ተፈጥሮ ምስጢር ዩ በይንኻ ኣለዎ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 95

  • @jonethebreain2031
    @jonethebreain2031 ปีที่แล้ว +12

    ሓንቲ እስራኤላዊት ከምኡ ኢላ ኔራ:: እቲ ናይ ወዲ ግና ኣይትስእንዩ ኢላ ኔራ:: ኣፍቀርተይ ምስ ረኣይዎ ነቲ ናይ ወዲ ይሃድሙ ኢላ ነቢዓ ኣንቢዓትና:: ኣብ ናይ ኦፕራ ኢንተርቪው ኣለካ:: ብራቮ ይካኣሎ ኩሉ ግዜ ኣብ ሂወት ሚዛናዊ ሙኻን ብልጫ ኣለካ::

  • @tesfausinkey9157
    @tesfausinkey9157 ปีที่แล้ว +1

    Well done yikealo hawey

  • @yonassemere4416
    @yonassemere4416 ปีที่แล้ว +5

    ብመጀመርታ ሰላም ይካኣሎ መደባትካ ኣዝዩ ደስ ዘብል ዩ ናይ አትሩ ተካታተሊካ የ ቀጽሎ።ተገዲስካ ከተንብባ ይምሕጸነካ
    ብምቅጻል እዛ ሕጂ ኣቅሪብካዮ ዘለካ ጽቡቅ መድ ዩ ግን ጌጋታት ኣለዎ።እቲ ጌጋ ኣነ ብዝፈልጦ ክነግረካ ሰሚዔ ዘይኮንኩ ዝራኣኽዎ የ ከዕልለካ
    እዚ ናይ ጋል ናይ ወዲ ዝባሃል ኣብ ኤርትራ ኣሎ ቡኡ የ ካኣ ክነግረካ
    እቲ ወዲ ዝባሃል ናይ ክልተ ዘለዎ ኮይኑ እቲ ናይ ወዲ ተባዕታይ ሙሉእ ብሙሉእ ኮይኑ እቲ ናይ ጋል ኣንስተይቲ ካኣ ልክዕ ከም ናይ ጋል ኣለዎ ግን ሽቲ ናይ ጋል ዝኮነ ኣገልጉሎት የብሉን ኣይሸነሉን ኣይጥቀመሉን ዩ ምልክት ዳኣንበር ንውሽጢ ዛኣቱ ከም ናይ ጋል ኣይኮነን ምስሊ ናይ ጋል ኣንስተይቲ ኣለዎ።እቲ ናይ ጋል ኣንስተይቲ ካኣ ልክዕ ከምቲ ናይ ወዲ ዝበልናዮ ዩ ምልክት ዳኣንበር ኣጎልጉሎት የብሉን ከምዚ ሻዱሸይቲ ኣጻብዕቲ ትወጸካ ልክዕ ከሙ ዩ።ስለዚ እቲ እታ ጋል ትብሎ ዝነበረት ክወልድ ይኽእል የ ዝበለቶ ካብ ሓቂ ዝራሓቀ ዩ።መጀመርታ እቲ ዘርኢ ናይ ፍጡራት ካብ ፍረ ነብሲ ዩ ውጺኢቱ እቲ ንሳ ትብሎ ዘላ ግን ብዘይ ፍረነብሲ ፍረ የለን ጌጋ ክንደይ ከ ትደፍር።ዳሓር ካኣ እቲ ናይ ወዲ ተባኢታይ ናይ ጋል ኣንስተይቲ ዝባሃል ኣብ መንጎ ክልቴና ዘለ ሄርሞን ተባዕታውን ኣንስታውን ጋል ኮይና ናይ ወዲ ሄርሞን ክህልዋ ይክእል ወዲ ኮይኑ ውን ናይ ጋል ሄርሞን ክህልዎ ይክእል ዩ ኣሎ ካኣ
    ልዕሊ ዝኮነ ነገር ግን ድምጺ ወሳኒ ዩ እቲ ድምጺ
    እቲ ናይ ወዲ ተባዕታይ ሄርሞን ታሃልይዋ ጋል ተባዕታዊ ሄርሞን ኣለዋ እቲ ናይ ጋል ሄርሞን ታሃልይዎ ኣንስታዊ ሄርሞን ኣለዎ ዋላ ብድምጺ ትፈልዮም ኢካ
    እዛ ሕጂ ከም ወዲ ጌርካ ትጽዋዓ ዘለካ ተጋጊካ ድምጻ እናነገረካ ዋጭል ትጥዕምሲ ወዲ ጌርካይ ንሳ ስለ ዝበለቶ ተመርሚረ ወዲ ተባሂለ ኣይፈርሕን ተባዕ የ ብዝበለቶ ዋላ ንስካ እንዶ ሕስብ ኣብሎ ክንደይ ኣዲተትና ካብ ሰባይ ንላዕሊ ተባዓት ዘይፈርሓ ድምብርጽ ዘይብለን ቡዙሓት ኣለዋ እንዶ ካብ ሰባይ ንላዕሊ
    ስለዚ ይፈሪ የ ጋላ ኣይኮንኩን ጋል የ እዚ ከምዚ ዓይነት ጽውጽዋይ ንየ ንበሎ ብርእሲ ሰብ ኣይትጻወቱ በሎም ዓገብ ኣነ እንካዕ እዚ ትብሎ ዝነበረት ዝፈልጦ ኮንኩ ነቲ ዘይፈልጦ ግን ታሪኽን ስንባደን ሞ ጥንቅቅ ንበል ተነጽሎ ካኣ ኣሎ

