ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ክንሕግዝ ኢና ኣንካይ ንደብረቢዘን ኣብ ማንም እካ ገንዘብና ይጠፍእ ኣሎ ኣምላኽ ሓስብ ልቡኻም የስምረልኩም። ኣሜን ኣሜን ኣሜን🌺 🇪🇷🌺🙏🙏🙏
Bhaki ❤Amen AMEN AMEN EGZIABHER ymesgen Tebarek
መፈጸምቱኡ የርእየና በረከት ክንሳተፍ እግዚኣብሄር ይደግፈና።
Hagena tbarek,✝️✝️✝️
Amen amen amen Kal hiwet yesmealna mrigata hawuna bereikt nayabotatna yhalwena
Abotatna bereketkum yhalwana
Amen amen amen mefexemtaeu yereyena
ፈጣሪ ይሐግዘና ❤❤🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና፡ ልኡል እግዚአብሔር ይሓግዝኹም ኣቦታትና በረከትኹም ኣይፈለየና።
Amen amen amen Kal hiwet yesmealna ahwat xagu yebzhalkum ezabher amlak xegueu yebzhalkum
Amen Amen Amen
Amen amlak ብርተዓኡ ይሃበና
በረከት ናይ ኣቦና ይሕደረና። መሪጌታ ድማ ቃለ ሕይወት የስምዓልና። ንድሕሪት መሊስካና፡ ትዝታ ንግደት ደብረ ቢዘን። ኣብዛ መዓልቲ ሓደ ካብቶም ነጋድያን ነይረ።
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና በረኸትኩም ይሕደረና ደስ ይብል ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ቅዱስ ሓሳብ ኢዩ ብናይ ኣቦታትና ጸሎትን ናይ ህዝብና ሓገዝን ክፍጸም ኢዩ ንሕና ከኣ ዓቅምና ዘፍቅዶ ክንሕግዝ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልና ከም ፍቃድ እግዚኣብሄር ክፍጸም ኢዩ !!!
ኣምላኽ ይሐግዝኩም🙏💒
Bereketom nay abune filipos yehalaena temesgen amlak
Amen(3)
እግዝኣብሄር ይመስገን::ኣነስ በዚ ህሉዉ ኩነታት ዛ ዓልም መጨረሽታ በጺሑ ዩ ኢለ ተስፋይ ይሃፍፍ እሞ ከምዚ ናይ ደብረቢዘንን ካልእ ኮምኡ ዝኣመሰለ ክዕዘብ ከለኩ ድማ እግዝኣብሄር እባ ምሳና 'ዩ መጻወቲ ድያብሎስ ኣይንከውንን ኢና ኢለ ተስፋይ ክብ ይብል :: ንበረከት ኣእዳውና ክንፈትሕ ናይ ኣምላክና ሰናይ ፍቃዱ ይኩን::ጸሎት እመኣምላክ ኣይፈለየና ዓድና ተመሊስና ቅዳሴ ንሓድረሉ ሱባኤ ንሕዘሉ ዘበን የምጽኣልና::
❤❤❤ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዕልና ኩቡር ኣቦና ጌታየ ኢየሱስ ክርስቶስ መንገዲ እንገራይ ስረዓለይ ቤትካ ክሃንጽ
እግዚኣብሄር ሓይሉ ይሃብ ብሓቂ ደስ ዝብል እዩ በረኸት ኣቡነ ፍሊጶስ ኣይፈለየና
እግዝኣቢሄር ይሓግዝ 🙏
Asye Ertrea hagrye tebreki ❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እግዚኣብሄር ኣብታ ንፈትዋ ሃገርና ገዳማትና ንኩልና ኣብ ስደት ዘለና ይምለሰና❤❤❤❤❤❤❤❤
መፈጸምቱ የርኢየና ኣብ በረከት ክንሳተፍ እግዚኣብሔር ኣምላክ የሓግዘና ኣሜን!!!!!
