ሎሚ ጋል ሓሙሽተ ዓመት ገዛ ዓጽዩ ዝተታሕዘ/ ፓስተር ብዛዕባ ኤርትራ ዝበሎ/ ሄለን መለስ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ก.ย. 2024
  • ሎሚ ጋል ሓሙሽተ ዓመት ገዛ ዓጽዩ ዝተታሕዘ/ ፓስተር ብዛዕባ ኤርትራ ዝበሎ/ ሄለን መለስ

ความคิดเห็น • 231

  • @newgenerationchanel9585
    @newgenerationchanel9585 22 วันที่ผ่านมา +15

    ነሹ ብሩክ ኣምላክ ዘመን ሂወትካ ይባርክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  22 วันที่ผ่านมา

      🙏🙏🙏

    • @tomasmael4735
      @tomasmael4735 22 วันที่ผ่านมา +1

      Niska kab neschinesch zey tihayisch

    • @helen-y7s1v
      @helen-y7s1v 22 วันที่ผ่านมา

      Esey😂😂​@@tomasmael4735

  • @dove-light1
    @dove-light1 22 วันที่ผ่านมา +7

    ትምቢት መዓልቱ ዝፍለጥ አይመስለንን አብ መጽሓፍ ቅዱስ ከም ንሪኦ አብርሃም ውሉድ ክህበካ ምስ በሎ መዓልቱ ስለዘይፍለጥ ምስ ደንጎዮ ናብ አጋር አቲዩ ሳራ ስለዝአረገት ተስፋኡ ተወዲኡ። ጎይታ ኢየሱስ ከም ዝውለድ ድንግል ከም ትጠንስ ትንቢት ኔሪ መዓልቱ ስለዘይፍለት ንጉስ ሄሬዶስ ንህጻናት ኢየሩሳሌም ትህቲ 2ዓመት ቀቲሉ ብዙህ አብነት አሎ ። መዓልቲ ብምንጋር ዝንበ ትንቢት ውን አሎ ።

  • @Rahwa_34
    @Rahwa_34 22 วันที่ผ่านมา +7

    ነሽነሽ ጎይታ ተቐበል ብኣኻ ገይሩ ጎይታ ንብዙሓት ምድሓን ክጥቀመልካ፡ ማለት እቲ ቻነልካ ንወንጌል ተጠቀመሉ፡ ኣብ ስጋ ምንባር ይኣኽለካ፡ ስጋ ዝወሰኽካ እንተወሰኽካ ኣይትዓግብን እያ ፡ ምኽረይ ኣብልብኻ የሕድሮ።🙏

    • @nataneeel
      @nataneeel 22 วันที่ผ่านมา +1

      ❤❤

    • @brhanagerye815
      @brhanagerye815 3 วันที่ผ่านมา +1

      ❤❤❤ btaemi xbukti goyta mkbal malet mealtawi thugosela malti eya Neshu key temlteka brukey God bless you

  • @edentsegai5801
    @edentsegai5801 22 วันที่ผ่านมา +1

    ኣብ ሕ /ሰብና ንቆልዓ ቡዙሕ ኣንግደስን ኢና ይጻወት ኣሎ ወይ ከኣ ደይ ገዝኡ ዘሎ አንታይ ከይከውን ንብል ግን አቲ ሓቂ ደቅካ ምክትታል ክሳብ ሓዳሮም ዝገብሩ ካብ ዓንካ ክርሕቁ የብሎምን ❤ ነዞም ትሕቲ ዕድመ ዝዕምጹ ግን ብጥይት ግንባሮም ማለት አዚኣ ኣደ ከማን ሕማቅ ኢለያ ኣለኩ ድፍአ ተተብሎ ንጠበቃኣ ባዕለይ መዋጻአኩላ 😢