    • @kesetemerhawi9674
      @kesetemerhawi9674 ปีที่แล้ว

      ኖ ብሮ ሓቃ ያ ኣብ ናይ ናይ መን ምኻነይ ሰምኣያ ኔራ ከምኡ ኣለዉ የጋጥም ዩ የለዉን ኣይብሃልን ዩ

    • @asmoromasfha6901
      @asmoromasfha6901 ปีที่แล้ว

      Biravo ane kia entay reye meslka ab Gogol kem nay wedi tebetay delwen metlo gezif aykonen gin rikieb yefximalu ezi ke kemey yemsileka

  • @ygttv557
    @ygttv557 ปีที่แล้ว

    ናይ ጋልን መድን ጾታ ዝውንኑ ሰባት ብከባቢና {ቦጋለ} ኢልና ኢና ንጽውዖ።

    • @efrempersonal2030
      @efrempersonal2030 ปีที่แล้ว

      Ewe yfelit gn kab mintay eyu kemue tebahilom lomis resieyo.

  • @memrir4660
    @memrir4660 ปีที่แล้ว

    ድምጻ ናይ ጋል ክልተ ምህላው ይሓይሽ ዘይብሎም ንሽሙ ናይ ወዲ ስድረኦም ከማን ካይፈለጥዎም ይዓብዩ ምስ ዓበዩ ይምርዓዉ ይፋትሑ ምኽኣል ምስ ስኣነ

  • @xionnoix2984
    @xionnoix2984 ปีที่แล้ว

    Gual Adka wedi Adika eyu. Tegraweyti Tigraway eyu!😁😁🤣🤣

  • @whatabouttomorrow1990
    @whatabouttomorrow1990 ปีที่แล้ว +2

    ኣጓላት ኣይኮነን ዝበሃል ኣዋልድ በል

  • @sami4534
    @sami4534 ปีที่แล้ว

    Selam Yikealo bmntay krekbeka ykel?

  • @Lilly51135
    @Lilly51135 ปีที่แล้ว

    Ewe Hermaphrodite ybhalu.

  • @xewarkun5835
    @xewarkun5835 ปีที่แล้ว

    Ab zara filtet alekum
    Chielay yom ybahalu btgrina

  • @tsegetesfamichael9397
    @tsegetesfamichael9397 ปีที่แล้ว

    Ane wela kemau yfelt neyre

  • @midnightmoon1318
    @midnightmoon1318 ปีที่แล้ว

    Yekealo open mind

  • @shabatshalom693
    @shabatshalom693 ปีที่แล้ว

    Gele nay gin miznibal alewa,malet eti testosterone high koynu alo.

