Tesfazion. ሰለምንታይ ናይ ቢሻ ወርቅና፣ ወደባትና ባሕርናን መርገም ኮይኑ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 มี.ค. 2023
  • Tesfazion. Why Our Gold Mining, Ports and Sea Became A Curse?

ความคิดเห็น • 129

  • @XYONAWI
    @XYONAWI ปีที่แล้ว +8

    ካብቲ ናይ ተስፋጽዮን ደስ ድብለኒ ነገር ተሎ
    1 ምስ ድኾነ ውድብ ኣይደናገጽ ኣይጎናባሕ፡፡
    2 ዝደለዮ ሓሳብ ባዕሉ ይዛረብ ሓሳቡ ይገልጽ፡፡
    3 ጽልኡ ኣብ ኣፍካ ይነግረካ ኣየምስልን ኢዩ፡፡
    4 ካብ ክልተ ጻሕሊ ኣይበልዕን ኢዩ፡፡
    5 ነዞም ካንሰር ህወሓትን ህግደፍን ለዊስዎም፡፡
    6 ብዓቢኡ ከኣ ኣቦ ትግርኛ ዩ።
    Thank you tesfe am proud of you.

    • @heruy8274
      @heruy8274 ปีที่แล้ว

      Tigrinya is a fake term. The proper ethnonym for Tegrena speakers is Habasa.

    • @XYONAWI
      @XYONAWI ปีที่แล้ว

      @@heruy8274 ናይ ጀበርቲ ግበር

  • @henokabraha250
    @henokabraha250 ปีที่แล้ว +5

    Welcome back our profound leader. እንቋዕ ዳሓን መጻኻ ናይ መጻኢና ብቁዕ ዝኾንካን ትኾውን መራሒ፡ ተስፋ ከኣ ይገብር።🙂💯✊

  • @user-vn1ss6rf9y
    @user-vn1ss6rf9y ปีที่แล้ว +6

    እንቓዓ ብሰላም ተመለስካና ኣባ ዳህሪ።

  • @russomhabtemichael4471
    @russomhabtemichael4471 ปีที่แล้ว +7

    ጅግና ሃገር እንቃዕ ድሐን መጻእካ ክቡር አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @musieberhane4240
    @musieberhane4240 ปีที่แล้ว +4

    እንቋዕ ደሓን መጻእካ መ/ም ተስፋጽዮን

  • @gidena4670
    @gidena4670 ปีที่แล้ว

    ተስፋፅዮን ጅግና ኩሉ ግዜ ምስብሉፅ ሓሳባትካ ዘድንቀካን ዘክብረካን ሰብ ኢካ እሞ ሰላምካ ይብዛሕ :: ካብ ኩሉ ግዜ ተምሃሪትካ ጋል ዓዲ ግራት

  • @awetgrmay518
    @awetgrmay518 ปีที่แล้ว +3

    መም እንቃዕ ደሓን ተመለስካና ጽቡቅ ትምህርቲ የቀኔልና

  • @bana4me935
    @bana4me935 ปีที่แล้ว +12

    This single speech is better than others whole period🙏🙏🥰🥰🥰

  • @loveumom8428
    @loveumom8428 ปีที่แล้ว +5

    Welcome Dr tesfazion.

  • @TwYakob
    @TwYakob ปีที่แล้ว +7

    የቐንየልና ኣያ! ክብረት ይሃበልና።

  • @okbayberhe6807
    @okbayberhe6807 ปีที่แล้ว +3

    Tesfie kokob xbahi enqa dehan mexa ka tesfan brhan nay tgirina❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @reemnachannel2007
    @reemnachannel2007 ปีที่แล้ว +5

    Thank you tesfie 💯💯😍😍😍

  • @user-xx6kh5xe1i
    @user-xx6kh5xe1i ปีที่แล้ว +6

    great job

  • @maekeleghiwetgebre417
    @maekeleghiwetgebre417 ปีที่แล้ว +6

    እንኳዕ ብድሓን መጻእካ መምህር ባዓል ብሉጽ ሓንጎል

  • @eelias3043
    @eelias3043 ปีที่แล้ว +4

    እንቋዕ ብሰላም መጻኹም ፕሮፌሰር።

  • @dejenaraya12
    @dejenaraya12 ปีที่แล้ว +3

    Well came Memhr tesfe!

