ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
እዛ መዝሙር ዓጻዊት 2024 ዓመት ኮይና ኣላ ኣብ ታሪኽ ናይ ሂወተይ የሱስ ደው ዝበለካ እኩል ኣቦ
Nay wn kemu ❤❤❤
Nska tiakil eka yesuseyNska tiakil eka aboye❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሚን ንስካ ትኣክል ኢካ ። ኩሉ ሰብ ክጥለም ሓደ ዘይጥልም ኢየሱስ
Behaki melat amlak tegelex mezmur goyta abzihu yezizu yebareka 🙌♥️🙏 nesekan bezelo alyetkan tebarek
❤❤❤❤❤❤❤ የሱስ ሙቁር ፍቅሪ ።
Jesus christ is my best father🙏🙏🙏
ዘገርም ቅብኣት መንፈስ ቅዱስ ዘሎካ ሰብ ኢኻ።ብሓቂ ንሱ ምሳና ምህላው እኹልዩ።ክብሪ ኩሉ ንጎይታ ይኹን።❤❤🎉
ናይ ብሓቂ ንሰካ ትአክል ኢካ ዋዉ ዋዉ ብረክ ሓዉ የማነ ሀብተ
ንስኻ ትኣክል ኢኻ ባባ ❤❤❤actually ኣሜን (3))))))
ኣሜን የሱስ ይኣክል እዩ በይኑ ጎይታ ዘመንካ ሙሉእ እናዘመርካ ንበር የማነ ሓወይ
ዋሃሃሃሃ,,,የ,,,ዋሃ,,,,,,,ሃሃሃየንስኻ ትኣክል ኢኻ የሱሰይንስኻ ትኣክል ኢኻ ,,,,,ንስኻ ትኣክል ኢኻ ኣቦየ ምሳይ እነተ ለኻ,,,,ንስኻ ትኣክል ኢኻ ባባየንስኻ ትኣክል ኢኻ,,,, ንስኻ ትኣክል ኢኻ ኣቦየምሳይ እነተ ለኻ ብዙሓትዮም ኔሮም ኣለናልካ ዝበሉኒ,,, ኣለዉኒ ኢለ ደልየ,,,ዮም ክምቲ ንሶም ዝበሉኒ,,, ንሳቶም የለዉን ኣሃሃ,,,ይ,, ባኣኻ ግን ኣይሓፍርኩንንስኻ ትኣክል ኢኻ የሱሰይንስኻ ትኣክል ኢኻ,,,,,ንስኻ ትኣክል ኢኻ ኣቦየ ምሳይ እነተ ለኻ,,,,,ንስኻ ትኣክል ኢኻ ባባየንስኻ ትኣክል ኢኻ,,,,,ንስኻ ትኣክል ኢኻ ኣቦየምሳይ እነተ ለኻ,,,, ኣቦ ኣደ እንተዘሃልዉ,,,ኡሁሁ,, ቀረባ ዝመድ እንተ ተሳእኑ ዓርኪ ማሓዛ እንተ ጎደለ ኣለኹ ዚብል እንተ ጠፈአ ንስኻ ትኣክል እኻ ምሳይ እንተሎኻ ንስኻ ትኣክል ኢኻ የሱሰይንስኻ ትኣክል ኢኻ ,,,,,ንስኻ ትኣክል ኢኻ ኣቦየ ምሳይ እነተ ለኻ,,,,ንስኻ ትኣክል ኢኻ ባባየንስኻ ትኣክል ኢኻ,,,,ንስኻ ትኣክል ኢኻ ኣቦየምሳይ እነተ ለኻ,,,, ዝርአ ዝስማዕ የለን ዝጭበጥ ዉን ኣይተረኽበን እቲ ተስፋ ዝገበርኩሉ ኮይኑ እኳ እንተ ዘይራኣኹ ንስኻ ትኣክል እኻ ኣሃሃይ,,ምሳይ እንተ ሎኻንስኻ ትኣክል ኢኻ የሱሰይንስኻ ትኣክል ኢኻ ,,,,,ንስኻ ትኣክል ኢኻ ኣቦየ ምሳይ እነተ ለኻ,,,,ንስኻ ትኣክል ኢኻ ባባየንስኻ ትኣክል ኢኻ,,,,ንስኻ ትኣክል ኢኻ ኣቦየምሳይ እነተ ሎኻ,,,,!
