ኣከባብያዊ ብከላ ዕደና ወርቂ: (ቢሻ ኤርትራ) // Gold Mine Environmental Pollution: (Bisha Eritrea)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 44

  • @eritrawimalet2385
    @eritrawimalet2385 6 หลายเดือนก่อน +1

    Well explained ኢዞም ዕደና ወርቂ ኣባና ጥራይ ኣይኮነን እሞ እንታይ ፍታሕ ክመጽእ ኣለዎ ትብሉ። ብዘካ ኣብዘን ብልሹዋት ሃገር ብዛዕባ ሕብረተሰብን ዘይግድሰን ኣብ ካልእ ኣብ ኣዝዩ ሩሑቅ ናብ ሩባ ዘይከይድን ኢዩ ዝግበር። ካላኣይ ካኣ ኢቲ ማዓድን ሓንሳብ ምስ ወሰድካዮ ዝኮነ ፍርያት ከዕቢ ኣይእልን ካብ ማዓድን ኣዉጺካ ክትሽይጥ ኢቲ መርየት ክጥቀመሉ ኢዩ ዝበልጽ ንወለደታት ካኣ ትጥቀመሉ ካልእ ካኣ ኣብ በሪክ ከበሳ ገርካዮ ማይ መጽዩ ናብ ኩሉ ሩባታት ኢዩ ዝወስዶ ሰባት ካኣ ሱንኩላን ኮይኖም ከምዝዉለዱ ኢዩ ዝገብር ወርቂ ሸይጠን ዝሃፍተማ ሃገራት የለዋን ወርቂ ኣመስሪሐን እምበር። ካብ መርየትና ካብ ዝዕደን ክንጥቀመሉ ኢዩ ዘርብሕ ብዘካ ኢሰያስ ካልእ ዝረብሕ ይለን ካልኣይ ካኣ ዘርበሐና ኢንታይ ኮይኑ ኢዚ ኩሉ ናይ ብሻ ዘየርበሐና ወይ ዝኮነ ንግዲ ዘየጀመረና።

  • @tesfaldettesfamariam2951
    @tesfaldettesfamariam2951 6 หลายเดือนก่อน +5

    ስለዚ ምዕዳን ጌጋ እዩ ትብል ኣሎኻ ፡ ዓለም ብዓለሙ ይዕድን እዩ ፡ ኣብ ኤርትራ ግን ጌጋ እዩ ፡ ናይ ብሓቂ ጉሓፍ ኢኻ ፡ ናይ ብሓቂ ከተጸልም ኢኻ ተዳሊኻ ፡ ነዚ ክትግዕታ ዶ ትርህጻ ፡ ብዝኾነ ኣይትሰከፍ ዋናታት ኣለዉዎ ፡ ንምንታ ብሓመድ ይኸይድ ትብል ነርካ ግልብጥ ኢልካ ንምንታይ ይጻረ ትብል ኣሎኻ ፡ ናይብሓቂ ቀናእ፡ ሰባብ፡፡

  • @sherhabil56
    @sherhabil56 6 หลายเดือนก่อน +4

    Your concern is duly noted my Brother. But if you recall, before, Bish mining started functioning, the first thing the Government of Eritrea and the Australian company (at the time) invested was, to Import large tanks that came through Port Sudan.which, can hold thousands of gallons of waste , such as Lead, Mercury and Cyanide. The First serious approach is filtration, this breaks down the rocks to smaller particle sizes, if the particle size is at a minimum then you do not need Mercury, that is why they are using excessive amount of Water. this passes through different Carbon towers for filtration so that the water can be reused over and over over again.
    But after this process, there are chemicals of concern, such as Lead and Cyanide those chemicals must be kept, in the tanks for further filtration and break down for example you can break down cyanide by adding hydrogen peroxide, potassium permanganate, and thermal destruction. which easily takes care of the problem but it is imperative after the Permangnate treatment the Cyanide amount, in the water should not or must not Exceed 1ppm. I admire your concern but, what i admire most is the fact that the Government of Eritrea Primary concern with the Australians, was the issue of environmental contamination. One final thought I may be wrong but ,all The gold from Emba-Derho- ADi Nefas, etc.. are processed in Bish alone this makes it easier to protect the environment and also cost effective. Bro keep the good work🤩ትግሪኛና ንምምዕባል Potassium= ባሩድ Lead=ዐረር Mercury=ባዚቃ ወዘተ

    • @AsmeraAbay
      @AsmeraAbay  6 หลายเดือนก่อน

      Thank you, for your generous and informative comment brother. My main concern here is just to bring the issue to the public for discussion, that is it. Thank you again I really appreciate your comment.

