ዕላል ምስ ክ/ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ - 2ይ ክፋል - ብምኽንያት መገሻ ኣብ ደቡብ ኮርያ - DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 5 ก.ย. 2024
  • ዕላል ምስ ክ/ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ - 2ይ ክፋል - ብምኽንያት መገሻ ኣብ ደቡብ ኮርያ - DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ

ความคิดเห็น • 79

  • @aloniabtesfu
    @aloniabtesfu 2 หลายเดือนก่อน +8

    ሸሕ ግዜ ንበር ክቡር ፕረዚደንት🇪🇷🇪🇷❤❤❤🌷🌷🌷👏👏👏

  • @sabatecle2249
    @sabatecle2249 2 หลายเดือนก่อน +5

    ናይ ዘበና ዓቢ መምህር! ዕድመን ጥዕናን ንክቡር ፕረዚደንት❤🇪🇷❤

    • @sarazera8059
      @sarazera8059 2 หลายเดือนก่อน +1

      Amen amen amen ❤

  • @user-iw8mp1oe3e
    @user-iw8mp1oe3e 2 หลายเดือนก่อน +6

    "ሃድሽ ዓለማዊ ስርዓት"
    እዋኑ እዩ፡
    ብራቮ ፕ/ኢ ! ንኺድ ጥራሕ ❤

  • @asmarinabesera9457
    @asmarinabesera9457 2 หลายเดือนก่อน +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹

  • @meharitedros4196
    @meharitedros4196 2 หลายเดือนก่อน +2

    ወዲ ኣፌ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ። ሰሰናዩ ንሃገርና ።

  • @Dan5639_
    @Dan5639_ 2 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you our Hero . 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • @mussietekeste4227
    @mussietekeste4227 2 หลายเดือนก่อน +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉❤❤🎉🎉

  • @harounekubal8436
    @harounekubal8436 2 หลายเดือนก่อน +2

    ❤ 🇪🇷 🎉 !!!

  • @yonastekeste7109
    @yonastekeste7109 2 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️

  • @user-qr5qn3tm8z
    @user-qr5qn3tm8z 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይህብካ ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ኣብ ግዕዞካ ሰላም ይግበረልካ

  • @EPLFVISION1962
    @EPLFVISION1962 2 หลายเดือนก่อน

    well came our beloved PIA❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hentsatesfai3809
    @hentsatesfai3809 2 หลายเดือนก่อน +1

    Kubur abo eritrea nberelna
    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @user-wd6pj1lt9r
    @user-wd6pj1lt9r 2 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @ukubagebremariam5160
    @ukubagebremariam5160 2 หลายเดือนก่อน

    Long live kubur president Eiseas Afewerk 🕊🙏🙏🙏❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
    Egziabher hagarna Eritrea bark 🙌

  • @fanieltesfamikael3828
    @fanieltesfamikael3828 2 หลายเดือนก่อน

    🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @taameyemane19
    @taameyemane19 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍🙏🙏🙏

  • @saraasfa7825
    @saraasfa7825 2 หลายเดือนก่อน

    💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏❤️❤️💐💐💐🌹🌹🌹

  • @anna-mariaasfha9264
    @anna-mariaasfha9264 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤🇪🇷🇪🇷👍🏽

  • @azebamanuel3610
    @azebamanuel3610 2 หลายเดือนก่อน

    ❤🇪🇷🌹❤️🇪🇷🌹❤️🇪🇷🌹❤️🇪🇷🌹❤️🇪🇷🌹

  • @fitsumgebrehawariat1193
    @fitsumgebrehawariat1193 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤🎉🎉