  • @SandroSandro-tr9sr
    @SandroSandro-tr9sr 22 วันที่ผ่านมา +2

    ጸሎት ንጸሊ ሓወይ ሓጥያትና እዩ በዚሑ

  • @meazakrstos3209
    @meazakrstos3209 22 วันที่ผ่านมา +2

    Eritrea Eritrea tebareki tebareki ❤Eyesus Goyta eu ❤

  • @SandroSandro-tr9sr
    @SandroSandro-tr9sr 22 วันที่ผ่านมา +2

    ነሽነሽ ሓወይ ኣብ ሉቡ ንኽምለስ ብጸሎት ንጸልዮሉም

  • @shishayhabtemikael1639
    @shishayhabtemikael1639 22 วันที่ผ่านมา +6

    Emru thxer ezi sebay

  • @iskatl1098
    @iskatl1098 22 วันที่ผ่านมา +4

    ኣይትገረሙ ጎይታና መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ብዙሓት መታለልቲ ንዓይ መሲሎም ክመጽኹም እዮም እሞ ተጠንቀቅሎም ኢሉና እዩ።

    • @brhanagerye815
      @brhanagerye815 3 วันที่ผ่านมา

      Tnbit aytnaku tnbit mermfu ka xhuf eyu eti agedasi dma goyta tekebilka zelalemawi hiwet mwras eyu eti zabeye wey agedasi eza qal meshefeni attekemula ikum

  • @nemasara1332
    @nemasara1332 22 วันที่ผ่านมา +2

    Helu, debu sudan, tcad, sudan kfetwiwa meat eyom heluye mqerti ftwtew habibti ❤❤

  • @yossiefmer733
    @yossiefmer733 22 วันที่ผ่านมา +1

    እዋይ ነሹ ደድሕሪ ፓስተር ክትርጉም ተዋሪድካ ይመችኻ 😂

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 22 วันที่ผ่านมา +2

    ነሹዋይ ዌልካም ኣነስ ቀልድካ ኣይምኖ 😁♥️ኢ/ ያ ዝንኦ ሕጊ ክሰድዎ እንዳኣዮም ድማ 🥺

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  22 วันที่ผ่านมา +1

      @@Arsulove-ke6xd 😂🙏

  • @Qelebet
    @Qelebet 22 วันที่ผ่านมา +2

    ንየው በሎም እዞም ፔንጠ ሓሰውቲ እዮም

  • @ShewitWerede38
    @ShewitWerede38 22 วันที่ผ่านมา +1

    Amennn ab adebabay ysebek

  • @wedigermen2776
    @wedigermen2776 22 วันที่ผ่านมา

    ብትንቢት አተባጩ ናይ ብሐቅ ዲዩ ተነብዪ አምላኽ ይመርምሮ 🙏

  • @Abrahamtesfayer
    @Abrahamtesfayer 22 วันที่ผ่านมา +2

    ጴንጠን እዞም ከድዓትን ሓደ ኢዩ ትምንቶም ግን ከኣ ሰይሰምረሎም ኩሎም ቆዘምቲ

  • @regataraya7861
    @regataraya7861 22 วันที่ผ่านมา

    Xibuk sirah Neshu. Thank you for your time 💙💙

  • @user-qu8uv7bi1n
    @user-qu8uv7bi1n 22 วันที่ผ่านมา

    Neshu hawey Egziabhier ybarkka yesus yefqrekayu nay hiji journalist xbah dma wengelawi eka ezia zekra eka tebarek❤