  • @qesajs
    @qesajs 6 หลายเดือนก่อน +2

    You have such an underrated channel brother. I learned so much through your content, keep it up. Eritrea needs more people like you👍

    • @degengedim7975
      @degengedim7975 6 หลายเดือนก่อน

      Thank you for your efforts.

  • @e.gebregziabherzerazion4442
    @e.gebregziabherzerazion4442 2 หลายเดือนก่อน

    ኣበኩቶኻ ብመጻኢ ወለዶ ተዘኪሩ ክነብር ኢዩ።

  • @humhum3511
    @humhum3511 6 หลายเดือนก่อน +5

    ናይ ቢሻ ብሙሁራን ወጻእተኛታትን ደቂ ኤርትራን ብግቡእ እዩ ዝማሓደር ። መጀመርያ ኣብቲ ቦታ ዘለዉ ተወከስ ። መባዕታዊ ፍልጠት ኬሚስትሪ ሒዝካ ፡ ወይ ካብ ዩ ትዩብ ዝርከብ ፍልጠት ንኪኢላታት ክትምዝን ኣቅሚ የብልካን። ኣብ ናይ ማዕበል ዝራኣናዮ እኩል ዝኾነ ምክንካን ከም ዘሎ እዩ ።

  • @humhum3511
    @humhum3511 6 หลายเดือนก่อน +2

    ሓሳዊ ።

  • @eliassimon11
    @eliassimon11 6 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks

  • @enoch2084
    @enoch2084 6 หลายเดือนก่อน +4

    tefika ko nay senay diyu enkae dehan mexaka

  • @dejenaraya12
    @dejenaraya12 6 หลายเดือนก่อน +1

    እንቋዕ ደሓን መጻካ ኣስመራ ዓባይ !!!

  • @wediasmat1865
    @wediasmat1865 6 หลายเดือนก่อน +3

    I see your concern, but you didnt even propose alternative choice. So where do you want them to dump the waste? I saw how it is done in other African countries. Check Nigeria go to DRC even Ethiopia you can check Latin America, Asia ... bisha was managed very well with out excluding some risks. First of all, it is our first experience in mining they will learn a lot from this to minimise future risks.