ዘገርም ትግሃትን ጸዓትን ሪኤ ስለቲ ጊዜኻ ሰዊእካ ነዚ ክትጽሕፍ ጎዶሎይ ክትምልእ ነቲ ናይታ መንግስቲ ኣምላኽ ዕዮዉን ክትሕግዝ የማናይ ኢድካ ስለዝሃብካኒ ምስጋናይ ወሰን የብሉን ጎይታ ዘለካ ኩሉ ይባርኽ ኮሙኡ ጌሩ ድማ ናትካ ፡ጎዶሎኻ ይመልእ።ንስኻ በረኸተይ ኢኻንስኻ ብሩኽ ኢኻ
@@yemanehabteofficialchannel3901 ymun hawoy bruk, eti mazamratka bmlu hiwotey zgelx slezkone nska entzeyemka ane dma wala ente xhafku mglexi fkriey zkewn ele endaley. We love you ymun hawoy
@@LEGACYofChristFullMinistries ኣድሒነይ ሓወይ እንኳዕ ናተይ ኮንካ እንኳዕ ዉህበተይ ኮንካ ።
እግዛቢሄር ኣዕዚዙ ይባርካ ፓስተር የማነ ብመዛሙራትካ ይኹን ምስክራትካ ብዙሕ ግዜ ኢና እንህነጽ 'ሞ ነቲ ከማኹም ዝበሉ ኣርኣ ዝኮኑ ኣብ ማእከል ሕዝቡ ዘቀመጠ ዘይረአ ፡ ዘይመውት ሓደ ኣምላክ ፡ ክብርን ስብሓን ይኹኖ ። ኣሜን
ኣሜን፡ክብሪ ኹሉ ነቲ ዓቢ ሽሙ ይኹነለይ።ጸጋ ይብዛሓልካ።
ስለ ኹሉኹም ቅዱሳን ስለቶም ኣብ ጎነይ ኮይንኩም ፍቕርኹም እትገልጹለይ ዘለኹም ዘበርትዕን ንቕድሚት ክደፍእ ዝሕግዘኒ ቃላትኩምን ስለቲ ነዓኹም ዝሃበኒ ኣምላኽ ኣዝየ የመስግንነዓኻትኩም፡ድማ መመሊሱ ፍቕሪ ኣምላኽን ምጽንናዑን ኣብ ሂወትኩም ይብዛሓልኩም እብል ኣለኹንስኻትኩም፡በረኸተይ ኢኹም
nska takl eika yesusey 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
የማነ ሓወይ ናይ ኣምላክ ሰብ ቃላት የብለይን ክገልጸልካ መዛሙርካ ክሰምዖ ከለኩ ይንጠቅ ህላውነት ኣምላክ ይርእዮ ይብርትዕ በቃ ካልእ ሰብ ይከውን መንፈስ ኣምላክ የስክረኒ ኣምላክ ዘመን ሂወትካን ቤትካን ኣገልግሎትካን ይባርክ እስካ በረከትና ኢካ የማነ ሓወይ ብጎይታ ደስ ይበልካን ተሓጎስን ብሩክ ሓወይ ኣጆካ የሱስና ክምለስ እዩ ንሕና ከኣ ነታ ዓባይ ዮሪሳሌም ተታሓሒዝና ክንወርሳ ኢና ብሩካተይ ደጊመ ብጎይታ ተሓጎስ ይብለካ ኣለኩ መዝሙርካ ይብዛሕ💝💞🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
Ya nay bahaqi
Nska teakil eka babayey 🙏🥺nska teakil eka yesusey ❤yesusey teakl eka msay teleka goytay 🙏🥺
ንስኻ ትኣክል ኢኻ ኣቦየ ብሓቂ ❤❤❤❤ ኣብ ኩሉን ብኹሉን ንስኻ ትኣክል ኢኻ የሱስ
ናይ ብሓቂ ንስካ ትኣክል ኢካ ዮሱስየ
Ymun hawey zgerm mezmur ,nay agatami koynu ktsebk semiaka wey ewn getumuni ayfeltin eyu ,gin kea mezamuratka tieum menfes zelewen slezkome kulushab bnibat eye zseman ,Amlak melisu kibatka yenjerbbo , we love you all family 👪 ♥️ ❤️ 💜 💕 💖
Amen
@@samueltekle5873wqefre00000😊1
ብሓቂ ዝተወከልናም ዝኣመናዮም ክጠልሙና ሪእና እና ኣምላኽይ ግን ኡኩል ቱሩፍ እዩ ንሱ እንተለዩ ግና እኩል እዩ። ዩሙነይ እግዝኣብሄር ኣጎልጉለትካን ሓዳርካን የባርክ stay blessed at all times.
Amlak msaka eyu hawey
የማነ ሐወይ ጐይታ የዕዚዙ ይባርኽካ እግዚአብሄር እሙን እዩ🙏
Yemane hawna tebarek nbereket yigberka Amlak.
