ERISAT: Ahmed Qeysi | ጉጅለ 15 ዝተኣስሩላ መዓልቲ ኢሰያስን ወዲ ኢፍሪምን ሬድዮ ርክብ ሒዞም መምርሒታት ይህቡ ነይሮም።

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 5 ก.พ. 2025
  • SECOND CHANNEL : SUBSCRIBE
    / @erisatentertainmented...
    ኤሪሳት ካብ ጥቅምቲ 2018 ጀሚራ፡ ናብ ውሽጢ ኤርትራ፡ ማእከላይ ምብራቕን ምብራቕ ኣፍሪቃን ኣብ መዓልቲ 24 ሰዓታት፡ ሰሙን ምሉእ፡ ብሳተላይት መደባት ቴለቪዥን ትፍኑ። ክሳዕ ሎሚ ብኣርባዕተ ቛንቋታት እትፍኑ ዘላ ኤሪሳት፡ ዓቕሚ እናወሰኸት ብኹሉ ኤርትራዊ ልሳናት መደባታ ክትፍኑ እያ። ኤሪሳት፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሃገራዊ ጉዳያቱ ዘገድሶ ሓቂ ንኽድህስስ፡ ኩነታት ሎሚ ንኽርዳእ፡ ንጽባሕ ሰላም ከምጽእ ዘተ ኽካይደላ ዝቘመት ሃገራዊት መስመር ቴለቪዥን እያ። ኤሪሳት፡ ኣብ ሓንቲ ልኡላዊት ኤርትራ፡ ምእንቲ መላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ንናይ ሓባር መጻኢ፡ ብናይ ሓባር ራኢ፡ ኣብ ፍቓድ ዜጋታት ተሰሪቱ ኣብ ዝትከል ደሞክራሲ ትኣምን።
    ራኢኹም ከም ራኢና እንተዀይኑ፡ ንስራሕና ውን ክትድግፍዎ ምስእትደልዩ፡ ኣብዚ ዝስዕብ መተሓሓዚ ጠዊቕኩም ተዓወቱ፥
    erisat.org
    paypal.me/erisat
    ERISAT is a diaspora based independent Eritrean satellite television channel which is run by exiled journalists and activists. ERISAT broadcasts 24 hours of programming every day of the week on issues that raise the most repressed issues in Eritrea in the last 20 years. Our aim is to promote a national discussion based on learning from our recent past, being well-informed abut today and setting the agenda for tomorrow’s peace. We strive for a common national destiny towards a free and democratic Eritrea.
    ERISAT Agat addal tan ni Ummatta Baadal geyneh nan currik yan woyti affaf geyaana gidah ERISAT Sittlite gitak baxsale Rasi agatinaaneh afaiteh Ayrol 24 saaqat Programat tatrusam abbinosseh tan, Ta taama bisoh intuh maali cato ERISAT TV abaamih fayxi le toboko kee maqanxiixik ahak gubal siinih yambule gitak nee eleltaanam duude liton.
    ኤሪሳት ኣርባ መተሉትሪ 2018ትልድ ተርስረ፡ ኤርትራ ኮሪል፡ ነበካ ብርክስጛዲ ብርክስጛ ኣፍሪቂዂዲትል ግርግል 24 ሰዓት፡ ኡናር ተማም፡ ሳተላይት ሳብድ ስታት ቴለቭዥኑ ጠለቐቲ። ንኪ ኣኽራሲክ ሰጃ ጋብድ ጠለቕረሪ ኤሪሳት፡ንር ግርስሲ ለገድሩ ኤርትራ ጋብ ናትክድ ስታት ጠለቕቶ ግን። ኤርሳት፡ ኤርትሪ-ከው ፡ ና በለዲር ጋራትድ ሓሰርደውሎም እምን በሓስትሮ፡ ኣዋይን ሁመቱ ፈሃምስስትቶ፡ ኣመሪር ደባን እንትሮ ፍዲ-ጉዲር ኮዳ ወሸቕድቶ ተወብስረሪ በለዲር ቴለቭዥን ሳብ ግን። ኤሪሳት ፡ ላሪ መጆባ ኣኽረሪ ኤርትራ፡ ናውክ ኤርትሪ-ከዋ መታን፡ ላትሩዂ ኣመሪዲ፡ ላትሩዂ መኸላዲ፡ ኪን በለዲ-ቁሩዂል ትንክብሶ ተከልሳዂ ዲሞክራሲትል እምነቲ።
    እንታ መኸላ ይና መኸሊሰና ኣከን፡ ይና ክድመትስኽር ካቢትኖ ጀረብደነን፡ እና ተለያዂ ክታርሊ ሰጐጥነድ ሰርገላ።
    Click here to donate -- erisat.org
    paypal.me/erisat
    لتأكيد حق شعبنا في الداخل في الحصول على المعلومات التي يريدها، تعمل قناة (إري سات) على بث برامجها داخل البلاد وخارجها على مدار الساعة.
    استمراريتها بحاجة إلى تضافر جهود الجميع؛ سيما توفير الدعم المادي. على الراغبين في دعم قناة (إري سات) الفضائية المستقلة ماديا، يمكنكم استخدام الخيارات التالية:
    erisat.org : الخيار الأول:
    paypal.me/erisat : الخيار الثاني
    #ERITREA #Eritreanpolitics #Eastafrica #ERISAT#Unity#News#news#Eritreannews#ERITREANNEWS#afar#afer#qafar#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#tigrignyamusic#eritreansong
    #eritreanmusic​ #tigrignamusic​
    #eritreanmusic​ #tigrignamusic​
    #NewEritreanMusic2020#NewEritreanMusic20201​ #Eritreanmusic​ #Eritreansong​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ ​ #EritreanMusic2020​ #Tigrignamusic2020​ ​ #Eritreanderf​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​ #Eritreanfilm​ #Eritreannewmovies​ #EritreanDramas​ #Eritrean2020bestdrama​ #Eritreanbestfilms​ #Eritreanbestfilm​ #Eritreandrama2020#Eritreandrama2021​ #BestEritreandrama​ #EritreanBestdrama2020#EritreanBestdrama2021​ #ERISAT#eritreanprisoners#eritreanesurat#إري سات#Eritrean_music #tigrgna_music #hyesa_music

ความคิดเห็น • 214

  • @maximusabi751
    @maximusabi751 3 ปีที่แล้ว +7

    Ahmed Al Qeysi deserves honor for his honest and open mindset about the true nature of EPLF.

  • @etcetera3282
    @etcetera3282 3 ปีที่แล้ว +19

    I can never get enough of what Ahmed Alkeysi has to say. What a great patriot. He sounds like someone I can take at his word. It's tegadalay like him that deserve the highest honor and respect.
    Whether we like it or not, Sibhat was the key culprit in what went wrong. If that man had sided with the call for change(and it wasn't even that...they simply asked Isaias to convene them. What was the big deal about that, unless Isaias had sth to run away from or face?), Isaias would not have dared to take the measures he did, since he wouldn't have the army to do his bidding. So, Sibhat is either an opportunist or else just stupid enough not to predict where things were heading from then on. Indeed, "With great power, comes great responsibility." And, I would say, Sibhat failed at that big time.

  • @abduali2
    @abduali2 3 ปีที่แล้ว +3

    ኡንቃዕ ብዳሓን መጻአኹም ኩላትኩም ኣመንቲ ክርስትና ካኣ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ቀጽለ ኣሕመድ ኣልቀይሲ ናይ ብሓቂ ካይ ኣመስገንኩካ ኣይሓልፊን አየ ምክንያቱ ኩሉ ካይ ሓባአካ ካይ ፈራሕካ ከምቶም ካሎኦት ከምዚ ኢልካ ምዝራብካ ተባዕ ውሳነ ንሕና አቶም ናኣሽቱ ዎሎዶታት ቡዙሕ ዘይ ንፎልጦ ስለ ዘሎ ግልጺ ኮይንካ ምዝራብካ ከመስግነካ ይፈቱ።
    ህኖግ ካኣ ቀጽሎ አዚ ትጎብሮ ዘለካ ዋላ ኩሉ ግዜ ተትምጾኦ ኣይምኖን ኤዩ

  • @Wedieritrea323
    @Wedieritrea323 3 ปีที่แล้ว +18

    ዝኸበርካ ኣያና ኣሕመድ ኣልቐይሲ
    ስለቲ ትገብሮ ዘለኻ ኣዝዩ መሃርን ታሪኻውን ቃለ መጠይቓት ኣዝየ የመስግነካ ! ሓደ ካብቶም ተሪፎምና ዘለዉ ሓርበኛታት ስለዝኾንካ ንኤርትራ ኣዚኻ ኣገዳሲ ምዃንካ ከዘኻኽረካ እፈቱ ! ደጊመ ልዑል ምስጋናይ የቕርበልካ ! ሄኖክ ሓውና ከኣ ስለቲ ከይተሓለልካ ትገብሮ ዘለኻ ጻዕሪ ዕግበተይን ኣድናቖተይን ይገልጸልካ ! በዚ ኣጋጣሚ እዚ ሓርበኛ ኣያና ኣሕመድ ኣልቐይሲ ዝገበሮ ዘሎ ቃለ መጠይቕ ኣዝዩ ኣገዳስን ታሪኻውን ስለዝኾነ : ክሓልፈና ከኣ ስለ ዘይንደሊ ነቲ ብወገን ሓርበኛ ተጋዳላይ ኣሕመድ ኣልቀይሲ ሓሓሊፉ ዝረአ ዘሎ ናይ ኢንተርነት ምቁርራጽ መፍትሒ እንተልዩዎ ገለ ክገብር ክትሕብሮ እላበወካ ሄኖክ ሓውና !