  • @user-zs1hd5ky2i
    @user-zs1hd5ky2i 2 หลายเดือนก่อน +3

    ዝኮነ ምሕዝነታውን ምሽራኽ ምትሕግጋዝ ወይ በሓባር በብዘለካ ሃብቲ ጸጋ ተሻሪኽካ ክትሰርሕ እንተ ኮይንካ መጀመርታ ኣብ ገዛኻ ዘሎ ዕዮ ወይ ዓይኻዮ ዘለኻ እዩ ዝውስኖ ። ነቲ ዝግበር ብግዳም ዝመጽእ ዝኮነ ወፍሪ ዲዩ ወይ ዝኮነ ክስርሓልካ እትደልዮ ንዕዑ የእንጊድካ ኣብ ጽቡቅ ረብሓ ከተውዕሎ እንተ ኮይናካ ብኹሉ መዳያቱ ብምሕደራ በሎ ብድልውነት ናይ ህዝብኻን ከተጽፍፍ እንተ ዘይከእልካ ትርጉም የብሉን ። ገዛኻ ኣብ ኣዝዩ ኣንፈት ዘየብሉ ፈጺሙ ህንጸት ዘየብላ እንተ ኣለኻ ነቲ ብግዳም ዝመጽእ እትደልዮ ዝስራሕ ክትጻወሮ ኣይትኽእልን ኢኻ ። ኣብ ገዛካ ዝተበራበረ ህንጸት ክጸንሓካ ኣለዎ ። ኣብ መብዛሕተን ሃገራት ኣፍሪቃ ካኣ እዚ እዩ እቲ ሽግር።

  • @xegaxega4826
    @xegaxega4826 2 หลายเดือนก่อน

    Love you baba Esu 🙏🙏🥰🥰🇪🇷

  • @samibarentu9602
    @samibarentu9602 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕌⛪🙏🙏🙏

  • @ghenetmedhane9515
    @ghenetmedhane9515 2 หลายเดือนก่อน

    መርሓባ ደቂ ኤረይ🇪🇷💖: ክቡር ፕረሲደንት ንበረልና ሓበን ኣፍሪቃ🙏🏽::

  • @diesundiesun5788
    @diesundiesun5788 2 หลายเดือนก่อน

    🥰🥰🥰🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-tr6wp7fx4x
    @user-tr6wp7fx4x 2 หลายเดือนก่อน

    Kburat dimxi hafsh feltet slezekaflkumna yeqenyelna

  • @brktirezene5144
    @brktirezene5144 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉

  • @asmeromweldgedriel6048
    @asmeromweldgedriel6048 2 หลายเดือนก่อน

    Long.live Mr.president. essays

  • @TsehayNetsereab-zs2xp
    @TsehayNetsereab-zs2xp 2 หลายเดือนก่อน

    selam deqi erey ❤️🇪🇷edmen tenan yehabelna kubur brezente hagere eritra ❤️🙏❤️🙏🇪🇷🌹🇪🇷🌹❤️🙏

  • @IsayasBeyene
    @IsayasBeyene 2 หลายเดือนก่อน

    Good job 👍

  • @mehrethabteselassie5307
    @mehrethabteselassie5307 2 หลายเดือนก่อน

    Merhaba wedi afom egzabiher admen teanan yhabka🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤🇪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tesfaldetyitbarek7708
    @tesfaldetyitbarek7708 2 หลายเดือนก่อน

    The president bless you. wise man

  • @EPLFVISION1962
    @EPLFVISION1962 2 หลายเดือนก่อน

    my country right or wrong well came our PIA❤❤❤❤

  • @weldemariamzerea5386
    @weldemariamzerea5386 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ghirmayabay9999
    @ghirmayabay9999 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @robelyoseph8963
    @robelyoseph8963 2 หลายเดือนก่อน

    Edmen tienan kubur president

  • @almazberhe5654
    @almazberhe5654 2 หลายเดือนก่อน

    🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷💐💐💐🌷🇪🇷🙏

  • @melatstrass9787
    @melatstrass9787 2 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🙏

  • @senaithailemariam5731
    @senaithailemariam5731 2 หลายเดือนก่อน

    💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️👏👏👏👏

  • @godislove9390
    @godislove9390 2 หลายเดือนก่อน

    Jigna❤

  • @dana.j9062
    @dana.j9062 2 หลายเดือนก่อน

    ሃገር ብቐዳምነት ልዕሊ ኩሉ መንነትናን ህላወናን እዩ።🙏💫🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪💫🙏

  • @gehbreabtesfaldet8935
    @gehbreabtesfaldet8935 2 หลายเดือนก่อน

    ናይ 21senctury ዓቢ memher

    • @SuperChelseaSW6
      @SuperChelseaSW6 2 หลายเดือนก่อน

      😂 spell it carefully

  • @freweyniberhe5529
    @freweyniberhe5529 2 หลายเดือนก่อน

    Wie are proud to be Ertran god bless you Esayas Afewerki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️

  • @rigat-cm3fb
    @rigat-cm3fb 2 หลายเดือนก่อน

    ክቡር ፕረዚደንት ኢሰያስ❤❤❤ኣምላክ ጎይታ ሰማይን ምድርን ❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤.
    ዓወት ንሓፋሽ
    ሰላም ንቀርኒ ኣፍሪቃ

  • @naodasmerom4900
    @naodasmerom4900 2 หลายเดือนก่อน

    Ezi widuk moknud wedi medhin berad Mehfer

  • @TeweldeberhanTzeggai-Amenay
    @TeweldeberhanTzeggai-Amenay 2 หลายเดือนก่อน

    Has Isayas got a conscience? I didn't know that!