ኣሜን ኢየሱሰይ ሕልፍን ትርፍን ኢኻ ንዓይ ንስኻ ጥራይ ተቆጻጸረኒ ምሳይ ኩን
Amen 🙏 every time I hear this I cry I don’t know why 😢
Last year i was going through a lot in life, when i hear this i was 😢😢😢 a lot
Amen Ymun Bereketna Eka Please Ahwatey bkalie Tezeyhageznayo Like , Share & Follow Belulu Nkalie Eko Share Belu Kbluna Ywelu Alewu Aykonen Nay Yesus Mezamurat. 👍
Exactly kulu ytreff Jesus Krstos is the first Bless you ymun
Aman amen amen 😭🙏😭😭🙏😭🙏😭 yesus neska beyneka ekul eka tebarek yemun bruk
Hallelujah Niska tiakil beynika………………🙌🙌🙌🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ኣሜን እግዛብሄር ኣቦ ይኣክል እዩ ምሳይ ኣሎ ንሱ ብኽሉ።ንሱ እግዛብሄር ኣቦ ሙሉኡነተይ ስለ ዝኾነ ብኽሉ ኣሜን።እግዛብሄር ይባርኽካ የማነ ሓወይ ።
Amen Amen Amen Jesus christ my Father beynu ekul eyu👑👑👑👑👑👑👑
❤የሱስ እኹል ኢኻ !
Nay bhaqi yesus beynu yakil eyu . Yemane hawina amlak azizzu ybarika memelisika zzmmer ybzahalka tebarek.
Yessssssssss amennnnnnnn yemane haweyyy biruki ሰይይይይ እልልልልልልልልንእግዚኣብሄር ነቲ ኣምላኽ ምድሓነይክዝምረሉ እየ ሙሉእ ዘመነይ 👏👏👏U R one of our blessings Merahi hawey🌺🌺🌺
🥰🥰🥰Nay bhaqi NSKA TIAKILN TIAKAKILN GOYTAYE🤗🤗🥰🥰
Amen Amen bruk eka ymun hawey yesus ekul ab hiwotna haki belka ezea mezmur neay yemlkteni ewe Bizuhat nerom ajokum zebluna hji gen amlak ymsgen gxeu terah yeaklni❤❤❤🙏🙏🙏
Egzabeher zemenka kulu yebark. Zeytetsgeb mezmur . Eska teakel eka Jesusey mesay enteleka ❤
ተባረኽ ጅግና ውለድ ኣምላኽ።ወላ እዚ ሙዚቃ ውሽጥኻ ይትንክፈካ🥺🥺🥺
ናይ የማነ ደኣ ዘይትንክፈካ የብሉን ንዑዑ ኢሉ ዝተሰርሐ ፍጥረት ዩ ካብ ናይ ቀደም መዛሙራቱ ጀሚርካ ውሽጥኻ ይገላብጥ
Amennn ጎይታ ኣዕዚዙ ይባርኽካ ❤❤❤❤
Nska buruk eka ,mezamuratka medhanit eyu amlakey memelisu ybarka 💐🙏
Yes nay bhaqi wshtey zitekefetni mezmur niska tiakl
ንስኻ እኹል ኢኻ የሱሰይ❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን በሓቂ ንስኻ ትኣኽል ኢኻ የሱሱይ ጥዕምቲ መዝሙር የማነ መመሊስኻ ወስኽ
ኣቦይ ቦኽሪ ሓወይ እኹል ኢኻ
ኣሜን ንስኻ ትኣክል ኢኻ እየሱሰይ፡የማነ ሓውና ብመዛሙራትካ ተባሪኽና ኢና፡ዘመንካ ልምሉም ኢዩ።
Amen 🙌🙏🏾🙏🏾🙏🏾 He is Sufficient. Bless you. ❤❤
Tikikil mezmur yesus ekulyu kulu yikid yesus sle zeleni gin kulu gize hugustiye
ኣሜንንንን ንስኻስ መመሊስካ ዘምር ብሩኽ ኢኻ
Yes ኢየሱስ ይአክል አዩዩዩዩ የሙ ብሩክ ህያብና ኢካ you are my number 1 favorite singe❤❤❤❤❤r (Bella)❤
ኣሜን ኣሜን ክብሪ ን ኣምላኽ ይኹን
Wawww goyta aezizu ybarkka ymu hawey bruk kulu mezamratka ngoyta Eyesus yenafqeni 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Amen Amen God bless you Ymun buruk. I am always blessed by your song ❤️❤️❤️
Amen amen yesusy teakl eka ❤❤❤❤
Amennnn amennb nska takle eika yesus....ymun bruk goyta yesus ybarka...nska bereketna eika.
