"ዓደይን ኣደይን ኣየድፍርን” ዝበለ ጅግና ሰራዊትና ምፅላም ዕላምኡ ሓይሊ ትግራይ ምብታን እዩ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 37

  • @ArAr-dp5sl
    @ArAr-dp5sl 2 วันที่ผ่านมา +4

    ጅግና ህዝቢ ትግራይ ኣጆኻ በርትዕ ❤💛❤💛❤💛💪💪💪

  • @letina_gualT
    @letina_gualT 2 วันที่ผ่านมา +5

    ጀጋኑ ተጋሩ አጀኹም ❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤🥰🥰🥰🥰

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 2 วันที่ผ่านมา +3

    አጆኹም ጀጋኑ በርትኡ አጆኹም ጉየዩ ህዝብኹም አእስሉ ንሳቶም እቲ በጀትን ሚድያን ስለዘሓዙ እዩ መናእሰይ ብገንዘብን ብጉጉይ ኢንፎርመሽን የጋግዩ እዮም ዘለው ህዝቢ ትግራይ እዞም ግዚያዊ አማሓደርቲ ብትግርኛ ዝናገሩ ካብ ብልፅግናም ንላእሊ እዮም ኮይኖም ዘለው ዝለ ትግራይ ልኡላውነት ስለ ተፈናቀልቲ አይግድሶምን ትግራይ ክትደኽመለሎም ይደልዩ ንትግራይ አይሰርኹን ገንዘብ ከምልቦም ይብትኑ ክንደይ አብ ሽግር ዘለው ህዝቢ እንዳሃለወ. አይገዶምን።

  • @LetayKmariyam
    @LetayKmariyam 3 วันที่ผ่านมา +2

    እሚቢ ንሞት እንቢ ንዓመፀኛታት እንቢ ንቢተና በርትዑ ጀጋኑ🎉🎉👍❤❤❤

  • @amanielgebrerufael
    @amanielgebrerufael 3 วันที่ผ่านมา +2

    ግልጺ መብርሂ ግልጺ መደምደምታ ይፈጥር ይዒስ መብርሂ ደስ ዝብል

  • @destagebrehiwot4556
    @destagebrehiwot4556 3 วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤👍👍👍jigna !

  • @genetkebede3379
    @genetkebede3379 2 วันที่ผ่านมา +1

    ጀግና ሀዝብ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242 3 วันที่ผ่านมา +2

    May the Lord God fight our enemies on the behalf of us

  • @DestaAsbeha
    @DestaAsbeha 3 วันที่ผ่านมา +3

    Embi Embi Embi ❤❤❤

  • @ftsumbrhanalemngus9052
    @ftsumbrhanalemngus9052 3 วันที่ผ่านมา +3

    Ajoka ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hiritighebreselassie1546
    @hiritighebreselassie1546 3 วันที่ผ่านมา

    ዕግርግር ይትረፈና ሰላም ኢና ንደሊ አጆና ህዝበይ❤💪💊

  • @ArAr-dp5sl
    @ArAr-dp5sl 2 วันที่ผ่านมา

    Woyen❤💛👍👍👍👍👍

  • @AliTadesse-p1i
    @AliTadesse-p1i 3 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @JdjrvbdNdbbdbd
    @JdjrvbdNdbbdbd 3 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @gebregziabherwoldu6739
    @gebregziabherwoldu6739 3 วันที่ผ่านมา +1

    Action is a must, one million TPLF members must stand firm against betraying and criminals team Getachew and Tsadkan now.

  • @dawitmikiele
    @dawitmikiele 2 วันที่ผ่านมา

    💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @GebreGebre-bz4sn
    @GebreGebre-bz4sn 3 วันที่ผ่านมา +1

    አቱም ሰባት እዞም በዓል ጌፃበ ህዝብናን ዐድናን ንፀላእቲ አሕሊፎም ክቡና ይቃለሱ አለው እሞ ቅድሚ ንሳቶም እግሪ ምርጋፆም ንጉየ

  • @hiritighebreselassie1546
    @hiritighebreselassie1546 3 วันที่ผ่านมา +1

    ❤👏❤️👏❤️👏❤️👏

  • @kibromkiros1421
    @kibromkiros1421 3 วันที่ผ่านมา +1

    እምቢ ንምልኪ ንዝበለ ህዝቢ እንታይ ግበር'ዩ ዝበሃል ዘሎ?
    "ድምፂ ህዝቢ ይሰማዕ ወይ ክስማዕ'ዩ" ዝተባህለ'ኮ ንናይ ውሽጢ ባንዳውን ይሰርሕ'ዩ።