  • @mulumulu2625
    @mulumulu2625 ปีที่แล้ว

    Ya open konka mezerab yedeli eyeu.....hezbhina wen kenikji alewo

  • @sebyumekseb4939
    @sebyumekseb4939 ปีที่แล้ว

    Yewelden yewliden 😂😂😂😂

  • @menaf77
    @menaf77 ปีที่แล้ว +2

    So in short you are advocating for LGBT. አቱም ህዝቢ ናብ እግዚአብሄር ተመለሱ፣ እዚ ነገር ብሕክምና ብጸሎትን ቴራፕን ዝፍታሕ እምበኣር ከምዚ ትገብሮ ዘለኻ ዝተባባዕ ነገር አይኮነን። በጃኹም አክንዲ ገጽ እግዚኣብሔር ምድላይ ምሕረቱ ምልማንሲ እንይ ኢኹም ሐጢያትና ተብዝሕዎ። ኦ እግዚኣብሔር ብምሕረት ዓይኒ ጠምተና

  • @joeythelifewithspirit
    @joeythelifewithspirit ปีที่แล้ว +9

    ኣብ ዓዲ ኮለኩ ሓንቲ ነይራ ኣብ ገጠር ትቅመጥ ናይ ወድን ናይ ጓልን ዝነበራ ይፈልጥ ጸሃየና ጸሃይነሽ ይብልዋ ነይሮም ። ኩሉ ወዲ ይኩን ጓል ኣንስተይቲ ትሰርሖ/ዝሰርሖ ትሰርሕ ነይራ ኣብገዛ እንጀራ ትስንክት ተጽርይ ኣብ ደገ ውን ማሕረስ ትሓርስ ሰብኣይ ዝሰርሖ ኩሉ ትገብር እዚ ናይ ኣምላክ ስራሕ እዩ ።ግን ካብኡ የድሕነና።

    • @nfreek5276
      @nfreek5276 ปีที่แล้ว +1

      😭 ናይብሓቂ ደይ. ምንጻል. ብተውሕበኦም. ደስ. ክብሎም. ኣለዎም. ይብል ጋል. እንተ. ኮይና. ብተፎትሩኣ. ክትኮር ዕ እታ.እቲ. ወዲ. ውን ከምኡ. ናብ. ኣምላኽ. ምምስጋን. ጥራሕ

    • @kesetehabte1955
      @kesetehabte1955 ปีที่แล้ว +1

      @@nfreek5276 ያ ናይ ብሓቂ ግን ካብ ወሎዶ መርገም እዩ ዝባሃል

    • @nfreek5276
      @nfreek5276 ปีที่แล้ว +4

      @@kesetehabte1955 no መርገም. ኣይኮነንን. መኽንያቱ. እቲ. 30 ዓመት. ኣብ ዓራት. ተደንሱ. ድነበረ. ጎይታ. ዓራትካ. ኣልዒልካ. ኺድ. ምስ በሎ. ሓውዩ. እቶም. ሰባት. ግአን መርገም. ድሓመመ. ይመስሎም. ኔሩ. ጎይታ. ግአን. ብኡ. ምክንያት. ክምህር ስለ. ድኾነ. ጥራሕ. ኢዩ. እንበር መርገም. ስድርኡ ከምደይ ኮነ. መሕመምኡ ነጊሩ. ኔሩ. ሕጂ. ሓደራ. ንሕና. ሰብ. ይሓምም. ድኾነ. ይኸውን. መርገም. ኢዩ. ከምኡ ኮይኑ. ንብል ወላ. ኣነ. ከምኡ. ይብል ኔ ረ. ኣብ ስብከ ት ድሰማእክዎ ግአን. መርገም. ኣይኮነን. ንሕና. ከምኡ. እንተ. ኢልና. ብመርገም. ኢዩ. ሓሚሙ. ወይ ሓምማ. እንተ. ኢልና. ንዓና. መፍረድና. ከይከውን. ንጠንቀቕ. ሓደራ. ከቢድ. ኢዩ. እንታይ ኢዩ መሕመሚኦም. ወይ. 2 ጸወታ. ካልን. እግዚኣብሄር. ጥራሕ. ኢዩ. Df3ልጦ. ንሕና. እንተ. ክልና ኣብ ጸሎት. ንዘክሮም. 😥