  • @ወዲዘርአ
    @ወዲዘርአ 6 หลายเดือนก่อน

    I agree that with u beror

  • @yewhanstesfagabr
    @yewhanstesfagabr 6 หลายเดือนก่อน +2

    ስቅበል ሎኽላኽ ቱሩፍ ኣየፍቲ ኣየፍቲ

  • @trussom647
    @trussom647 6 หลายเดือนก่อน

    ወይ ናይ ሰብ ነገር ኣብ ኩሉ ንሱ እንተዘይብሉ ተቃዉሞ ምግባር ኣብ ርእሲ ዋና ልዕሊ ዋና ሙዃን ⛔

  • @yonaskidane9179
    @yonaskidane9179 6 หลายเดือนก่อน +1

    ቅድሚ ሕጂ ጽቡቅ መደብ ተቅርብ ኔርካ ድሕሪ ነዊሕ ግዜ ጠፊእኻ ምምጻኻ ግን ብልክዕ ሓንጎልካ ካልኦት ጽቡቅ ጌሮም ከምዝተጋሰስዎ ኣብዚ መጺኻ ኣርኢካና ስለዚ ብዛዕባ ብከላ ከሚካል ብሻ ይኩን ካልእ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ዕደና ክገርመካ ኣብ ከምኡ ከም መንግስቲ ኤርትራ ከማን ዝጥንቀቅ የልን በቲ ዝንቀፍ ዳኣ ንንቀፍ እምበር ምሒር ብጽልእን ቅርሕትን ተባዒጥና ዘየለ ጸለመን ሓሶትን ኣይንንዛሕ እንተደሊኻ መዓበል ኣለና ዋልታ ሃገር ናብ ኤርትራ ከይድሉ ኣብ ዝነበረ ጽቡቅ ጌሩ ብቭድዮ ኣቅርብዎ ኣሎ ኣብ መሪሕ ሚድያ ብዛዕባ ናይቲ ተጻርዩ ዝጎሓፍ ከሚካል ብዝኮነ ግን ሰነፍ ኢካ ኣብ ጎጉል ካልኦት ኣንጻር ኤርትራ ዘየለ ዝፈበረኽዎ ከየራጋገጽካ ሒዝካ ምምጻኻ መዓረ ክንደይ ሽክና ርእስካ ትሕዝቶ ከምዘይብሉ ኣርኢኻና ኩሉ ንስኻ ተቅርቦ ካብ ጎጉል ኢዩ ኣብ ጎጉል ካኣ ብዙሕ ንኤርትራ ዘነውርን ዘጸልምን ዝጽሕፉ መኣለያ የብሎምን ልክዕ ከም በዓል ኣልጀዚራን ካልኦትን ማለት'ዩ

  • @tesfaslasiewelderufael94
    @tesfaslasiewelderufael94 6 หลายเดือนก่อน +2

    አንታ ክንደይ ሎቅመጽመጽ ትብል ኢኻ

  • @eliassimon11
    @eliassimon11 6 หลายเดือนก่อน

    ዳናካሊ ፓታሽ ከ አብ ምንታይ ኩነታት በጺሑ አሎ?

  • @DHabtomTuemzgi
    @DHabtomTuemzgi 5 หลายเดือนก่อน

    ሓሳዊ ታፍላ

  • @tommymichael4602
    @tommymichael4602 6 หลายเดือนก่อน +2

    እቲ ከተቅርቦ ዝደለኻ መደብ አብ ኤርትራ ዘሎ ዕደና ብዕሙቀት አፍልጦ ዘሎካ አይመስለንን ብመሰረቱ ግን ንጸለመን ውሽጣዊ ቅርሕንትኻ በጨቅ መበሊ ኢኻ ተጠቂምካሉ : ካብቶ ንብሻ ብዓይኒ ምስክር ስለዝኾኑኩ ብጭቡት ግብረ መልሲ ዝህበካ ዘሎ

  • @wonder580
    @wonder580 6 หลายเดือนก่อน +2

    ስቅ ኢልካ ኩሉሳዕ ንኤሪትራ ከጸልም ጥራይ ኢኻ ሓሳድ

  • @tesfagaberande9878
    @tesfagaberande9878 6 หลายเดือนก่อน +1

    ሃገር ትኮዶ ደላ ዕንወት ኣይቲበል ዘድልየካ ተዛሪብካ ዘይ ቲከይድ ሲቕልካ ሓተፍተፍ ትብል

    • @humhum3511
      @humhum3511 6 หลายเดือนก่อน +2

      ኣነ ናይ ኬሚስትሪ በዓል ሞያ እዬ ። እዚ ሓንቲ ፍልጠት የብሉን ። ፖለቲካ ክፍብርኽ እዩ መጺኡ።

    • @qesajs
      @qesajs 6 หลายเดือนก่อน +1

      @@humhum3511 ሀራይ እስከ በዓል ኬምስትሪ፡ እንታይ ኢዩ ጌጋ ዝተዛረቦ?

    • @humhum3511
      @humhum3511 6 หลายเดือนก่อน

      @@qesajs ኣብ ናይ ማእበል ዘሕለፋ ቪድዮ ናይ ቢሻ ናይ ዚንክን ናይ ኮፐርን ፍሎቴሽን እምበር ናይ ወርቂ መጻረዪ ኣይኮነን ። ነዚ ከይፈለጠ ነቲ በዓል ሞያ ክነቅፍ ምፍታኑን ፡ ሓደ ፡ ካላይ ዘየሎ ናይ ኣተም ኣገላልጻ ምፍታኑ ዘገርም እዩ ።

  • @sirakaraya9659
    @sirakaraya9659 6 หลายเดือนก่อน

    Ms hasadat kulu weyo eyu serihka ayserihka kulu gize hasad hasad eyu shabiya gn srhu ayeqarixin eyu gena nedadi wn qeribu eyu

