥያተኛ ሓትያተኛ ኢየ ካብቶም ደለይቲ ሰላም ኤርትራውያን ወፃኢ እቶም ንጥፍኣትና ዝምነዩ ዝነበሩ ፅቡቅ ዝሓስብ ከመይ ኢለ ክክእሎ ብሰንኮምዶ ኣይኮንኩን ደክታም ዘለኩ 🙄
🙏🙏🙏❤️❤️❤️🥲
Ata anchiwa tigray tokla agame qondaf entay yetika nay hagerna guday, guday meqele adika giber, gawna wahid
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤️❤️❤️
ይገርም ኢዩ ክገርመካ ኣብ ግብጺ ቀንዩ ኢዩ ከይዱ ብዙሕ ምፍርራሕ ገይሮሙልና ምስዚ ኣብዚ ዓዲ ዘሎ ካህን ኣይጸንሐን ክኣ ተኣሲሩ ሰሚዕና ድሃይ ዝገብር ግን ኣይተረኽበን።
Fetari mewaxio yfterelom
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሱልጣን ሓወይ በዚ ትገብሮ ዘለኻ ፡ ሓንቲ መዓልቲ ቤተ-ክርስትያንና ኣብ ሓደ መጺኣ ፡ ፍረድኻምካ ብስም እርቶዶክስ ኣኽሊል ዓወት ናይ ቤተክርስትያን ክትስለም ብዓይነይ ክርኢ ተስፋ ይገብር ።❤❤❤❤❤❤❤❤
Amlak yebareka haky seletezareb zeloka kulu haky eyuu. Amlak yebareka tsegeu yebzehalka. Amen...amen. 🙏❤✝️
ከምወትሩ ብሉጽ መምህረይ ሰላሙን ጸጋኡን ኣባኻን ከማኻ ዛኣመሰሉ ንሓቂ ደዉ ዝበሉ የብዝሓልኩም ቡኡነት ምእንቲ ሓቂ ክትምስክር ከቢድ ኣብ ዝኾነሉ እዋን ንስኻትኩም ግን ንሓቂ ደዉ ምባልኩም ደስ ዘብል ኢዩ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
ቃል ሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓውና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ❤❤ ሕጂ ካብ ደገፍቲ ህግደፍ ዓገብ ክብሉ ምጽባይ ማለት ካብ ብዕራይ ጸባ ምጽባይ ማለት እዩ ምክንያቱ ብዛዕባ ህዝቢ ሓሲቦም ኣይ ፈልጡን ገንዘብ ክብሉ ጥራይ እዮም ዝመጹ ካብ ገንዘብ ደኣ ሰብ እንድዩ ዝዓቢ ግን ናይዚኦም ኣብ ምሱልይነት ምንባር ይክእልዎ እዮም እግዚኣብሔር ኣምላክ ደኣ ምሕረት የውርደልና እንበር ኣሜን 💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒❤❤❤❤❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Amen,amen,amen,qal hiwet yesmana sltan,hawey amlak,ayni lbonu kefitu,mewxawo yfterelom,nabotatna 😢
ኣንታ ግደፉና እስከ እዚ ጸሎት እምበር ዘረባ ዝፈትሖ የለን። ውሽጥና ዘለናዮ ባዕልና ንፈልጦ።
አሞ xlot አካ አንተ ቅኔካን ኣብ ሓቂ ደው ኢልካ bnxhna bxelot አንተልምንካዮ ኣብ ሓውካ dengaxin ለዋህን መስ ትኸውን አዩ አምበር ብኣፍካ xelot ናይ ዝበልካ ኣይኮነን xelotka kbexeh ኣብ qdmi ኣምላኽ ቅቡል ክኸውን ኣለዎ ብሩኽ ኣወይ ❤❤❤❤❤❤
ቃል ሂወት የስመዓልና እግዜኣብሄር ስልጣን ሓውና። ንድያቆን ከኣ መዋጽኦ ይፍጠረሉ እግዚኣብሄር❤ ኣብይ ኣለካ እምበር ኣበይ ነርካ ኢሉ ዝጽባጸብ ኣምላክ ኣይኮነን ዘለና ይመሃር ይከውን ብዝሓለፈ ዝገበሮ ገጋ ስራሕ❤⛪❤
ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ሰልጣነ ሓወይ ፀጉኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላኽ ሰልጣነይዋ😘😘😘
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚአቢሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክቡር አቦና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
እግዝአቢሄር አምላክ ንኹሉ አብ ፀበባ ዘሎ መዋፅኦ ይፍጠረሉ ናዓኻ ሓወይ ስልጣን ፀግኡ የብዝሐልካ አሜን 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ስልጣን ሓውና ፀጋኡ ያብዝሐልኻ ፈጣር ዕድመይ ጥዕናይ ይሃበልና