    • @kesetehabte1955
      @kesetehabte1955 ปีที่แล้ว +2

      @@nfreek5276 የቕንየለይ ክንድቲ ተግድስኪ ድጻሕፍክለይ ኣብ ሓደ ከሙኡ ስለ ዝራኹ እየ መርገም ናይ ወለዱ እዩ ክባሃል ሰሚዐ ዝኾነ ማሕላ እንተነርዎም ወልድኻ ወይ ጥልመት እንተ ነርዎም እቶም ስድራ ከሙኡ ይባሃል እንበር ሓቅኺ በጀካ እዝጋኣቤሄር ዝፈልጣ የለን

    • @nouriagatoon6717
      @nouriagatoon6717 ปีที่แล้ว

      طططططططططططططططططططططططططططططططططططططططططططططططططططططططططططططططط

  • @seeker3963
    @seeker3963 ปีที่แล้ว +3

    ❓️❓️ ብኸመይ ምኽንያት ወይ ንስለምንታይ እዩ ሐደ ወይ ሐንቲ ናይ ክልተ ጾታታት ዘለዎም ኮይኖም ዝውለዱ ነዚ ዝፈልጥ ስጋዕ ሎሚ ዝኾነ ፍጡር የለን ብዙሐት ሰባት አብክንዲ ንስለምንታይ እዩ ከምዚ ኮይኑ ኢሎም ክፈልጥዎን ክቕበልዎን ከይቅበልዎን ክፈልጡ ዝግብኦም ብዘይ ዝኾነ ጭብጥን አፍልጦን ብድንቁርና ካብ ኣምላኽ ካብ አላህ ካብ ካልኦትን ከምዝመፀ ዝፈልጡ አለዉ ኩላትና ፍጡራት So far ንስለምንታይ እዩ ሰብ ምስክልተ ጾታታት ዝውለድ ስለዘይንፈልጦ እንኮ መልሲ ናትና ክትከውን ዝግባእ👍ካብ ተፈጥሮ እዩ ምስንብል ጥራይ ኢና አብኩለን ሃገራት ነናቶም አስማት አለዎም ነዞም ብልዕትን ናይ ሰበይትን መትሎ ናይ ሰብኣይን ዘለዎም አባና አብ ሐበሻ ግን ፍሉጥ ስለዘይኮነ አስማቱ ብትኽክል ዝፈልጦ ብቑፅሪ ብዙሐት ሰባት ዝፈልጥዎ አይመስለንን ብዝተረፈ አብዛ ሐንቲ ሂወት ናይኩላትና ብዙሐት ብዙሐት ነገራት ዘይንፈልጦም ስለዘለዉ አብክንዲ ኣይንፈልጦን ኢና ግን ከአ እንታይ ሙኻኑ ብጭብጥን ብኣፍልጦን ከአ ክንፈልጦ ንደሊ ኢና አብክንዲ ምባል በቃ ብዘይዝኾነ ጭብጥን አፍልጦን 🙄ብድንቁርና ኦ እዚ ኮይኑ ዘሎ ምኽንያቱ ካብ ኣምላኽ ካብ አላህ እዩ ምባል ንግደፎ ✋️ሰላም ንኹሎም ፍጡራት ብዝያዳ ንይክኣሎ Tv

  • @fiyorifiseha3726
    @fiyorifiseha3726 ปีที่แล้ว +7

    ይከአሎ ሚዛናዊ ኢካ❤

  • @ሲላስእቲሑሩይ
    @ሲላስእቲሑሩይ ปีที่แล้ว +2

    ኣብዚ ሓሳብካ ጽቡቅ ገሊጽካዮ። ኣብቲ ናይ መጽሓፍ ቁዱስ ዝበክካዮ ግና ጌጋ ኣለካ ኣምላክ ወድን ጋልን ፈጠረ ስለ ዝበለ ብከመይ ትርድኦ ኣለካ፡ ብዕዉሩ ዝተወልደ ኣሎ ስለዚ ኣምላክ ኣዳምን ሂዋንን ዑውራት ኣይፈጠሮምን ምስፍዋዓል ዩ ዘድሊ ጥበብ እግዛብሄር ከመይ ይሰርሕ ምፍላጥ ኩሉ መጽሓፍ ቁዱስ ብከመይ ይገልጾም ምንባብ የድሊ ዮ።

  • @iloveyoumysweethomeeritrea2162
    @iloveyoumysweethomeeritrea2162 ปีที่แล้ว

    Ab adna wn nera hanti gal nay kltieu nerwa. Gn dhrieu operation gerom algisomula eti nayti wedi. Hji gal eya koyna temereya welida tnebr ala.