  • @AY-bi1cj
    @AY-bi1cj 3 ปีที่แล้ว +9

    Qeysi you are hero keep it up 👍

    • @B.R.H-G.z.E.i8246
      @B.R.H-G.z.E.i8246 3 ปีที่แล้ว

      ጀሃድ ጂግና የለን

    • @amanjemal9203
      @amanjemal9203 6 หลายเดือนก่อน

      ​@@B.R.H-G.z.E.i8246 Kab E.P.L.F zabei jahide alo du..?

  • @osmanlagag2557
    @osmanlagag2557 7 หลายเดือนก่อน

    HERO keysi patriot

  • @kidaneghebrekidan3499
    @kidaneghebrekidan3499 3 ปีที่แล้ว +5

    I'm so proud you ahmed kesim

  • @abdulkadirbider914
    @abdulkadirbider914 3 ปีที่แล้ว +7

    Thank you Erisat for the informative discussions and interviews with such patriotic personalities.

  • @banjim499
    @banjim499 3 ปีที่แล้ว +5

    WELCOME ERISET 👈 thank you Ahmed, very interesting massage to all of us Eritrean people. As you said our soldiers should not involve in this war in the first place. Our soldiers are dying for nothing.

  • @sint6220
    @sint6220 3 ปีที่แล้ว +15

    ኣሕመድ ቀይሲ ጅግና ተባዕ ተጋዳላይ ኩሉ እቲ ሓቂ ገሊጽካዮ ስብሓት ጎልፎ ግን ናይ ኢዱ ኢዩ ረኺቡ እዚ ከዳዕ

  • @godislovegodisoove2847
    @godislovegodisoove2847 3 ปีที่แล้ว +1

    True 100 precent brother Ahmef

  • @kifleguesh6526
    @kifleguesh6526 3 ปีที่แล้ว +3

    Tebae jigna abona mhamed keysi wetru ethbena tarik nemesgn 💪

  • @ghirmaihaile4419
    @ghirmaihaile4419 3 ปีที่แล้ว

    Thank you.

  • @temesgendesbele3802
    @temesgendesbele3802 3 ปีที่แล้ว +36

    *ስብሓት ኤፍሬም ናይ ኢዱ ኢዩ ረኺቡ እንቃዕ ኮነ! ማስጣ ህዝቢ ኤርትራን G15ን ኢዩ (ኻሕዳም) የቀንየልና ኩቡር ኣያና ተጋዳካይ ቀይሲ*

    • @semeresemere2594
      @semeresemere2594 3 ปีที่แล้ว

      Sakit donkoro

    • @germayberhane4948
      @germayberhane4948 2 ปีที่แล้ว +2

      ወዲ ኤፍረም ጅግና ናይ ጀጋኑ እዩ። ከምዚ ጀበሊ ኣብ ድሕሪ መጋረጃ ዝሕባእ ኣይኮነን። ወዲ ኤፍረም ድማ ብዘልኣለም ብጅግንነቱ ክዝከር እዩ።

    • @HshsJsbsb-rn8cg
      @HshsJsbsb-rn8cg 6 หลายเดือนก่อน

      ኣብ ሽቃቅ ዝተዓመጸ ጀነራል እልካ ድካ ክትዝክሮ ክክክክክክ​@@germayberhane4948

    • @Meritey
      @Meritey หลายเดือนก่อน

      ​@@germayberhane4948nay bahaki jgna keman ywhdo u sbahat da wetru erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @stefanostemolso767
    @stefanostemolso767 ปีที่แล้ว

    ካብ መራሕቲ ህግሓኤ ከም ቅ ቀይሲ ቅኑዕ ኣሎ ኣይብልን። እንተለዉ ድሕሪኡ ዝስርዑ እዮም። ንፖለቲካ ኢሉ ድማ ሓቂ ሓቢኡ ኣይዛረብን እዩ። ከሙ ስልከ ዝኾነ እዩ ድማ ኢሰያስ ድሕሪ ናጽነት ብቐጥታ ዘደስከሎ።

  • @same8813
    @same8813 2 ปีที่แล้ว

    ትብዓትን ብልሕን ኣለዎ ኢሰያስ ብሓቂ ምግላጹ ንዓካ እዩ ቂሲ ሳላ ኢሰያስ እያ ኤርትራ ሉኡላውነታ ዓቂባ ትከይድ ዘላ ኤርትራ እበር 65 ሽሕ ስውኣት ጠሊምካ ብኩናት ሪዒድካ ንውድብ ሑቡራት ሃገራት ነረክባ ዝብል መሪሕነትስ ብፍትሒ ምግላጽካ ዘሕዝን እዩ ቄሲ

  • @temesgen704
    @temesgen704 3 ปีที่แล้ว +6

    well said 👏

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay3534 9 หลายเดือนก่อน

    መም. ኣልቀይሲ 'ኢሳያስ ፍሉይ ፖሊቲካዊ ሱፐር ማን ኣይኮነን: እታ ፍልልይ ንሕና እምነትን ግርህናን ስለ ዝነበረና ጥራይ እዩ' ይብል።
    ዝገርም'ዩ! ተቃለስቲን ተጋደልቲን ሰባት: ብሰሪ ቅንዕናኦምን ተወፋይነቶምን ብልሖምን ጀግንነቶምን ብሓደ ክፉእን ሓሰዊን 'character' ሓቂቆም ዝተርፉላ ሃገር!
    Thank you.

  • @meharifrewoyni9402
    @meharifrewoyni9402 3 ปีที่แล้ว +1

    ተጋዳላይ ኣሕመድ ስለ ብሱል መግለስካ ነቀንየልና

  • @mihreteabfesshaye908
    @mihreteabfesshaye908 3 ปีที่แล้ว +14

    G15 and all elders arrested, killed by the leading Dictator " nay edom eyom rekibom". Because General Bitwededd Abrha keser kelo, Snkulan krshenu kelewu Entezqawemu neyrom nebsom aymhserun nana kaa aymlekemunann neyrom.

    • @danielhabte7847
      @danielhabte7847 3 ปีที่แล้ว +1

      100% right

    • @micalzeru9002
      @micalzeru9002 3 ปีที่แล้ว +5

      እዚ ኹሉ ምሁር እንዳ ተቀትለ ኣብ ሰውራ ከመይ ኢሎም ንሶም ዘይተቀትሉ ፧
      ከመይ ኢሎም ኣብ ስልጣን ደይቦም፧
      እዚ ኹሉ መንእሰይ እንዳ ተቀትለን ተረሸነን እንዳ ተኣሰረን ኣብ ሰውራ ንሶም ግን የማናይ ኢድ ኢሰያስ እዮም ኔሮም ።
      እዚ ሕቶታት ክምለስ ዘለዎ እዩ ።
      ኢዶም እዩ ረኺብዎም ን ኹሎም
      ደም ተጋደልትን ህዝብን ክዕዮም ሰማይ ደይቡ ጠሪዑ ኣኣብ ግዚኡ ኸኣ ኣረኻኺብሎም ።
      ኣምላኽ ዛድቅ እዩ ደም ሰብ ክድፋእ ስቅ ኢሎም ርእዮም ናይቲ ዝሞተስ ኣብ ግንባሩ እኳ ተወቂዑ ሓንሳብ እያ ኔራ ቃንዚኡ ንሶም ግን ብህይወቶም እንከለዉ መርገምን መስጣን ሓፊሶሞ ን ሞት ደልዮም ሲኢኖማ ።

    • @selamnegusse3443
      @selamnegusse3443 3 ปีที่แล้ว

      @Mehretab Fesshaye
      ጌጋ ርድኢት ሒዝካ ኣለኻ ይመሰለኒ
      እቲ ጉዳይ ሕቶ ናይቶም ሰባት ዘይኮነ
      በቲ ዘሓተትዎ ኣጋጣሚ ተጠቂሙ
      በተዛማዲ ምስ ኩሉ ጉድለታቱ ሚዛናዊ ኔሩ
      ነዚ ጉልባብ ጌሩ:
      ነጻ ጋዜጣታት ዓጽዩ
      ንኹሎም መንእሰያት ጋዜጠኛታት ብዘይ ክሲ አሲሩ:
      ንኹሎም ናይ ኩሉኹም ክንሰምዕ ዝበሉ ሲቭልን ህዝብን ተጋዳለይን ብጃምላ ኣሲሩ :
      ስለዚ አቲ ጉዳይ ናይ ምልኪ ብወግዒ ምእዋጅ ዓመት እዩ።
      ኤርትራ ካብ 2001 ኣትሒዛ 15 ሰብ ጥራይ ድያ ከሰራ?

