ናይ ዛይድ ጉድ ጥራሕ ነብሳ 😱😳 ብድሌተን ጥራሕ ነብሰን ዝወፃ🤔4 July 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ก.ค. 2024
  • ตลก

ความคิดเห็น • 708

  • @soliyanamearg5734
    @soliyanamearg5734 29 วันที่ผ่านมา +48

    ስለ ሰብ ኣይትገደሲ ለባመይ ጠንካራ እኺ ምክርኪ ንኣሕዋትኪ ምክፍልኪ ቀፅሉሉ❤ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ ንስራሕኪ ኣሳልጦ ይምነየልኪ ምቅርቲ❤❤❤

    • @user-cm5sp1dv2d
      @user-cm5sp1dv2d 29 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ፅጋበይ🤲

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm 29 วันที่ผ่านมา

      ​@@user-cm5sp1dv2d ገይሰ ኣለኩ ንዓይም ግበረለይ

    • @hiwilove19
      @hiwilove19 29 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ምዓረይ

    • @hiwitesfish
      @hiwitesfish 28 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ በጃኩም ።ሓገዝኩም ኣርእዩኒ

  • @aduyoutube1897
    @aduyoutube1897 29 วันที่ผ่านมา +33

    ፈጣሪይ ኣቦይ ንገብሮ ኣይንፈልጥ ዋ ይቅረ በለልና

    • @user-cm5sp1dv2d
      @user-cm5sp1dv2d 29 วันที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ ፅጋበይ🤲

    • @uffi9277
      @uffi9277 29 วันที่ผ่านมา

      በሓቂ

    • @user-mg8yx9tu9z
      @user-mg8yx9tu9z 28 วันที่ผ่านมา

      ​@@user-cm5sp1dv2dእሺ ሰብሰክረይበ ግበረለይ ዘያደይ

  • @rhdbxhff5098
    @rhdbxhff5098 29 วันที่ผ่านมา +49

    ማርያምን ንንሳሃ ሞት የብቀዐና ክፍእ ዘመን በፂሕና😢😢😢

    • @user-cm5sp1dv2d
      @user-cm5sp1dv2d 29 วันที่ผ่านมา +2

      ደምርኒ ፅጋበይ🤲

    • @user-ko3kj5zv4h
      @user-ko3kj5zv4h 29 วันที่ผ่านมา +1

      ኣሜን(3)❤❤❤❤❤

    • @BeriBeri-zl8xq
      @BeriBeri-zl8xq 29 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢​@@user-ko3kj5zv4h

    • @rhdbxhff5098
      @rhdbxhff5098 29 วันที่ผ่านมา

      @@user-cm5sp1dv2d ♥️🙏

    • @user-kf1xp8dg5e
      @user-kf1xp8dg5e 29 วันที่ผ่านมา

      ኣሜንንንንንን😢

  • @UfXy-hx3ws
    @UfXy-hx3ws 29 วันที่ผ่านมา +24

    ሰለ ዝረከበትሉ ንሰብ ትምህር አላ እንተ ኮነት ታይ አለዎ ፀገም ዜድ ሐጂ እንተተዛረበት ፀገም የብሉን

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 29 วันที่ผ่านมา +1

      ሳብስክራይብ ገበርለይ🙏❤

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 29 วันที่ผ่านมา +1

      ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ ሓፍተይ❤

    • @AsAs-rk1ou
      @AsAs-rk1ou 29 วันที่ผ่านมา +1

      ትኽክል ማዓረይ

    • @HhBb-lr4tn
      @HhBb-lr4tn 28 วันที่ผ่านมา +1

      ትክክል ማዓረይ
      አነስ የፈለጥኩዋይ ዛይዳዋ ፡ግን 2012 እና ናይ ሐዚ ዘሎ ሂወታ ታይ አራኪብዎ፡ሎሚ ዘላ ዛይድ ተቀይራ ተኮነትከ ታይ ንፈልጥ

  • @user-on8ez3no1t
    @user-on8ez3no1t 29 วันที่ผ่านมา +15

    ሊሊየይ ማዓረይ ካብ ቃደም እየ ዘሪእኪ ከምዚ ኣይትመስልኒይ ነይርኪ እና ማራ ይኪ ንፍዕቲ ሰለ ምክልኪ የቀንየልና ካብ ሓፍትኪ ሰደተኛ ❤❤❤