  • @kirostsehainesh8243
    @kirostsehainesh8243 ปีที่แล้ว

    ከሙ እቲ Hormon nata ከሙኡ ክኸውን ይኽእል እዩ ክልተ ተፈጥሮ ዘይብላ

  • @edomtube5521
    @edomtube5521 ปีที่แล้ว +3

    ንፉዕ ዝሐወይ ምዛናዊ ምካንካ ደስ ዘብል እዩ ሰብ

  • @Abel-om3mz
    @Abel-om3mz ปีที่แล้ว

    Hasot diu haqi Ezgabir tiry zifilto🙂

  • @michealmehari577
    @michealmehari577 ปีที่แล้ว

    yes you are right my brother yekalo bravo go had

  • @kidaneemaha6042
    @kidaneemaha6042 ปีที่แล้ว +3

    Yikealo, you are very talented, I admire you for being honest and balanced in your view of human nature. Keep it up.

  • @lamlamrouasom3990
    @lamlamrouasom3990 ปีที่แล้ว

    ✋✋✋✋😂😂😂😂😂😂🙏🙏🙏❤❤❤

  • @Rahya713
    @Rahya713 ปีที่แล้ว +2

    Confusing world!

  • @bereketbeyan6066
    @bereketbeyan6066 ปีที่แล้ว

    እንታይ ይባሃል እዚ ኸ

  • @ፍትገፍትግ-ዐ5ጰ
    @ፍትገፍትግ-ዐ5ጰ ปีที่แล้ว +2

    ጭደን ይብሃል

  • @zekariasgirmay6960
    @zekariasgirmay6960 ปีที่แล้ว +1

    kkkkkk🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @martaogbamicaelaraia7441
    @martaogbamicaelaraia7441 ปีที่แล้ว +1

    እዛ ሐፍትና 80 ካብ ምእቲ ሆርሞነይ ናይ ወዲ እዩ እያ ትብል ዘላ እምበር ናይ ወዲ መሸኒት አለኒ አይበለትን እንቋቅሖን ማሕጸን አለዋ ማለት,'ዩ ናይ ክልትኡ አለኒ ክወልድ ክኣ ይኽእል'የ ምለታ'ሲ ኒቲ ማሕፀንን እንቋቕሖ እቲ ናይ ጋል አለኒ ትብሎ ዘላ'ዩ እቲ ናይ ወዲ አለኒ ትብሎ ዘላ ኽኣ ነቲ 80 ካብ ምእቲ ሆርሞን እያ ።ክወልድን ከውልድን ክትብል ከላ ኽኣ ሐቃ እያ, ምስ ሰብአይ እንተ ተራኺባ ክትወልድ ስለ ትኽእል ነቲ አቦ ወዳ'ውን ተውልዶ'ላ ማለት'ዩ

    • @efrempersonal2030
      @efrempersonal2030 ปีที่แล้ว

      Giega ridiet marta habtey. Kiwelidn kewildn zkiel yelen. Gdn hade xeweta Ablali (dominant) eyu .

    • @martaogbamicaelaraia7441
      @martaogbamicaelaraia7441 ปีที่แล้ว

      @@efrempersonal2030 አይተረድአንን

  • @birhanademovez5893
    @birhanademovez5893 ปีที่แล้ว +1

    Nay weden nay galen aloa gen had eyo zesrh

  • @anderbrhanabraham2828
    @anderbrhanabraham2828 ปีที่แล้ว +1

    ብሰንኪ ምዝንባዕ ናይ ኈርሞናት ዝፍጠር ጸገም እዩ

  • @same8813
    @same8813 ปีที่แล้ว

    ኣርእስቲ ናይ ሜድያካ ቀይራ እስካ ከምዚ ዓይነት እካኣሎ ዝብል ሽም እስካ ክትጽውዖ ገበን እዩ ብትሕትና ክትቅይራ እሓተካ ምክንያቱ ታሪካዊ ጅግንነታዊ ሽም ስለዝኾነ