ኣሜን በረከት ኣቡነ ፍሊጶስ ጻድቅ የካፍለና እግዚኣብሄር ኣምላክ።ነዚ ክንገብረ ሰናይ ፍቃዱ ይኩን ኣምላከ ፍሊጶስ።መርጌታ ኣማኑኤ ቃለ ሂወት የስምዓልና።
ቃለ ሂወት የስመዓልና አቦና🙏 እሺ ክንህግዝ ኢና🙏
ኣሜን እግዚኣቢሄር የቅንዓልና❤
እግዚአብሔር አምላክ ይሓግዝ።ፀሎት ኣቦታትና ኣይጋደፈና🌿❤
ቃለ ሂወት የስምዓልና አማን ሐውና ጽቡቕ ተበግሶ እዩሞ ኢደይ ኢድካ እዩ ዘድሊ ህዝቢ ክርስትያን
ኣምላኽ ቅድሳን የሓግዚ
ኢግዛቢሀር ሕይሊ ይሃብኩም ኣቦታተይ 🙏🙏🙏❤💚
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤🤲🤲🤲👏👏🌹🌻👏🤲🌻🌻🌻🌻🌻🌻
ስለ አምልኽ ምስ ኩሉ ልዝብ ክርስትያን ይኹን ንግዳማትና ዘይኮና ንመን ክንከውን ክንሕግዝ ኢናእምላክ ሐሳባትኩም የስምርልኩ እሜን እሜን እሜን ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Ezgabher Ms kdsti kudusan weladitu ythaweso 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኩቡር መምህርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ✝️🙏✝️🙏✝️🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Tesatefti nayzi bereket , Elena fetari kulu alem
Amen amen amen Egziabhier yhagzkum kuburat sdra egzabhier.Amen amen amen 🙏
ናይ ብሃቂ ናይ ቅድስት ሃገርና ገዳምና ክንሃንጽ ንድህሪት ኣይንብልን ኢን ህዝብና ኣብደግ ዘለና ኩልና ኢደይ ኢደይ ክንብል ኣምላክ ይሃግዘና ካብታ ደመውዝ ንውስዳ ኣስራትና እዳቀምጥና ንሃግዝ ።
Amen AMEN AMEN EGZIABHER ydegfena❤
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ⛪⛪⛪ሓቀኛን ኣጽናፋዊትን እያ👏👏👏👏👏👏👏ቃለ ህይወት የስመዓልና።
Amen Amen Amen 🙏 qale hiwet yesmana abona
አምላኽ ቅድሳን አሕግዚ
Amen 🙏🏼 qal hiwet yesmalna ❤amlak yhagz🎉⛪️💐⛪️
አሜን
ኣሰይይይይ ቃለ ሂይወት የስማዓልና ቁዱስ አምላከና ይመስገን ሕራይ ንገዳምና ዘይኾን ኣይኹን ✝️🙏✝️🙏✝️🙏✝️❤️✝️❤️✝️❤️✝️🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤ኣሰይይይይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ንገድም ድብረ ብዘን ኪኣ ህናጸ ኢዮርስልም የበላ መፍጺም ይረኣና❤❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen beslotetee aytrsona🎉🎉🎉🎉
Amen amen amen fetari selam yhabena
Amen Amen Amen ☦️ 🙏. Ajokom 100% kenhgzkeom ena. Teray Negreanu kewxa kelo. Abe genkom alena orthodox Cristian Eritrea 🇪🇷
የኔታ እግዚኣብሔር የሓግስኹም
❤❤❤እግዚአብሔር ይመስገን
SHARE gberu kulukum deki kdst SLASE ❤❤❤❤❤❤❤
አሜን አሜን አሜን👏👏👏👏
እግዚኣብሔር ይሓግዝ
ንሕና ህዝበ እግዚኣብሄር ንገዳም ደብረ ብዜን ኪንሕግዞም ዘይኮናስ ንነብስና ኢና ኪንሕግዝ ማለት ኢዩ እዚ ፕሮጆክት እዚ ንኹላትና ን በረኸት ኪኸውን ዝመጸ ኮይኑ ይስመዓካ እሞ ኢደይ ኢድካ ንበል በረኸት ንማቀል ኣምላክ ኣጀሚሩ ብሰላም የፈጽሞ
EGZIABIHER tesatatit nayzi bereket ygbereni! Amen!
Amlake ERITREA 🇪🇷 ykber ymesgen ezi zesmeana AMEN ❤Amlake ERITREA 🇪🇷 ykber ymesgen ezi zesmeana Ich AMEN ❤Amlake ERITREA 🇪🇷 ykber ymesgen ezi zesmeana AMEN ❤
Amen 🙏
እግዝኣብሄር ኣቦይ ቤትካ ልዕል ክብል ርድአና🙏🏻
Amen AMEN AMEN ❤️
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalina
ናይ ብሓቂ ተስፋ ዝህብ ደስስስ ዝብል ናይ ሂወት መንገዲ እግዚኣብሔር ኣምላክ መፈጸምትኢ የርእየና🙏✝️
Amen Amen Amen 🙏
I am not orthodox Christian, but this Monastry should kept by any cost for generations
Amen qualehiwate yesmalna memhrna 🙏
🙏🙏🙏❤❤❤
Nay gedamatna bereket tekafelti ygberena
Amlak yhagezom🎉🎉🎉
Amen amen amen❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏
EGZIABHIER AMLAK YMESGEN!!!NABZI ZIMERHAKUM!!!AMLAK ASALTON AWETN YHABKUM!!!TESATEFTI KINKEWN YEBQIANA AMLAK 🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉Amlak Esrael Keqinialna eumo nihina barotu tensiena kiniaay ena 🎉🎉🎉Egzabher Amlak nay Gedam Debre bizen nay Abune Filipos bereketom yekaflena nleal nbetu nmhnax❤❤❤ ortodoxsawuyan🎉🎉🎉
❤እግዚአብሔር ይመስገን❤ ስለ ኤርትራን ህዝባን ❤ጽቡቅ ሐሳብ ብሩካት❤አብ ጎንኩም አለና❤ቃል ሂወት የስምዓልና እንካይ ንቢዘን ንወለሎንሰብ እካ ዝዕደሎ
Tebarek❤🎉
Amen Amen Amen ✝️⛪🇪🇷🇪🇷🇪🇷qalhiwetu yesmaena kinhigz egziabher bxegeu yhagzena
Kale Hiwet yesmana Amen Amen Amen 🙏 🤲 🙏🤲🙏🤲🙏👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼
Aseyyyyy des zebl egziabher tesatefti nayzi bereket ygberena
Egzabhier amlak yehagz,
Kalehiwet..yesmalna. amen. Amen. Amen
እንቋዕ ብሰላም መጻእኩም ኩቡር ኣቦና፣ክብርን ምስጋናን ንእግዚኣብሔር ኣምላኽና ይኹን።
Asey Asey ellllllll Debre BIZEN eti rezen Abi debri
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Mergeta 🎉🎉🎉
Amen kal hiwet yesmealna mmhrna egziabher mefexemtueu yerieyena
Amen Amen Amen 🇪🇷 🙏 kale hiwet yesmalna bereketu iegzabher miss Kailua young Amen 🙏 🙌 Thanks 🇪🇷 🙏 🙌 👏 ❤️ Eritrean ❤❤❤
🙏🙏🙏❤🙏🙏🙏❤🙏🙏🙏❤🙏🙏🙏
ኣምላክ ምስኩም ይኩን ቡሩካት ኣሕዋተይ❤❤❤🎉🎉🎉
Gedam Debrebisen kabtom blibi des eluna ab gize kulinetna ametawi kab Asmera biegrwna ninegdo zineberna hiwet zizeralka gedam eyu amlak tekafelti xelotn bereketn abune filipos ayfeleyena amen.