Tebarek lemlm ymuney buruk
Amen Amen Amen Bless you Brother 🙏❤
Amen ❤️ God 🙏 bless you more brother 💖♥️🇪🇷
ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል መዝሙር የማነ ሓወይ ተባርኽ ብየሱስ አይንሓፍርን እኩል አዩ ንሱ
Absolutely right! Niska tiskil eka yesusey 😢😭😭😭 Tebarekeley Yemane hawey! You are blessed ❤
Amen Amen ewe yesus beynu nsu ekul u❤❤
ኣታ መዝሙር ሲ በዓል የማነ ተዘመርዎ እዩ እንበር ፡ወላ ከይዘመሩ ኣብቲ ምህላዎም ዘይቲ ኣሎ ፡ተስተውዑሉ ዶ ቅዱሳን ኣብቲ ድምጹ ፍሉይ ነገር ኸም ዘሎ ፡ተስፋዬ ጫላ ፡ምሕረት ኢተፋ ከኣ ልክዕ ከምዚ እቲ ድምጾም ብሓቂ መንፈስ ዝንቅንቅ ዩ ፡፡
ኣሜን ንስካ ቡሉጽ ናይ ኣምላክ ሰብ ኢካ መመሊስካ ብመዛሙራት ተባረክ ይሙን ሓወይ በረከትና ኢካ።
Wawwww yemu blessed 🙌 zemenka ybarek mezamuratka nmdri yshefen
Amen amen bihaki Yimun hawey zemenka yibarek memeliska wesik, mezamuratika wushiti zitinkif zebikiy eyu hijiwun ayteleweten, kibri n Goita yikun. Amen
Amen Amen Amen Amen God bless you brother
Amen bhaqi niska tiakil eka misay ente alika yesusey ❤❤❤
ኣሜን የሱስ ይኣክል እዩ በይኑ ይሙን ሓወይ መመሊስካ ብመዝምሩ ተግለጽ ። ሕቶ ኣላትኒ ንስኻ ትኣክል ኢኻ ምስበልካ እንታይ እያ ትብል ምድማጽ ኣብያትኒ ተገዲስካ ስደደለይ ቡሩኸይ
Nska teakl eka msay enteleka ❤❤
Ymun hawey nay Amlak seb azika tebarek memeliska kab hayli nab hayli kab kbri nab kbri tesager kemti Amlak bmezmurka zbarkenan zesagrenan zelo stay blessed my bro
Really touching song and may the lord bless you 🙏 yemane hawey. Abzi akahida zemen yesus yeakl you bhaki.
Amennnnn God bless you yemane hawey
ተባረክ የሙን ብሩክ እስካ ኻብ ኣምላክ ንምጽንናዕና ዝተወሃብካ ህያብና ኢካ
You really blessed ALMIGHTY GOD BLESS you MORE I AM proud of you
❤️❤️❤️❤️Nska tiakil ika Babaye 😭❤️❤️❤️Bless you yemun hawey
Amen 🙏 amen 🙏
እዋይ ክትባርኽ እዛ መዝሙር እዛ ኢንትሮ መዝሙርካ ተዘርጊሓ ዶ ይሙን ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትዋ
ሞጌ ሓወይ ብሩኽ ገና ብሒጂዛ ክትዝርጋሕ እሞ ኣብ ቀረባ እዋን ግን ክትዝርጋሕያ
በጃኻ ወላ ክንልምነካ ኣቀልጥፋ ተተኻኢሉ ውን ኣንፍራ ከምቲ ዝዘመርካዮ ምእንቲ በሓደ ኩልና ክንንነፍር ፡፡ካብ ዝዘመርካያ መዓልቲ በይንኻ ትነፍረላ ኣለኻ፡ ንሕና ከኣ ንናፍቅ ኣለና ምንፋር በጃኻ ንጽበየካ ኣለና ፡፡ ንዓኻ ቀሊል ዩ ዝመስለካ ብመዝሙርካ ጎይታ ኣብ ሂወት ሰባት ዝሰርሖ እቶም ዝጠዓምናዮ ተዛሪብና ንውደኦ ኣይኮነን
@@azeb6106 ሕራይ ኣብ ብቕልጡፍ ሓጺር እዋን ምስ ብዙሕ ኣኽብሮት ክዝርጋሓየ
Neska teakel eka ewe Yesusey... memliseka tebarek yemune hawey
Bhaqiy n skatakl eka Babaye Yesusey natey !!
absolutely true Amennnn Amennnn Amennnn 🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌
ከመይ ዝበለ ዝማሬ እዩ ተመስገን ኣምላኽ
Rigatt tebarek yumun nay goytata agelgaly azya tbark mezmur
Amen bhaki yesus yakl eyu eza mezmur bhaki barikatnn axenaniatnn eyamo ymun hawey memeliska lemlm bereket natna eka Gbu
Amen Amen Egzabeher zemenka kulu yebark you are blessed. Blessing son
Behaqi Nska teakl ika yesusey msay ente aleka tewsaki zeyblu. bless you
Waww btaemi zfetwa mezmur tbarkeka texenaniaka muzmur yemane goyta ybarka❤❤
መዛሙራትካ ንአይ አዝዩ እዩ ዝባርኽኒ ፡
Bhaki nsu msay entelyu entay ygodleni ymun hawey memeliska kabzi nlaeli tegelex❤❤❤❤
Tebarek bhaki menfes Amilak zelewo mezmur .
Amennnnnnnn nay behak Nesu yeakillll😇🙏🙏🙏😇😇😇😇🙌🙌🙌
such a blessing mezmur bhaki, may God continue to bless your ministry.🙌
Wawww Amennnnn yemun hawey bruk❤❤🎉
God bless u memelisu yemane hawey
Amen.