  • @asheberadhanom408
    @asheberadhanom408 ปีที่แล้ว +8

    ጅግና እቃዕ ዳሓን መጻእካ

  • @amorashlakoloba442
    @amorashlakoloba442 ปีที่แล้ว +2

    ❤ respect ✊

  • @benji6005
    @benji6005 ปีที่แล้ว +1

    Good speech , and excellent explanation

  • @kflezionzerazion3369
    @kflezionzerazion3369 ปีที่แล้ว +5

    ሂይወት ደቀንስትዮ ትግርኛ, ክብረተን ኣብ ዓደንን ብሕጊ እንዳባን ጥራይ እየን ከቢረን ክነብራ ዝኽእላ..8 መጋቢት,ነተን ክሳብ 1950 መሰል ዘይነበረን ጸዓዱ ደቀንስትዮ ኤውሮጳ ተባሂሉ ዝተማህዘ ናይ ባርነት ንስጽነት እዩ.

  • @Wetruhagerey
    @Wetruhagerey ปีที่แล้ว +6

    እንቃዕ ድሓን መጻእካ ኣባ ዳህሪ ❤❤❤❤

  • @siraktesfation
    @siraktesfation ปีที่แล้ว +3

    ሰንበት ምስ ቪድዮ ተስፌ ሰናይ ሰንበት እዩ የቀንየልና ተስፌ

  • @tesfana
    @tesfana ปีที่แล้ว +3

    ተስፌ ብሱል ፖለቲከኛ ፡ ንማሕበራዊ ሂወት፡ ንጀኦ ፖለቲክስ፡ ንመንነት ሕብረተሰብ ንቁጠባ ብዝግባእ ዝተረዳእካ፡ ብፍላይ ናይ ሃገርና ኣቃውማን መጻኢ ዕድልን ምሉእ ኣፍልጦ ወኒንካ ኢካ ብሓቂ ኣድናቆተይ ወሰን የብሉን። ሃገርና ብዘላቶ ወዲቃ ኣይክተርፍን ኢያ ተስፋኣ ካብ ደቃ ኢዩ ፡ ጽግዕተኛታት ቆራዲድ መጢጦም ኣሳጼዮማ ኣለዉ፡ ኣይክቀትሉዋን ኢዮም ግን ተለቂሞም ክጎሓፉ ኢዮም። 😍🙏💪 ።

  • @yohannesyohannes8003
    @yohannesyohannes8003 ปีที่แล้ว +2

    Great speech as usaully

  • @dejenaraya12
    @dejenaraya12 ปีที่แล้ว +2

    All love for you our beloved teacher!!!!!

  • @tekleabtsehaye3102
    @tekleabtsehaye3102 ปีที่แล้ว +2

    Tesfie ajoka ❤️ ♥️ ::

  • @aronsemere852
    @aronsemere852 ปีที่แล้ว +2

    Great lecture as always!!!

  • @kflezionzerazion3369
    @kflezionzerazion3369 ปีที่แล้ว +6

    ሻሎም ሻሎም መራሒ ሃገረ ሓማሴን ተጋ/ተስፋጽዮን.

  • @solomoneyasu6003
    @solomoneyasu6003 ปีที่แล้ว +2

    Thanks Teacher 👍👍👍

  • @dinarodinaro7858
    @dinarodinaro7858 ปีที่แล้ว +4

    ኣባ ጥረጊ 😍😍

  • @user-dh7sr9xx4m
    @user-dh7sr9xx4m ปีที่แล้ว +5

    ❤❤❤ got you flasfa

  • @kamkam-kg7dj
    @kamkam-kg7dj ปีที่แล้ว +2

    ተስፊተይ እምነትካ ከማን የውጸካ እዮ ንቁሩብ ግዜ እዮ

  • @adonaiadonai2081
    @adonaiadonai2081 ปีที่แล้ว +5

    Welcome tesfit good to see you again.