🇪🇷🙏🙏🙏🙏
Btaami xbuk des zebl agziabher mefexemteu yerayena tekafelti nayti bereket ygberena ❤
Amen.amenAmen❤❤❤❤
Temesgn Amlak
ክንሕግዝ ኢና አብ ሃገርና ዘለው ገዳማትና ከይየደልካ አብ ምዕራብ ሃገራት ከተቛቕም ምሕሳብ ሃገራዉያን ገዳማትና ምድኻም እዩ
ቃለ ሕይወት የስምዓልና ❤❤❤❤❤❤❤ ብሓቂ ኣብ ምዕራብ ሃገር ካብ ምህናጽ ኣብታ ቅድስት ሃገርና ከምዚ ዓይነት ምህናጽ ይበልጽ
Mefexemteu yereyena abu ne flipos abune yewhans mes kulna ykun
Btami zehegus eyu edey edka nbel deki Erey
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🙏⛪❤
Amen Amen egziabher hatyatna kseryelna nezi zeynkewn dina deki tewahdo eza nay adina kidsti dmyana tefeximu ms reana hagosna wesen yeblum sdetna yehxiru adna kimelsena yehwat ajokum abotatna ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ግደፍዶ ቤት አምላክ ክዓብን ብርእሱ ክሐድር ውልቀ ሰብ ኤርትራዊ ከይተኾራመየን ከይለመነን ብጽፍሩ አብ ተስፋ እግዛአብሄር ተመርኩሱ ክነብር እምበር ተመጽዋቲ ተረፍ አፍራስ ጽዓዱን ሐወላን ኮይኑ ክነብር ትምኒትን ድሌተይን ድሌት ብጂግንነት ዝወደቁ ደቁን ገና ሕድሪ ዝወደቁ ጀጋኑና ስንቅን ዕጥቅን ተሐንጊጦም ገና አብ ግንባራት ኤርትራ ዘለው ጀጋኑ ሓይልታት ኤርትራ ውን ካብ ብውሺጣዊ ጸጋካ ተጠቂምካ ርእስካ ምክአል ዝፍለ ሐሳብን ትምኒትን የብሎምን።ምናልባት ነዚ አብ እከይ ዘመን ዝተፈጥረ ብጉዳይ አፍልጦን መነባብሮ ገዳማትና አብ ውሺጢ ኤርትራ ይሕደሶ ይከውን ደርብታትና ከምቲ ገና አብ ዕሸል ዕድመይ ዝፈልጦን ዝሪኦ ዝነበርኩ አመንቲ ነበርቲ ደርብታትና ካብ ጡጡቆ ተመጊብካ ጸጋ እግዛብሄር ተመሊእካ ብተስፋ ዓስቢ እግዛአብሄር ካልእ ዝውንኖ አይነበረን።በዚ ክአ ደስ ይብለኒ ኦርቶዶክስ ብሀብቲ ጸጋ እግዛአብሄር ዝተመልኤት ብሀብቲ ዓለም እንኾ ድካ ስለ ዝኮነት ።እዚ ሕጂ ተበጋግስዎ ዘሉኩም አብ ዕላማ ሰውራ ኤርትራን በጃ ዝተከፍሉ ደቃን ርእስካ ምክአል ዝተበገሰ እዩሞ ህዝቢ ኤርትራን ዝአምኖ አምላኩን ከማልኦ ምዃኑ ክንዲ ፍረ አድሪ ቅንጣብ ምጥርጣር የብለይን።ሸለል ኢለ ክሐልፎ ሕልናይ ዘየፍቀደ ካብቲ ዘረባ ሙግለጺኩም ደብረ ቢዘን አብ ዝተፈላለየ ቦታ ግደን ስፍራታት ከም ዝነበሮ አተንቢህኩም ከም አብ አኩሱም ሺዋ ወዘተ ንታሪኽ ንምፍላጡ ግርም ይኩን እምበር ካብ ስርዓት ሀይለ ስላሴ ስጋብ ስርዓት ተጋሩ ንሕብሪ ዓይንና ዘይመላአልና ይቅፈድ ይቅተል ይከላበት ይስጎግ ንብረቱ ይራሰ ንዘመናት ተቀሚጦም ብራሀጾም ዘጥረይዎ ቁማር ምብልዖም ድሮ ተረሲዑ አብ ሐረድትን አንጽነቲ ሀገርና ዝነበረ አኩሱምዶ ሺዋ ክትብሉ ከለኩም ዘይ ስንካ ሑጻ ቆርጥመሉ ይመስል። ንዘበናት አብ ሀገረ ከዳሞ (ኢትዬጰያ) ዝነበሩ ኤርትራውያን ብቦዶሽ ዝተፋነውሉ ያዕ ኢልካ ኔሩናን አለናን አብ ሀገረ ከድሞ ኢትዮጵያ ጽልቃ ክልል ትግራይን እቲ አለናን ነበረናን ገደል ይእቶ ኤርትራ አብ ውሺጢ ከርሳ ዘሎ እምበር ካልእ አይታያን እዩ። ካብቶም ከቢድ ዋጋ ዘክፈሉናን ገና ምስ አከደምቶም ካብ ቁርቁስ ዘይተፈለዩና ብሩፍታ እንጽበዬ ማና የለንሞ አብ ኤርትራ ብዙሐት ገዳማት ነዊሕ ዕድመ ዘለወን አለዋ ከም አብነት ደብሪ እንዳ አውነ መንቆርዬስ ደብሪ አብ ደብረማርያም ዝርከብን አብ ካልኦት ዞባታት ኤርትራ ዝርከቡ አብዚ ርእስካ ምክአል ባህግን ህዝብን ዝተበጀዉ ሰማእታት ኤርትራ አይአተውን ወይ ናይ ዝቋዱስሉ መናፍሕ ጡሩባ ክህረም አብ ዘረባኩም አይሰማዕኩን ማና ልምዓትን አብ ማርስ ስለ ዘለዎም ዱዩ?ብዝኮነ አብ ሕማቅ እዋን አለናሞ እተን ዝተረፋ ብጸጋ ህያው አምላክ ጸኒሔን ብበረከቱ ክአ ብጸጋ እግዛአብሄር አብ ብርሀን እናነበራ ብሀብቲ ዓለምና እናተሸገራ ምንባር ዓስቢ እቲ እቲ ርእሲ ኩሉ ዘሕፍስ አብን መንፈስ ቁዱስን ወልድን አማላዲትና አደ መድሓኒና ውላድ አምላክን አእላፋት መላእክትን አይክፍለዬምን እዩ።
Nay behaki mrgieta hawuna neta zmeharetka gdam ab kdm bkulu hji ke mtmhrtka asbka abune flipos ykfeluka
መጋብየ ሓዲስ ምሕጋዝ ጽቡቅ እዩ ዓቢ ብዓል ግርማ ገዳም እዩ ክሕገዙ ዘለዎም ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ንቤተክርስቲያን ርእሲ ኮይናማ ዘለዉ እዮም ።ከምቲ ክሕገዙ ዘለዎም ኣብኦም ዝወርድ ዘሎ ኣደራዕ ገበን ብመንግስቲ ዝግበር ግን ክትኩኑኑ ኣይሰማዕናን ስለምንታይ ሓገዝ ስለ ዝሓተቱ ተዛረቡልና ስለ ዝተባህልኻ ጥራሕ ክትዛረብ ኣለኻ ማሌት ድዩ ?
ኣታ ሸጣን ተሃድሶ ውጻእ እዚ ገዛ ቅዱሳን እዩ።ናይ ብዓል ዑሱብ ስልጣን ካሳውን ተሃዱሶ መናፍቃን ደቂ ምልሻ ስርናይ ናይ ድያብሎስ መሳርሒ ሰዓቢ ናቶም ኢኻ ባራ ኣብቲ ናቶም ገዛ ኬድካ ኣንርግር።እዚ ገዛ ቅዱሳን ገዛ ኤርትራውያን ኣቦታት እዩ።
@@AlayGere ክክክ እወ ዶ
@@Hawi-tesfit ገደደ ክክክ ጽሩይ ዓጋመ እንከለኻ ጉዳይ ትግራይካ ዘይትገብር እንተይ ኣብዚ ገዛና ኣምጺእካ።ክክክክ እዚ ናይ ትግራይ ቋንቋ እዩ(አወ ዶ-))) እደ ፈንጂ ሒዘካ ኣታ ወስላት።
@@AlayGere ሰብኣውነት ተላበስ ምን ምዃንኻ ኣይትንገረኒ ሰብ ብዝበሉኻ ብዝተባህለ ኣብ ታሪኽ ኣይትንበር ናትኻ ታሪኽ ፍጠር ሰብኣውነት ዝለዎ ሰብ ናይ ዝኮነ ውልቀ ሰብ ኣልዒሉ ኣይዛረብን እዩ ንሰብ ሰብ ዘብሎ ሕልናዊ መንገዲ እዩ ካብዚ ጸያፍ ዘረባኻ ከማን ሓቲተኻ ክትምልስ ኣይትክእልን ኢኻ እንታይ እዩ ታሃድሶ ከ ንትሃድሶ ዝምጉት ዝቃወም ከ ሰይጣን ይብሃል ድዩ ።ናይ ብሓቂ ተኸታታሊ እዛ ቻነል ኸማን ኣይኾንኻን ?