  • @duhberhe9991
    @duhberhe9991 22 วันที่ผ่านมา +2

    Atum sebat entay ena nkewn 😢😢❤❤

    • @letischsamuel7908
      @letischsamuel7908 22 วันที่ผ่านมา +1

      ናብ እንስሳ ተለዊጦና

  • @SandroSandro-tr9sr
    @SandroSandro-tr9sr 22 วันที่ผ่านมา +2

    ኣብ ልቦም ንኽምለሱ ንጸሊዮሎም ኣብ ልቦም ክምለሱ ነሽ ነሽ ሓወይ

    • @brhanagerye815
      @brhanagerye815 3 วันที่ผ่านมา

      Nbaelkum temelesu nhna abti haki zkone goyta goytot amlak amalkti zkone hyaw zkone goyta ina nsebn nemlkn nbaelkum kab taotatkum tenesihkum temelesu bsenkkum ab fekedo sdet te etina alona
      Exodus 20 ትግ - ዘጸአት
      3: ካልኦት ኣማልኽቲ ኣብ ቅድመይ ኣይሀልዉኻ።
      4: ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለዉ፡ ኣብ ታሕቲ ድማ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ኣብ ማይ ከኣ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ምስልን ስእሊ ዘበለን ንኣኻ ኣይትግበር።
      5: ኣይትስገደሎምን ኣይተገልግሎምን ድማ። ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ፡ ቀናእ ኣምላኽ እየ እሞ፡ ንዚጸልኡኒ ሓጢኣት ኣቦታት ኣብ ደቂ ኽሳዕ ሳልሳይ ክሳዕ ራብዓይን ወለዶ ዝቐጽዕ፡

    • @brhanagerye815
      @brhanagerye815 3 วันที่ผ่านมา

      Deuteronomy 4 ትግ - ዘዳግም
      16: ብዝዀነ ምስሊ፡ ብመልኽዕ ሰብኣይ ወይ ናይ ሰበይቲ እተወቕረ ምስሊ ብምግባርኩም ከይትባላሸዉ፡

  • @user-it6wx1cu9r
    @user-it6wx1cu9r 21 วันที่ผ่านมา

    "ኣታ ንበር" ንገሊኡ ህዝቢ ተሕጉሥ ንገሊኡ ከኣ ተሕዝን ደርፊ።

  • @filimondesale8136
    @filimondesale8136 22 วันที่ผ่านมา +2

    Stop stop neshnesh😢😢😢you are orthodox tewahdo

  • @Rahwa20156
    @Rahwa20156 22 วันที่ผ่านมา +1

    ከም ኣብ ኢትዮጵያ እካ ፓስተራት ኣይበዙሑን ጸሎት ግበሩሎም ነዞም ደድሕሪ ቆልዑ ዝጎዩ ዘለዉ ሁከት እዚ ፓስተር ዓርኪ ኣብይ መሽረፈት እንድዩ ኣማሓዳሪት ናይ ደቀንስትዮ ድያ ኔራ ንኹለን ደቂ ኣንስትዮ ትፈልጠን ዳአ 🤔ዳሓር ካአ ድሕሪ ሰብኣየን ዝርኢኦ ዳአ ኣፍቂረኖኦ ድየን 🤔🤔

  • @Filmon-zx1tm
    @Filmon-zx1tm 22 วันที่ผ่านมา +6

    እዞም ኢትዮፕያውያን ግን እንታይ ጎንፊ ኢዩ ሒዝዎም ምስ ደቂ 3 4 5 6 ኮይኑ ስርሖም🤔

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  22 วันที่ผ่านมา

      Bhaki ygerm eyu

    • @kibreabhagos9284
      @kibreabhagos9284 22 วันที่ผ่านมา +1

      Kubur haw ezi himam e u eti himam kia pedophil yibahal

    • @user-by8ox3hp3h
      @user-by8ox3hp3h 22 วันที่ผ่านมา +4

      ይገርም ኢዩ ብሓቂ ሰይጣን ዘሎ ኣብ ኢትዮጵያ ከኣ ሕልፍ ዝበለ ቆልዑ ከጽንት ዝመጸ። ኣምላኽ ምሕረት የውርደሎም

  • @BinyamOkbazgi-gj3yt
    @BinyamOkbazgi-gj3yt 22 วันที่ผ่านมา +2

    ሰላም ነሽ ነሽ ከመይ ትኸውን እሺ እምበኣር ነሽ ነሽ ኣነ ሓደ ካብቶም ተኸታታሊ ናይዚ ቻነል ኢየ መጀመርያ ብእተቅርቦ መደብ ምስናይ መረጃኡ ምዃኑ ሓደ ካብቲ ደስ ዝብል ኢዪ እዚ መደብ ቀጽሎ ኣጆኻ ክብለካ ይደሊ ነገር ግን ናይዞም መናፍቓን ዝዛረብዎን ወይ ንሳቶም ትንቢት ዝብልዎ ዘረባ ዋላ እኳ ንስኻ ኦርቶዶክስ ኩን እዚ ነገር እዚ ግን ጽቡቕ ኣይኮነን እዚ ማለተይ ግን ኣነ ካባኻ ለቢመ ማለት ኣይኮነን ግን ናቱ ጽልዋ ስለ ዘለዎ ማለት ነቶም ቃል ኣምላኽ ዘይቀሰሙ ስለዚ ከተቋርጻ ደስ ይብለኒ ከም ኦርቶዶክሳዊ መጠን ናይ ርኢቶይ መልሲ ብትሕትና ይጽበ ፨ ዲ ቢንያም ካብ ኣዲስ ።❤❤❤

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 22 วันที่ผ่านมา

    ነሹ ማዓረይ ትርጉም አብ ቦታአ እያ ናይ አብርሃም ሱም ዘኽበሮ ፈጣሪ እዩ ገ ፓስተር አይኮነን ሃሌሎያ ❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂

  • @kibromgebrekidan7947
    @kibromgebrekidan7947 22 วันที่ผ่านมา +1

    No, no protistant ab Eritrea bota yeliwem teret teret new

  • @mamanatey687
    @mamanatey687 22 วันที่ผ่านมา

    ነሹ ሓወይ ኣምላኽ ዘመን ሂወትካ ይባርኽ ❤

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  22 วันที่ผ่านมา

      @@mamanatey687 🙏🙏🙏

  • @salemaraya9182
    @salemaraya9182 20 วันที่ผ่านมา

    Ewayyy anta amlak enitay eyu ezi mhret yewrdelom Ethiopian 😢😢😢😢

  • @user-hk5zn3bw7o
    @user-hk5zn3bw7o 22 วันที่ผ่านมา +1

    So sad😭ሕጊ👉Rip🇪🇹

  • @fatherey9977
    @fatherey9977 22 วันที่ผ่านมา

    Nyo belewo ezi adi shetawti amlak gimtil yeblom amenn 😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @regaetazmorom6926
    @regaetazmorom6926 22 วันที่ผ่านมา

    Amen wengel eyu fewusi GBU ❤

  • @Aswa2000
    @Aswa2000 22 วันที่ผ่านมา +1

    ሓደ ውጣት መጽኡ ሓደ ፐርሰን መጽኡ ኣወል ዝበሃል ፍልስጠማዊ😂

  • @samharamen2584
    @samharamen2584 22 วันที่ผ่านมา +1

    Adey mariam abey ms kedet❤️✝️🙏🏿

    • @brhanagerye815
      @brhanagerye815 3 วันที่ผ่านมา

      Ab amlak do keytwkeli ab seb zwkel rugum ykum kem zbele Kalu ab mergem dma tembruka alekum zey uzizat