  • @user-fe8qq8te1u
    @user-fe8qq8te1u ปีที่แล้ว +1

    Btami xbuq twsfiye aba tereg

  • @abedomfishaye2303
    @abedomfishaye2303 ปีที่แล้ว +5

    መርሓባ መጽሓፍ ናይ መጽሓፍቲ ፍላስፋ ናይዚ ግዜ።

  • @123maker7
    @123maker7 ปีที่แล้ว +2

    Ayney

  • @tefetromaletnatsenet2943
    @tefetromaletnatsenet2943 ปีที่แล้ว +3

    Memher Tesfazion kemza gerka dea aytetfeana. Mesenay mesgana

  • @kamkam-kg7dj
    @kamkam-kg7dj ปีที่แล้ว +2

    እንካዕ ደሐን መጻካ ተስፋጼኔይ ክልግዜ ሰምዕካ ዘይ ጽገብ ትምህርቲካ 💖💖💖

  • @asmeranafike5546
    @asmeranafike5546 ปีที่แล้ว +5

    Thanks 😊 kem Wetru

  • @dawit5485
    @dawit5485 ปีที่แล้ว +2

    ተስፋጽዮን ሕጂ ካብ ባጽዕ ዝምሓላለፍ መደብ ክርኢ ጸኒሐ ብዛዕባ ኣግኣዝያን ምስ ጸሓፍኩ አቲ መደብ ኣቃሪጸሞ ንኢሰያስ ክሳብ ብፍርሒ ራዕራዕ ዝብል ኢኻ ገርካዮ ፎርሳ ጥራይ ሃባ ነዳዲ ሃገርና ክንርከባ ቀሪብና ኢና ክንርከባ

  • @samsontedroskesete
    @samsontedroskesete ปีที่แล้ว +4

    😍🤩✅

  • @ruftay3442
    @ruftay3442 ปีที่แล้ว +2

    ❤❤❤❤

  • @weredelugano1015
    @weredelugano1015 ปีที่แล้ว +3

    tessfie well come

  • @user-ce7ql2mt9n
    @user-ce7ql2mt9n 5 หลายเดือนก่อน

    Mikniatu hasadat gotebet silezrekebna sheyti hadimn meninetomn n giziawi rebha senefat Eritrawyan zeykonu kedat sebat slezrekebna tigri tigrina kab tibl Eritrea bel kubur meninet Eritrawi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @henok________977
    @henok________977 ปีที่แล้ว +2

    ተስፋጽዮን ጸቢብ ኣውራጃዊ ምኻንካ ንዝጀመርካዮ ሓሳብ ኣፍሺልካዮ

    • @samsontedroskesete
      @samsontedroskesete ปีที่แล้ว

      Nesekum ikum feshilkum kid afti
      Da debretsion wedtom fetuhat sre

  • @thekeeper.
    @thekeeper. ปีที่แล้ว

    ሰላም ግእዛውያን ሰብ ዕላማ!

  • @kahsayabrha5684
    @kahsayabrha5684 ปีที่แล้ว +3

    ሰላሊዓ እንካዕ ብሰላም መጻኻ?

  • @michaelokbatsion2137
    @michaelokbatsion2137 ปีที่แล้ว

    The only visionary eritrean politician, tesfaxion

  • @user-pw1xq6nv6b
    @user-pw1xq6nv6b ปีที่แล้ว +3

    መሬት ኣኽርያ መሬት ደቀባት ዓርባዕተ ኣስመራ እዩ ስደተኛን ጽግዕተኛን ጀበርቲ ኣብ ዘይ መሬቶም ከምዘለው ክፈልጡ ኣለዎም ዋናታት መሬት ኣኽርያ ህዝቢ ትግርኛ ህዝቢ ሓማሴን እዩ ድሕሪ ሞት ኢሰያስ መሬት ኣኽርያ ናብ ዋናታቱ ደቀባት ክምለስ እዩ

  • @danielakberom9351
    @danielakberom9351 ปีที่แล้ว

    Aye tesfaxion agazian elka gemirka mewedata ka nabta hakegnea elamaka awerja werdka hamaseyen teblena aloka bezkone hamasyen do gele enda belka aytrebshena eritrea nay kuluna ena hamaseyen ka hade tera hezbi kem sebu eyu neza eritrea ka helfi sebu zegebrela yebelun !!!

  • @mesghenagebru4880
    @mesghenagebru4880 ปีที่แล้ว +3

    Merhaba goita haki

  • @erilv2575
    @erilv2575 ปีที่แล้ว +4

    Well come Memhr Haki 😍

  • @tekeratv7312
    @tekeratv7312 ปีที่แล้ว +2

    Mebel 100 like hibeka aleku zeriga dea konka enber

  • @mengsteab-oi6vx
    @mengsteab-oi6vx ปีที่แล้ว +1

    Anbessa kemaka welahade yelene weddy kuburate

  • @Mennetey34
    @Mennetey34 ปีที่แล้ว

    😢

  • @samt7785
    @samt7785 ปีที่แล้ว +2

    ሮሞዳን የለን፣ ኣልኣሚን የለን፣ ሸሪፎ ዒራዒሮ፣ ሰይድባረ የለን፣ መስፍን ስደተኛ፣ ጴጥሮስ ዕራዒሮ፣ ብርሃነ ዕራዒሮ፣ ዑቕበ ዕራዒሮ፣ድሩዕ ዕራዒሮ፣ ዓሊሰይድ የለን፣ኢብራሂም ዓፋ የለን፣ ስብሓት ዓዲውዒል።
    ሓደ ረሲዐ: ፍለጡለይ?
    እዚ ሰብኣይ(ወዲ ዓዲ ሃሎ) ግን: ወይ ነቕ ዘይብል ናይ ዕላማ ሰብ እዩ ፣ወይ ድማ እንድዒ ካልእ መግለጺ የብሉን።