@@Hawi-tesfit መጀመርያ ከብርሃልካ ተሃዱሶ ማለት ቤተክርስትያን ዘልያ ወይ ኣሪጋ ኣላ ስለዚ ነሐድሳ ዝብሉ እዮም ተሃድሶ ማለት ምሕዳስ ወይ ሓዱሽ ነገር ምፍጣር ማለት እዩ ንኣብነት ነቲ ዝነበሮም ናይ ቤተክርስትያን ሕግን ስርዓትን ስለ ዝተረሮም ነቀይሮ ዝብሉ እዮም ንኣብነት ከምበዓል መቃርዮስ ሽፍታ ናይ ሰሜን ኣሜሪካ ዘሎ ሰብኣይ ንብዓል ስልጣን ካሳውንድ ዝመርሖም ተሃድሶ እዩ ኣብ ቅዱሳን ቡዙሕ ክሕደት ኣለዎ ኣብ ጎይታና ብዙሕ ክሕደት ኣለዎ ኣብ ስርዓት ቤተክርስትያን ብዙሕ ክሕደት ኣለዎ።እዚ ብውሑዱ እዩ ክብር ሓወይ ብዙሕ ምገለጽኩልካ ግን ግዜ የብለይን ሰሰናዩ ንዓኻ ባይይ።
ክንሕግዝ ኢና ኣንካይ ንደብረቢዘን ኣብ ማንም እካ ገንዘብና ይጠፍእ ኣሎ ኣምላኽ ሓስብ ልቡኻም የስምረልኩም። ኣሜን ኣሜን ኣሜን🌺 🇪🇷🌺🙏🙏🙏
Bhaki ❤Amen AMEN AMEN EGZIABHER ymesgen
Tebarek
መፈጸምቱኡ የርእየና በረከት ክንሳተፍ እግዚኣብሄር ይደግፈና።
Hagena tbarek,✝️✝️✝️
Amen amen amen Kal hiwet yesmealna mrigata hawuna bereikt nayabotatna yhalwena
Abotatna bereketkum yhalwana
Amen amen amen mefexemtaeu yereyena
ፈጣሪ ይሐግዘና ❤❤🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና፡ ልኡል እግዚአብሔር ይሓግዝኹም ኣቦታትና በረከትኹም ኣይፈለየና።
Amen amen amen Kal hiwet yesmealna ahwat xagu yebzhalkum ezabher amlak xegueu yebzhalkum
Amen Amen Amen
Amen amlak ብርተዓኡ ይሃበና
በረከት ናይ ኣቦና ይሕደረና። መሪጌታ ድማ ቃለ ሕይወት የስምዓልና። ንድሕሪት መሊስካና፡ ትዝታ ንግደት ደብረ ቢዘን። ኣብዛ መዓልቲ ሓደ ካብቶም ነጋድያን ነይረ።
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና በረኸትኩም ይሕደረና ደስ ይብል ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ቅዱስ ሓሳብ ኢዩ ብናይ ኣቦታትና ጸሎትን ናይ ህዝብና ሓገዝን ክፍጸም ኢዩ ንሕና ከኣ ዓቅምና ዘፍቅዶ ክንሕግዝ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልና ከም ፍቃድ እግዚኣብሄር ክፍጸም ኢዩ !!!
ኣምላኽ ይሐግዝኩም🙏💒
Bereketom nay abune filipos yehalaena temesgen amlak
Amen(3)
እግዝኣብሄር ይመስገን::
ኣነስ በዚ ህሉዉ ኩነታት ዛ ዓልም መጨረሽታ በጺሑ ዩ ኢለ ተስፋይ ይሃፍፍ እሞ ከምዚ ናይ ደብረቢዘንን ካልእ ኮምኡ ዝኣመሰለ ክዕዘብ ከለኩ ድማ እግዝኣብሄር እባ ምሳና 'ዩ መጻወቲ ድያብሎስ ኣይንከውንን ኢና ኢለ ተስፋይ ክብ ይብል :: ንበረከት ኣእዳውና ክንፈትሕ ናይ ኣምላክና ሰናይ ፍቃዱ ይኩን::ጸሎት እመኣምላክ ኣይፈለየና ዓድና ተመሊስና ቅዳሴ ንሓድረሉ ሱባኤ ንሕዘሉ ዘበን የምጽኣልና::
❤❤❤ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዕልና ኩቡር ኣቦና ጌታየ ኢየሱስ ክርስቶስ መንገዲ እንገራይ ስረዓለይ ቤትካ ክሃንጽ
እግዚኣብሄር ሓይሉ ይሃብ ብሓቂ ደስ ዝብል እዩ በረኸት ኣቡነ ፍሊጶስ ኣይፈለየና
እግዝኣቢሄር ይሓግዝ 🙏
Asye Ertrea hagrye tebreki ❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እግዚኣብሄር ኣብታ ንፈትዋ ሃገርና ገዳማትና ንኩልና ኣብ ስደት ዘለና ይምለሰና❤❤❤❤❤❤❤❤
መፈጸምቱ የርኢየና ኣብ በረከት ክንሳተፍ እግዚኣብሔር ኣምላክ የሓግዘና ኣሜን!!!!!
ኣሜን በረከት ኣቡነ ፍሊጶስ ጻድቅ የካፍለና እግዚኣብሄር ኣምላክ።ነዚ ክንገብረ ሰናይ ፍቃዱ ይኩን ኣምላከ ፍሊጶስ።መርጌታ ኣማኑኤ ቃለ ሂወት የስምዓልና።
ቃለ ሂወት የስመዓልና አቦና🙏 እሺ ክንህግዝ ኢና🙏
ኣሜን እግዚኣቢሄር የቅንዓልና❤
እግዚአብሔር አምላክ ይሓግዝ።ፀሎት ኣቦታትና ኣይጋደፈና🌿❤
ቃለ ሂወት የስምዓልና አማን ሐውና ጽቡቕ ተበግሶ እዩሞ ኢደይ ኢድካ እዩ ዘድሊ ህዝቢ ክርስትያን
ኣምላኽ ቅድሳን የሓግዚ
ኢግዛቢሀር ሕይሊ ይሃብኩም ኣቦታተይ 🙏🙏🙏❤💚
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤🤲🤲🤲👏👏🌹🌻👏🤲🌻🌻🌻🌻🌻🌻
ስለ አምልኽ ምስ ኩሉ ልዝብ ክርስትያን ይኹን ንግዳማትና ዘይኮና ንመን ክንከውን ክንሕግዝ ኢናእምላክ ሐሳባትኩም የስምርልኩ እሜን እሜን እሜን ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Ezgabher Ms kdsti kudusan weladitu ythaweso 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኩቡር መምህርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ✝️🙏✝️🙏✝️🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Tesatefti nayzi bereket , Elena fetari kulu alem
Amen amen amen
Egziabhier yhagzkum kuburat sdra egzabhier.