  • @bobsmart8302
    @bobsmart8302 2 หลายเดือนก่อน

    እዚ ጸብጻብ እዚ፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ብዘሎ መርትዖታት፡ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኢትዮጵያ፡ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራ (“ኣሰኤፍ”)፡ ከምኡ’ውን ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ምጽናት ዓሌት ከም ዝፈጸሙ ንምእማን ርትዓዊ መሰረት ከም ዘለዎ ይድምድም።
    እንተነኣሰ ገለ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኢትዮጵያ ወይ ምስ ፌደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝተኣሳሰሩ ሲቪላውያን ሰበስልጣን፣ ምስ ተሓባበርቲ ምልሻታት ወይ ምስ መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ዝተኣሳሰሩ ሲቪላውያን ሰበስልጣን፣ ከምኡ’ውን ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ንተጋሩ ናይ ምጥፋእ ዕላማ ከም ዝውንኑ ንምእማን ምኽንያታዊ መሰረት ኣሎ።
    ኣብዚ ጸብጻብ ብዝተገለጸ ዕላማ፣ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኢትዮጵያ፣ ሓይልታት ምክልኻል ኣምሓራ፣ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፣ ብውሑዱ ኣርባዕተ ገበን ናይ ጃምላዊ ቅትለት ተግባራት ፈጺሞም እዮም ኢልካ ንምእማን ርትዓዊ መሰረት ኣሎ።
    ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ጥፍኣቶም ንምምጻእ ዝተሓሰበ፣ ኣብ ተጋሩ ሕርሲ ንምክልኻል ዝዓለመ ስጉምትታት ተወሲዱ እዩ።
    እንተወሓደ ገለ ገለ ውልቀሰባት ኣብ ማሕበራዊ መመራኸቢታት ከም ዝተዋህበ ዝንገረሉ መግለጺታት’ውን ቀጥታውን ህዝባውን ምልዕዓል ዓሌት ንምጽናት ዘድሊ ጎስጓስ ከም ዝገበሩ፡ ንምእማን ርትዓዊ መሰረት ኣሎ።

  • @Yacob-bn1jw
    @Yacob-bn1jw 2 หลายเดือนก่อน

    ZENA DINA KINSEME WALASS NEZI NSY LIMAT...?

  • @tsighehannaandemicaeltsigh3584
    @tsighehannaandemicaeltsigh3584 2 หลายเดือนก่อน

    dimxi yelen

  • @nalemna
    @nalemna 2 หลายเดือนก่อน

    Ade nakha zeweledet berkhiti eya jigena zaydegem esu

  • @youandiarethebest1596
    @youandiarethebest1596 2 หลายเดือนก่อน

    እዚ ሳላሳ ዓመት ዝተኸስረ ዕድል ኤርትራን እትዮፕያን ጥራይ ዘይኮና ከሲረንኦ እንኮላይ ምሉእ ኣፍሪቃ እዩ ከሲርዎ, እዚ ዝግበር ዘሎ ጽምዶ ናይ ኣፍሪቃ, ቅድሚ ሳላሳ ዓመት ተጀሚሩ እንተ ዝኸውን ውጺኢቱ ምረኣናዮ ሕጂ, ዋላ'ካ እቲ ናይምልውዋጥ ሓይሊ ሚዛን ናይ ዓለምና ሕጂ እንተ ጀመረ, ግን መሰረት እምኒ ኣምቢራ ምጸንሐት ኣፍሪቃ!