  • @nahomnahom5204
    @nahomnahom5204 ปีที่แล้ว

    Selam ykialo hawey
    Pls ab nay lisan tewahdo hagez tehatit alo nay betkrstyan orthdoxes⛪ eyu pls sher ktblo tesfa ygebr pls pls pls 🙏

  • @maregasgedon2478
    @maregasgedon2478 ปีที่แล้ว +1

    Gudam zemen bxhina

  • @ስጋኣቦይለ
    @ስጋኣቦይለ ปีที่แล้ว +1

    Bravo ykealo haw kemakatkum seb hlna kielet zelekum ktenbbu alekum suk ele ye zhuges

  • @anderbrhanabraham2828
    @anderbrhanabraham2828 ปีที่แล้ว

    እዚ ከምዚ ዓይነት ጾታ ሎሚ ካብ ዓለም ኣብ ክልተ ሃገራት ወግዓዊ መጸዊዒ ጾታ ሂበኖኦም
    ኬንያን ኣውስትራልያን ።

  • @kasmaism
    @kasmaism ปีที่แล้ว

    hon vet vad hon säger men vi har för lite kunskap om det.det är vanligt ha två kön

  • @fevengebreyesus3076
    @fevengebreyesus3076 ปีที่แล้ว +1

    Good job ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @Eritrea-t7b
    @Eritrea-t7b ปีที่แล้ว

    Arku rebshkana endika enda akoraxekana men

  • @mulumulu2625
    @mulumulu2625 ปีที่แล้ว

    Ya kemzi alwo hezbhina wien kifelto alewa ..nesika ka nefu mizanai ika

  • @shabatshalom693
    @shabatshalom693 ปีที่แล้ว

    Fixum kirdiuwa aykealun nisa tiblom zela

  • @amorashlakoloba442
    @amorashlakoloba442 ปีที่แล้ว

    Hasewti eyom xeadu eti gbresedomnet kesfahfh sle zdelywo zeynatka natka kbluka ykelu eyom ezia gal eya dmxa kulumla meshenit sebay wn yebleyn ela

  • @mulueyehdego7984
    @mulueyehdego7984 ปีที่แล้ว

    Kkkkkkk ykalo hawey mis men eya sex trakeb wedi wey qual ymharena

  • @weletbilen247
    @weletbilen247 ปีที่แล้ว

    Merhaba yikealo hawey tefetro nay amlakh iyu zegerm iyu ykhdenena iyu zibehal bu zizarebu aresti sienom mesleni hansae wedi hansae gal wayene 😷😷😷😷😷