    • @mihreteabfesshaye908
      @mihreteabfesshaye908 3 ปีที่แล้ว

      @@selamnegusse3443 ብመጀመርያ ንልዙብ ኣመላልሳካ የድንቀካ፥ ብተወሳኪ ኩሉ ዝበልካዮ ሓቂ እዩ፥ መዛረቢ ነጥበይ ግን ሕጊ ኣይተረግጸን ማለተይ ኣይኮንኩን፥ ክብሎ ዝደለኹ ግን ሕጊ ዝተረግጸሉ ዕለት ድሮ ናጽነት እዩ፥ ናይ ቃልሲ ገዲግካ ማለተይ እዩ፥ ሕጊ ንኽርገጽ ዝባረኹ፥ ከምኡ ውን ቀንዲ ተዋሳእቲ ኮይኖም ሕጊ ዝረገጹ ቀዳሞት ትሓተቲ ጉጂለ 15 ነዚ ስርዓት ሓዊስካ እዮም፥ ናይዚ ምስክር ድማ ማእሰርቲ ቢትወደድድ ኣብራሃ፥ ማእሰርቲ ኣብ ድሮ ናጽነት ዝተኣስሩ ሞስሊምን ይሕዋትና፥ ኣብ ማእከል ዓዲ ዝተረሸኑ ስንኩላን፥ ብዘይሕጊ ዝትእስሩ ተሃደልቲ ህያው ምስከር እዮም፥ ስለዚ ናይ ኢዶም እዮም ረኪቦም ወይ ድማ ባዕሎም እዮም ክሳዶም ሓኒቆም እንተበልኩ ናይ ርዲኢት ጥራይ ዘይኮነ ጻዕዳ ሓቂ እዩ፥ ወላ እቲ ድሒሮም ዝወሰድዎ ስጉምቲ'ውን ውአላ ቁኑዕ ይኹን ንዝያዳ ሓደጋ ዝቃልዕ ዝይትሓሰበሉ ስጉምቲ እዩ ብሃላይ እየ፥ ብሓፈሻ ንህዝቢ ለኪሞሞ እዮም፥ ተቕጥቂጦም እቀጥቂጦሞ፥ ብሓፈሻ ናይ ኢዶም እዮም ረኪቦም፥ ሕጂ ውን ንሕና ናይ ኢድና ከይንረክብ ምእንቲ ግቡእና ክንገብር ይግባእ። ምስ ኩሉ ኣብ ልዕሊኻ ዘለኒ ኣኽብሮት።

    • @emeamlakadey7927
      @emeamlakadey7927 3 ปีที่แล้ว +4

      @@mihreteabfesshaye908 ክቡር ሓው እዚ ትብሎ ዘለኻ ኩሉ ሓቂዩ እንታይ ክብለካ ግን ይደሊ መስለካ ወላ ጅግና ቢተው ውን ካብዚ ትብሎ ዘለኻ ተሓታትነት ነጻዩ ማለት ኣይኮነን መኽንያቱ ክንደይ ምሁራት ዜጋታት መንካዕ የሚን ብዝብል ምስምስ ኣብ ሰውራ ብዘስካኽሕ መንገዲ ክቕተሉን ክሓቁን ከለዉ ኣባል እቲ ውድብ እዩ ኔሩ ብሓፈሻ ኩሎም ተጋደልቲ ብዝያዳ ክኣ እቶም ኤሊታት ( G15 + ቢተው) እቲ ጽቡቕ ነገሮም ክኣ ዝነበረ ጌጋታትና ኣሪምና ቁዋማዊትን ዲሞከሳዊትን ሃገር ንመስርት ሃገር ክኣ ንህዝቢ ነረክብ እዮም ኢሎም ስለዚስ እቲ ንሶም ዝኸፈልዎን ሕጂ ውን ዝኸፍልዎ ዘለዉ ምስዚ ንሕና ብዜካ ብኣፍና ዘረባ ዘበርከትናዮ ዘየለ ኣነጻጺርካ እሞ ክኣ ኣብዚ ናትና ዕድመ ከለዉ ብዘበርከትዎ መስተንክraዊ ቅያ ብኣያታትናን ኣቦታትን ክንኮርዕ እሶም ዝፈጸምዎ ጌጋ ከይንደግሞ እሞ ክልተ ግዜ ዋጋ ከይንከፍለሉ ክኣ ክንመሃረሉዩ ዝግበኣና ይብል።
      መኽንያቱ ኣቦታትና መሰረትናዮም ምሉእ ነገር ድኣ ኣይኹን እምበር እንተ ወሓደ ብዛዕባኣ ንዛረበላ ዘለና ልኡላዊት ሃገር ውን ክትህልወና ጌሮምዮም ስለዚ መስዋእቶምን ጻዕሮምን ረሃጽ ኣድጊ ምግባር ጽቡቕ ኣይክህበናንዩ በሃላየ ! እቲ ምንታይሲ ኣቦታቱ ኣሕሲሩ ዝኸብር የለን !
      ዳርጋ ዝበዝሑ ኣባላት G15 ኣብቲ ምስተን ናይ ብሕቲ ጋዜጣታት ዝገበርዎ ቃለ ማሕተት ኩሎም ብጌግኦም ተኣሚኖምዮም ! እዚ ውን ዓቢ ነገር ኮይኑዩ ዝስመዓኒ ንዓይ
      ቁሩብ ክኣ ካብዞም ጎረቤትናን የሕዋትናን ተጋሩ ንመሃር ህወሓት ጌጋ ኣይነበሮምን ማለት ኣይኮነን እንተኾነ ግን ንሶም ብጥፍኣቶም ተኣሚኖም ህዝቦም ክኣ ይቕረ ኢልሎም ፡ ሓደ ልብን ቃልን ኮይኖም ክኣ መስተንክራዊ ዓወታት ይፍጽሙን ንስለ ድሕነት ህዝቦም ክኣ ደው ኢሎም ኣለዉ፡ ስለዚ ቁዱስ ቅንኢ ንቕናእ ! ኣብዚሐልኩም ምስናይ ይቕሬታ!

  • @same8813
    @same8813 2 ปีที่แล้ว

    ጥልመት ሲ ብለውጢ ገሊጽዎ ቀይሲ ንጉጅለ 15 ዘሕዝን መግለጺ ኣሕመድ ቀይሲ ምስ ወያነ ወይ ምስ ኣሸቀልቲ ወያን ዝወገነ ኣንጻር ሉኡላውነት ኤርትራ ዝከደ መሪሕነት ንስልጣን ኢሎም ዘበገስዎ ናብ ክሕደት ሃገር ዝማዕበለ ከም ኣባል ማእከላይ ሽማግለ ምንባርካ ሓቀኛ ታሪክን ሰኒድካ ምሕላፍ ኣይማሓሸካ ቀይሲ

  • @isaiaskiflay2520
    @isaiaskiflay2520 3 ปีที่แล้ว +3

    ስብሓት ኤፍሬም ካብ ገድሊ አትሒዙ ደም ኤርትራዊ አናቀለደ ዝመጸ ወዲ ጠላሚት እዩ። ካብ ሰቡ ንላዕሊ አየበርከተን ። ጃሱስ ናይ ጋኒን ዓዳሃሎ እዩ። ጀነራል ጻድቃን አብ አስመራ ካስቴሎ ሪስቶራን ኢሰያስ ከመይ ከምዘለፎ ብዘይ ገለ መልሲ ተጸሪፉ ስቅ ዝበለ ጃሱስ ጀነራል እዩ። ጀጋኑ እንዳ ቀጸለ ዝመጸ ካብ ጌዘ መንካዕ ፣ የሚን ፣ጉጅለ 15 ፣ ወድ ዓሊ አንዳ ሓሳዊ ፈታዊ ነብሱ እምበር ብጻይነት ዘይብሉ ካሕዳም ፈሳዊ ክብል ከለኹ ሓሳዊ እዩ። እንኳዕ አይሞተ አቲ ቃንዛ ይፍለጦ።