ፍቁራት ኣሕዋተይ ብስም ስላሴ ሳብሰክራይብ ግበሩለይ ከይትሓልፉኒ ኣይክፈሎን እዩ❤
ብስም እግዚአብሔር ኣይትለምኑ ኣነ ብነፃ ተይልኪኒ ክገብረልኪየ !! ንዘይኾን ነገር ስም እግዚአብሔር ዝጽውዕ ግን ከይረኣኩዎ እየ ዝሓልፍ ስም እግዚአብሔር ብኾንቱ ኣይተልዕሉ ስለ ዝብል ✅
እሽ ዛሓፋተይ ገይረክ ለኹ ግን ዝቸለቀቀ ቢዲዮ የለን ኣብ ቻናልኽ ናብዝ መደብዝ ግን ክንምሃር ንመፅእ ኣለና ❤
ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐሊክ ክብር ሓውና እግዚአብሔር አምላክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ቃል ሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓውና እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ👏👏👏🥰
እግዚአብሔር ይመስገን ተመስገን ሰላም ስልጣን ሓወይ እግዚአብሔር መዋጽእቲ ይፍጣረሎም
መምህረይ በዓል ዓቢ ልቦና ፡ ብርሃነ ብርሃናት ልዑል እግዚኣብሔር ኣገልግሎትኩም ይባርኽ።
ኣታ ኩቡር ሓው ጻማካ ካብ እግዚኣቢሄር ርከቦ
እንኳዕ ብሰላም መፃካ መምህር ሰልጣን ሓወይ🙏🙏🙏💖💖💖💖💟💟💟
ክቡር ሃው መምሕር ስልጣን ንእትህቦ ኣገልጎሎት እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዘሃልካ ❤❤❤❤
ፈጣሪ መዋፅኦ ይፍጠረሎም
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና ኩቡር ሓወይ 🤲🤲🤲👏👏👏🌹🌹💒💒💒🌹🌹🌹🌹🌹❤🌹🌹🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌻🌻🌻🌹😥🌹🌹🌹🌹
ኣሜን/3/ቀለሔይወት የስምዐልና እግዝኣብሔር ኣሜላኽ ይሓግዞም ኣቦታትና😢
አነ ዝገርመኒ እቲ ናይ ኤርትራ እስርቤት ከመይ ድዩ🤔ማለተይ እቲ ልአስር ታይገይሮም ብከመይ ገለታት አይበሃልን ድዩ😒ብዝኮነ መዋፃፅኦ ይፍጠረሎም🤲
Amen qale hiwet yesmalna burukey
ንኩሎም እሱራት ኣምላክ መዋጽኦ ይፍጠረሎም ኣሜን ❤❤❤
ብሓቂ ክብር መምህርና ሰላም ንኩሉ ወደ ሰብ ይሃበና ፈጣሪ ❤❤❤❤😢
እንካዕ ብሰላም መፀካ መምህረይ እግዚአብሔር አምላክ ሰላምን ቅሳነትን የውርደልና እና መምህረይ ክረክበካ ደልየ ነይረ ፍቃድካ ተኮይኑ ባ ተሓቢበረኒ 😢
Amlak edmen taenan yhabka dyaqon hawey nay bhaki amlak ab emnetka axnieu yhagzka❤
እንኳዕ ብሰላም መጻካ መምህር ስለጣነይ ከይንደፍረኩም ክኣ ምበር ተትድሙሩና ክንደይምታሓጎስና❤
Amen Amen Amen qale hewet yesmaelna egzabher amlak ayne lbonana ymlesena heqi tefiau hesot znegselu gze eina zelena btaemi yefrheka egzabher amlak nab nshe yebqaena sltan hewey eti heqi merar endya nska eiun ab zelekayo xinae ❤❤❤❤❤
ሰላም እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መፃኢካ መምህረይ ❤ብሓቂ አምላክ ይምለሰና ምስትውዓሉ ይዓድለና
እግዚአብሔር አምላክ መዋጽኦ ይፍጠረሎም
ናይ ጥቅሚ ምኳኑ በዚ እኳኢካ ትፈልጦ መምሰሊ
ተክለ🙏✝️🙏
Men emo ksemaka sltan hawey maere kndey gahi kemzeleka azerarbaka ynegr amlak xegu yebzhalka🙏🙏🙏🙏🙏
Waaaaaa ቃል ሂወት የስማና
🎉ቃል ሰናይ የስመአልና ስልጣነይ❤✝️💗👏
ኦ ጎይታይ ምዓረይ ሰላምን ቅሳነትን ሓድነትን ኣውርደልና ሰላም ንኩሉ ወድሰብ🥺👏
Kale hiwet yesmealna kubur Hawna
ስለምታይ ክትብል እንኮይንካ ጠሚና ክብሉ ከለው ከኣ ዓቅምካ ግበረሎም ኣምሰሉ ኣይትኩን ነጋዲ ብኣቦታት ኣይትንገድ
Amen Amen ❤🎉
ቃለ-ሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓወይ ❤❤
እዚ ድያቆን ከምቲ ዝበልካዮ ኣብ ቤተ-ክርስትያና ዓቢ ዕንወትዩ ጌሩ ግን መዋጽኦ ይፍጠረሉ።