ኣሜን 🙌🙌🙌
Amennnnnnn bahki yesus ekul goyta memlusu xegu yebzahalka ymun buruk
Yemun hawey tebrke mezmurka enda semaku abiy hejka nye mexninae mezmur burke hawey memlska tebrke
ኣሜን ኣሜን
Amen 🙏 neay si ybezhani yu yakleni yu kbri nAmlakey. Bless you brother
የሱስ ይኣክል እዩ ኣሜን❤
Amennnn hallelujah 🙌
Amen yes Jesus you are enough Jesus Amen
Wawe yumun jigena nay Amelake seb zemenka yibarek pls kulu muzamuratqa rimexe entetegebero betami xebeq neyiru
ዩሙን ብሩኽ ተባረኽ፡ በረኸትካ መመሊሱ ጃሕ-ጃሕ ይበል።
ብሓቂ የማነ ወዲ ምጽንንናዕ ፡ ብጣዕሚ ጥዑም መዝሙር። keep on going
Amen amen 🙏 💕🎈❤️❤️💕💕💕💕💕💓💕❤️❤️❤️
እዛ መዝሙር ዓጻዊት 2024 ዓመት ኮይና ኣላ ኣብ ታሪኽ ናይ ሂወተይ የሱስ ደው ዝበለካ እኩል ኣቦ
Nay wn kemu ❤❤❤
Nska tiakil eka yesusey
Nska tiakil eka aboye❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሚን ንስካ ትኣክል ኢካ ። ኩሉ ሰብ ክጥለም ሓደ ዘይጥልም ኢየሱስ
Behaki melat amlak tegelex mezmur goyta abzihu yezizu yebareka 🙌♥️🙏 nesekan bezelo alyetkan tebarek
❤❤❤❤❤❤❤ የሱስ ሙቁር ፍቅሪ ።
Jesus christ is my best father🙏🙏🙏
ዘገርም ቅብኣት መንፈስ ቅዱስ ዘሎካ ሰብ ኢኻ።ብሓቂ ንሱ ምሳና ምህላው እኹልዩ።ክብሪ ኩሉ ንጎይታ ይኹን።❤❤🎉
ናይ ብሓቂ ንሰካ ትአክል ኢካ ዋዉ ዋዉ ብረክ ሓዉ የማነ ሀብተ
ንስኻ ትኣክል ኢኻ ባባ ❤❤❤actually ኣሜን (3))))))
ኣሜን የሱስ ይኣክል እዩ በይኑ ጎይታ ዘመንካ ሙሉእ እናዘመርካ ንበር የማነ ሓወይ
ዋሃሃሃሃ,,,የ,,,ዋሃ,,,,,,,ሃሃሃየ
ንስኻ ትኣክል ኢኻ የሱሰይ
ንስኻ ትኣክል ኢኻ ,,,,,
ንስኻ ትኣክል ኢኻ ኣቦየ
ምሳይ እነተ ለኻ,,,,
ንስኻ ትኣክል ኢኻ ባባየ
ንስኻ ትኣክል ኢኻ,,,,
ንስኻ ትኣክል ኢኻ ኣቦየ
ምሳይ እነተ ለኻ
ብዙሓትዮም ኔሮም ኣለናልካ ዝበሉኒ,,,
ኣለዉኒ ኢለ ደልየ,,,ዮም
ክምቲ ንሶም ዝበሉኒ,,,
ንሳቶም የለዉን ኣሃሃ,,,ይ,,
ባኣኻ ግን ኣይሓፍርኩን
ንስኻ ትኣክል ኢኻ የሱሰይ
ንስኻ ትኣክል ኢኻ,,,,,
ንስኻ ትኣክል ኢኻ ኣቦየ
ምሳይ እነተ ለኻ,,,,,
ንስኻ ትኣክል ኢኻ ባባየ
ንስኻ ትኣክል ኢኻ,,,,,
ንስኻ ትኣክል ኢኻ ኣቦየ
ምሳይ እነተ ለኻ,,,,
ኣቦ ኣደ እንተዘሃልዉ,,,ኡሁሁ,,
ቀረባ ዝመድ እንተ ተሳእኑ
ዓርኪ ማሓዛ እንተ ጎደለ
ኣለኹ ዚብል እንተ ጠፈአ
ንስኻ ትኣክል እኻ ምሳይ እንተሎኻ
ንስኻ ትኣክል ኢኻ የሱሰይ
ንስኻ ትኣክል ኢኻ ,,,,,
ንስኻ ትኣክል ኢኻ ኣቦየ
ምሳይ እነተ ለኻ,,,,
ንስኻ ትኣክል ኢኻ ባባየ
ንስኻ ትኣክል ኢኻ,,,,
ንስኻ ትኣክል ኢኻ ኣቦየ
ምሳይ እነተ ለኻ,,,,
ዝርአ ዝስማዕ የለን
ዝጭበጥ ዉን ኣይተረኽበን
እቲ ተስፋ ዝገበርኩሉ
ኮይኑ እኳ እንተ ዘይራኣኹ
ንስኻ ትኣክል እኻ ኣሃሃይ,,ምሳይ
እንተ ሎኻ
ንስኻ ትኣክል ኢኻ የሱሰይ
ንስኻ ትኣክል ኢኻ ,,,,,
ንስኻ ትኣክል ኢኻ ኣቦየ
ምሳይ እነተ ለኻ,,,,
ንስኻ ትኣክል ኢኻ ባባየ
ንስኻ ትኣክል ኢኻ,,,,
ንስኻ ትኣክል ኢኻ ኣቦየ
ምሳይ እነተ ሎኻ,,,,!