    • @robelkubrom7782
      @robelkubrom7782 3 ปีที่แล้ว

      Askut nejis

    • @isaiaskiflay2520
      @isaiaskiflay2520 3 ปีที่แล้ว

      @@robelkubrom7782 ስብሓት ከዳሚ ኢሰያስ እኮ እዩ። ንኢሰያስ ሰለዘገልገለ ጀነራል ሂብዎ። እንታይ ጅግንንት አለዎ።

  • @chapnehani2528
    @chapnehani2528 2 ปีที่แล้ว

    አታ ሰበይ ከመይ ዝበሉካ ሕስር አካ ንስካ ዋላ ናይ ስርናይ ነርካ ትከውን ርሕቅ ኣዲ ምሕሰዊ ጀጋኑ አይተንአስ ከምአሞ ወልሓንቲ አይገበርካን ንስካ ትግራይ ትዕወት አንዲካ መንከሽከሽ

  • @AM-mc6bs
    @AM-mc6bs 3 ปีที่แล้ว

    1. Issayas is a psychopath
    2. Issayas is an imposter
    3. Issayas is a merchant of death
    4. Issayas is a notorious liar
    5. Issayas does not have empathy
    6. Issayas does not assume responsibility
    7. Issayas blames others for his failure
    8. Issayas is a master of deception - gaslighting
    9. Issayas does not have respect to social norms and rules: no wonder he grew up in an environment of gambling and prostitution:
    እስኩኒስ አባሻውልን ገዛብርሀኑን እዩ: አተዓባብይኡ ከአ እንዳ ኮማሪት እዩ:: ኢሳያስ ወዲ ኮማሪት ሜስ መድህን በራድ እዩ:: መህይም: ተቕያን: ኮለጅ ድሮፕአውት: ንቸ ቡትሌ ዘይበቅዕ ክእለት እዩ ዘለዎ:: እታ ሐንቲ ዝኽእላ ተንኮል ፊሒስካ ሐዊ ምርኳዕ ጥራሕ እያ:: 🔥💥🔥

  • @samiahmed712
    @samiahmed712 3 ปีที่แล้ว +5

    👍👍❤

  • @mmanokocaroline8386
    @mmanokocaroline8386 3 ปีที่แล้ว +4

    Let's not forget to blame ourselves especially diaspora .we are the one clapping our hand a lot instead instead asking them the right questions. But some still doing it .making one men always the right person. While they live in democratic countries. We like to cal Amhara people a donkey but I think now is right time to cal ourselves a donkey. U can't be rule for 30 years. Unless u dont have self confidence on ur self.

  • @abduali2
    @abduali2 3 ปีที่แล้ว +14

    ኣሕመድ ኣልቀይሲ መጽሓፊ ክጽሕፊ ኣለዎ ትብሉ ላይክ ሃቡኒ

    • @resomzeray145
      @resomzeray145 5 หลายเดือนก่อน

      ሓራይ መጽሐፍ ይጽሓፍ።ዝጽሕፎ ግና ንቁስሊ ዝፍውስ እምበሪ ዘቁስለና ከይከውን።

  • @hiwetwolderaphael6578
    @hiwetwolderaphael6578 2 ปีที่แล้ว

    Kesirna eba

  • @BigBoss-t7h
    @BigBoss-t7h 3 ปีที่แล้ว +9

    መራሕቲ ህዝባዊ ግንባር ንስልጣኖም ክብሉ ንደቆም ዘይደንገጹ ንህዝቢ ከድሕኑ ኸምዘይክእሉ ታሪኽ ዝሰኖዶ ሓቂ እዩ።

  • @nugusekahsay6845
    @nugusekahsay6845 2 ปีที่แล้ว

    ኣሞ ኣንሀለ ዚዘሮኣ ኣዩ ኣጺዱ ። ብ10 አድ ካኣ G15 ይበልጹ ካብዚ ንሱ ዘሎዎ

  • @Meng430
    @Meng430 3 ปีที่แล้ว +9

    ህዝቢ ድኣሞ ካብቶም ዓይኑ ክኾኑ ዝኽእሉ ዝነበሩ ተማሃሮ ዩንቨርስቲን ናጻ ፕረስን ጀሚሩ እንድዩ ቀዲሙ ዓፍንዎም፡ ሓቢርካ መከራኻ ምጽጋብያ።

  • @berketokubay5988
    @berketokubay5988 3 ปีที่แล้ว +4

    ሰላም በመጀመርታ!
    በጃኹም ካብ ኮለል ንብል ካብ ሜዳ ጀሚርካ ምስ ምሉእ ጌጋታቶም ኣብ ውሽጢ ህዝባዊ ግንባር ተሰሊፎም ናይ ዓባይ ኢትዮጵያ ኣታሓሳስባ ከምዘለዎ እንዳፈለጥኩም እሞ ብትውልዶም ስግር ዶብ ኤርትራ ፡ እታ ቀንዲ ኣካይድኡ እንዳፈለጥኩም ተወሳኺ ድሕሪ ናጽነት ኣብ ልዕሊ መናእሰያት ዝግበር ዝነበረ ምጭፍጫፍ፡ ተጋደልቲ ብህዝቢ ከምዝጽልኡ ምግባር ብድሕሪኡ ኹናት ወሊዕኻ እቶም ሓለፍቲ ምኩራት ህዝባዊ ግንባር ተጋደልቲ ክጠፍእ ከምዘለዎ ኣብ ኩናት ምድቓቕ ፡ ኢትዮጵያ ሓንቲ ካብ ዝታዓወትዋ ብጣዕሚ ኢሰያስ ኢትዮጵያዊ ምዃኑ ብሚስጢር ምሓዞም ብዕላመኦም ንኤርትራ ኣብ ሓደጋ ኣውዲቖማ፡ እሞ እቲ ዝኸፈአ ሕጂ እዚ እንዳራኣዩ ኤርትራውያን ኢና በሃልቲ ባንዴራ ኢትዮጵያ ሒዝካ ኣብ ጎደናታት ብቑሉዕ ሕድሪ ስዋኣትና እንዳጠለሙ ነዚኦም ኢና ሕጂ ክንተሓሓዞም ዘለና ብመዝገብ ሒዝካ ምሕረት ከይግበረሎም ብሜድያ ጎስጓስና ኣይነቋርጽ፡ ሕጂ ውን እቶም ዓይኒ ብርኪ ዘለና በጃኹም ኣብዚ ናይ ይኣክል ጎስጓስ ብናህሪ ንስራሓሉ ፡ ኤርትራ ንዘልኣለም ክትነብር እያ።
    ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ሰማእታትና!!
    5/ይዙር

  • @shunumii7214
    @shunumii7214 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣነ ዝገርመኒ እዞም G15 ዝበሃሉ ዘለዉ ህዝቢ ክዝክሮምን ኣብ ጎድኖም ክስለፍን ዘግብር እንታይ ጽቡቕ ነገርዶ ጌሮሙሉ ኢዮም። ስንኩላን ክርሸኑ ከለዉ ተቓውሞዶ ኣርእዮም ኢዮም። ብኣንጻሩ ፕረሲደንት ኮይኑ ሃገር ንኽመርሕ ኢዮም መሪጾሞ። ብተወሳኺ ኣብቲ ዝተንቀሳቀስሉ ጊዜ ኢሳያስ ኣብ ህዝቢ ህቡብን ቅቡልን ኢዩ ነይሩ። ምኽንያቱ ኣፍልጦና ናይቲ ውድብ ኣወንታዊ ኢዩ ነይሩ። ንሳቶም ኣብቲ ኲናት ዝተሳተፈ ውላድ ሓው ሓፍቲ ዝነበሮም ኣይመስለንን። ህዝቢ ግን ድሃይ ደቁ ብህይወቱ ይመጸኒዶ ዋላስ ተሰዊኡ ኢዩ ኢሉ ከብዱ ሓቚፉ ኢዩ ዝነበረ ድኣምበር ናይ ደሞክራሲን ካልእን ሕቶ ኣይነበሮን። ስለዝስ ሕቶኦም ናይ ግሎም ደኣምበር ናይ ህዝቢ ሕቶ ኣይኮነን። ስለዝኾነ ህዝቢ ኣይሓገዞምን ዝብል ኣበሃህላ ቅቡል ኣይኮነን።

  • @AbrahamIdrisHibties
    @AbrahamIdrisHibties 3 ปีที่แล้ว

    ISU Tsekhthi Gerulkn!
    Bichha MeLhaS.
    Selam Tegadalay Al Kaisi.