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 29 วันที่ผ่านมา

      ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ ሓፍተይ

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm 29 วันที่ผ่านมา +1

      ​@@RahelGebrehwet ገይረ ኣለኩ ንዓይም ግበሰለይ

    • @hiwilove19
      @hiwilove19 29 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ሓግዝኒ

  • @KhanKhan-xw1hn
    @KhanKhan-xw1hn 29 วันที่ผ่านมา +6

    አነ ብኻልእ አይብለክን እየ ፀግረኽ ጥረሕ ሃም አደታትኽ ግበረዮ ደሞ ማራ የአ ድፈትየክ በረትዕለይ❤❤❤❤

  • @FfTf-tf2xn
    @FfTf-tf2xn 29 วันที่ผ่านมา +21

    ቓሕ ትብል ለባም ቀፅልሉ❤

    • @Awet355
      @Awet355 29 วันที่ผ่านมา

      ሳብሰክራይ መልሲ ኣነ ክድምረኪ

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 29 วันที่ผ่านมา +2

      ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ ኣሕዋት

    • @Awet355
      @Awet355 29 วันที่ผ่านมา +1

      @@RahelGebrehwet ገይረኪ መልሲ ዛምበተይ 👏

    • @user-mg8yx9tu9z
      @user-mg8yx9tu9z 28 วันที่ผ่านมา

      ​@@RahelGebrehwetገይረ አልኩ ግበረለይ ዘያደይ❤

  • @user-bu7ev7he9o
    @user-bu7ev7he9o 29 วันที่ผ่านมา +14

    ዋይ ዜዱ ከካብ ሕልፍ ተማህራ ኣሕወታ ምግስጣ ኣበይ እዩ እቱ ጌጋ😢

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 29 วันที่ผ่านมา

      ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ ሓፍተይ

    • @SmretTube
      @SmretTube 29 วันที่ผ่านมา +1

      ​@@RahelGebrehwetገይረልኪ ንአይእውን ግበርለይ

    • @HhBb-lr4tn
      @HhBb-lr4tn 28 วันที่ผ่านมา

      ሰብ ዉድቀትካ እዩ ዝርእእ

  • @fyhr4200
    @fyhr4200 29 วันที่ผ่านมา +10

    ብሓቂ ምክርስ ኣውዝይ ኣሎ ምክርስ ይመችኪ ዛሓፍተይ😍😍

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 29 วันที่ผ่านมา

      ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ ሓፋተይ

  • @Alaia-fy2lx
    @Alaia-fy2lx 29 วันที่ผ่านมา +7

    ዋይ ፈጣሪ ኣቦይ ንገብሮ አይንፈልይዋ ይቅረ በለልና😢😢😢😢

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 29 วันที่ผ่านมา

      ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ ሓፍተይ

  • @ዜዱ
    @ዜዱ 29 วันที่ผ่านมา +23

    ናተይ ስ ኦዲት እዩ ዋ ግን ትጥቅሚ እስኪ😂😂😂የሕነቅ የትሓናንቅ😂😂

    • @UfXy-hx3ws
      @UfXy-hx3ws 29 วันที่ผ่านมา +3

      ንእስነት ዕዳ እዮ እንተኮነ እውን አብቲ ሂወት እሱ የለኩን በለየን ሰብ ኮይኑ አብ ሕሉፍ ክነብር የብሉን❤❤

    • @HjiGdjxh-oq1rp
      @HjiGdjxh-oq1rp 29 วันที่ผ่านมา

      ደሚረኪ ዜዲየይ ፅሪቲ❤

    • @litshwalslc5478
      @litshwalslc5478 29 วันที่ผ่านมา

      ዋላሽለል በሊ ተሰተሪ ትሕት ኢልኪ ስራኺ ስረሒ ዓባይ ሃሳስ🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮

    • @YsHd-ei6ws
      @YsHd-ei6ws 29 วันที่ผ่านมา

      @@ዜዱ ችዲ ገምሻሕ ፎኦኦ 🤬

    • @user-lp4zd3jg1u
      @user-lp4zd3jg1u 29 วันที่ผ่านมา +3

      ዋላ ኣነለ ከምኡ እየ ናበልኹ ክብርቲ ሓፍተይ ኢዲት እዩ ዝኾን እየ ናበልኹ ለማነይ ብስሩ የኣመንኹይ ዛይደይ እና ኣጆኺ በርቲዕና ፅሪቲ ወገንና .ትግራወይቲ ሓፍትና እና ልዞም ዓያሹ ቃደደድ ልብሉ ሸለል በልዬም ኣየ ደቂ ሰባት ሓሳዳት😮😏😌

  • @litshwalslc5478
    @litshwalslc5478 29 วันที่ผ่านมา +7

    የኔ ኣበሳ ኣበይ ዓዲ ዲኺ ጓላ ፍረወይኒ እኮኢኺ ኣቲ ጅግና እስኺ እማ ዋሓለ ጓል ዋለ ኢኺ ጓል ዓደይ ኣይትገደስሎም ጠንክሪ ብቻ የኔ ማርርርር❤❤❤❤❤❤

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 29 วันที่ผ่านมา

      ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ ሓፋተይ

  • @SurprisedFishingRod-om9um
    @SurprisedFishingRod-om9um 29 วันที่ผ่านมา +9

    እግዚአብሔር አምላክ ብምሕረቱ ይጥምተና

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 29 วันที่ผ่านมา +1

      ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ ሓፍተይ

    • @user-mg8yx9tu9z
      @user-mg8yx9tu9z 28 วันที่ผ่านมา

      ገይረ አልኩ ስብሰክረይበ ግበረለይ ወለላይ❤

  • @user-lx9jq6ir2o
    @user-lx9jq6ir2o 29 วันที่ผ่านมา +2

    ባይዘወይ ,ምክርኪ/100%ደሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ቀፅሉሉ ዛንበይተይ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-ne3kz6sz5l
    @user-ne3kz6sz5l 28 วันที่ผ่านมา

    ይመችኪ

  • @yemanehabte5190
    @yemanehabte5190 27 วันที่ผ่านมา

    I like your confidence I like your advice absolutely true Great job.

  • @fhh5953
    @fhh5953 29 วันที่ผ่านมา +7

    ዋይይይ ምቂናይ ኩሉ ምሪኣይ ዶ ወለ ኪሮስ ኣለማያ እህህህ😢😢😢😢😢

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 29 วันที่ผ่านมา

      ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ ሓፋተይ

  • @user-gq6lj7cz2o
    @user-gq6lj7cz2o 28 วันที่ผ่านมา +2

    ኣምላከይ ዓይነ ልቦናና ክፈተልና በስመ ስላሴ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ፍሪሓፍቲወይኒ
    @ፍሪሓፍቲወይኒ 29 วันที่ผ่านมา +10

    ንስብ ደግኡ ረእካ ዘይከነስ ዉሽጥ ምፍላጥ እዩ ኣበይ እሞ ሊሊየ ኩሉ ስብ ከምኪ ተዝካው
    ዉሕልላት እኪ እቶ ነይ ፀጉር ውን ልምዱ እዩ ❤❤❤

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 29 วันที่ผ่านมา

      ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ ሓፍተይ

  • @user-dr6cn2pt3j
    @user-dr6cn2pt3j 29 วันที่ผ่านมา +1

    ዋው ዛቆልዔ ጎቦዝ እያ❤👏

  • @meryhabshawe
    @meryhabshawe 28 วันที่ผ่านมา

    ይመችኪ ሊሊየይ

  • @titlove3278
    @titlove3278 28 วันที่ผ่านมา +2

    ከመይ ድአ ኣሐጉስክኒ መዕበይይ ዮቲበረን ገረናኣ መስኪን ቆልዓ

  • @AliSadamHussain
    @AliSadamHussain 28 วันที่ผ่านมา

    ትክክል ቀፅሊሉ

  • @user-sc8qi5km7c
    @user-sc8qi5km7c 29 วันที่ผ่านมา

    ፅሪተይ❤❤❤

  • @user-rt9iv8pt4h
    @user-rt9iv8pt4h 29 วันที่ผ่านมา

    ትክክል❤❤❤

  • @KoolHool-l8h
    @KoolHool-l8h 28 วันที่ผ่านมา

    ይምችኪ

  • @user-pb1ut7sg8k
    @user-pb1ut7sg8k 29 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ በሓቂ ለባመይ ደስ ዝብል ምክሪ❤❤❤❤