  • @samitewelde8867
    @samitewelde8867 22 วันที่ผ่านมา +3

    ኤርትራዋን ኣብ ዶብብ ሱዳ ኤታላዋን ኮና ኢና ንራኣዮም ሓውኮም ኻብ ጁባ 😂😂 ነሹ እኮ ዳርጋ ሓዎም ኢኻ ትመስ 😂😂

  • @dove-light1
    @dove-light1 22 วันที่ผ่านมา

    Neshu goyta yebareka fetehi nehezebena kemexi nexeli 🩵🩵🩵🩵🩵

  • @rozaroza4928
    @rozaroza4928 21 วันที่ผ่านมา

    ሲደነ

  • @ShewitWerede38
    @ShewitWerede38 22 วันที่ผ่านมา

    Neshnesh hawna Amannn bel say amennn

  • @Aswa2000
    @Aswa2000 22 วันที่ผ่านมา +1

    😂😂😂 ናይ ኣብይ ካድራት ነብያት

  • @Edrisawate
    @Edrisawate 22 วันที่ผ่านมา +1

    ኣንታ ኩላ እታ ኢትዮጵያ ተበኪላ ኢያ ካብ ኩሎም ነዘን ብርጌድ ንሓመዱ ኢና ዝብላ ዘለዋ ኣዋልድ ከይጻወትለን ሓልውወን።

  • @mentakeremla7626
    @mentakeremla7626 22 วันที่ผ่านมา

    እዚኦም ኑፉሳት ዱሁላት ኣይቃለሱ ኣይቃልሱ ዱህይላት

  • @HiwotKidanemariam-bu6yn
    @HiwotKidanemariam-bu6yn 22 วันที่ผ่านมา

    ምኣዝ😂መድፍዕ ዝኮነት ሕቶ ነሹ😅❤❤

  • @berhaneh7587
    @berhaneh7587 22 วันที่ผ่านมา

    ነሽነሽ ወደይ መደብካ ፈውሲ ጭንቀትን ኣዘናጋዕን ኢዩ። ናይ ሄለን መለስ ደርፊ ኣይገረመንን። ይኹን እምበር
    ሕማም ምስዕሳዕን ጓይላን ምንብልባል ባንዴራን ናይ ደገፍቲ ህግደፍ ናብ ወጻእተኛት(ደቡብ ሱዳናውያን) ምሕላፉ ኢዩ።

  • @Fili_brgidawi
    @Fili_brgidawi 22 วันที่ผ่านมา +1

    Welcome neshu 🤴👊💙🌿✊💪

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  22 วันที่ผ่านมา +1

      💙💙💙💙

  • @user-im4zg3oy6o
    @user-im4zg3oy6o 22 วันที่ผ่านมา

    እዛ ረሳሓ ገለ ከተምጻኣልና እያ ምስ ኣዲስ ተደመርና ኢሎም ምስ ኢዚኦም ከ እንታይ ይባሃል----------?

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 22 วันที่ผ่านมา

    Welcome Neshnesh

  • @user-ns3or7lm6h
    @user-ns3or7lm6h 22 วันที่ผ่านมา

    Amennnn Haleluyaaa

  • @YemaneBeraki
    @YemaneBeraki 22 วันที่ผ่านมา +1

    Neshu 💙💙💙💙💙💙

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem4132 22 วันที่ผ่านมา

    Barya

  • @user-hy3op6yx3t
    @user-hy3op6yx3t 22 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ነሹ ሓውና 💚💙💙💙💙💙💙

  • @dove-light1
    @dove-light1 22 วันที่ผ่านมา

    Amen 🙏🙌

  • @yerusanemkiflon6738
    @yerusanemkiflon6738 22 วันที่ผ่านมา

    Amen

  • @ermyasbrhane
    @ermyasbrhane 22 วันที่ผ่านมา +2

    Selam neshnesh new bela eza gehba

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq 22 วันที่ผ่านมา +1

    _16:21__ እዮስስ ክርስቶስ ንዓኹም ወስዱ ይትዓረቀና😅😅_

    • @tiamirkidane7715
      @tiamirkidane7715 22 วันที่ผ่านมา +1

      እዚኦም ኢየሱስ ክርስቶስ ዝወስዶም ኣይኮኑን ልኡኻት ሰይጣን ኢዮም

  • @mikalokbaslasie8441
    @mikalokbaslasie8441 22 วันที่ผ่านมา

    South Sudan Helen kifetwiwa meat yom

  • @Combeshtato
    @Combeshtato 22 วันที่ผ่านมา +1

    GETS ANCHUWA.

