''ዘመንና''|Zemenna| - ዘ ሳንድሮ ግርማይ ft ዘ/ት ራህዋ ተኸስተ New Eritrean Tewahdo Mezmur 2021

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 19 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 339

  • @ደሲእግዚኣብሄርፍቅርነው
    @ደሲእግዚኣብሄርፍቅርነው 3 ปีที่แล้ว +73

    ዘመንና ክባረኽ ዓመት ፍቅሪ ክኾነልና
    ዘመንና ክባረኽ ዓመት ሰላም ክኾነልና
    ንለምኖም ብሕብረት ኩልና
    ስላሴ ኢዮም ጸግዕና ዋልታና(2)
    🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼
    ዝወፈረ ኩሉ ብሰላም ክምለስ
    ዝጠፍአ ሽሻይና ደጊምና ክንሓፍስ
    ውሉድ ምስ ወላዲ ንኽተኣኻኸብ
    ነማእዝን ሕይወትና ንቃሉ ብምስዓብ
    🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼
    ብጸበባ ሽግር ብብዙሕ ማሕለኻ
    ዘሕለፍናዮ ዘመን ንኸብቅዕ በቃ
    ስላሴ ባርኹ ናይ ታሪኽና ሰነድ
    ዝሓዘነ ልቢ ዘልኣለም ክእበድ
    🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼
    ንኣይሂ ንብዓትና ከነጽሕዮ ሎሚ
    ደጊም ይኣኽለና ግብርታት ናይ ዓሚ
    ንፍትወት ስጋና ንግጠሞ ብድሎ
    ታኦስ ምሳና'ዩ ኩሉ ዝከኣሎ
    🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼
    ብሓጎስ ከዕለቅልቅ ልብና ክፍሳሕ
    ንሓጥያት ንጸየፍ ብምልኣት ንነሳሕ
    ኣብ ቀረባ እንከሎ ንዑ እሞ ነድህዮ
    ውህበት ጸጋ እምላኽ ንዕኡ ኢና ንርእዮ
    🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼
    🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼
    ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼

    • @ኣቡነሰላማሃዋርያናይሓበሻ
      @ኣቡነሰላማሃዋርያናይሓበሻ 3 ปีที่แล้ว +5

      ዘመንና ይምለሱልና ስላሴ ኣጋእስተ ኣለም ናይ ንስሓ ዘመን ናይ ፍቅሪ ዘመን ናይ መንፈሳውነት ዘመን

  • @frelisanabew
    @frelisanabew 3 ปีที่แล้ว +91

    ከም'ዚ እልኩም ብሕብረት ምዝማርኩም ጥራይ፡ ዓቢይ ትምህርቲ ኢዩ የሕዋት፣
    ኣምላክ ናይ ሓድነትን ፍቅርን ዓመት ይግበረልና፡ዝማሬኹም ዝማረ ቅዱሳን ይግበረልኩም።

  • @_Abi172
    @_Abi172 3 ปีที่แล้ว +9

    ዘመንና ክባረክ ዓመት ፍቅሪ ክኮነልና
    ዘመንና ክባረክ ዓመት ሰላም ክኮነልና
    ንለምኖም ብሕብረት ኩለና
    ሴላሴ እዮም ፀግዕና ዋልታና (2)
    እልልልእልልልል 👏👏👏👏👏👏👏👏💐💐💐💐💐💐💐💐💐አሜን ፫ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክቡራተይ ዘመን ስደትና አሓፂሩ ሓወይ ሓፍተይ ንበሃሃለሉ ዲያብሎስ ካብ ሞንጎና ዝጠፈአሉ ዓመት ይኩናለና አሜን፫

  • @gualorthodoxtewahdo8229
    @gualorthodoxtewahdo8229 3 ปีที่แล้ว +17

    ኣሜን 🙏🙏🙏ኣብ ዓዓድና ከም ድላይና ነመስግነሉ ብሕብረት ንዝምረሉ ዓመት ይግበረልና 🙏🙏🙏😢😢😢❤️❤️❤️

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ-ረ9ቨ
    @ሂወትደስታጓልትግራይ-ረ9ቨ 3 ปีที่แล้ว +24

    እልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልል ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና

  • @ben131tube5
    @ben131tube5 3 ปีที่แล้ว +2

    ሕጂ ግርም ዓቢ ተበግሶን ሓባራዊ ዕዮን። ንዓና ውን ዓቢ ትምህርቲ እዩ። ተባረኹ ቡዙሕ!