  • @DPo-fq3lb
    @DPo-fq3lb 29 วันที่ผ่านมา +15

    ፈጣር አምላክ ብምሕረቱ ይዘክረና አምበር ግዜኡ ኸብድ እዩ 😢😢😢😢

    • @user-cm5sp1dv2d
      @user-cm5sp1dv2d 29 วันที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ ፅጋበይ🤲

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 29 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ገበርለይ🙏❤

  • @GsHe-mv7gb
    @GsHe-mv7gb 29 วันที่ผ่านมา +6

    ልክዕ አለኪ

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 29 วันที่ผ่านมา

      ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ ሓፋተይ

  • @user-ko8nk1pt8o
    @user-ko8nk1pt8o 29 วันที่ผ่านมา +1

    ምቅርተይ ዕድመ ጥዕና ይሃብኪ ለባመይ♥️🙏

  • @GalTgray-ks9gw
    @GalTgray-ks9gw 29 วันที่ผ่านมา +2

    ቀፅልሉ ሊሊየይ ሸኾረ💋❤️🥰

  • @ሶሊና
    @ሶሊና 29 วันที่ผ่านมา +2

    ብዝተረፈ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MelesTeklay
    @MelesTeklay 29 วันที่ผ่านมา

    ይመችኪ ንስኪ ብስሩ❤❤❤

  • @user-ri7or1dy2c
    @user-ri7or1dy2c 29 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላምኪ ይብዛሕ ማዓረይ "ኦ ኣምላኸይ መስተውዕሊ ልቦና ሃበና 🤲

  • @dhdhdhffjfhbd9959
    @dhdhdhffjfhbd9959 28 วันที่ผ่านมา

    ፅርይተይ♥️

  • @الوهلا-ط3ظ
    @الوهلا-ط3ظ 28 วันที่ผ่านมา +1

    ዋይ ፉጣሪ አቦይ ካብዙይ ይምሓረና😢😢😢😢

  • @user-ug9rl3fo1t
    @user-ug9rl3fo1t 29 วันที่ผ่านมา +1

    ኣነስ ብጣዕሚ ኢየ ልፈትየኪ❤❤❤ ሓብበቲይ ልባም

  • @user-sk2kq5os1w
    @user-sk2kq5os1w 29 วันที่ผ่านมา +6

    ስራሕባረእያኣብድሕርት❤ኣሕዎተይ

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 29 วันที่ผ่านมา

      ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ ሓፍተይ

  • @Mariyam21adey
    @Mariyam21adey 28 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ባሓቂ ለባም ሓፍቲ ኣብዙሓት ኣጓላት እዩ እዚ ጉዳይ። በተለይ ዓረብ ዘለኽን ንዘኽብረክን ኣይትኸብራን ሰብ ትንዕቃ ዳሕራይ ኡይ ይብላ።

  • @AdGg-jd3kp
    @AdGg-jd3kp 29 วันที่ผ่านมา

    ጎቦዝ ቀፅልሎ ሊሊየ❤🎉

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 29 วันที่ผ่านมา

      ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ ሓፋተይ

  • @EeEe-kq4df
    @EeEe-kq4df 29 วันที่ผ่านมา +1

    ብሓቂይ ለባመይይ❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 29 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ገበርለይ❤❤❤

  • @Tsadkan-n5w
    @Tsadkan-n5w 29 วันที่ผ่านมา +1

    Kab kulu tmhrti twesdlu eki gn nseb aytcheneki sistu❤❤

  • @user-rl8xx6sp1x
    @user-rl8xx6sp1x 28 วันที่ผ่านมา

    እግዛብሄር ኣምላክ ዓይነ ልቦና ያዓድለና እና ደስ ዝብል ምኽሪ ምቅርተይ

  • @user-xy9py9ek7q
    @user-xy9py9ek7q 29 วันที่ผ่านมา

    Tekkl አለኪ

  • @user-xe3rc6dt4z
    @user-xe3rc6dt4z 28 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤ጎበዝ ሊሊየ የኔ ፍቅሪ