Amen amen amen 🙏
ናይ ብሃቂ ናይ ቅድስት ሃገርና ገዳምና ክንሃንጽ ንድህሪት ኣይንብልን ኢን ህዝብና ኣብደግ ዘለና ኩልና ኢደይ ኢደይ ክንብል ኣምላክ ይሃግዘና ካብታ ደመውዝ ንውስዳ ኣስራትና እዳቀምጥና ንሃግዝ ።
Amen AMEN AMEN EGZIABHER ydegfena❤
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ⛪⛪⛪
ሓቀኛን ኣጽናፋዊትን እያ
👏👏👏👏👏👏👏
ቃለ ህይወት የስመዓልና።
Amen Amen Amen 🙏 qale hiwet yesmana abona
አምላኽ ቅድሳን አሕግዚ
Amen 🙏🏼 qal hiwet yesmalna ❤amlak yhagz🎉⛪️💐⛪️
አሜን
ኣሰይይይይ ቃለ ሂይወት የስማዓልና ቁዱስ አምላከና ይመስገን ሕራይ ንገዳምና ዘይኾን ኣይኹን ✝️🙏✝️🙏✝️🙏✝️❤️✝️❤️✝️❤️✝️🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤ኣሰይይይይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ንገድም ድብረ ብዘን ኪኣ ህናጸ ኢዮርስልም የበላ መፍጺም ይረኣና❤❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen beslotetee aytrsona🎉🎉🎉🎉
Amen amen amen fetari selam yhabena
Amen Amen Amen ☦️ 🙏. Ajokom 100% kenhgzkeom ena. Teray Negreanu kewxa kelo. Abe genkom alena orthodox Cristian Eritrea 🇪🇷
የኔታ እግዚኣብሔር የሓግስኹም
❤❤❤እግዚአብሔር ይመስገን
SHARE gberu kulukum deki kdst SLASE ❤❤❤❤❤❤❤
አሜን አሜን አሜን👏👏👏👏
እግዚኣብሔር ይሓግዝ
ንሕና ህዝበ እግዚኣብሄር ንገዳም ደብረ ብዜን ኪንሕግዞም ዘይኮናስ ንነብስና ኢና ኪንሕግዝ ማለት ኢዩ እዚ ፕሮጆክት እዚ ንኹላትና ን በረኸት ኪኸውን ዝመጸ ኮይኑ ይስመዓካ እሞ ኢደይ ኢድካ ንበል በረኸት ንማቀል ኣምላክ ኣጀሚሩ ብሰላም የፈጽሞ
EGZIABIHER tesatatit nayzi bereket ygbereni! Amen!
Amlake ERITREA 🇪🇷 ykber ymesgen ezi zesmeana AMEN ❤
Amlake ERITREA 🇪🇷 ykber ymesgen ezi zesmeana Ich AMEN ❤
Amlake ERITREA 🇪🇷 ykber ymesgen ezi zesmeana AMEN ❤
Amen 🙏
እግዝኣብሄር ኣቦይ ቤትካ ልዕል ክብል ርድአና🙏🏻
Amen AMEN AMEN ❤️
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalina
ናይ ብሓቂ ተስፋ ዝህብ ደስስስ ዝብል ናይ ሂወት መንገዲ እግዚኣብሔር ኣምላክ መፈጸምትኢ የርእየና🙏✝️
Amen Amen Amen 🙏
I am not orthodox Christian, but this Monastry should kept by any cost for generations
Amen qualehiwate yesmalna memhrna 🙏
🙏🙏🙏❤❤❤
Nay gedamatna bereket tekafelti ygberena
Amlak yhagezom🎉🎉🎉
Amen amen amen❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏
EGZIABHIER AMLAK YMESGEN!!!
NABZI ZIMERHAKUM!!!
AMLAK ASALTON AWETN YHABKUM!!!