  • @lulaembaye8517
    @lulaembaye8517 ปีที่แล้ว

    Hsawaii kulugzea

  • @Aswasn791
    @Aswasn791 ปีที่แล้ว

    ኣቦይ ተስፋጼን ከመይ ኣለኩም,። ሓቂ ድዩ ኣብ ሓማሴን ምቑስቆሲ ስኒ ኣይርከባም ዝብሃል ክክክክ

  • @alemkidane7964
    @alemkidane7964 ปีที่แล้ว +2

    እዘን ይጠርጣ ትብለን ዘለኻ ኩለን ክኽሰሳ አለዎ ን እወ መን ምስፈቐደለንየን ዝጠርጣ ዘለዋ እዚኣተን ቦሶራሩ እየን መቐመጨኤንውን ክዕበስ አለዎ
    እወ ቀፂል ጥራይ ከምዚ ናትካ
    ዝበለ አስተምህሮ ዝህብ ሰብ
    ብስነፍልጠቱ ዝመጠቀ ሰብዩ
    እወ

  • @nahombeletse
    @nahombeletse ปีที่แล้ว

    መልሓስካ ከም ደምበ ኣፍራስ ቀርኒዓ ሳጨን ዓደ ማትካ ኮንካስ ነደታትካ ትዝንጥል🤑

  • @germaymebrahtom436
    @germaymebrahtom436 ปีที่แล้ว

    Hade hade gze haki tzareb nhgdef tekaleom

  • @agaazianmedia7106
    @agaazianmedia7106 ปีที่แล้ว +1

    Nebi

  • @habtukidane3178
    @habtukidane3178 ปีที่แล้ว +1

    ተስፋጺን ሓርኢ እኽሊ ልዕሌኻ ዝተረግመ ርኹስ መናፍስቲ ኣበይከ ከይርከብ .
    ዓዲ ውዕል ኮንካ ኣርኪብካሉ ቀጠነት ረጎደት , ተለበጠት ተደፍደፈት , ቀይሓት ጸለመት እናልካ ትሽረጥ .
    ታሪኻዊ ኣስተዋጽኦ ኩሉ ኤርትራዊ ክብሩን ትኽሕድ ተራኽስ , ብጋዕጋዕዝያን ዝጠፈሸ ሞሽኩትና ተሓጊምካ ትፈርስ ከም ደለኻ ጥርጥር የብሉን እንቋዓነይ ብግብሪ ንርእዮ'ለና , ንስኻ የዕበድብድ ደቂ ኤረይ ኣብ ስኒትና .

  • @SuperMobly
    @SuperMobly ปีที่แล้ว +1

    12:10

  • @fithawi4169
    @fithawi4169 ปีที่แล้ว

    Sebeyti dile

  • @nahomtareke7694
    @nahomtareke7694 ปีที่แล้ว +1

    Kebax

  • @tumzgitesfay2040
    @tumzgitesfay2040 ปีที่แล้ว +2

    ሓው ተስፋጼን እንቋዕ ዳሓን መጻእካ፡ከም ወትሩ ዕውት ኣስተምህሮ።

  • @asayetsegaye4329
    @asayetsegaye4329 ปีที่แล้ว +1

    Anbesa!👏👏👏

  • @TheHenny288
    @TheHenny288 ปีที่แล้ว +1

    Tesfazion, I don't mean to disappoint you, but talking about "hamasen," who is native in Eritrea, periphery and agazian is all illusio, don't be narrow minded Attacking individuals or talking shit. Instead, sharing your idlogy about the economy in Eritrea would be enough to promote yourself. It's smart enough to share your knowledge about the world economy and what's best for Eritrea.

