ናይ ሞባይልና ኮድ እንተረሲዕናዮ ብኸመይ ንኸፍቶ how to unlock android phones when we forgot password
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 4 พ.ย. 2024
- ናይ ሞባይልና ኮድ እንተረሲዕናዮ ብኸመይ ንኸፍቶ how to unlock android phones when forgot password.
ሰላም ክቡራት ተኻታተልቲ ፍልጠት ሚድያ ዝኮነ ዓይነት ሞባይል፡ እቲ ንዓጽወላን ንኸፍተላን ኮድ እንተረሲዕናዮ ብኸመይ ከም እንከፍቶ ምሉእ ትምርቲ ኣብዛ ቪደዮ ኣለኩም።ፓስዎርድ ፓወርድ ኮድ pincode
ነዚ እንንብ ዘለና ኩልና ሳብስብክራይብ ምብግባር ቤተሰብ ናይዛ ቻነል ንኹን የቀንየለይ
ሳብስክራይብ ኣይንረስዕ የሕዋተይ❤❤❤❤❤❤
ናይ ጎጎልከ ረስዐዮ ክቡር ሓወይ❤❤❤
እታ ኤሜልኪ ከ ትጥቀምላ ኣለኪ ዶ
ኦኬ ብሮየ ተባዕ🙏
Fantastic brather thankyou so Much ,I don't have any words to say to ,good Job Keep going on don't Stop it God blesse you. 👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Thanks for helping me ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኮድ ከይፈታሕካዮ ፓወር ኦፍ ዘይብላ ተሌፎናት ከ ብሮ
ስም፡ናይ ቴለፎንካ እንታይ እዩ
ብእትኣምና በይዛኻ መልሰለይ ናይ ኢሞ ፓስ ፖርድ ጠፊኡኒ ከመይ ገይረ ክረኽቦ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏
የቀንየልና ግን እዚ ህዝብናሲ ናብ ዘይጠቅም ጥራይ ኢዩ ዝጎይ ሳብስክራይብ ገበሩ
thank you habrom hawey btaemi thank you.
selam zehawey nay Tecno ke kemey gierka tsebro pls
ሰላም ደንደን ሓወይ እንታይ ትገብር መሲልካ
ስም ናይ ቴለፎምካ ጽሒፍካ ከመይ ጌርካ ንዝረሳዕካዮ ፓስወርድ ከም እትኸፍቶ ኣብ youtube ሰርች ግበራ ክትመጸለካ እያ
ብሩክ ሓወይ ሓንቲ ነገር ከቸግረካ ስልኪ ቁፅረይ ናይ ፌስ ብክ ዝከፈትኩሉ ተዓፂኒ እቲ ፌስ ብክ ይስርሕ እሎ ነርማል እቲ መስንጀር ግን ስልኪ ቁፅሪ ኣቅምጥ እናበለ ምስራሕ ኣቢኒ መስንጀረይ ኮድ እናጠየቀ እና ፍታሕ ትፈልጦ እንተሊካ እባ ንገረኒ❤
ደንጉየ ስለ ዝመለኩልካ/ኪ ይቅሬታ ። እቲ ጽቡቅ ነገሩ ትጥቀምላ ምህላዉ እዪ ስለዚ ሓድስ ቁጽሪ ጽልኪ ክትገብርላ ትኽእሊ ኢኺ ባዕልኺ ምልእዮ ወይ ዘይትፈልጥዮ እንተኾንኪ ብትግርኛ "ኣቡ ጆሲ "ኢልኪ ኣብ ፌስቡክ ርኸብኒ ማለት መሰጅ ስደድለይ
የቀንየለ ዝሓወይ ካብ ጎጉል እየ መፂአ
kkkkk ከመይ ከመይ ደኣ እያ እዛ ኮመንት
@@fltetmedia ግን ምፍታሕ ኣብይኒ ድ ከመይ ዓይነት ሞባይል ድዩ ዝሰርሕ