  • @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ኀ8ጰ
    @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ኀ8ጰ 3 ปีที่แล้ว +9

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም የሕዋት ኣሓት ብጣሚ መሳጥን ከምዚ ኢልኩም ብሕብረት ምዝማርኩም ኣርኣያ ኢኹም ነሕዋትኩም ከምዚኢልኩም ኣብታ ንፈትዋ ሃገርና ኤርትራ ክንዝምር እግዚኣብሔር ሰናይ ፍቃዱ ይኹን ኣሜን!!!

  • @paradise2143
    @paradise2143 3 ปีที่แล้ว +6

    🌻🙏"አንሆ የሕዋት ሓቢሮም ኪነብሩ ክንደይ ሰናይን ጥዑምን ኢዩ፡ ዝተባረኸን ዝተቀደሰን ሰናይ ዘመን ይግበረልና"🙏🌻

  • @ፍቕሪይሕሸኒ
    @ፍቕሪይሕሸኒ 3 ปีที่แล้ว +22

    ኣሜን (ሰላም, ፍቅሪ ,ሓጎስ, ሓድነት) ዘለዎ ዘመን ይግበረልና 🌻🌻🌻🌻🌻2014🌹🌹🌹🌹🌹

  • @genetmehari6013
    @genetmehari6013 3 ปีที่แล้ว +3

    ብስም ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመኣልና ዝማሬ መላእክት የ'ና ዝማሬ መላእክት የ'ና እድመን ጥእናን የሃ ወረስቲ መንግስተ ሰማይ ይግበረና ኣሜን ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና ሰላሞ

  • @ዮህያዳፍቅሪ
    @ዮህያዳፍቅሪ 3 ปีที่แล้ว +13

    ኣሜንንን ኦ ጎይታ ልምነካ ኣሎና ንስካ ኢካ ጸግዕና ዋልታና !! ዘበንኩም ይባርክ ፍቱዋት
    "ተስፋ"
    ፍጻሜ ይሃበና !

  • @teweldebrhanzeray2989
    @teweldebrhanzeray2989 3 ปีที่แล้ว +4

    መትባርክ ኣክሊለ ዓመተ ምሕረትከ፡ ወይጸግቡ ጠላተ ገዳም፡ ወይረውዩ ኣድባረ በድው፡
    መዝ፥ 64፥11፥12
    ዳዊት 65 (Psalms)
    11፤ ንዓመት ብሳህልኻ ትኽልላ፣ ኣሰርካ ስብሒ የንጠብጥብ።
    12፤ ኣብ ሰውሒ በረኻ የንጠብጥብ፣ ኰረቢትውን ብታሕጓስ ይዕጠቓ።
    ዘመነ ራህዋን፡ ቅሳነትን ፡ሰላምን ይግበረልና!