  • @berketokubay5988
    @berketokubay5988 3 ปีที่แล้ว +4

    ኣሕመድ ቀይሲ ሓርበኛ ሰብ ታሪኹ እዩ ዝነብር💚💚🇪🇷

  • @johannesafeworki2433
    @johannesafeworki2433 ปีที่แล้ว

    wedi efriyem ( qendi shumu endargathew thilahun eyu

  • @yemanedesta5698
    @yemanedesta5698 3 หลายเดือนก่อน

    Game Over

  • @gebrehiwetteklehailemicael8091
    @gebrehiwetteklehailemicael8091 3 ปีที่แล้ว

    Voice is very low, but thank you so much

  • @micalzeru9002
    @micalzeru9002 3 ปีที่แล้ว +2

    እዚ ኹሉ ምሁር እንዳ ተቀትለ ኣብ ሰውራ ከመይ ኢሎም ንሶም ዘይተቀትሉ ፧
    ከመይ ኢሎም ኣብ ስልጣን ደይቦም ኢሰያስ ምስኡ ዘሰማምዖም ተዘይህሉ ከመይ ኢሉ ኣብ ሽመት ኮፍ ክብሉ ስቅ ኢሊዎም እቲ ኹሉ ዓመታት፧
    እዚ ኹሉ መንእሰይ እንዳ ተቀትለን ተረሸነን እንዳ ተኣሰረን ኣብ ሰውራ ንሶም ግን የማናይ ኢድ ኢሰያስ እዮም ኔሮም ተዘይወዓልዎ ኣጽቂጦም ግን ርእዮሞ ስልጣኖም ስለ ዘገደሶም ።
    የእዳዎም ብ ደም ወዲ ኤርትራ ዝሓጸቡ ዝግበት ምስ ገበሩ ከምስሉ ተቃዊሞሞ ን ኢሰያስ ከይቀደምዎ ቀዲምዎም ከኣ ንሱ ማዕረ ኢሰያስ ዘይኮኑ ልዕሊኡ እዩ ገበናቶም ምኽኒኣቱ ንሶም ኤርትራውያን ደቀባት እንክንሶም እዮም ኣብ ቅትለት የሕዋቶም ሓቢሮሞ ን ኢሰያስ ዓጋመ።
    ኢዶም እዩ ረኺብዎም ን ኹሎም
    ደም ተጋደልትን ህዝብን ክዕዮም ሰማይ ደይቡ ጠሪዑ ኣኣብ ግዚኡ ኸኣ ኣረኻኺብሎም ።
    ኣምላኽ ጻድቅ እዩ ደም ሰብ ክድፋእ ስቅ ኢሎም ርእዮም ናይቲ ዝሞተስ ኣብ ግንባሩ እኳ ተወቂዑ ሓንሳብ እያ ኔራ ቃንዚኡ ንሶም ግን ብህይወቶም እንከለዉ መርገምን መስጣን ሓፊሶሞ ን ሞት ደልዮም ሲኢኖማ ።
    ኣይተናቁጹና ደሃይ ዘይብሎም የሕዋትና መናእሰይ ኤርትራ ኣብ ዓሰብን ናኹራን ዊዓን
    ገርገራን ዓዲ ኣበይቶን ትራክቢ ሳዋን ዒራዒሮን ኣብ ፍቀዶ ቤት ማእሰርቲ ድምጹ ዘስመዓሉ ዝሰኣነ ንጹህ መንእሰይ ኤርትራ ተዛረቡ ።

    • @Yyyyyywf5vh
      @Yyyyyywf5vh 4 หลายเดือนก่อน

      😢😢😢 bhaqi xebuq alka ❗️💯 alka heji kea emo gebilu n Kapine minster kab 2020 akeba zebhal yelen 😢😢 entay u eti fetah gen kubur hawey

  • @Dermastekluar
    @Dermastekluar 10 หลายเดือนก่อน

    ብዛዕባ እቶም ኣብ 2001 ኣብ እንገርነ ዝበሃል kebabi barerntu ብ 5ይ መስርዕ ተቀቲሎም ዝተባህለ ኮ/ል ተስፋማርያም ኣስፍሃ (ጉልቡብ)ን ብጾቱን እንታይ ትብል ናይ ብሓቂ ከ 5ይ መስርዕ ድዮም

  • @ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ
    @ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ 3 ปีที่แล้ว +7

    ነመስግን ሓርበኛ ኣሕመድ ኣልቀይሲ ፡ እንተ ናይ ጀነራል ስብሓት ግን ዘገርም እዪ ዕላማ ቃልሱ ዘይፈልጥ ተበላጺ እዪ ።

    • @SS-ck9xp
      @SS-ck9xp 3 ปีที่แล้ว +1

      Asha, Guruh Amaniy Isaias.Belih ab qalisy Eritrea. Jigna Sibhat Efrem Hijy Win Nekbron Nifetiwon Ena, Beziy Mikniyat Dima Tesfa Egebir Ni Hizbiy Eritrea Yiqreta Kihato, Biflay Netom meqalistu Jiganu Deqom Zektimom Weldom Hazinom, Nashitu Eritreawan Journalists Kinday Tesfan Tahgasin Zineberom Ab Natsa Eritrea Ni 20 Amet Haqiqom Bizay Dimitsiy. Neziy Kulu Wala Bitsihuf KINASAHALU Egzabihar Yihagizo. Shimu Bikulu Hizbiy Eritrea Bi JIGNINETU TEKEBIRU Ni KINEBIR. Hizbiy Eritrea Yiqre Behalay Eyu

  • @resomoscar6112
    @resomoscar6112 2 ปีที่แล้ว

    ኣብ ፖለቲካ ሓቂ ሒዝካ ዘይክትዕወት ትክእል ኢካ ዓባይ ዘረባ

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 6 หลายเดือนก่อน

    ኒጀቢሃ ሲለሚኒታይ ጠፊአ ኢሊካ ሒቶቶ።።።።።

  • @mihreteabfesshaye908
    @mihreteabfesshaye908 3 ปีที่แล้ว +8

    The best word to describe Sbhat Efrem is a shame. Because I have never seen a shameful person like him. Everyone including G15 denied the people and the people didn't stand for them.

    • @tesfaluulmichael1897
      @tesfaluulmichael1897 3 ปีที่แล้ว +2

      Look at Sibhat Efrem now , a dead man walking . Poor & Sad ending .

    • @mihreteabfesshaye908
      @mihreteabfesshaye908 3 ปีที่แล้ว +2

      @@tesfaluulmichael1897 yeah you are rght. He is so poor more than we think..............shame ending.....

    • @robrobyadolisrobrobyadolis3563
      @robrobyadolisrobrobyadolis3563 3 ปีที่แล้ว

      I agree with you wholeheartedly. He is a shame and dishonorable.

  • @dawitdebena8513
    @dawitdebena8513 3 ปีที่แล้ว +3

    Henok, I think you could have asked some tough questions to
    Alkaisi then again you might not have him back as a guest. On your limited time tough and short questions. For example,has shabia been doing this for a long time Or if he knows other people that has been imprisoned Or killed for no wrong doing. The same thing for Mefin Hagos nobody asks him tough questions. This guys know a lot more than they’re telling us specially Mesfun he goes round and round and round when he can say short and honest answer. Sorry for being opinionated on your expertise.

  • @doromdorom5271
    @doromdorom5271 3 ปีที่แล้ว +1

    Nice keysi

  • @hailewolde1816
    @hailewolde1816 3 ปีที่แล้ว +10

    ዝኸበርካ ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ ቀይሲ እቲ እተቅርቦ ትንተና ርትዓውን ሓቅን ብምኻኑ ኣድናቆተይ ይገልጽ::
    እቲ መንእሰይ ወለዶ ከኣ ከም መወከሲ ሓቀኛን ሚዛናውን ታሪኽ ገድሊ ኤርትራ ክጥቀመሉ ይላቦ

    • @banjim499
      @banjim499 3 ปีที่แล้ว +3

      @@moss446 👈your comment it does not make sense. What do you mean?!!!

  • @beyenemussie3990
    @beyenemussie3990 3 ปีที่แล้ว +5

    ያኸ ካብ መዳ አትሕዝኩም መንካዕ ፡የሚን ፡ዝንቡዕ፡ ዝንቡል እንዳበልኩም ነንሕድሕድኩም ተበላሊዕኩም ዝአተኩም እኹም ውልቃዊ ጽልእ'ሞ መዳርክቲ የብልኩም'ኒ ዓለትነት'ውን ዝገደደ ። ብፍላይ ድማ ተዛረብቲ ትግርኛ ተበለጽቲ እኹም።

    • @danielhabte7847
      @danielhabte7847 3 ปีที่แล้ว

      Beyene, can you please explain what the Tigrigna speaking benefited over the none Tigrigna speaking?