TESATEFTI KINKEWN YEBQIANA AMLAK 🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉Amlak Esrael Keqinialna eumo nihina barotu tensiena kiniaay ena 🎉🎉🎉Egzabher Amlak nay Gedam Debre bizen nay Abune Filipos bereketom yekaflena nleal nbetu nmhnax❤❤❤ ortodoxsawuyan🎉🎉🎉
❤እግዚአብሔር ይመስገን❤ ስለ ኤርትራን ህዝባን ❤ጽቡቅ ሐሳብ ብሩካት❤አብ ጎንኩም አለና❤ቃል ሂወት የስምዓልና
እንካይ ንቢዘን ንወለሎ
ንሰብ እካ ዝዕደሎ
Tebarek❤🎉
Amen Amen Amen ✝️⛪🇪🇷🇪🇷🇪🇷qalhiwetu yesmaena kinhigz egziabher bxegeu yhagzena
Kale Hiwet yesmana Amen Amen Amen 🙏 🤲 🙏🤲🙏🤲🙏👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼
Aseyyyyy des zebl egziabher tesatefti nayzi bereket ygberena
Egzabhier amlak yehagz,
Kalehiwet..yesmalna. amen. Amen. Amen
እንቋዕ ብሰላም መጻእኩም ኩቡር ኣቦና፣ክብርን ምስጋናን ንእግዚኣብሔር ኣምላኽና ይኹን።
Asey Asey ellllllll Debre BIZEN eti rezen Abi debri
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Mergeta 🎉🎉🎉
Amen kal hiwet yesmealna mmhrna egziabher mefexemtueu yerieyena
Amen Amen Amen 🇪🇷 🙏 kale hiwet yesmalna bereketu iegzabher miss Kailua young Amen 🙏 🙌 Thanks 🇪🇷 🙏 🙌 👏 ❤️ Eritrean ❤❤❤
🙏🙏🙏❤🙏🙏🙏❤🙏🙏🙏❤🙏🙏🙏
ኣምላክ ምስኩም ይኩን ቡሩካት ኣሕዋተይ❤❤❤🎉🎉🎉
Gedam Debrebisen kabtom blibi des eluna ab gize kulinetna ametawi kab Asmera biegrwna ninegdo zineberna hiwet zizeralka gedam eyu amlak tekafelti xelotn bereketn abune filipos ayfeleyena amen.
🇪🇷🙏🙏🙏🙏
Btaami xbuk des zebl agziabher mefexemteu yerayena tekafelti nayti bereket ygberena ❤
Amen.amen
Amen❤❤❤❤
Temesgn Amlak
ክንሕግዝ ኢና አብ ሃገርና ዘለው ገዳማትና ከይየደልካ አብ ምዕራብ ሃገራት ከተቛቕም ምሕሳብ ሃገራዉያን ገዳማትና ምድኻም እዩ
ቃለ ሕይወት የስምዓልና ❤❤❤❤❤❤❤ ብሓቂ ኣብ ምዕራብ ሃገር ካብ ምህናጽ ኣብታ ቅድስት ሃገርና ከምዚ ዓይነት ምህናጽ ይበልጽ
Mefexemteu yereyena abu ne flipos abune yewhans mes kulna ykun
Btami zehegus eyu edey edka nbel deki Erey
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🙏⛪❤
Amen Amen egziabher hatyatna kseryelna nezi zeynkewn dina deki tewahdo eza nay adina kidsti dmyana tefeximu ms reana hagosna wesen yeblum sdetna yehxiru adna kimelsena yehwat ajokum abotatna ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ግደፍዶ ቤት አምላክ ክዓብን ብርእሱ ክሐድር ውልቀ ሰብ ኤርትራዊ ከይተኾራመየን ከይለመነን ብጽፍሩ አብ ተስፋ እግዛአብሄር ተመርኩሱ ክነብር እምበር ተመጽዋቲ ተረፍ አፍራስ ጽዓዱን ሐወላን ኮይኑ ክነብር ትምኒትን ድሌተይን ድሌት ብጂግንነት ዝወደቁ ደቁን ገና ሕድሪ ዝወደቁ ጀጋኑና ስንቅን ዕጥቅን ተሐንጊጦም ገና አብ ግንባራት ኤርትራ ዘለው ጀጋኑ ሓይልታት ኤርትራ ውን ካብ ብውሺጣዊ ጸጋካ ተጠቂምካ ርእስካ ምክአል ዝፍለ ሐሳብን ትምኒትን የብሎምን።