  • @tesfaldetbrhane7745
    @tesfaldetbrhane7745 3 ปีที่แล้ว

    በሰመ ኣብ ወወልድ ወመንፈሰ ቅዱሰ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን።
    ዘመንና ክባርኽ ዓመት ፍቅሪ ክኾነልና
    ዘመንና ክባርኽ ዓመት ሰላም ክኾነልና
    ንለምኖም ንሕብረት ኩልና
    ስላሴ እዮም ጸግዕና ዋልታና(2)
    ዝወፈረ ኩሉ ብሰላም ክመለሰ
    ዝጠፈኢ ሽሻይና ደጊምና ክንሓፍስ
    ውሉድ ምሰ ወላዲ ንኽተኣኻኸብ
    ነማእዝን ሕይወትና ንቃሉ ብምስዓብ።
    ብጸበባ ሽግር ብብዙሕ ማሕለኻ
    ዘሕለፍናዮ ዘመን ንከብቕዕ በቃ
    ስላሴ ባርኹ ናይ ታሪኽ ሰነድ
    ዝሓዘነ ልቢ ዘልኣለም ክእብድ።
    ንኣይሂ ንብዓትን ክንጽሕዮ ሎሚ
    ደጊም ይኣክለና ግብርታት ናይ ዓሚ
    ንፍትወት ስጋና ንግጠሞ ብድሎ
    ታኦስ ምሳና ዪ ኩሉ ዝክኣሎ።
    ብሓጎስ ከዕለቅልቅ ልብና ክፍሳሕ
    ንሓጥያትና ንጸየፍ ንምልኣት ንነሳሕ
    ኣብ ቀረባ እንከሎ ንዑ እሞ ነድህዮ
    ውህበት ጸጋ ኣምላኽ ንዑ ኢና ንርእዮ።
    ለስብሃት ለእግዚኣሔር ልዑል
    ወለወልዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክብር ኣሜን።

  • @digitalhabesha
    @digitalhabesha 2 ปีที่แล้ว +1

    Ab 2022 September eye zsema.zeleku...btaemi des tbl mesmur...Slassie yhalkum ❤

  • @weinihagos2269
    @weinihagos2269 3 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን(3)
    ርሑስ ጳቁሜን ይግበረልና
    ብሰላም ናብ ብርሃነ መስቀሉ የብጽሓና
    ምስ ጸጋኹም የንብርኩም የሕዋተይ።

  • @meronsamri100
    @meronsamri100 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣሜን ሰላም ዘለዎ ዘመን የምጻኣልና ከርተትን ሕሰምን ኩናትን ያኣክል በለና እዝጋብሄር ጸጉኡ የብዛሓልኩም።

  • @haniissak6852
    @haniissak6852 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣምላክ ቁዱሳን ጸግኡን በረከቱን የብዝሓልኩም የሕዋተይ ዝማሬ መላእክቲ ዝማሬ ቅዱስ ዳዊት ዝተቀበለ ኣምላክ ዝማሬኩም ይቀበለልና ከምኡ ውን ናይ ኣጎልጉሎትኩም ዘመን ይባርክ

  • @yordatekle7715
    @yordatekle7715 3 ปีที่แล้ว +3

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና, ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ, ከመይሲ ኣሕዋት ብሓደ ሓቢሮም ክነብሩ ክንደይ ሰናይን ጥዑምን እዩሞ, ናይ ሓባር መዝሙር ብዙሕ ክንጽበ ኢና።keep going GBU all .🌻💒🙏

  • @habenkifle9800
    @habenkifle9800 4 หลายเดือนก่อน

    ዝማረ መላእክት ዝማረ ልቢ ኣምላክ ዳዊት ቅኔ ያረድ ዝተቀበለ ዝማረኩ ይቀበለልኩም ኣሕዋት ናዓና ድክማት ኣሕወትትክመ ኣብጸለትኩም ዝክር ኣቡልና።

  • @fasikamesfun7232
    @fasikamesfun7232 3 ปีที่แล้ว +1

    ዝማረ መላክቲ የስማዓልን ደቂ ተዋህዶ ደቂ ዓዶም ንቅዱሳን ሕብረት ይሃበና ጸላኢና ፋሕ ብትን ይበል ሓንቲ ተዋህዶ ኣይትሕደስ ኣይትወጥ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽😭😭😭😭😭❤❤❤❤❤❤💐💐💐💐⛪🙇🏾‍♀️🇪🇷🇪🇷