    • @beyenemussie3990
      @beyenemussie3990 3 ปีที่แล้ว +2

      @@danielhabte7847 ግደፉና ያኸ አሽካዕላል'ዚ ብዛዕባ መኽሰብ አይተዛረብኩን ወይ ድማ ተጠቀምቲ እዮም ካብ ካሎት አይበልኩን ።ዘዛርበኒ ብግቡእ ትፈልጦ እኻ ጋል መንገዲ ምድላይ ድማ ነሱዩ ባህርኩም ዩ ተዛረብቲ ትግርኛ ። ሩሑቅ አይቲኺድ ነአብነ አብዚ መድያ 3አዉራጃ ከመይ ነንሕድሕድኩም ትባልዑ።

  • @Kabmaatsewreni
    @Kabmaatsewreni 3 ปีที่แล้ว

    Ayana Ahmed alqeysi yekenelna.

  • @tsegaiabraha4814
    @tsegaiabraha4814 3 ปีที่แล้ว

    Right now the question is not what we need to do the question is how to do it?

  • @yafetfshaye3499
    @yafetfshaye3499 3 ปีที่แล้ว +1

    HARBENA ABONA JIGNA TEGADALAY NBERELNA

  • @amanueltesfamikal7135
    @amanueltesfamikal7135 3 ปีที่แล้ว

    Nisukum tekawemti zeykonkum bi hizbin hagerin kitshikutu zelekum ekum mikniyatu witsietkum nidhrit enber nikidmit zekiyid sile zeyblkum usubat

  • @hdebesai3033
    @hdebesai3033 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣቦና ጅግና ቀይሲ ጽቡቅ መግለጺ ኣጆዃ።

  • @debesaykidane6841
    @debesaykidane6841 3 ปีที่แล้ว

    No more bro

  • @chapnehani2528
    @chapnehani2528 2 ปีที่แล้ว

    ሓሶቲ ብሂወቶም ከለው ዘአይተዛረብኩም ሕጂ ትሕዉ ወሸልክ አርትራዊ ወትሩ ህዝባዊ ግንባር

  • @abbyok3893
    @abbyok3893 3 ปีที่แล้ว +1

    ጀግና ተጋዳላይ ኣሕመዲ ቀይሲ ብ/ሚ በሊሕ አተሓሳስባ ንበረልና በፍላይ ምሰ ወይነ ዘለና ኩነታት አብ መጸኢ ከቢድ ኮይኑ ይሰማዐኒ
    ካብ ተጋደልቲ አበርሄት

  • @robeltesefamaryam2646
    @robeltesefamaryam2646 3 ปีที่แล้ว

    ኣይተጽሙና ምሳና ምስ ደቂ ደቅኩም ተሰዲድኩም ጢኒን ኣይትበሉ።ባዕልኩም ኣገቢልኩም ዘምጻኩሞ ሰብኣይ ብየማንን ብጸጋምን ከም ከዳሚት እናጸፍዐ ኣስመራ የእትይኩም።ኣስመራ ምስ ኣተኩም ድማ ገረብ ብሓክላ ንሱ ይጸፍዓኩም ንስኩም ድማ ኣብ ፈቆዶ ሃገራዊ ኣገልግሎት ሒነኩም ኣባና ተውጹኡዎ ኔርኩም፡ኣብ ክንዲ ንለውጢ እትመርሑና እልፊ ጀልጋፋት።ኣይንሱኩም ዶ ኣይኮንኩምን ኢሰያስ ክሳብ ዝሕይረኩምን፡ሾጋጉጡኩም የሕጂጉ ክሳብ ዘደስክለኩምን፡ንብጾትኩም ነቶም ኣቦታቶም ዝቀበርኩሞም ደቆም ዝክሓድኩም።
    ደቅኩም 4 ግዝየ ምስ ጥዓሞት ክበልዑ ኣይደቂ እቶም ዝተሰዉኡ ግን 2ግዝየ እኮ ንጋዶ።
    ናትኩም ዘርዚርካ ኣይውዳእን እዮ።
    ዋኣኣኣኣ ኣንቱም ሰባት ሓደ ጀነራል ወይ ሚንሰተር ማሌት እኮ ክሳብ ኣዛዚ ክሰራዊት ድልየቱ ክገብር ዝክእል ተውጢ ክመርሕ ዝክእል እዮ እኮ።ግን ሓተላ ንሓተላ ንዓና እባ ደም ተቡዑና ኔርኩም ሕጂ ግን ሓቢርና ተሰዲድና።የግዳ ግዝየና ብሕጂ እዮ ንሕና ኢዋእ ንስካትኩም ሰብ ጸሊም ታሪክ ክትምሃሩ ኣይትክእሉ ክሰርሑ ኣይትክእሉ ብገበታ ሕማምን ጋህን ጋሕ ክትብሉ ኢኩም ኣብዚ ስደት።ንሕናስ እኮ ንምሃር ንሰርሕ።
    ንፍትሒ ንትኣከብ እንተበልና ሳሕል ዝመልኣቶ ግብረ እከይ ኣራእስኩም ዝሓለፈ ታሪክ ጥራሕ ከተዘንትው የእዛና ከተጽሙሙና ኣብ ፎቆዶ ማስሜዳ።
    ዘይከማኩም ጀነራላትን ኮነራላትን ትግራይ ሓመድ ሊሒሶም ንመሰሎምን መሰል ህዝቦምን መንእሰያት ትግራይ መሪሖም ኣይንብርከክን፡መስዋእቲ ዝሓትት እንተኮይኑ ንስዋእ ኢሎም ፍልልያቶም ኣጽቢቦም ታሪክ ይሰርሑ።ንስኩምን መሪሑኩምና ትእሰሩ መሪሕኩምና ትድስክሉ መሪሕኩምና ትስደዶ ፎኦኦኦኦኦኦኦኦኦ
    ኔው ቦሎም ኣታ ሄኖክ እዞም ጀልጋፋት
    ከምዚ ውፉይ ዝቦሎ ማራሕቲ ሻዕብያ ይኣርጉ፡ይሽይቡ እንበር ኣይልቡሙን እዮም እዚኦም

  • @nosacurry4257
    @nosacurry4257 ปีที่แล้ว

    Ah ezi woyal

  • @mustofaidris1017
    @mustofaidris1017 3 ปีที่แล้ว

    I know EPLF after independence of Eritrea and I had participated in national service .
    At that time I was working in different part of ministry of defense but I understood EPLF the most dictator organisation
    Even if some body talks for the favour of the people .that don't accept him
    But they humiliate him and punish him .at the end they give him warning not to bring such questions or ideas
    This way of treating young generation. Now make Eritrea to pay precious life of children of people for nothing
    At the end Mr Qeisi was one of the leaders that establish this type of government
    So Eritrea people not responsible of what is going on in Eritrea
    The only responsible EPLF members (active and Duskul).

  • @tesfagabergebreselasie6433
    @tesfagabergebreselasie6433 3 ปีที่แล้ว +2

    ኢሱ ባዓለገ ዘልሉ ዘልሉስ ኣብ ኣይከሰርናን አዩ ዛዓለለ ህዝቢ አረትራ ካኣ ውርደቱ ብደው ሬአይዋ

  • @kifleguesh6526
    @kifleguesh6526 3 ปีที่แล้ว +2

    Beal haki jigna tegadalay keysi

  • @eriforum9493
    @eriforum9493 3 ปีที่แล้ว +1

    ህዝቢ ክጠልሞም ጠንቂ ናይቲ ሮቃሒ ኢሰያስ ቀዲሙ ህዝቢ ኤርትራ ብሃገሩ ዝመጾ ከምዘይማታእ ስለ ዝፈልጥ G15 ሃገር ኪሒዶም ዝብል ግስጋስ ገሩ በታ ናይ ውልቁ ቲቪ ገሩ ኣእምሮ ህዝቢ ሓጺቡ በይኑ እሙን ኮይኑ የእሚንዎ። በዚ ኸኣ ኩሉ ተጋዳላይ እዚ ኹሉ ደምና ኣፍሲስናስ ሃገር የሕሊፎም ክህብዎ ኣብ ዝብል መደምደምታ በጺሑ ክሳብ ለይቲ ሎሚ ሓቂ ጠፊእዎ ኣስቂጡ ኣሎ።

  • @tiganijohar2678
    @tiganijohar2678 3 ปีที่แล้ว +4

    እስያስ ዝበልዕም እምበር ን እስያስ ዝበልዑ ኣይርኣናን

  • @solomonmosazgi8385
    @solomonmosazgi8385 3 ปีที่แล้ว

    ኤርትራውያን ንኽብሪ መንነቶምን ባህልታቶምን፣ ንኽብሪ ኣቦታቶምን እኖታቶምን ኣድፊሮም፣ ንወዲ ካብ ትግራይ ዝተሰደት ጸማቊት ስዋ ዝወለደቶ ዕዋላ፣ ንኤርትራን ህዝባን ክቆጻጸር ስልጣን ኣረኪቦሞ።

  • @eritreanyoung4468
    @eritreanyoung4468 3 ปีที่แล้ว +1

    Even in 2013 Asmara Forto mission General sebhat Efrem was ሬድዮ ርክብ layer to Isaias Afworki also in 2001 G15 I don’t know his mentality is badly given
    ካብ ጀነራል ናብ ዉልቀ ስብ ዝውደቀ see what happened to him in 2018 in his home ፍተነ ቅትለት ኢዱ ለሚሱ 🏠 almost Isaias killed To general Sebhat this is hand blood 🩸 disaster Thanks Tegadalay Ahmed Al Keysi

  • @berhetensea451
    @berhetensea451 3 ปีที่แล้ว +3

    Wedi Efriem has paid dearly for his backstabbing, and he remains confined to a wheelchair having survived an attempted assassination . Use and throw is the trade mark of Iseyas the Ethiopian. Thank you Teghadaly Ahmed for the much needed clarification about the costly traitor Sebhat.