ምናልባት ነዚ አብ እከይ ዘመን ዝተፈጥረ ብጉዳይ አፍልጦን መነባብሮ ገዳማትና አብ ውሺጢ ኤርትራ ይሕደሶ ይከውን ደርብታትና ከምቲ ገና አብ ዕሸል ዕድመይ ዝፈልጦን ዝሪኦ ዝነበርኩ አመንቲ ነበርቲ ደርብታትና ካብ ጡጡቆ ተመጊብካ ጸጋ እግዛብሄር ተመሊእካ ብተስፋ ዓስቢ እግዛአብሄር ካልእ ዝውንኖ አይነበረን።በዚ ክአ ደስ ይብለኒ ኦርቶዶክስ ብሀብቲ ጸጋ እግዛአብሄር ዝተመልኤት ብሀብቲ ዓለም እንኾ ድካ ስለ ዝኮነት ።እዚ ሕጂ ተበጋግስዎ ዘሉኩም አብ ዕላማ ሰውራ ኤርትራን በጃ ዝተከፍሉ ደቃን ርእስካ ምክአል ዝተበገሰ እዩሞ ህዝቢ ኤርትራን ዝአምኖ አምላኩን ከማልኦ ምዃኑ ክንዲ ፍረ አድሪ ቅንጣብ ምጥርጣር የብለይን።ሸለል ኢለ ክሐልፎ ሕልናይ ዘየፍቀደ ካብቲ ዘረባ ሙግለጺኩም ደብረ ቢዘን አብ ዝተፈላለየ ቦታ ግደን ስፍራታት ከም ዝነበሮ አተንቢህኩም ከም አብ አኩሱም ሺዋ ወዘተ ንታሪኽ ንምፍላጡ ግርም ይኩን እምበር ካብ ስርዓት ሀይለ ስላሴ ስጋብ ስርዓት ተጋሩ ንሕብሪ ዓይንና ዘይመላአልና ይቅፈድ ይቅተል ይከላበት ይስጎግ ንብረቱ ይራሰ ንዘመናት ተቀሚጦም ብራሀጾም ዘጥረይዎ ቁማር ምብልዖም ድሮ ተረሲዑ አብ ሐረድትን አንጽነቲ ሀገርና ዝነበረ አኩሱምዶ ሺዋ ክትብሉ ከለኩም ዘይ ስንካ ሑጻ ቆርጥመሉ ይመስል። ንዘበናት አብ ሀገረ ከዳሞ (ኢትዬጰያ) ዝነበሩ ኤርትራውያን ብቦዶሽ ዝተፋነውሉ ያዕ ኢልካ ኔሩናን አለናን አብ ሀገረ ከድሞ ኢትዮጵያ ጽልቃ ክልል ትግራይን እቲ አለናን ነበረናን ገደል ይእቶ ኤርትራ አብ ውሺጢ ከርሳ ዘሎ እምበር ካልእ አይታያን እዩ። ካብቶም ከቢድ ዋጋ ዘክፈሉናን ገና ምስ አከደምቶም ካብ ቁርቁስ ዘይተፈለዩና ብሩፍታ እንጽበዬ ማና የለንሞ አብ ኤርትራ ብዙሐት ገዳማት ነዊሕ ዕድመ ዘለወን አለዋ ከም አብነት ደብሪ እንዳ አውነ መንቆርዬስ ደብሪ አብ ደብረማርያም ዝርከብን አብ ካልኦት ዞባታት ኤርትራ ዝርከቡ አብዚ ርእስካ ምክአል ባህግን ህዝብን ዝተበጀዉ ሰማእታት ኤርትራ አይአተውን ወይ ናይ ዝቋዱስሉ መናፍሕ ጡሩባ ክህረም አብ ዘረባኩም አይሰማዕኩን ማና ልምዓትን አብ ማርስ ስለ ዘለዎም ዱዩ?ብዝኮነ አብ ሕማቅ እዋን አለናሞ እተን ዝተረፋ ብጸጋ ህያው አምላክ ጸኒሔን ብበረከቱ ክአ ብጸጋ እግዛአብሄር አብ ብርሀን እናነበራ ብሀብቲ ዓለምና እናተሸገራ ምንባር ዓስቢ እቲ እቲ ርእሲ ኩሉ ዘሕፍስ አብን መንፈስ ቁዱስን ወልድን አማላዲትና አደ መድሓኒና ውላድ አምላክን አእላፋት መላእክትን አይክፍለዬምን እዩ።
Nay behaki mrgieta hawuna neta zmeharetka gdam ab kdm bkulu hji ke mtmhrtka asbka abune flipos ykfeluka
መጋብየ ሓዲስ ምሕጋዝ ጽቡቅ እዩ ዓቢ ብዓል ግርማ ገዳም እዩ ክሕገዙ ዘለዎም ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ንቤተክርስቲያን ርእሲ ኮይናማ ዘለዉ እዮም ።ከምቲ ክሕገዙ ዘለዎም ኣብኦም ዝወርድ ዘሎ ኣደራዕ ገበን ብመንግስቲ ዝግበር ግን ክትኩኑኑ ኣይሰማዕናን ስለምንታይ ሓገዝ ስለ ዝሓተቱ ተዛረቡልና ስለ ዝተባህልኻ ጥራሕ ክትዛረብ ኣለኻ ማሌት ድዩ ?
ኣታ ሸጣን ተሃድሶ ውጻእ እዚ ገዛ ቅዱሳን እዩ።
ናይ ብዓል ዑሱብ ስልጣን ካሳውን ተሃዱሶ መናፍቃን ደቂ ምልሻ ስርናይ ናይ ድያብሎስ መሳርሒ ሰዓቢ ናቶም ኢኻ ባራ ኣብቲ ናቶም ገዛ ኬድካ ኣንርግር።
እዚ ገዛ ቅዱሳን ገዛ ኤርትራውያን ኣቦታት እዩ።
@@AlayGere ክክክ እወ ዶ
@@Hawi-tesfit ገደደ ክክክ ጽሩይ ዓጋመ እንከለኻ ጉዳይ ትግራይካ ዘይትገብር እንተይ ኣብዚ ገዛና ኣምጺእካ።
ክክክክ እዚ ናይ ትግራይ ቋንቋ እዩ(አወ ዶ-))) እደ ፈንጂ ሒዘካ ኣታ ወስላት።
@@AlayGere ሰብኣውነት ተላበስ ምን ምዃንኻ ኣይትንገረኒ ሰብ ብዝበሉኻ ብዝተባህለ ኣብ ታሪኽ ኣይትንበር ናትኻ ታሪኽ ፍጠር ሰብኣውነት ዝለዎ ሰብ ናይ ዝኮነ ውልቀ ሰብ ኣልዒሉ ኣይዛረብን እዩ ንሰብ ሰብ ዘብሎ ሕልናዊ መንገዲ እዩ ካብዚ ጸያፍ ዘረባኻ ከማን ሓቲተኻ ክትምልስ ኣይትክእልን ኢኻ እንታይ እዩ ታሃድሶ ከ ንትሃድሶ ዝምጉት ዝቃወም ከ ሰይጣን ይብሃል ድዩ ።
ናይ ብሓቂ ተኸታታሊ እዛ ቻነል ኸማን ኣይኾንኻን ?