  • @helenaraya4302
    @helenaraya4302 3 ปีที่แล้ว

    Aseyyyyyyyyyy muqurateyy Haben Orthodox tewahdo Edmen Tenan Yhabeley fetari . Zmare melaekti yesmealna ❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @samialtesfayt
    @samialtesfayt 4 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን
    ናይ መላእክት ዝማሬ የሰመዐልኩን ፋቁራት ኣሕዋተይ

  • @Halefom0719
    @Halefom0719 3 ปีที่แล้ว

    ለባርኮ ንዒ ለባርኮ ለባርኮ ዓውደ ዓመትነ ለባርኮ /2/
    ንዒ ማርያም ድንግል (2) ለምሕረት ወሣህል ማርያም/2/
    ንምብራኽ ንዓ ንምብራኽ ንምብራኽ ዓውደ ዓመትና ንምብራኽ/2/
    ንዓ ሊቀ መላእክት (2) ንምሕረት ንሣህል ሚካኤል /2/
    ለባርኮ ነዓ ለባርኮ ለባርኮ ዓውደ ዓመትነ ለባርኮ /2/
    ነዓ አብሳሬ ትስብእት (2) ለምሕረት ወሣህል ገብርኤል /2/
    ለባርኮ ነዓ ለባርኮ ለባርኮ ዓውደ ዓመትነ ለባርኮ /2/
    ነዓ ሊቀ ሰማዕት (2) ለምሕረት ወሣህል ጊዮርጊስ /2/
    ለባርኮ ነዓ ለባርኮ ለባርኮ ዓውደ ዓመትነ ለባርኮ /2/
    ነዓ መጥምቀ መለኮት (2) ለምሕረት ወሣህል ዮሐንስ /2/
    ለባርኮ ነዓ ለባርኮ ለባርኮ ዓውደ ዓመትነ ለባርኮ /2/
    ነዓ ሊቀ ሊቃውንት (2) ለምሕረት ወሣህል ያሬድ ካህን /2/

  • @ኡማንቲያሂኢና
    @ኡማንቲያሂኢና 3 ปีที่แล้ว +6

    ተመስገን ፈጣሪ ስለዚ ጽቡቅ ዘለክዎ ዝሃብካኒ

  • @salemteklit8112
    @salemteklit8112 3 ปีที่แล้ว +2

    Asey ,Asey Asey ,zmare Melaekti yesmealna ,xegu yebzhalkum ahwat .

  • @ራህዋየድንግልማርያምልጅ
    @ራህዋየድንግልማርያምልጅ 3 ปีที่แล้ว +4

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብራትይ ዘመነ ስላም ፣ፍቅሪ፣ሓጎስ፣ቅስነት፣ራህዋ፣ሓድናትን፣ይግብረልና እግዚአብሄር አምላክ ጸጉኡ የብዘሐልኩም ክብራትይ

  • @musearayagaltigray8682
    @musearayagaltigray8682 3 ปีที่แล้ว +4

    አሜን አሜን አሜን ዕልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና

  • @MeresuMeresu
    @MeresuMeresu ปีที่แล้ว

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና👏👏👏🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻

  • @semharkidane9954
    @semharkidane9954 3 ปีที่แล้ว +2

    እልልልልልልልልልልልልልል
    እልልልልልልልልልልልልልል
    እልልልልልልልልልልልልል
    ኣሜን ዓመት ሰላም ይግበረልና ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና

  • @letslasehayle5044
    @letslasehayle5044 3 ปีที่แล้ว +1

    እልልልልልልልልልል እልልልልልልል ዝማሬ ቅዱሳን ዝተቀበለ ዝማሬኩም ይቀበልኹም ክቡራት ኣሕዋተይ ዘመነ ራህዋን ሰላምን ፍቅርን ዝሓዘ ግዜ ይግበረልና አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏💕💕💕💕💕💕🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💕💕💕💕🙏🙏🙏🙏🙏