  • @focus.15
    @focus.15 3 ปีที่แล้ว

    ERISAT ከም ገመል ንድሕሪት ትሸይን-ትሕቶ ይኹን ፅፈት ስራሕ ይጎድላ አሎ እዚ ከአ ክኢላ ናይ ምሕደራ የብላን: ወግዒ ድያ ተቕርብ ጽውጽዋይ ክርደአካ አይኽእልን:

  • @AbrahamIdrisHibties
    @AbrahamIdrisHibties 3 ปีที่แล้ว

    If etiopia is disintegrated, the problems will spill over into the neighboring countries. That is why we care, so their problems doesn't spill over on our side. You treat the matter on its Roots.

  • @meharifrewoyni9402
    @meharifrewoyni9402 3 ปีที่แล้ว

    ኤሪሳት ሎሚ ዝብላዕ ሰብ ኣክሪብካ

  • @fkadutesfargaber7468
    @fkadutesfargaber7468 3 ปีที่แล้ว

    we all now erisat is TPLF suporting TV

  • @mendelayjgna648
    @mendelayjgna648 3 ปีที่แล้ว

    Selam kbur Qeysi nYhuda Esayas khanqwo nierwom btami ayom tegagyom

  • @mussiemezengie2703
    @mussiemezengie2703 3 ปีที่แล้ว

    Anta eskas entay aynet gazetenga elu you need to come up with positive thing why you alway scatching wounds please go find another job

  • @161-iq3
    @161-iq3 3 ปีที่แล้ว

    🕌🇪🇷🙏

  • @TsegaiAsefaw
    @TsegaiAsefaw 4 หลายเดือนก่อน

    እዚኦም G15 ቀዳማይ ጌጋ ወዲ ኦፉ ምስሞተ ኢንዃየሪ ከይገበሩ ምህላፎም እዩ

  • @negodatatselam443
    @negodatatselam443 3 ปีที่แล้ว

    Anta Ahmed Qeysi Kindey Halewlew Kitibil Eka Kindi Ribie Sibhat Efrem Zeybilika Si Kurub Eti Tizarebo Fileto ..Aytihafirin Dika .

  • @mebrahtuteklit1834
    @mebrahtuteklit1834 3 ปีที่แล้ว +5

    ኣነ ትገርመኒ ነገር ኣላ ቀጻሊ እብ እዞም ኤሪ ሳት ገዳይም ተጋደልቲ ከምጹኡ ከለው ብዛዕባ ኩቡር ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ይዛረቡ ወዲ ኤፍሬም ኣብ ከብድኹም ኣቲኩም ,እዚ ሰባኣይ ብዛዕባ ወዲ ኤፍሬም ምስ ሓተቶ ብመስለኒ ወዲኢዋ ይሑሱ ስለ ዘሎ እዩ, እቲ መልሲ ኔሩ ወይ ኣይነበረን እዩ ሃለውለው ኣይ ትበል!!!

    • @ghirmaihaile4419
      @ghirmaihaile4419 3 ปีที่แล้ว

      You do not have any potential at all so get off.

    • @emeamlakadey7927
      @emeamlakadey7927 3 ปีที่แล้ว

      Ewe jigna nieru ketema mis atewe indemo may Hawisu : Gida kumneger gber Eti Abi Ganen Edun Egrun Seyru bwelchair kemzkeyid gerwo alomo Welchair Leakelu abzi kbur mibal zitekmo yeblun Bareyu Higdef. Defirkin dhayu kithata zeytkielas abzi wuhwuh tibla dinzuzat Riesi !

    • @yafetfshaye3499
      @yafetfshaye3499 3 ปีที่แล้ว

      Kab jigna nab zsenkelet wekarya tekeyru seb ab hluf aynebrn eyu kulfu asmera msatewe fetihwa eyu

  • @danielwater1321
    @danielwater1321 3 ปีที่แล้ว +1

    Henok menemeria neti nsle Eritrea eteberkto zeleka blux srah yemesgneka
    NGedim Tgadalay Harbenha abona Ahmed Alqeysi enkae bdhan mexaeka kem wetru nxbeyeka ena, edmen Tienan khbeka fetari ymneyelka,
    Lebrwa N Henok,( Harbenha )
    Abona Hmed Alqeysi elka entetxw'o xbuq mkone.

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 6 หลายเดือนก่อน

    60ዓመት ሓሶት ነጊሳ።

  • @jemalmaruf5586
    @jemalmaruf5586 3 ปีที่แล้ว

    Ahmed xibuk agalixa

  • @tesfayteklehymanot1343
    @tesfayteklehymanot1343 3 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ተጋደልቲ'ዮም ናይ ዝኮነ ዝነበረ ለዉጢ ዕንቅፋት ክ/ሰ ሙሉእ አኪቦም ንጉጅለ 15 ዘይሽሞም ሂቦም ክጭድሩ ይዉዕሉ ኔሮም ዕጭኦም አኪሉ ገሊኦም ከምሰቦም ክስደዱን ክድስክሉን ጉጅለ ብዓል ዓብደላ ጃብር ከአ ከምቲ ኩሉ ሰብ ዝፈልጦ ቦምባ አብ ርእሶም ዓሊባ ተፈንጂራቶም መግለጺ ናይ እህመድ ኸይሲ 100/100 ሓቂ'ዩ።

  • @abduali2
    @abduali2 3 ปีที่แล้ว +2

    ወዲ ኤፊረም አዚ ኹሉ ጅግንነቱ ብኻ ምስኦም ትኣስሩ ማሓሸ

    • @robrobyadolisrobrobyadolis3563
      @robrobyadolisrobrobyadolis3563 3 ปีที่แล้ว

      አበይ ዘሎ ጅግንነት ?

    • @yergalmgoytom8752
      @yergalmgoytom8752 3 ปีที่แล้ว

      @@robrobyadolisrobrobyadolis3563 abedekamo tfelto nska wedi tor serawit zneberka

    • @robrobyadolisrobrobyadolis3563
      @robrobyadolisrobrobyadolis3563 3 ปีที่แล้ว

      @@yergalmgoytom8752 ኣንታ'ወዲ ቅጥቃጥ: ጀጃው ከምኡ ርእየ ኣይፈልጥን : እንተ'ቶም ጀጋኑ ሓሊፎም እዬም:

  • @ephar133
    @ephar133 3 ปีที่แล้ว

    ሐቆም እዬም እባ ብሩህ መጻኢ ሽፍታ ክብሉ ለካ ቅድሚ ብሩህ መጻኢ ባዕሉ እቲ መንግስቲ እዩ ከዳዓት ኢሉ ዛዘሙ ህዝቢን ህዝባዊ ግምባርን ዝኸደዓ ነውራም

  • @maytemenay5913
    @maytemenay5913 3 ปีที่แล้ว +2

    ትኽክል ውፍይ " ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ይኣርግ እምበር ኣይልብምን ኢዩ!!'

  • @tegadelketsali5184
    @tegadelketsali5184 3 ปีที่แล้ว +1

    ህዝቢ ህዝቢ ትብልሲ ኣብ ውሽጢ 10 ዓመት ዕድመ ነጻነት ህዝቢ ብዛዕባ እዚኦም ዝፈልጦ ነይርዎ ድዩ?