  • @MuezTekle
    @MuezTekle 2 วันที่ผ่านมา

    ኣጅኹም ህዝብና ክሓልፍ እዩ❤❤❤❤

  • @TsigeHailu-v6s
    @TsigeHailu-v6s 3 วันที่ผ่านมา +1

    🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @MimiMimi-kg8cb
    @MimiMimi-kg8cb วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤👍

  • @tesfamariamgerzgher5277
    @tesfamariamgerzgher5277 3 วันที่ผ่านมา +1

    👍👍👍💪💪🤝🤝🤝

  • @almazadamu9175
    @almazadamu9175 2 วันที่ผ่านมา

    እግዚአብሔር ምስት ውፃዕ ሕዝብ ትግራይ ይኻን ባዐል ሐቅ ይዕወትእጀኻም ጀጋኖ እግዚአብሔር ምሳኹም ይኹን ክወግሕ እዩ ህዝብ ትግራይ ትሕት እግዚአብሔር ሐደነቶ ያስጥም ንፍስ ክይእትየና

  • @alemalem4421
    @alemalem4421 3 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤🙏🙏💪💪🌿🌿🌿🌼🌼🕊🕊🕊👏👏👏

  • @amanielgebrerufael
    @amanielgebrerufael 2 วันที่ผ่านมา

    ከም ከኾብ ጽባሕ ድደመቐ ህዝቢ ደጉዓ ተምቤን ቃልሱ ኣጠናኺሩ ይቅጽል ኣሎ ይበል ጽንዓት

  • @user-wtigrai
    @user-wtigrai 2 วันที่ผ่านมา

    ብዙሓት ተጋሩ ዕሱባት ኣለው ምቅላስ ጥራሕ እዩ መፍትሒኡ ።

  • @Shemshia-e3n
    @Shemshia-e3n วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @aatsedemekebeb2494
    @aatsedemekebeb2494 3 วันที่ผ่านมา

    VIVA TDF & WEYEN TIGRAY TEEWT ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @MahariBrhane-n6z
    @MahariBrhane-n6z 2 วันที่ผ่านมา

    ፈጥር ክብል ህዋሐት ካሓዲ እዩ

  • @UsmanAliAhamed
    @UsmanAliAhamed 3 วันที่ผ่านมา

    የ ግዛዎ ምንግስት ስራ ህውህት ልምፋረስ ብቻ ነው

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 3 วันที่ผ่านมา

    ህዝቢ ትግራይ መራሒ ስኢኑ ኣሎ ። እዞም ሰባት እኮ ቀደም ነጊሮምና እዮም ። ምስ ፌደራል መንግስቲ ኮይናን ኮሚተ ጠጠው ኣቢልና እና ካቢነታት እውን ክሳብ ቁሸት ክነፍርሶ ኢና ኢለሙና እዮም ።

  • @tsegayberaki4334
    @tsegayberaki4334 3 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ሰላም '' ወይን ሚድያ''
    10 ጊዜ ''DDR DDR'' ኣይትበሉ። ህዝቢ ትግራይ ንባኣላውነት መሬቱን ከይተረጋገፀ ህዝብና ከይተመለሰ, እሱራትና ከይተፈትሑ ወዘተረፈ
    ኩለን ክልላት ሰራዊት ''እንዳሰልጠና '' ብፉሉይ ጀኖሳይድ ዝተፈፀመሉ ህዝቢ እንዳሃለወ ''DDR DDR'' ማለት 1,000. ግዘ ቅቡል ኣይኮነ
    ዓገብ ዓገብ ብደም ስዋኣትና
    ሰራዊትና ኣይትበቱኑልና ።
    ሽንቱ ሰትዩ ዝሰልጠነ T.D.F
    /Tigray Defence forces/ ቅድሚ ህጂ 10,000/9,000/ ሰራዊት ሒዞም ህዝብና ኣወዲኦሞ እንዳተባህልኩም ህጂ ከማን 2+ ግዘ ከይትጋገዪ።።።
    Please, please listen us
    TDF must be on its
    place

  • @TedrosTadese-oq8gw
    @TedrosTadese-oq8gw 3 วันที่ผ่านมา

    ሕደግ እባ ጎይትኦም ታማ ሕሾት

  • @SelamKidan-o6u
    @SelamKidan-o6u 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