  • @temsgenkafetri4914
    @temsgenkafetri4914 ปีที่แล้ว

    Hjisi baelu nnebsu welidla malet dyu

  • @tsegetesfamichael9397
    @tsegetesfamichael9397 ปีที่แล้ว

    Ya nay behaqi abi melekti melake hawna

  • @genetgyohans3381
    @genetgyohans3381 ปีที่แล้ว

    ካብዚ አድሕነና🤔

  • @abrahamtekle4944
    @abrahamtekle4944 ปีที่แล้ว

    Thank you Yikealo it is right

  • @habtomzere7394
    @habtomzere7394 ปีที่แล้ว

    ያ ብዝሓት ኣለዉ ኣነ ዝፈልጦ

  • @wedkebri8729
    @wedkebri8729 ปีที่แล้ว

    I've never heard this before waw

  • @saarebereket2539
    @saarebereket2539 ปีที่แล้ว

    የዐሪኻ'ያ እባ እዛ መሰልቸዊት ኢንትሮ ቪድዮ።ነዋሕ ኢያ ኔራ ብሰንኪ ከምኡ ቪድዮታትካ ይሰግሮ ኔረ

  • @habentesfamariam6751
    @habentesfamariam6751 ปีที่แล้ว

    👍👍👍👍

  • @kingcobraredsea5722
    @kingcobraredsea5722 ปีที่แล้ว

    U are right

  • @yonotanaraya4151
    @yonotanaraya4151 ปีที่แล้ว

    meglexi seinelka ykuno bro kexlo

  • @yamiyami306
    @yamiyami306 ปีที่แล้ว

    Ata yekalo hawna tefiaka kenika Dehan dika bmejemra

  • @yohanasolomon7471
    @yohanasolomon7471 ปีที่แล้ว

    Good job

  • @fitsumbeyene13
    @fitsumbeyene13 ปีที่แล้ว

    👍👍👍👍

  • @Fashion_OK
    @Fashion_OK ปีที่แล้ว

    Eway Gud Seb >Yikealo N LGBT degifu elu kizareb eyu 😮

    • @rakiraki2328
      @rakiraki2328 ปีที่แล้ว +1

      LGBT and intersex are completely different.

  • @ወዲጎጀይ
    @ወዲጎጀይ ปีที่แล้ว

    ኣብ ዓድና ችሕሚ ዝነበራ ሰበይቲ ነራ።

  • @danielkahsay5092
    @danielkahsay5092 ปีที่แล้ว

    ሓደ ነሩ ኣብ ኣሃዱና ወዲ ከሎ ናይ ጋልን ወድን ኣለዎ አቲ ናይ ጋል ስሚዒት ግን ኣይሰርሕን ኢዩ አቲ ወዲ ከይፈለጥዎ ከለዉ ኣብ ኮርሞናዕ ለንጀር ኮርስ ዳወሰድና ከለና ኣሃዱና ነብሱ በይኑ ይሕጸበ ነሩ ድሓር ፈሊጠሞ ግን ኖርማል ኮይኑ አቲ ሰብ ካኣ ለሚደሞ

    • @tigrawayresahfitret156
      @tigrawayresahfitret156 ปีที่แล้ว

      Ata neska wen komu eka timesil hulkus

    • @danielkahsay5092
      @danielkahsay5092 ปีที่แล้ว

      @@tigrawayresahfitret156 ንዓይ ዲኺ ሽኮሪና ሞ ዘይትፍትንኒ ከርአየኪ ስራሓኺ ስብአናይ ፈቲንካ ኢዩ ኮ ዝፍለጥ ክሳብ ርአስኺ አስካፍ ትኣስሪ ክገብረኪ ክልተ ሰሙን ምደቀስኪ ነርኪ ክፍትነኪ ዓካር

    • @tigrawayresahfitret156
      @tigrawayresahfitret156 ปีที่แล้ว

      @@danielkahsay5092 kkkkkkk beafkum da belahti ekum eko terati

    • @danielkahsay5092
      @danielkahsay5092 ปีที่แล้ว

      @@tigrawayresahfitret156 ክያሮ መጀመርያ ኣብ ምጥርኺ ብኢደይ ይፍንግረኪ ብድሕሪኡ ካኣ ምሸኒተይ ኣብ ምጥርኺ ቀስ ገረ ዳደረዝኩ ኣውጽአ የአትው የብለልኪ ድሕሪኡ ኣብ በላ ሙድ ምስኣአተኹኺ ክርድኣኪ ዩ ሕጂ ዶ ኮይኑ ተሰሚዒኪ ኣንቲ ብልዕቲ ኣፍሲስኪ ትኾኒ ከማን ሕጂ

    • @asmoromasfha6901
      @asmoromasfha6901 ปีที่แล้ว

      Eti hade yeserh duyu shinti ke beyen yeshin

  • @flimonberih8175
    @flimonberih8175 ปีที่แล้ว

    ሽንቲ ከ በየናይ ትሸይን ማለት ዩ

    • @kokobkubrom4304
      @kokobkubrom4304 ปีที่แล้ว

      kkkkk ሕቶ ሲእንካስ በየን ከም ትሸይን ኣሸጊራትካ

    • @michaelabraha770
      @michaelabraha770 ปีที่แล้ว

      Haqu eyu kkkk

    • @ghwsjet5100
      @ghwsjet5100 ปีที่แล้ว

      Kkkk, denkoro, hormone nay wedn Nay gualn eya tbl zela.
      Tsllty eya,

  • @eritreainfo710
    @eritreainfo710 ปีที่แล้ว

    ዘይተነግረ የለን ንዓይ ከልተ መትሎ እዩ ፡ ዘለኒ ፡