    • @mercinegash8202
      @mercinegash8202 3 ปีที่แล้ว

      Hzbi kqales ko nexa politicawi medrek kthbo aleka, sle zikone kea hzbi wan’net yeblun

  • @johnandebrhan4203
    @johnandebrhan4203 3 ปีที่แล้ว +4

    ኣብ ከምዚ ዝበለ ኣዝዩ ኣገዳሲ ቃለ መሕተትሲ ብዛዕባ ኣጎር ኣድበርታይዝ ኣይመድለየን

  • @solomonmosazgi8385
    @solomonmosazgi8385 3 ปีที่แล้ว

    PFDJ leaders, "God Isaias, may we have a parliament meeting?" Isaias, "Shut up; I will call a meeting when I see it deemed." For the real God's sake, these men behaved like obedient students and not like leaders. A people that they forced to submission cannot stand up against them. Hundcaped veteran freedom fighters whom the government summarily shot in 1994 cannot defend them; EDF who were betrayed by these very leaders in the EDF's uprising of 1993 cannot defend them.

  • @mussietekeste7177
    @mussietekeste7177 3 ปีที่แล้ว

    ተጋዳላይ መስፉን ሓጎስ ቀድሚ ሕጂ አብ ዝገበሮ ቃለ ምሕትት: ጀነራል ስብሓት አካል ናይ ጉጅለ 15: አይነበረን: እዚ ከዲዕዎም ዝብሀል ዘረባ ሐቂ አይኮነን: ኢሉ ኔሩ።ሕጂ ንስኻ ኢሎምኒ: ሰሚዐ, ኔሩ ይኽዉን: ካብ ትብል: አይፈልጥን ዘይትብል።ከምትፈልጥ: ስም ክቡር ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም: ከተጸልም ትፍትን።

    • @teshemetekle7274
      @teshemetekle7274 3 ปีที่แล้ว

      ስብሓት ኤፍሬም ካብ ኮረሻ ጅግንነት ዝጸደፈ ከዳዕ ንብጸቱ ሰብ ኢዩ። ዋላ ምስኦም ኣይንበር ክማጎተሎም ምተገበአ።ኢናተጸመምና ብምጽማም ክንሰግሮ ኢና:ኢናበለ ዘጽመመና ሰብ ኢዩ። ሕማቅ ሕጊ ተመሊሱ ንሓገክቱ ስለዝበልዕ ንስብሓት ከኣ ለኪምዎ።ማሕዮ ኮንካ ካብ ምሕላፍ ዝከፍእ የለን።

    • @mussietekeste7177
      @mussietekeste7177 3 ปีที่แล้ว

      @@teshemetekle7274
      አነ መቸም ነቲ: አብ ኮረሻ ጅግንነት ተወጢሑ ዘይፈልጥ: ነዚ ዕድል ተጠቂሙ ግዲኡ ከበርክት አለዎ በሀላይ እየ።ከፊኡ ጸቢቑ ገዳይም ተጋደልቲ አብ ስልጣን ዘለዉን: ዘየለዉን: ክንዲ ብዙሓት አገልጊሎም እዪም።ንእስነቶም: አወፍዪምልና ከይአክል: ዋላ አብ እረጋኖም ናብኦም ምቁማት ቁኑዕ ወይ ጠቓሚ አይመስለንን።ሎሚ ታሪኽ ክንሰርሓሉ ዝግብአና እዎን እምበር: ንሰብ ታሪኽ ኢድና ነዋጣውጠሉ እዋን አይኮነን በሀላይ እየ። ኢድ ምዉጥዎጥ እብ ድላይና ምስ በጻሕና ነርክበሉ። አይመስለካን?

    • @yafetfshaye3499
      @yafetfshaye3499 3 ปีที่แล้ว +1

      Sbhat nab senef wekarya ztekeyere seb eyu

  • @AbrahamIdrisHibties
    @AbrahamIdrisHibties 3 ปีที่แล้ว

    Eritrean Democratic Justice.
    EDJ not PFDJ.
    Previously:
    Eritrean People Liberation Front= EPLF=HIZBAWI GIMBAR

  • @berihalem9639
    @berihalem9639 3 ปีที่แล้ว +2

    መሓመድ ኣልቀይሲ ቀዲሕካ ዘይውዳእ ታሪኽ ዩ ዘለዎ

    • @semeresemere2594
      @semeresemere2594 3 ปีที่แล้ว

      Lekbat Ane zegermeni si hademka mexeka hiji ab nay polotika wetemtem aytebelu deki melesha sernay kondaf barya

  • @mercinegash8202
    @mercinegash8202 3 ปีที่แล้ว

    zkeberka jegna Ahmed Alqeysi Hager tshyet ala Eseyas hlmu semirlu iyu kulukum ab sdet zelekum jeganu, politcian, activst Zhilna alena Hager Nab ethiopia trkeb ala, Hzbi alealwo abegswo dekimna alena

  • @muluasfaha2
    @muluasfaha2 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣንታ ሃገር ካብጉጀለ ቲብጽሆ አሪትራዊ ኣሎ ነዛ አሪትራ ቲብሃል መን ፈቲርዋ ሌአሊ ዱራኣ ኣይ ቲብጻሃኩሚን በሎም

  • @aronmhretab324
    @aronmhretab324 3 ปีที่แล้ว

    Tekekl aloka

  • @chapnehani2528
    @chapnehani2528 2 ปีที่แล้ว

    ሓቂ አዚንአዮ ዘለና አንድዪ

  • @yakobgeri4672
    @yakobgeri4672 3 ปีที่แล้ว

    ጀብሊ

  • @eritreanerena7332
    @eritreanerena7332 3 ปีที่แล้ว +4

    አነ ግን አልቐይሲ ኢድ አይነበረካን ኢለ አይግምትን ንስኻ የማናይ ኢድ ናይ ኢሰያስ ኢኽ ነርካ አብ ሜዳ ከማን ናይ ሕብእቲ ሰልፊ ምክትል ኢሰያስ ኢኻ ነርካ አነ ዝብል እቲ ዝነበረ ኩሉ እንተትናዘዝ ኮምኡ ድማ እንተትናሳሕ ምናልባት ረበል ዓለሚን ሓጥያትካ እንተገደፈልካ قُلْ يَا عِبَادِيَ الَّذِينَ أَسْرَفُوا عَلَىٰ أَنفُسِهِمْ لَا تَقْنَطُوا مِن رَّحْمَةِ اللَّهِ ۚ إِنَّ اللَّهَ يَغْفِرُ الذُّنُوبَ جَمِيعًا ۚ إِنَّهُ هُوَ الْغَفُورُ الرَّحِيمُ

  • @spxcify
    @spxcify 3 ปีที่แล้ว

    Wedi efriam lokumax amlek hasebu hibewo aloo hamak terik

  • @yohannesh6237
    @yohannesh6237 3 ปีที่แล้ว +5

    እዛ ቀይሲ ዝብላ ዘሎ እኳ ዮም ዝብሉ ዘልው ብሩህ መጻኢ።
    ስለምንታይ ኢኹም ን ርእይቶኦም ትንጽግዎ አሪሳት?

    • @ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ
      @ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ 3 ปีที่แล้ว +1

      ብሩህ መጻኢ ከም ሰብ ሓሲብካዮም ዲኻ እዞም ርኹሳት ምስ ስዋኣት ክባኣሱ ዝውዕሉ ነውራማት ምስዚኦም ሲ ግዜ እዪ ክፈርደና ምበር ሰውራ ቤት መቅደስ ኣይነበረን ጽቡቅን ሕማቅን ክህልዎ ንቡር እዪ 'እዞም ትብሎም ዘለካ ሰባት ግን ንህዝቢ ኤርትራ ርእሱ ንምድናን ብገንዘብ ተዓሲቦም ዝሰርሑ እዮም ግዜ ክ'ኣ ክፈርድ እዪ ንኩሉ ዝሃበካ ተዛሪብካ ምካድ የለን ።

    • @eritrealovely3638
      @eritrealovely3638 3 ปีที่แล้ว +1

      ብሩህ መጻኢ ናይ ኢሳይያስ ህግደፍ ሰነ ሓስብ መርበብ (network) ኢዩ ነቲ ደለይ ፍትሒ ፋሕ ፋሕ ንምባል እቲ ድሌቱ ኮይንናሎ ነቲ ናይ ደለይቲ ፍትሒ ሓይሊ ኣዳኪምውው ። እንተ 👏🌿ብሓይሊ ኣምላኽ ግን ዓባይ ኢትዮጵያ ሕልሚ ኢሳይያስ ፈሺሉ ኢዩ። ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን እያ።🌼🌿

  • @amrasuliman8395
    @amrasuliman8395 3 ปีที่แล้ว

    What was thé idology of g 15

  • @hashemeritrean9897
    @hashemeritrean9897 3 ปีที่แล้ว

    Sefhat efrem nekolena Eritrawyan beabea Eritrean kola telemo 1 kojele 15 talemo 2 ne wad ali sefhat efrem heji ab nefso reewo

  • @petrosgebreamlak2965
    @petrosgebreamlak2965 2 ปีที่แล้ว

    Tari hiwetu hteto