  • @ፍሪሓፍቲወይኒ
    @ፍሪሓፍቲወይኒ 29 วันที่ผ่านมา +2

    ሊሊየይ ናተይ ፅሪት❤❤❤

  • @AlemqDesu
    @AlemqDesu 29 วันที่ผ่านมา +2

    ኣምላክ ኣቦይ ካብዚ ይምሓረና 😢😢😢😢😢😢

  • @aronGere-d8b
    @aronGere-d8b 26 วันที่ผ่านมา

    ሊለይ ጅግና ቀፅልሉ❤❤❤❤

  • @user-ct3cf3vl1h
    @user-ct3cf3vl1h 29 วันที่ผ่านมา

    ትክክል ኣለኺ❤❤

  • @alem662
    @alem662 29 วันที่ผ่านมา +1

    ብትኽል ለባም ጋል ዓበይቲ ምቅርተይ ዕድመን ጢዒናን ይምኔየልኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-bi1lz2fh8c
    @user-bi1lz2fh8c 29 วันที่ผ่านมา

    ናትኪይ መግለፅይ ሰእነልኪይ 💖💖

    • @SmretTube
      @SmretTube 29 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ

  • @AsAs-rd1mu
    @AsAs-rd1mu 26 วันที่ผ่านมา

    እረ ይመችኪ ስስተረይ❤❤❤

  • @SelamSelam-pm6jk
    @SelamSelam-pm6jk 26 วันที่ผ่านมา

    tkkll sis❤

  • @solomnNugse
    @solomnNugse 29 วันที่ผ่านมา +2

    ሊሊየው እሰታሊን ኢኪ ብ ሓቂ❤❤ክብረት ያዓኪ

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 29 วันที่ผ่านมา

      ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ ኣሕዋት

  • @LalLal-hx6lc
    @LalLal-hx6lc 27 วันที่ผ่านมา

    😢😢😢ንምፍጣርካ ዘፅልእ ግዜ ዮ ፈጣሪ ልቦናና ይመልሰለስና እመብር ንፍዕቲ ምክርኪ እየፀላእካወን

  • @SayedAhmada-cy8tw
    @SayedAhmada-cy8tw 29 วันที่ผ่านมา +1

    ልባም ብሓቂ ዝያዳይ❤❤ምኽሪኺ አየ ፈለየና ጋል ዓበቲ❤❤❤❤❤❤😊😊😊😊😊😊😊🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-he6eh7os7j
    @user-he6eh7os7j 29 วันที่ผ่านมา