ዘገርም ትግሃትን ጸዓትን ሪኤ
ስለቲ ጊዜኻ ሰዊእካ ነዚ ክትጽሕፍ ጎዶሎይ ክትምልእ ነቲ ናይታ መንግስቲ ኣምላኽ ዕዮዉን ክትሕግዝ የማናይ ኢድካ ስለዝሃብካኒ ምስጋናይ ወሰን የብሉን ጎይታ ዘለካ ኩሉ ይባርኽ ኮሙኡ ጌሩ ድማ ናትካ ፡ጎዶሎኻ ይመልእ።
ንስኻ በረኸተይ ኢኻ
ንስኻ ብሩኽ ኢኻ
@@yemanehabteofficialchannel3901 ymun hawoy bruk, eti mazamratka bmlu hiwotey zgelx slezkone nska entzeyemka ane dma wala ente xhafku mglexi fkriey zkewn ele endaley. We love you ymun hawoy
@@LEGACYofChristFullMinistries ኣድሒነይ ሓወይ እንኳዕ ናተይ ኮንካ እንኳዕ ዉህበተይ ኮንካ ።
እግዛቢሄር ኣዕዚዙ ይባርካ ፓስተር የማነ ብመዛሙራትካ ይኹን ምስክራትካ ብዙሕ ግዜ ኢና እንህነጽ 'ሞ ነቲ ከማኹም ዝበሉ ኣርኣ ዝኮኑ ኣብ ማእከል ሕዝቡ ዘቀመጠ ዘይረአ ፡ ዘይመውት ሓደ ኣምላክ ፡ ክብርን ስብሓን ይኹኖ ። ኣሜን
ኣሜን፡ክብሪ ኹሉ ነቲ ዓቢ ሽሙ ይኹነለይ።
ጸጋ ይብዛሓልካ።
ስለ ኹሉኹም ቅዱሳን ስለቶም ኣብ ጎነይ ኮይንኩም ፍቕርኹም እትገልጹለይ ዘለኹም ዘበርትዕን ንቕድሚት ክደፍእ ዝሕግዘኒ ቃላትኩምን ስለቲ ነዓኹም ዝሃበኒ ኣምላኽ ኣዝየ የመስግን
ነዓኻትኩም፡ድማ መመሊሱ ፍቕሪ ኣምላኽን ምጽንናዑን ኣብ ሂወትኩም ይብዛሓልኩም እብል ኣለኹ
ንስኻትኩም፡በረኸተይ ኢኹም
nska takl eika yesusey 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
የማነ ሓወይ ናይ ኣምላክ ሰብ ቃላት የብለይን ክገልጸልካ መዛሙርካ ክሰምዖ ከለኩ ይንጠቅ ህላውነት ኣምላክ ይርእዮ ይብርትዕ በቃ ካልእ ሰብ ይከውን መንፈስ ኣምላክ የስክረኒ ኣምላክ ዘመን ሂወትካን ቤትካን ኣገልግሎትካን ይባርክ እስካ በረከትና ኢካ የማነ ሓወይ ብጎይታ ደስ ይበልካን ተሓጎስን ብሩክ ሓወይ ኣጆካ የሱስና ክምለስ እዩ ንሕና ከኣ ነታ ዓባይ ዮሪሳሌም ተታሓሒዝና ክንወርሳ ኢና ብሩካተይ ደጊመ ብጎይታ ተሓጎስ ይብለካ ኣለኩ መዝሙርካ ይብዛሕ💝💞🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
Ya nay bahaqi
Nska teakil eka babayey 🙏🥺nska teakil eka yesusey ❤
yesusey teakl eka msay teleka goytay 🙏🥺
ንስኻ ትኣክል ኢኻ ኣቦየ ብሓቂ ❤❤❤❤ ኣብ ኩሉን ብኹሉን ንስኻ ትኣክል ኢኻ የሱስ
ናይ ብሓቂ ንስካ ትኣክል ኢካ ዮሱስየ
Ymun hawey zgerm mezmur ,nay agatami koynu ktsebk semiaka wey ewn getumuni ayfeltin eyu ,gin kea mezamuratka tieum menfes zelewen slezkome kulushab bnibat eye zseman ,Amlak melisu kibatka yenjerbbo , we love you all family 👪 ♥️ ❤️ 💜 💕 💖
Amen
@@samueltekle5873wqefre00000😊1
ብሓቂ ዝተወከልናም ዝኣመናዮም ክጠልሙና ሪእና እና ኣምላኽይ ግን ኡኩል ቱሩፍ እዩ ንሱ እንተለዩ ግና እኩል እዩ። ዩሙነይ እግዝኣብሄር ኣጎልጉለትካን ሓዳርካን የባርክ stay blessed at all times.