  • @mereb1228
    @mereb1228 ปีที่แล้ว

    ውህደት ማለት ኣዩ

  • @amanh3502
    @amanh3502 ปีที่แล้ว

    The number of your viewers going አንታ ረሳሕ ተረጏቢ

  • @sbahatleabhaile2415
    @sbahatleabhaile2415 ปีที่แล้ว

    ሓማሴናይ ኩሉ ክገብሮ ዝእግሞን ዝሕዞን የለን እንተ ኣሚኒ እንሆ ካ ኣብ ስደት ኮይኑ ንሃገሩ ምድራዊት ገነት ይግብራ ኣሎ በሳተላይት። ይርዳኣኒ እዩ እዚ ክንብል ከለና ኣብ ስደት ኣብ ደገ እንዳ ነበሩ ነቲ ዝነብርዎ ዘለዎ ብዝበለጸ ኣብ ሃገርና ክንገብሮ ኢና ኢልካዮም ኣይኣምኑን እዮም እኢ ግን ኩሉ ካፍቲ ዝሕዘነ ካብፈቲ ነብሰ ምትሓትን ድንቁርና ድኽነት ዓለትነት ከም ባህሊ ዝሓዝዎ እዩ ዝነቅል እመበር ንሓማሴና ዝእግሞ የለን ዝሕዞ ሓይሊ ውን የለን ክገብሮ ኢዩ ከም ትማሊ ንጀብሃ ጀለብያኣ ኣብ ኣፋ ኢእትዮም ከም ዝሃድሙ ዝገበረ ንደርጊ ምዚ ኹሉ ሓገዙ ናይ ኢንግሊዝ እስራኤል ኤመርካ ዝደምሰስናዮም ሕጂ ውን ኣብ ቁጠባ ኩሉ ክንዓሞ ኢና። እዚ ግብረሶዶም ኢሰያስ ሑካር ለቲና ሞስዋእቲ ቀሊል ገዛ ምንዳቅ ከቢድ ገሩ ህዝብና ይእሚንዎ ጸኒሑ ሓገራዊ ውዳበ ሓማሴናይ ኣግኣዝያን ግን ነዚ ገልብጥና መስዋእቲ ከቢድ ቁጠባ ንፍጠር ቀሊል ገርናዪ ኢና ኣብ አፍደገ ዓወት በጺሒናሉ ዘለና ግዜ እዩ ኻ ሓነቲ ቅላዕ ተሪፋትና ኣላ። መደምደም ታ ኩሉኻ ሃገራዊ ሓማሴናይ ኣብዚ ነግብሮ ወፍሪ ናይ ቁጠባ እጃምካ ከተበርክት ግዜ ዝጦልቦ መድረኽ እዩ ጸጸጸርና ደርቢና ሃገርና ሓማሴን ንሃንጸሉን ስድራቤታት ስዋኣት ዝድበሱሉን ደቂ ሱዋኣትን ዝኸብሩሉን ሱኩላትናን ብሂወት ከሉዉ ስንክልኖኦም ፈረ ዝሪኢሉን ወለዲ ዝሕጎሱሉን መንእሰይ ኣብ ሃገሩ ከቢሩን ታሓፊሩን ወሉዱን ዘሚዱን ዕድመ ኣቡኡን ኣባሓጉኡን ዝበጽሓሉ ምፍጣር እዩ።

  • @seeker3963
    @seeker3963 ปีที่แล้ว

    🤔 መርገም ዝብሃል ሐቂ አይኮነን አብ ካልኦት ሃገራት ዓለም ኣይፍለጥን እዩ ብጀካ አብዞም ተዛረብቲ ትግርኛ ተዘይኮይኑ ሐቂ እዩ ዝብል እንድሕር አሎ ኮይኑ ከነረጋግፅ መታን ቁፅሪ ቴሌፎን ናይ መርገም ስደዱ ወይከአ ዝቐረበ ቤት ፅሕፈት ናይ መርገም እንድሕር አሎ ኮይኑ ብዝተረፈ እዮብ በርሄ ብዙሕ አፍልጦ እዩ ዘለካ in general ግን አብክንዲ ብኸምኡ እትዛረብ በቃ አብ ፀርፍን ታህዲድን ሃለውለውን ጥራይ ኮይንካ

  • @desebelkahsay2480
    @desebelkahsay2480 ปีที่แล้ว

    እቲ ሓይሊ ኣባሓጎታትካ ኣይዓቕብዋን ቐደም?ደቂ ኣተሽም ማለተይ እየ

  • @mrodratsion1652
    @mrodratsion1652 ปีที่แล้ว +2

    ተስፋጽዮን ሰላሊዓ ምኣሙና እታ ስልጣን ኣብ ኢድካ ጨቢጥካያ ኢኻ:: ካብ ኢሰያስ ለቲናን እዞም ጁጅ ማጁጅ ተቃመርትን ተስፋ የለን::