    Tikkil mary ❤❤❤❤

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 29 วันที่ผ่านมา

      ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ ሓፍተይ

    • @user-he6eh7os7j
      @user-he6eh7os7j 29 วันที่ผ่านมา +1

      @@RahelGebrehwet gerlik ziyaday nayim gibrily jemarit eye❤️❤️❤️❤️❤️

  • @user-pc3bk3jt6q
    @user-pc3bk3jt6q 28 วันที่ผ่านมา

    እዋይ ዘይፈልጠኪ ነይረ ምቅርተይ ሳብስክራይብ ገይረኪ ኣለኩ ኩሉ ግዜ ክከታተለኪ የ❤❤❤

  • @user-sy8hs2zj9y
    @user-sy8hs2zj9y 28 วันที่ผ่านมา

    ፈጣሪ ምሕረት ይልአኸልና ዝሓፍተይ ብርኽተይ ፅቡቅ ምኽሪ እዩ ቀጽልዮ😢😢😢

  • @Meseret-zc3dt
    @Meseret-zc3dt 29 วันที่ผ่านมา

    yes yen konj❤

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 29 วันที่ผ่านมา

      ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ ሓፍተይ

  • @Meme-kk4wg
    @Meme-kk4wg 28 วันที่ผ่านมา

    ይመቺኪ ዕዲመን ጥዕናን ናኣኺ

  • @MaseMen-mu1on
    @MaseMen-mu1on 29 วันที่ผ่านมา +1

    ቀፅልሉ❤

  • @ggcf1371
    @ggcf1371 29 วันที่ผ่านมา

    ልለይ መዓረይ😂❤

  • @KewaniGidey
    @KewaniGidey 27 วันที่ผ่านมา

    ኣቲ ጅግና❤👌

  • @teametesfom123
    @teametesfom123 28 วันที่ผ่านมา +1

    እንተየ ትንቅንቅኒ መን ነጽደፍኒ ይብሉ ኩቡራት ኣቦታትና ሕጂ ኽኣ ክብረትክን ባዕልኽን ዓቅባ ኩቡራት ኣሕዋትና

  • @GGf-kq5kk
    @GGf-kq5kk 27 วันที่ผ่านมา

    ናይ ባሓቂ ዋዕሮ ጅግና ኢኪ መርኣየን ናይ በረካ ዘለዋ ቡፆት ኢኪ በርትዒ ዛሓፍተይ

  • @user-wx6od9dv9x
    @user-wx6od9dv9x 29 วันที่ผ่านมา

    ቀፅልሉ ዛሓፍተይ🙏❤💚❤

  • @user-gu1ns5sq2s
    @user-gu1ns5sq2s 29 วันที่ผ่านมา +2

    ኣጆኪ ሓፍተይ ❤❤❤❤❤❤

  • @FadgDafc
    @FadgDafc 29 วันที่ผ่านมา +1

    ሉሊ ማር

  • @user-py6qd9kb9v
    @user-py6qd9kb9v 29 วันที่ผ่านมา +1

    ልክዕ አለኪ❤❤❤❤❤❤

  • @Tege-bu3lb
    @Tege-bu3lb 29 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤🎉ሓቅኪ ማዓረየይ

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 29 วันที่ผ่านมา

      ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ ሓፍተይ

  • @user-gh8wl6jt1s
    @user-gh8wl6jt1s 29 วันที่ผ่านมา +2

    ሊሊየይ ለባመይ ✅✅ ወገን ኣሕዋታ ❤❤❤❤❤❤

    • @user-cm5sp1dv2d
      @user-cm5sp1dv2d 29 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ፅጋበይ🤲

  • @user-xt4fi9pw7e
    @user-xt4fi9pw7e 29 วันที่ผ่านมา

    Leliye kemziy ayhpasbekn neyre mera ahguskniy kbrtey ednen teinan yhabkiy hyabey❤❤❤❤

  • @user-cc7ik3lh4m
    @user-cc7ik3lh4m 29 วันที่ผ่านมา +1

    ምኽርኽ ደስክብል ዝያዳይ ቀፅልሉ❤❤

  • @mizangaljunta7609
    @mizangaljunta7609 29 วันที่ผ่านมา

    ሊሊዋይ መዓረይ❤❤

  • @Haben-Love
    @Haben-Love 29 วันที่ผ่านมา +1

    ሉሊባ ታይ ኢኪ ትሽኩሪ❤

  • @ChUc-tx2oh
    @ChUc-tx2oh 27 วันที่ผ่านมา

    እግዚአብሔር ልቦና ይሃበና😢

  • @Selam-p3c
    @Selam-p3c 29 วันที่ผ่านมา +1

    ፅቡቅ ምክሪ አዮ ቀፅሉሉ ዘሓፍተይ

  • @user-wr5kf2si9q
    @user-wr5kf2si9q 15 วันที่ผ่านมา

    ሊሊ ሽኮር❤❤❤

  • @wawwww5364
    @wawwww5364 29 วันที่ผ่านมา +1

    Sb ገረልኪ እና ቀፅሊ ማዓረይ

    • @hiwilove19
      @hiwilove19 29 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy 28 วันที่ผ่านมา