  • @ibrahimbayan1622
    @ibrahimbayan1622 5 หลายเดือนก่อน

    መቸም ናይ ኤረትራ ነገር ከቅናኣኩም ማዓት እዩ ፡ ግን ቅሰን መንግስትና ይፈልጥ እዩ እንታይ ይገብር አሎ።

  • @zergabirdaniel4390
    @zergabirdaniel4390 6 หลายเดือนก่อน +1

    Ktmhr zeykonkas ketenaas eka mexika zeleka bzkone lomi bruh eu

    • @humhum3511
      @humhum3511 6 หลายเดือนก่อน

      ኣነ ናይ ኬሚስትሪ በዓል ሞያ እዬ ። እዚ ሓንቲ ፍልጠት የብሉን ። ፖለቲካ ክፍብርኽ እዩ መጺኡ።

  • @davidasfaha9260
    @davidasfaha9260 6 หลายเดือนก่อน +1

    emo entay eyu eti ftah , xilat mengsti kalE EYU NATKA FTAH AYEQREBKAN EKO

    • @humhum3511
      @humhum3511 6 หลายเดือนก่อน

      ኣነ ናይ ኬሚስትሪ በዓል ሞያ እዬ ። እዚ ሓንቲ ፍልጠት የብሉን ። ፖለቲካ ክፍብርኽ እዩ መጺኡ።

  • @eplfgallery
    @eplfgallery 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣታ ክንደይ ከተጽልኡ ኢኹም ። ከምዛ ዕደና ኣብ ኤርትራ ጥራይ ዝግበር ብዙሕ ተቃሽሽ ብሃናጺ መልክዕ መጽናዕቲ ጌርካ ኣክንዲ ንህዝቢ ትምህር ብጀካ ጉድኣት ጠቅሚ ከም ዘይብሉ ገሊጽካዮ። ዕደና እንተዘይ ገብር ካኣ እዚ ኩሉ ዕቁር ሃብቲ ከለና ብዘይ ምዕዳኑ ኣብ ድክነት ንነብር ኣለና ምበልኩም። ካብቲ ሃናጺ እቲ ንህዝቢ ዘሻቅል ትገብርዎ ይበዝሕ።🤔

    • @qesajs
      @qesajs 6 หลายเดือนก่อน +3

      ካብ ብሓሶት ጌርካ ንህዝቢ ምሑጋስ፡ ሓቂ ተዛሪብካ ንህዝቢ ምምሃር ይሓይሽ ወዲ ሓወቦ

    • @AsmeraAbay
      @AsmeraAbay  6 หลายเดือนก่อน +2

      ቅድሚ ምዝራብካ፡ ኣብዚ ቻነል ዘቕረብክዎም ቪድዮታት እንተትርእዮም፡ እዚ ትብሎ ዘለኻ ኣይምበልካዮን።

  • @metkelgebrehiwet5387
    @metkelgebrehiwet5387 6 หลายเดือนก่อน

    I think you have no concrete idea, how the processing system in Bisha works.

    • @AsmeraAbay
      @AsmeraAbay  6 หลายเดือนก่อน

      Could you please share here what it is, if you know?

  • @kuraeeritrawi5826
    @kuraeeritrawi5826 6 หลายเดือนก่อน

    Abey dea kigufwo delikanlı arkuuuu

  • @lebsuhabtemariam6127
    @lebsuhabtemariam6127 6 หลายเดือนก่อน

    ዕሩብ ሕልና ሓሳድ ኢኻ ትመስል ሓላይ ህዝቢ

    • @AsmeraAbay
      @AsmeraAbay  6 หลายเดือนก่อน

      🐂

    • @በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ
      @በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ 6 หลายเดือนก่อน

      ሓሰማ ጥዕና ህዝብኻ ግዳ ዘይትሓስብ

    • @DamiDami-o9g
      @DamiDami-o9g 15 วันที่ผ่านมา

      ​@@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀኣህባይ😅😅

  • @DesTesfom
    @DesTesfom 26 วันที่ผ่านมา

    Hasak wedi gohafe hasad 🤮

    • @AsmeraAbay
      @AsmeraAbay  26 วันที่ผ่านมา

      🐂🐂