    • @tedrosberhane7073
      @tedrosberhane7073 ปีที่แล้ว

      ብሩህ መጻኢ ኸ ዓርኩ ክክክክክክክክክ

  • @amanuelhabte7506
    @amanuelhabte7506 ปีที่แล้ว +1

    Ata wdza gay hankas bota yblkan Abe ERITREA wd ebedi Ethiopiaiawi eka

    • @tedrosberhane7073
      @tedrosberhane7073 ปีที่แล้ว

      ሓሳብ ተሊካ ብ ሓሳብ ሞጊትካ ዶ ኣዉድቆ ዓርኩ ካብ ናይ ቆልዑ ጸርፊ ትጻረፍ

    • @hagarawinet2088
      @hagarawinet2088 ปีที่แล้ว

      Belo nazi guhaf lomi dima bedeki anistiyo kuburat yizareb

  • @tarikkalsi6749
    @tarikkalsi6749 ปีที่แล้ว

    መርገጽ ኣልቦ

  • @tesfayetiffo623
    @tesfayetiffo623 ปีที่แล้ว

    Please send me Addy Agiazian's map

  • @habtemariamdebesay2559
    @habtemariamdebesay2559 ปีที่แล้ว

    Guhaf

  • @user-pw1xq6nv6b
    @user-pw1xq6nv6b ปีที่แล้ว +1

    ደቂ ሓማሴን ናይ ሓንቲ ስድራቤት ኢሰያስ ንግስነት በራዩ ኢዮም ብዛዕባ ስድራቤቶም ብነብሶም ኣይሓስቡን እዮም

  • @tesfaldetberhane4803
    @tesfaldetberhane4803 ปีที่แล้ว +1

    Anbesa wadi Hammasen

  • @orangeafrro586
    @orangeafrro586 ปีที่แล้ว +2

    ተስፋጼን፡ ሓሳብ ተወዲእዎ 💀

  • @tedrosberhane7073
    @tedrosberhane7073 ปีที่แล้ว +1

    ተስፌ ዓርከይ ማስያኺ ኮ ኬፍ ክበኒ ምዓት ዩ ክክክክረክክክክክ

  • @mbbm2385
    @mbbm2385 ปีที่แล้ว

    ሑልኩስ ውሽማ ኢዱ

  • @theeverlastingfather1111
    @theeverlastingfather1111 ปีที่แล้ว

    ኣያ ካባካ ብዙሕ እንድየ ዝመሃር እታ ናይ ኢሰያስ ውልቀ-መላኪ ስለዝኮነ ማሕበራዊ ዘይኮነስ ርእሰ-ማላዊ ኢዩ ዝበልካያ ግን ኣይግድንን። እቲ መሪሕነት ናይ ማሕበራዊ ፖለቲካዊ ውዳበ ውልቀ መላኪ ኢዩ ክከውን ደለዎ ከም ኣጸሓሕፋ ናይ ኻርል ማርኽስ።

  • @Yersalem858
    @Yersalem858 ปีที่แล้ว

    ሳጨን ሓሳድ

  • @greenandy7382
    @greenandy7382 ปีที่แล้ว

    It would be better for you to educate yourself rather than making fights with different religions and cultures

  • @habtemariamdebesay2559
    @habtemariamdebesay2559 ปีที่แล้ว

    Kkkkkkkkķķķķk

  • @ephraimtik920
    @ephraimtik920 ปีที่แล้ว

    ን ተስፍ ጺወን,
    ሃንቲ ድኻ አብ ሆላድ ትነብር አመዝር ጻእዳ ተመሪኤ ሃዳረይ ጹቡቅ እዩ, ሃሊፉልይ እዳበለት ሰብ ተዳናግር ኤርትራውያን ምስ ኤርትራውያ ከይዋሰብ ትጉስግስ አላ።
    ነዚአ አመዝራ ናይ You Toub ቁርብ ገንዘብ ሎቅምጽ መጽ ትንብር ደኻ ሰባአይን ን ሳን።