  • @michaelmehari1053
    @michaelmehari1053 3 ปีที่แล้ว

    በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አኃዱ አምላክ አሜን!
    ዘመንና ክባረክ ዓመት ፍቅሪ ክኮነልና
    ዘመንና ክባረክ ዓመት ሰላም ክኮነልና
    ንለምኖም ብሕብረት ኩልና ስላሴ እዮም ጸግዕና ዋልታና[2]
    ዝወፈረ ኩሉ ብሰላም ክምለስ
    ዝጠፍአ ሽሻይና ደግምና ክንሓፍስ
    ውሉድ ምስ ወላድ ንክትኣካከብ
    ነማእዝን ህይወትና ንቃሉ ብምስዓብ
    ኣዝ………
    ብጸበባ ሽግር ብብዙሕ ማሕለኻ
    ዘሕለፍናዮ ዘመን ንክብቅዕ በቃ
    ስላሴ ባርኩ ናይ ታሪክና ሰነድ
    ዝሓዘነ ልቢ ዘልኣለም ክእበድ
    ኣዝ………
    ንኣይኂ ንብዓትና ክነጽሕዮ ሎሚ
    ደጊም ይኣክለና ግብርታት ናይ ዓሚ
    ንፍትወት ስጋና ንግጠሞ ብድሎ
    ታኦስ ምሳና እዩ ኩሉ ዝክኣሎ
    ኣዝ………
    ብሓጎስ ከዐለቂልቅ ልብና ክፍሳሕ
    ንሓጢኣት ንጸየፍ ብምልኣት ንነሳሕ
    ኣብ ቀረባ እንከሎ ንዑ እሞ ነድህዮ
    ውህበት ጸጋ ኣምላክ ንዕኡ ኢና ንርእ
    ኣዝ…………
    …………………………………………
    ስብኃት ለእግዚኣብሔር ወላወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክብር አሜን!

  • @eripoloticswilshere1433
    @eripoloticswilshere1433 3 ปีที่แล้ว

    ሐደ ዓቢ ዓወት ክንጎናጸፍ ኢና።ደቂ ተዋህዶ ኣብ ኩሉ መንፈሳዊ ዓዉዲ ርኢቶ ዕብየት ሙካኑ ክንኣምን ኣለና ።ኣነ ሓደ ካብቶም ሰነፍ ክንሰይ ርኢቶ ሂበ ብሃንቀዉታ ዝጽበያን፡ዝነበርኩ ያ እታ ደመና ትብል ብመንጽር ናይ መዝሙር calasical ጌርኩም ደቂቅ ዝመስለና ዓቢ ወይ ከኣ ፍርዙን ነገር ከይነመሓላልፍ ንጠንቀቅ ። ዘመና ይባረክ !!! ወስብሃት ለእግዚኣብሄር ።ፕ

  • @degnetgetahun
    @degnetgetahun 3 ปีที่แล้ว

    ርሁስ አመት ፍቅሪ ወ ሀጎስም ዘመን ይግበርልና፡፡

  • @selamteklesenbet913
    @selamteklesenbet913 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen zemare melakti yesmalna xega yeadlekum Egziabher amlak yhwatey

  • @ናብቲክፍጽመለይዝክእልኣም
    @ናብቲክፍጽመለይዝክእልኣም 3 ปีที่แล้ว +2

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ዘመንና ክባረኽ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ስላም የዉርደልና

  • @ቲቲፍረዞምጀጋኑተጋሩ
    @ቲቲፍረዞምጀጋኑተጋሩ 3 ปีที่แล้ว +3

    አሜን ፫ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና🌻ናይ ሰላምን ፍቅርን ዘመን ይግበረልና💖

  • @Hani-jy6cg
    @Hani-jy6cg ปีที่แล้ว

    ዘማረ መልኣኽቲ ይሰማልና ይሕዋት ✝️✝️✝️❤️❤️❤️🙏🏽🙏🏽🙏🏽🤲🤲🤲

  • @millionghm5358
    @millionghm5358 3 ปีที่แล้ว +1

    🌼🌼🌼ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮውሃንስ ይግበረልና 🌼🕊🌼🌼2014🌼🌼 amen 🙏 ♥ 🇪🇷 🏃🏃‍♀️❤🥰🕊🕊🙏🙏🙏🕊🕊🕊