    አግዝአብሔር አምላክ ካብ ኩፉኡ ስዉርና እና ሊሊ ሓፍተይ ንፍዕቲ 🙏🙏🙏🥺

  • @user-pj2vh1xy2x
    @user-pj2vh1xy2x 29 วันที่ผ่านมา

    ጎበዝ ቀፅልሉ ፅሪቲ ደስ ሲቲል

  • @Ksanetdesta
    @Ksanetdesta 27 วันที่ผ่านมา

    ናይ ብሓቂ ሓፍተይ ናተይ👌👌👌❤

  • @alemdesta454
    @alemdesta454 29 วันที่ผ่านมา +2

    ፅጋበይ ደስ ትብሊ😘በርትዒ ድምፅኪ ማ ወዲ መሲሉኒ ኔሩ😁😁

    • @user-cm5sp1dv2d
      @user-cm5sp1dv2d 29 วันที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ ፅጋበይ🤲

    • @alemdesta454
      @alemdesta454 29 วันที่ผ่านมา

      @@user-cm5sp1dv2d እሺ ገይረልኪ ንስኪለ😘💙

  • @tomi.....tgraway
    @tomi.....tgraway 29 วันที่ผ่านมา

    ቀፅሉሉ ሊሊተይ 🙏

  • @WsYr-ou6se
    @WsYr-ou6se 29 วันที่ผ่านมา +1

    ብሓቂ ዝያዳይ❤❤❤

  • @user-is6gb6cx7g
    @user-is6gb6cx7g 14 วันที่ผ่านมา

    ሊሊተይ ሽኮር ደስ ከትብለይ ቀፅሉሉ ለባመይ ናብዙ ሓድሽኪ እየ ቀፅሉሉ❤❤❤

  • @titititi-fg4gr
    @titititi-fg4gr 28 วันที่ผ่านมา +1

    Fetari aboy lbona habena 😢😢😢😢

  • @SalamSha-wl4tm
    @SalamSha-wl4tm 29 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ እየ ዝፈትየኪ ክብረተይ❤💞💞እዘን ኣሕዋትና እውን ናብ ልበን ይመልሰን ክብርና ብዓልና ንሓሉ።😢_💞💞

    • @hiwilove19
      @hiwilove19 29 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ሓግዝኒ ዉዴ

  • @safingah2154
    @safingah2154 28 วันที่ผ่านมา

    Lebamey haftey ❤

  • @Semri136
    @Semri136 27 วันที่ผ่านมา

    besamam

  • @HerugolTigray
    @HerugolTigray 28 วันที่ผ่านมา

    በሓቂ ዛሓፍተይ❤❤

  • @ገነትጋልገርየ
    @ገነትጋልገርየ 23 วันที่ผ่านมา

    ኣረለባም ኢኪንስኪ❤❤❤

  • @user-bq5jh5iq7f
    @user-bq5jh5iq7f 26 วันที่ผ่านมา +1

    Yes nay behaki 🎉🎉🎉🎉

  • @user-qg1gg8wl7v
    @user-qg1gg8wl7v 28 วันที่ผ่านมา +1

    ,ንምንታየን እዘን ደቀንስትዮ የሕዋትና ጥራሕ ነብሰን ይቅረፃ ኣትን በጃክን ተሰተራ ንሕና ደቂተባaቲዮ ጥራሕክን ስለ ዝኮንክን ኣይንምነየክንን ኢና በንፃሩ ከማን ንርሕቅ

  • @lilitylility4864
    @lilitylility4864 28 วันที่ผ่านมา

    የመቺኺ ያዕኺ የኔ ቆንጆ❤❤❤

  • @Wywfwyfwfs
    @Wywfwyfwfs 29 วันที่ผ่านมา

    😂ሓቂኪ ያኪ

  • @samitigray4537
    @samitigray4537 29 วันที่ผ่านมา +1

    በርትዒ ጎበዝ ምክሪ ሊሊቾይ ❤

    • @hiwilove19
      @hiwilove19 29 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ምዓረይ

  • @user-cy4uj9dd4e
    @user-cy4uj9dd4e 29 วันที่ผ่านมา

    Adnikeki bhaki zahaftey ketsllu ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @user-do1kv4lp1w
    @user-do1kv4lp1w 29 วันที่ผ่านมา +1

    ፈጣረ🙏🙏🙏

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 29 วันที่ผ่านมา

      ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ ሓፍተይ