  • @TsehayalemTe
    @TsehayalemTe 22 วันที่ผ่านมา

    God's time is the best

  • @Abraha-zr4bl
    @Abraha-zr4bl 22 วันที่ผ่านมา +1

    Mtsot alem betsihu eyu

  • @selam801
    @selam801 22 วันที่ผ่านมา

    ኢ/ያውን ግን ገለ እዩ ወሪዱና ይመሰለኒ ናበይ ንጓዓዝ አለና በፈጣሪ ያለ😢

  • @YkaloGebre
    @YkaloGebre 22 วันที่ผ่านมา

    Naxa shnu yeseru alewu keman abu zeamnu

  • @TsehayalemTe
    @TsehayalemTe 22 วันที่ผ่านมา

    Amlke yeberkia nesh nesh nezai wengeal thank I nakia wein Goita yesus ybxhakia

  • @meazakrstos3209
    @meazakrstos3209 22 วันที่ผ่านมา

    Eti kalie zblo dea zey temtseo nay Nebi Eu. Sile Eeitrea ztenebeyo Krstos Eyesus kisbek eu knsebko ena Eyesus ❤️

    • @thereal1756
      @thereal1756 21 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂😂😂

  • @weinidebesay6915
    @weinidebesay6915 22 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MedhanieKidane934
    @MedhanieKidane934 22 วันที่ผ่านมา +1

    16:11 ኣማርኛ ችልሃል በጣም😂😂

  • @AdhanetRufael
    @AdhanetRufael 22 วันที่ผ่านมา

    Neshu mekisen❤❤

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  22 วันที่ผ่านมา

      ❤️❤️❤️

  • @weldayHadgu
    @weldayHadgu 22 วันที่ผ่านมา

    Ktfelit SI debub Sudan eu gelai

  • @abubadrnuru7158
    @abubadrnuru7158 22 วันที่ผ่านมา

    Eti zgerm nayzom ameen zblu zelewu denaqur eyu

  • @kikonathome738
    @kikonathome738 22 วันที่ผ่านมา

    ነሽነሽ ምሖጎል

  • @militenegasi172
    @militenegasi172 22 วันที่ผ่านมา

    ነሹ እታ ቖልዓ አይቆራረጽን አነ ሰምዓያ እየ ጥራሕ ካራ ገይሩ ቅንጅሕ ቅንጅሕ እዩ አቢልዋ

  • @hidatteklom7281
    @hidatteklom7281 21 วันที่ผ่านมา

    😂😂😂yeah need time frame ,,,

  • @SamiLondon
    @SamiLondon 22 วันที่ผ่านมา

    ኣንቱም ሰባት 5 ,7 ዓመት ቆልዓ ከመይ ጌሩ እዩ ዝኣተወሎም ከ ፡ጎረቤትና ከደምቲ ምዕራባዉያን ልክዕ በታ ዝደልይዋ ይግዝኡ ኣለዉ።
    ነሹ እዘን ኣብ ኣዲስ ከይደን ኣሜን ዝብላ ዘለዋ ኣዴታት ተሓቢአን እየን ዝሰምዓኻ ክብላ ኣይሓፍራን ድየን ናተን ዘይገብራ ግን።በዓል ኣደይሲ ነዚ ዘመናዊ ሌባ ኣይፈልጥኦን ከማን ኩሉ ከምአን ጌረን እየን ዝወስድኦ ማለት ድዩ።እዩ ዝበሃል ኩሉ ፈሊጥዎ ኣማኒ ፔንጠ ከይተረፈ ኣብዚ ልቢ ገርሃ ተረኺበን ሓዲስወን ኣብዚ ግዜ እዚ ገንዘቡ ዘራግፍዎ ዘለዉ ኤርትራዊ ፍጡር ጥራይ እዩ ።እቶም ናቶም ፈጺሞም ሳንቲም ምሃብ ኣብዮሞም እዮም።እዚ ናትና ህዝቢ ግን ገና እህተ ማርያም ገንዘበንን ሓዳረንን ባዶ ኣትሪፋ መወዳእታ ኣብዘይወጽኦ ሽግር ደርብያተን ክሳብ ሕጂ ተነብያትልና ዝብላ ኣለዋ።ትንቢት ዝፈቱ ዘሎ ህዝብና ምኽንያቱ እኳ ምርዳእ ዝኣብየኒ ዘሎ።ስለምንታይ ኢና ከም ቀደምና ኣብ ማይጨሎትና ኣብ ተስፋ ኣምላኽና ዘይንገብር ግን።ብከማኹም ሰብ ጁባኹምን ርእስኹምን ትዝመቱ።ኣንቱም ፔንጠ ዓድና ንስኹም ዶ ትሕሹ ኣይንበርኩምን ኣብ እምነት ምእማን ደኣ ናይዞም ማኪናን ገዛዉትን ሃብትን ክወዳደሩ ዝዉዕሉ ስራሕ ኣልቦ ፓስተራት መጻወቲ ክኸዉን ኮሎ ሰብ ቁሩብ ናይ ስጋ ኣይኮነኩምን ድዩ ዘይተንቅሕዎም ።ሓፊርና ኣዴታትና ኣብ ከምዚ ደረጃ መጻወቲ ናይዞም ኣሜን ክብላ ናዞም ዓዋሉ ሼም ብሓቂ።