Amlak msaka eyu hawey
የማነ ሐወይ ጐይታ የዕዚዙ ይባርኽካ እግዚአብሄር እሙን እዩ🙏
Yemane hawna tebarek nbereket yigberka Amlak.
ኣሜን ኢየሱሰይ ሕልፍን ትርፍን ኢኻ ንዓይ ንስኻ ጥራይ ተቆጻጸረኒ ምሳይ ኩን
Amen 🙏 every time I hear this I cry I don’t know why 😢
Last year i was going through a lot in life, when i hear this i was 😢😢😢 a lot
Amen Ymun Bereketna Eka Please Ahwatey bkalie Tezeyhageznayo Like , Share & Follow Belulu Nkalie Eko Share Belu Kbluna Ywelu Alewu Aykonen Nay Yesus Mezamurat. 👍
Exactly kulu ytreff
Jesus Krstos is the first
Bless you ymun
Aman amen amen 😭🙏😭😭🙏😭🙏😭 yesus neska beyneka ekul eka tebarek yemun bruk
Hallelujah Niska tiakil beynika………………🙌🙌🙌🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ኣሜን እግዛብሄር ኣቦ ይኣክል እዩ ምሳይ ኣሎ ንሱ ብኽሉ።ንሱ እግዛብሄር ኣቦ ሙሉኡነተይ ስለ ዝኾነ ብኽሉ ኣሜን።እግዛብሄር ይባርኽካ የማነ ሓወይ ።
Amen Amen Amen Jesus christ my Father beynu ekul eyu👑👑👑👑👑👑👑
❤የሱስ እኹል ኢኻ !
Nay bhaqi yesus beynu yakil eyu . Yemane hawina amlak azizzu ybarika memelisika zzmmer ybzahalka tebarek.
Yessssssssss amennnnnnnn yemane haweyyy biruki ሰይይይይ እልልልልልልልል
ንእግዚኣብሄር ነቲ ኣምላኽ ምድሓነይ
ክዝምረሉ እየ ሙሉእ ዘመነይ 👏👏👏
U R one of our blessings Merahi hawey🌺🌺🌺
🥰🥰🥰Nay bhaqi NSKA TIAKILN TIAKAKILN GOYTAYE🤗🤗🥰🥰
Amen Amen bruk eka ymun hawey yesus ekul ab hiwotna haki belka ezea mezmur neay yemlkteni ewe Bizuhat nerom ajokum zebluna hji gen amlak ymsgen gxeu terah yeaklni❤❤❤🙏🙏🙏
Egzabeher zemenka kulu yebark. Zeytetsgeb mezmur . Eska teakel eka Jesusey mesay enteleka ❤
ተባረኽ ጅግና ውለድ ኣምላኽ።ወላ እዚ ሙዚቃ ውሽጥኻ ይትንክፈካ🥺🥺🥺
ናይ የማነ ደኣ ዘይትንክፈካ የብሉን ንዑዑ ኢሉ ዝተሰርሐ ፍጥረት ዩ ካብ ናይ ቀደም መዛሙራቱ ጀሚርካ ውሽጥኻ ይገላብጥ
Amennn ጎይታ ኣዕዚዙ ይባርኽካ ❤❤❤❤
Nska buruk eka ,mezamuratka medhanit eyu amlakey memelisu ybarka 💐🙏
Yes nay bhaqi wshtey zitekefetni mezmur niska tiakl
ንስኻ እኹል ኢኻ የሱሰይ❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን በሓቂ ንስኻ ትኣኽል ኢኻ የሱሱይ ጥዕምቲ መዝሙር የማነ መመሊስኻ ወስኽ
ኣቦይ ቦኽሪ ሓወይ እኹል ኢኻ
ኣሜን ንስኻ ትኣክል ኢኻ እየሱሰይ፡
የማነ ሓውና ብመዛሙራትካ ተባሪኽና ኢና፡ዘመንካ ልምሉም ኢዩ።
Amen 🙌🙏🏾🙏🏾🙏🏾 He is Sufficient. Bless you. ❤❤
Tikikil mezmur yesus ekulyu kulu yikid yesus sle zeleni gin kulu gize hugustiye
ኣሜንንንን ንስኻስ መመሊስካ ዘምር ብሩኽ ኢኻ
Yes ኢየሱስ ይአክል አዩዩዩዩ የሙ ብሩክ ህያብና ኢካ you are my number 1 favorite singe❤❤❤❤❤r (Bella)❤
ኣሜን ኣሜን ክብሪ ን ኣምላኽ ይኹን
Wawww goyta aezizu ybarkka ymu hawey bruk kulu mezamratka ngoyta Eyesus yenafqeni 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Amen Amen God bless you Ymun buruk. I am always blessed by your song ❤️❤️❤️
Amen amen yesusy teakl eka ❤❤❤❤
Amennnn amennb nska takle eika yesus....ymun bruk goyta yesus ybarka...nska bereketna eika.