  • @kaibronabraham3470
    @kaibronabraham3470 ปีที่แล้ว

    አቲ ወርቂ ብሻ ወይ ወደባትና፥ዘይኮነ መርገም፥ንህና ኢና መርገም ኮይናዮ ዘለና ፥ወርቂ ብሻን ባህርናን ጸጋ ሃብትና ጸጋ ሃገርና መኮነ፥አንተኮነ ርጉም ህዝቢ ርጉም መራሂ ይፍጥር፥አዚ መንግስቲ ከይመስረተ መንግስቲ አየ ዝብል ዘሎ ናይ ጸልምቲ ማፍያ፥መርየትን ሃብቲ ሃገርን ናይ ዉልቁ ህዝቢ ከይተረፈ ንአኡ ከም ባርያ ከገልግሎ ዝተፈጥረ ህዝቢ ገሩ ስለዝሃስብ ፥ነቲ ህዝቢ ከም ኣቃሃ መገልገሊ ኣቃሃ ገሩ ስለዝቆጽሮ ንአቀት ኣብ ልአሊ ህዝቢ ኣሪትራ ኣመት መጸ ኣብ ቃል መጠይቅ ንህዝቢ ከቆናጽፍን ክጸርፍን ኣብ ህልም ዝበለ ጫካ የአትዩ ኣዙሪት ከምዝኣቱ ይገብሮ፥ሳዲስት ኢሰያስ ብዛአባ ዘበታዊ ጉዳይ ክዛረብ ኣይደልን፥አንተተዛረብ አውን ኣብ ዉሽጢ 32 ኣመታት ዋላሃንቲ ኣይገበርናን ክብል ይስማአ፥ስለዝኮነ ወርቂ ብሻ ወይ ወደብና ዘይኮነስ መርገም አቲ ህዝቢ አዩ መርገም ዘለዎ፥

  • @mznh6191
    @mznh6191 ปีที่แล้ว

    Fo Fo Fo belwoooooooooo

  • @romodanbarq1757
    @romodanbarq1757 ปีที่แล้ว

    ነሲኻ ኤርትራዊ ኢየ ስለ ዝበልካ ኢዩ መርገም ኮይኗ።

  • @benjaminoter9634
    @benjaminoter9634 ปีที่แล้ว

    ሐሳዌ እዳጋ ሐራጀ እዳኸድካ አምፀእ መፃሕፈቴ ድንቆሮ !

    • @hermonmlash8823
      @hermonmlash8823 ปีที่แล้ว +1

      Saketi Ghafu Eritrea hageri hamasine iya Eritrea ab idena iya Nhena hageri Nhena Hizibi 🥰🦁✅

  • @manasli4015
    @manasli4015 ปีที่แล้ว

    ሳጭ 🤟🤣

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว

    እዛ ኤርትራ ስጋብ ቀረባ እዋን ሰብ ንባርነት ዝሽየጠላ ዕዳጋ ናይ ባርያ ናብ ሃገራት ዓረብ ዝቐንዔ ኔርዋ ድዩ? ዝብል ምስተሓተተ ሓደ ሰብ ዝመለሶ፥
    እዞም ዓረብ በደዊንን ራሻይዳን ኩሊት ናይ ኤርትራውያን እናመዝሓቑ ንመን ድዮም ዝሸጥዎ ፤ ክብል መልሲ ሂቡ።
    ኣብ ኣብያተ ቤት ትምህርቲ ናይ ኤርትራ ሱዳን ብዛዕባ ታሪኽ ስርዓት ጊላነት ወይ ስርዓተ ባርያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ከመይ ከም ዝነበረ ፡ ስለምንታይ እዮም ዘይምህሩን ኣብ መጽሓፍቲ ውን ዘየሕትሙን፧
    ኣብ ዘመናዊ ታሪኽ ኤርትራ ዘይነግርኹም ፥ ኣብ ኤርትራ ስጋብ ግዜ ምምሕዳር እንግሊዝ ናብ ሃገራት ዓረብ ዝቐንዔ ዕዳጋ ባርያ ኣብ ሕርጊጎ ፣ ባጽዕ ፣ ዙላ ስዋኪን ብስቱርን ብጋህድን ኔሩ እዩ። ገለ ሃብታማት ስድራ ናይ ሕርጊጎን ባጽዕን ስጋብ እዚ ቀረባ እዋን ልክዕ ከምዚ ሎሚ ኣብ የመን ዝግበር ፡ ነቶም ባሮቶምን ወለዶኦምን ከም ንብረት ይማቐልዎምን ይወርስዎምን ኔሮም እዮም።
    እቶም ባሮት ካብ ደቡብ ኢትዮጵያ ፣ ሱዳን ፣ ሻንቅላ ፣ ጋላ ፣ ወላይታ ፣ ሃውሳ ናጀርያ ፣ ጫድ ተመቂሖም ዝመጹ እዮም። ነቶም ገሊኦም ንሜካ ንሕጃ ክኸዱ እንከለዉ ንእግሪ መገዶም ክሸጥዎም ዝተማልእዎም እውን ኔሮም እዮም። ተረፍ ናይዚኦም ብባርነት ዝመጹ ኣብ መሪሕነት ናይ ሻዕብያ ዝበጽሑ በዓል መን ከምዝክኾኑ ባዕልክኹም ገምቱ ። ኢሳያስ ናይ ነፍሲ ወከፍ ታሪኽ ኣጸቢቑ ይፈልጦ እዩ። ሓይሊ ባሕሪ ናይ እንግሊዝ ብዙሕ ግዜ ነዘን ንባሮት ጽዒነን ካብ ከባቢ ሕርጊጎ ፣ ዙላ ፣ ጢዖ ፣ ስዋኪን ናብ ስዑድያ የመን ክሰግራ ይሕዝወን ኔሮም። ነዚ ሓይሊ ባሕሪ እንግሊዝ በብዕለቱ ዝመዝገቦ ታሪኽ ብግቡእ ተሰኒዱ ኣሎ።