  • @goitomfoto5276
    @goitomfoto5276 2 หลายเดือนก่อน

    ኩቡር ብረስደንት ኢሰያስ ናይ ባሓቃ መሰረታዊ ሽግርካ ናይዞባካ ከይፈታሕካ ብዛዕብ ወፊሪ ምዝታይ ውጽኣት የቡሉኒ ዝብል ሓሳብ ሓያል መልእኪቲ ሃገራት ኣፊሪቃ፡ብክዲምና ዝመሽመሻ ንምዒራባዊያን፡ክገልግላ ናብረእን ዝረስዓ ውሽጠን ከየጽረይ ዘይትግብሮኦ መደረ ሉሙዲ ትርኢዮ እዩ እም ንስነሓሳብካ ትቀቢለን ንሰላም ዞቦና ክሰርሓ ይግብእን ሰሰናዩ ንዓካ ወዲ ኣፎም ብዓል ራኢ ብዝካነ ንገስጋስ ልምዓትና ይኩን ዲብሎማስና ዝዓግትና ሓይሊ የለን ንበር ክበር ኩቡር ብረስደንት ሃገረ ኣርትራ

  • @Higuain1995
    @Higuain1995 2 หลายเดือนก่อน

    እንትርፎ ዉግእ ኤሬትራውያን ምቅታል ንልዕሊ 50 ዓመት ቁብነገር ከይገብርካ ዓለም ኣርክባትካ ኣንታ ኣረሜን ኢሳያስ.

    • @rigat-cm3fb
      @rigat-cm3fb 2 หลายเดือนก่อน +2

      ሓድሽ ዲጂታል ወያነ 😂😂😂
      ንዘይትዕወቱ ኣይትሃውትቱ

    • @xegaxega4826
      @xegaxega4826 2 หลายเดือนก่อน

      Go to school bro 🤣🤣🤣🤣

  • @yklmno5617
    @yklmno5617 2 หลายเดือนก่อน

    Kkkkkkk 🤣🤣🤣

  • @user-nf4sf8ol2g
    @user-nf4sf8ol2g 2 หลายเดือนก่อน

    ክ/ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፥- ንበር እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ ኣእምሮ ዘለዎ ይመርምሮ፣ እዚ ቓል እዚ ዳግማይ ኣይክንሰምዖን ኢና።

  • @KT-tm8yu
    @KT-tm8yu 2 หลายเดือนก่อน

    ሕልና ኣልቦ ኣብ ሩስያ ድኣ ስለምንታይ ኣፉ ዘይኣከበ?

  • @fggb468
    @fggb468 2 หลายเดือนก่อน

    What a shame in fact the 30 year arm struggle was to creat a new “World order” ስለዚ ክተት ኤርትራዊ ንምፍጣር ሐድሽ ዓለማው ቀጽሪ ጎይታ ይእዝዘካ አሎ ኩሉ ዝካአለካ ቅሩብ ንመስዋእቲ😢😮

  • @tl2254
    @tl2254 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጋዜጤኛ ተጋሩ ኣዝማድካ ከለዉ ሲ ንምንታይ ትጸልኦም ባ በሎ ::
    ምንያ ኮለል ዩ እንበር ሕልና ካ ይብል ጀልጋፍ

  • @rorazara9117
    @rorazara9117 2 หลายเดือนก่อน

    th-cam.com/video/8MuN7-WLL8U/w-d-xo.html

  • @yklmno5617
    @yklmno5617 2 หลายเดือนก่อน

    ሕሱር አፍ ጨርቂ ኢሰያስ ሐድሽ ናይ ዓዲ ሃሎ አሰላልፋ በል አታ አረጊት አፍ ጨርቂ

  • @faet9285
    @faet9285 2 หลายเดือนก่อน

    ስጋ ዝለበሰ ሰይጣን

    • @madinaabdala1835
      @madinaabdala1835 2 หลายเดือนก่อน

      🤑👎🤑👎🤑✖️🤑👎🤑✖️🤑👎🤑✖️🤑👎🤑✖️🤑👎🤑✖️🤑👎

  • @gezenatips
    @gezenatips 2 หลายเดือนก่อน

    entay belash zekon merahi

  • @Qachro
    @Qachro 2 หลายเดือนก่อน

    Guday beynka mbhat sltan ke atum hasewti

  • @samdebesay4505
    @samdebesay4505 2 หลายเดือนก่อน

    🙏❤️❤️🇪🇷🇪🇷

  • @busd7688
    @busd7688 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @sarajoh313
    @sarajoh313 2 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺🌺🌺❤️❤️❤️❤️