Tebarek lemlm ymuney buruk
Amen Amen Amen Bless you Brother 🙏❤
Amen ❤️ God 🙏 bless you more brother 💖♥️🇪🇷
ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል መዝሙር የማነ ሓወይ ተባርኽ ብየሱስ አይንሓፍርን እኩል አዩ ንሱ
Absolutely right! Niska tiskil eka yesusey 😢😭😭😭 Tebarekeley Yemane hawey! You are blessed ❤
Amen Amen ewe yesus beynu nsu ekul u❤❤
ኣታ መዝሙር ሲ በዓል የማነ ተዘመርዎ እዩ እንበር ፡ወላ ከይዘመሩ ኣብቲ ምህላዎም ዘይቲ ኣሎ ፡ተስተውዑሉ ዶ ቅዱሳን ኣብቲ ድምጹ ፍሉይ ነገር ኸም ዘሎ ፡ተስፋዬ ጫላ ፡ምሕረት ኢተፋ ከኣ ልክዕ ከምዚ እቲ ድምጾም ብሓቂ መንፈስ ዝንቅንቅ ዩ ፡፡
ኣሜን ንስካ ቡሉጽ ናይ ኣምላክ ሰብ ኢካ መመሊስካ ብመዛሙራት ተባረክ ይሙን ሓወይ በረከትና ኢካ።
Wawwww yemu blessed 🙌 zemenka ybarek mezamuratka nmdri yshefen
Amen amen bihaki Yimun hawey zemenka yibarek memeliska wesik, mezamuratika wushiti zitinkif zebikiy eyu hijiwun ayteleweten, kibri n Goita yikun. Amen
Amen Amen Amen Amen God bless you brother
Amen bhaqi niska tiakil eka misay ente alika yesusey ❤❤❤
ኣሜን የሱስ ይኣክል እዩ በይኑ ይሙን ሓወይ መመሊስካ ብመዝምሩ ተግለጽ ። ሕቶ ኣላትኒ ንስኻ ትኣክል ኢኻ ምስበልካ እንታይ እያ ትብል ምድማጽ ኣብያትኒ ተገዲስካ ስደደለይ ቡሩኸይ
Nska teakl eka msay enteleka ❤❤
Ymun hawey nay Amlak seb azika tebarek memeliska kab hayli nab hayli kab kbri nab kbri tesager kemti Amlak bmezmurka zbarkenan zesagrenan zelo stay blessed my bro
Really touching song and may the lord bless you 🙏 yemane hawey. Abzi akahida zemen yesus yeakl you bhaki.
Amennnnn God bless you yemane hawey
ተባረክ የሙን ብሩክ
እስካ ኻብ ኣምላክ ንምጽንናዕና ዝተወሃብካ ህያብና ኢካ
You really blessed ALMIGHTY GOD BLESS you MORE I AM proud of you
❤️❤️❤️❤️Nska tiakil ika Babaye 😭❤️❤️❤️
Bless you yemun hawey
Amen 🙏 amen 🙏
እዋይ ክትባርኽ እዛ መዝሙር እዛ ኢንትሮ መዝሙርካ ተዘርጊሓ ዶ ይሙን ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትዋ
ሞጌ ሓወይ ብሩኽ ገና ብሒጂዛ ክትዝርጋሕ እሞ ኣብ ቀረባ እዋን ግን ክትዝርጋሕያ
በጃኻ ወላ ክንልምነካ ኣቀልጥፋ ተተኻኢሉ ውን ኣንፍራ ከምቲ ዝዘመርካዮ ምእንቲ በሓደ ኩልና ክንንነፍር ፡፡ካብ ዝዘመርካያ መዓልቲ በይንኻ ትነፍረላ ኣለኻ፡ ንሕና ከኣ ንናፍቅ ኣለና ምንፋር በጃኻ ንጽበየካ ኣለና ፡፡ ንዓኻ ቀሊል ዩ ዝመስለካ ብመዝሙርካ ጎይታ ኣብ ሂወት ሰባት ዝሰርሖ እቶም ዝጠዓምናዮ ተዛሪብና ንውደኦ ኣይኮነን
@@azeb6106 ሕራይ ኣብ ብቕልጡፍ ሓጺር እዋን ምስ ብዙሕ ኣኽብሮት ክዝርጋሓየ
Neska teakel eka ewe Yesusey... memliseka tebarek yemune hawey
Bhaqiy n skatakl eka Babaye Yesusey natey !!
absolutely true Amennnn Amennnn Amennnn 🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌
ከመይ ዝበለ ዝማሬ እዩ ተመስገን ኣምላኽ
Rigat
t tebarek yumun nay goytata agelgaly azya tbark mezmur