  • @user-eg3mb7cb9c
    @user-eg3mb7cb9c 22 วันที่ผ่านมา

    ኤርትራውያን + Sudan ተደምረዋል

  • @user-qy8fx6lp5h
    @user-qy8fx6lp5h 22 วันที่ผ่านมา

    ኣንታ እዞም ኢቶፕያ እንታይ ወሪድዋም

  • @user-ri4cw7rq5s
    @user-ri4cw7rq5s 22 วันที่ผ่านมา

    ንሹ ክኸውን እዩ እቲ ናዓኻ ሓደ ዕመት ንእግዛብሄር ሓንቲ ደቂቅ እዩ ኣይንዋሕካ ኤብ ዝፈቀዳ ሳዓት ንዓይ ሕጂ እዩ ኣይተገረም ሕጂ ከምቲ ንብዓት እስራኤል ሰሚዑ ዝመለሰሎም ንዓና ኤርትራውያን ድማ ንብዓት ህዝቢ ሰሚዑ ሕጂ ሙሴ ዝኸነ ሰብ ኣተሲኡ በቃ ሰላም ዝብዝሖ ስደት ዘብቃዓሉ ፍትሒ ዘውጽእ ኣምለኽ እዩ ሕጂ ከኣ በቃ ሕጂ ዕለት ሳዓት ኣይትበል ተፈጺሙ እዩ ሕጂ እዩ እቲ ጊዜ

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem4132 22 วันที่ผ่านมา

    Werdeja

  • @HenokRobiel
    @HenokRobiel 21 วันที่ผ่านมา

    Enaty koynom eyom.ezom reshat gorbatena Etiopya abzen akoluet ata eziye putien nabzom gorbatena tetderbyo eziye neculer Bomo

  • @Ostirch
    @Ostirch 22 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ahmedidris890
    @ahmedidris890 22 วันที่ผ่านมา

    ❤welcome

  • @zlove8820
    @zlove8820 22 วันที่ผ่านมา

    ነሹ ከመይ ኣምሲኻ ሎሚሲ ብዛዕባ ነበይትን ተነበይትን ጌርካ እዝንና ቀቲልካና ብሰላም ዲዩ?

  • @esaiasyeibiyoyeibiyo5027
    @esaiasyeibiyoyeibiyo5027 22 วันที่ผ่านมา +1

    ክክክክክ መንከሽከሽ እንታይ ዳኣ ኣይሰማዕካን ዲካ ተጋሩ ኣብ ሱዳን ተማሪኮም ኢሎም ዝዘርግሕዎ RSF ክክክክ ተሰኪፍካ ምሽ ክክክክ

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  22 วันที่ผ่านมา

      Link abey alo ስደደለይ?