  • @TN-ie1yh
    @TN-ie1yh ปีที่แล้ว

    ድሑር ተስፋጽየን ብ ኣውራጃ ብቀቢላነት ብ ዓሌትነት ብኩሉ ድሑር ዝንባሌታት ህዝቢ ክፈላሊ ክግዕር ምኻን ምስ ኣበዮ ሕጂ ናብ ትርፈጥራዊ ሃብቲ ኤርትራ ምርገም ዶ ሰይጣን ዶ ሃጠው ቀጥው ምባል ጀሚሩ። ውድቐቱ ኣሚኑ ማለት ኢዩ። ሃብቲ ኤርትራ ኣብ ቦቱ ኡ ኣሎ ናብ ዘብሎ የብሉን። ጽባ ንጉሆ። ተቀባሊ ሕድሪ ኣሎዎ። ወደባትና ባሕርና መሬትና ኮታ ኩሉ ል ኡላዊ ግዝ ኣት ሃገርና ከምዘሎዎ።ንዘ ለ ኣለም ነባሪ ኢዩ። ዝይነብር ናይ በዓል ተስፋጽየን ፍሹል ኣተሓሳ ስባ ጥራሕ ኢዩ።
    ኩሎም ናይ ዚ ፍሹል ኣተሓሳስባ ዝስዕቡ ማሃ ይማን ከም ቲ መራሒኦም ናይ ኣግ ኣዝያን ጥንታውያን ዘበነ እኒ እኒ ሕምባሻ ከሎ እምኒ።ዝ እምነቶም ባዶ ኣእምሮ ኣብ ተንቅሳቀሲ ኣስካሬን ዝውንኑ ፍጥረታት ጥራሕ ክኾኑ ኣለዎም።
    ኤርትራ ምስ ባህርያዊ ሃብታ ምስ ወደባታ ምስ ባሕራ ምስ ኩሉ ል ኡላዊ ግዝ ኣታ ንዘለ ኣለም ክትነብር ኢያ። ክብርን ሞጎስን ንህዝባን ሰራዊታን። ኤርትራውነት ክቡር መንነት።

  • @mmsaed4630
    @mmsaed4630 ปีที่แล้ว

    You are insulting your sisters¡!!!!!!!!!

  • @user-xu5jl6yq8m
    @user-xu5jl6yq8m ปีที่แล้ว

    🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣አዋይ ጠበቅ ኢሎሞ ታሓዋዊስካ ሰብ መሰል 🐊🐊🐊🐊🐊🤣🤣🤣🤣🤣🐕

  • @Tomsingss188
    @Tomsingss188 ปีที่แล้ว

    ገና 50 ዓመት ድፋዕ እናኩዓተ አብ ጉድጓድ ከንብረኩም እዩ ኢሳያስ።አብ ትግራይ ዝፈፀምክሞ ንሰኹም ጥራይ ዘይኮነስ ወለደኹም እናኸፈሎ ክነብር እዩ

    • @tedrosberhane7073
      @tedrosberhane7073 ปีที่แล้ว

      ሱቅ በል ፈሳዊ 😁😁

    • @samsontedroskesete
      @samsontedroskesete ปีที่แล้ว

      Algis teref fano

    • @hagarawinet2088
      @hagarawinet2088 ปีที่แล้ว

      Laughable junta , first dig out yourself from the hole you are in

    • @looniesey4428
      @looniesey4428 ปีที่แล้ว

      😂😂😂😂😂ጌና ንትግራዋይ ብሓዊ እንዳቃፁልናዮ ክንነብር ኢና

  • @user-xu5jl6yq8m
    @user-xu5jl6yq8m ปีที่แล้ว

    🤣🤣🤣🤣🤣🤣 ቫይረስ ዞባ 🐊🐊🐊🐊ኖ