ናይ ሬድ ሚ A+1 ከመይ ጌርና ንኽፍቶ እናፈልጥክዎ ከለኩ ምክፋት ኣባትኒ ከመይ ጌረ ክኽፍቶ ይክእል በጃኻ ተገዲስካ መልሰለይ ኩቡር ሓወይ
ብመሰንጀር ጽሓፍለይ ኣቡ ጆሲ ኢልካ ሰርች ግበር
ሂይ ኩቡር ሓወይ ናይ ሬድ ሚ A+1 ኮድ ተዓጻትትኒ ከመይ ጌረ ክኽፍታ በጃካ ተገዲስካ እባ መልሰለይ pls
ሰልም ሙሌ ሓወይ ከመይ ሰልም ድዩ? እንታይ ትገብር መሲሉካ ኣብ youtube ሰርች ግበር ጸዓዱ ዝሰርሑዎ መሊኡ ኣሎ ክመጸካ እዩ
ሰላም ናይ iphone ከመይ ገርና ንከፍቶ
i need the vidio
Couldnot connect to the internet. Eluni abini mftahe
Melsi eba ngereni
መርሓባ ክቡር ሓወይ መስመር እዩ እንተዚሑሉ ኮኔክት ከይኮነት ትዱንጊ ኢያ ጸኒሕካ ፈትና
Hawey bejaka eba nay Infinix ka serahaley abeyaten
ብፌስቡክ "ኣቡ ጆሲ"ኢልካ ሰርች ክበራ እሞ ሽዑ ጸሓፈለይ ክሰደልካ ካልእ ሰብ ዝሰርሓ ቪድዮ
Sielka ydimses do welas aydimsesn eyu
ይድምሰስ እዩ
Kemy gerna telephona formate nibla eka keterana xenihka bro
ሓቢቢ ቴለፎንካ ኮድ እንተረሲዕካዮ ከመይ ጌርካ ከም ትኸፍታ ከርእየካ ጸኒሐ እንታይ ካብ ኮዳ ዝረሳዕካያ ቴለፎን ዝኮነ ነገር ከይተደምሰሰት ክትጽበ ጸኒሕካ ማለት ድያ ? ናብ ኮምፕዩተር ዘለዎም ሰባት ኬድካ ከመይ ጌሮም ድዮም ዝመልሱልካ?
Bzey format ke ktkfet tkel do A72 mobile
i don't think so
❤❤
ሰላም🙏 አነ ዝብለካ ግሲ ብጎኒ ፀቂትካ ክትጠፍእ ኣይትክእል ግዴታ ቁልፊ ክፈቶ ይብለካ ኣጋጥምኒ ኔሩ ናይ ሞባይል ኣፍላላይ ድዩ
የስ ናይ ሞባይል ፍልልይ እዩ ኮምፑዩተር ንዘለዎም ሰባት ስበሩለይ በልዮም
@@fltetmedia Ok ሓድሽ ኢሜል ከፊተ ናብ ጉጉል ፓስወርድ ሴፍ ምግባር ይካኣል ዶ ካልእ ኢሜል ኔርኒ ደምስሰዮ እየ ኮይነ
እዛ ሕቶኪ ምጽርቲ ኣይኮነትን ኤዱ ሃፍተይ
@@fltetmedia ናይ ዝኮነ ይኩን ፓሰወርድ ኣብ ጉጉል ዶ ትረክቦ ሓቀይ ናተይ ግን ኣብኡ የለን ሓድሽ እዩ እቲ ኢሜለይ ብከመይ ኣብኡ ከስፍሮ ይክእል
Hi ipad password ente tefuna kemey gerna nkftu
ብዛዕብኡ እካ ኣፍልጦ የብለይን ግድን እንተኢልካ ግን ክተሓባበረኪ ይኽእል እየ
❤❤❤❤❤❤❤❤
Eti photo vidio ke aydmsesin du
kulu neger eyu zdmses
አማረኛምም ተናገርር ወዲሜ
እሺ
ናይ ሬድ ሚ A+1 ከመይ ጌርና ንኽፍቶ እናፈልጥክዎ ከለኩ ምክፋት ኣባትኒ ከመይ ጌረ ክኽፍቶ ይክእል በጃኻ ተገዲስካ መልሰለይ ኩቡር ሓወይ
ሰልም ሙሌ ሓወይ ከመይ ሰልም ድዩ? እንታይ ትገብር መሲሉካ ኣብ youtube ሰርች ግበር ጸዓዱ ዝሰርሑዎ መሊኡ ኣሎ ክመጸካ እዩ
Hawey bejaka eba nay Infinix ka serahaley abeyaten
bmesenjer xhafeley ksedelka video "ኣቡ ጆሲ
❤❤❤