  • @samsonkahsay1319
    @samsonkahsay1319 22 วันที่ผ่านมา

    coming soon haya

  • @user-he4hi6gx4j
    @user-he4hi6gx4j 22 วันที่ผ่านมา

    ምዚኦም ተደምረናል ይብሉ ክኣ ህግደፍ

  • @user-dt3nw4fb7w
    @user-dt3nw4fb7w 22 วันที่ผ่านมา

    ኣታ ኑሹ ሓወይ ምጥሪ የለን ድዩ ኣብቲ ዓዲ ወላ ክንእዝዘሎም order ጌርና

  • @fatherey9977
    @fatherey9977 22 วันที่ผ่านมา

    Bahlom eyu ezgio amlak yfredkum meta hxawti ywredkum

  • @filips9899
    @filips9899 22 วันที่ผ่านมา

    ነሹ ሽኮር የዓክ ዕለት አንተትነግሩ ዲካ ኢልካዮም 😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅

  • @user-mw7lb5xv3u
    @user-mw7lb5xv3u 22 วันที่ผ่านมา

    o goytay selamka awrdelom

  • @user-gs2ee8nc4m
    @user-gs2ee8nc4m 22 วันที่ผ่านมา

    Nshu Neshu abnetawi seb

  • @MEAZAMontez
    @MEAZAMontez 22 วันที่ผ่านมา

    ዋይ አታ እንታይ ዓይነቲ ህዚቤይ እኡዩሞ

  • @Tesfit-ip3kf
    @Tesfit-ip3kf 22 วันที่ผ่านมา

    Gs netah hasawi

  • @Merimeri-w8z
    @Merimeri-w8z 22 วันที่ผ่านมา

    neshu neshu

  • @user-mb1cz2hx2h
    @user-mb1cz2hx2h 22 วันที่ผ่านมา

    ኡይይይይ አንታ ነሹ ስለ ህዝቢ ኤርትራ ዘንዝምር ኢና ኡጋዳውያ ዝከብርሉ ኤርትራውያን ዝነዓቅሉ አሕሕሕ ዋይ አነ ግዲ

  • @wuruyyoiadayoiada2163
    @wuruyyoiadayoiada2163 22 วันที่ผ่านมา

    Tezeymetas mhalewaye gerwa paster😂😂😂😂

  • @gerietesfamariam1820
    @gerietesfamariam1820 22 วันที่ผ่านมา

    ነቶም ራሻይዳ ታሽዓይ ብሄር ናይ ኤርትራ ኣብ ሱዳን እንድዮም ዘለዉ ክክክ

  • @Aswa2000
    @Aswa2000 22 วันที่ผ่านมา

    ውንገል እየሱስ ቅድሚ ኣሽሓት ዓመታት እዩ ኣብ ኣስመራ ኣትዩ በሎ

  • @Zeresenay-d1n
    @Zeresenay-d1n 22 วันที่ผ่านมา

    If someone has no work like you they do only tooking about the others

  • @1221Natey
    @1221Natey 22 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉ነሹ🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  22 วันที่ผ่านมา

      ❤️❤️❤️❤️

  • @meazakrstos3209
    @meazakrstos3209 22 วันที่ผ่านมา

    Ewuy hasot kab Sebayen kezey belet kab Gorebabti eyo zesrwo Neshnesh
    Wengel ksbek eu gena Eyesus knegs eu

  • @bethelhemchannel6127
    @bethelhemchannel6127 21 วันที่ผ่านมา

    Please don't translate we don't have problem Amharic you lose

  • @fatherey9977
    @fatherey9977 22 วันที่ผ่านมา

    Bahlom eyu ezgio amlak yfredkum meta hxawti ywred kun

  • @manta20h
    @manta20h 22 วันที่ผ่านมา

    Ewe meas belom neshu 😂😂😂😂😂