  • @berhekuflu8808
    @berhekuflu8808 3 ปีที่แล้ว +2

    zimare melaekt yesmealna kuburat zemerti buruk sembet yigberelna dima

  • @Grmawit-w1m
    @Grmawit-w1m 3 ปีที่แล้ว +3

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም ክብራት ኣሕዋተይ

  • @HgJk-n9p
    @HgJk-n9p ปีที่แล้ว

    እልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላኣክት የሰመዐና 🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰

  • @ዳዊት-ሐ1ጸ
    @ዳዊት-ሐ1ጸ 3 ปีที่แล้ว +6

    ብሩክ ሰንበት አንቋዕ ብሰላም መጻኩም።

  • @samielmhreteab7902
    @samielmhreteab7902 3 ปีที่แล้ว +2

    ዘመንና ክባረክ
    ዘመንና ክባረክ ዓመት ፍቅሪ ክኾነልና
    ዘመንና ክባረክ ዓመት ሰላምክኾነልና
    ንለምኖም ብሕብረት ኩልና ስላሴ ኢዮም ጸግዕና ዋልታና(2)
    ዝወፈረ ኩሉ ብስላም ክምለስ
    ዝጠፍአ ሽሻይና ደጊምና ክንሓፍስ
    ዉሉድ ምስ ወላዲ ንኽትኣኻኸብ
    ነማእዝን ህይወትና ንቃሉ ብምሰዓብ
    ብጸበባ ሽግር ብብዙሕ ማሕለኻ
    ዘሕለፍናዮ ዘመን ንከብቅዕ በቃ
    ሰላሴ ባርኹ ናይ ታሪኽና ሰነድ
    ዝሓዘነ ልቢ ዘልኣለም ክእበድ
    ንኣይሂ ንብዓትና ክነጽሕዮ ሎሚ
    ደጊም ይኣኽለና ግብርታት ናይ ዓሚ
    ንፍትወት ስጋና ንግጠሞ ብድሎ
    ታኦስ ምሳና እዩ ኩሉ ዝክኣሎ
    ብሓጎስ ከዕለቅልቅ ልብና ክፍሳሕ
    ንሓጢኣት ንጸየፍ ብምልኣት ንነሳሕ
    ኣብ ቀረባ እንከሎ ንዑ እሞ ነድህዮ
    ዉህበት ጸጋ አምላክ ንዕኡ ኢና ንርእዮ

  • @ሰላመይብኣካዩናተይጎይታ
    @ሰላመይብኣካዩናተይጎይታ 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን፫ ዝማሬ መላእኽት የስመዓልና እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ፍቁራተይ።

  • @tsegaanday2089
    @tsegaanday2089 3 ปีที่แล้ว +2

    ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና
    እልልልልልልልልልልልልልልልል
    👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽
    🤲🏽🤲🏽🤲🏽🤲🏽🤲🏽🤲🏽🤲🏽🤲🏽🤲🏽
    ❤️🌹❤️🌹❤️🌹❤️🌹❤️

  • @milimebrahtu2425
    @milimebrahtu2425 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ ❤️❤️❤️❤️አሜን አሜን አሜን 💗ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ቆይምና ንንስሓሉ ተኻፈልቲ ጸግኡ የብቃዓና 🙏🙏🙏

  • @ኣየልበይ
    @ኣየልበይ 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሕዋት ብሓባር ሓቢሮም ክነብሩስ ክንደይ ሰናይን ግሩምን ዩ።ዓመተ ሰላምን ራህዋን ይግበረልና። ርሑስ ቅንያት ኣዉደኣመት የግ/ና።

  • @yaredbrhane1023
    @yaredbrhane1023 3 ปีที่แล้ว +3

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ጽግኡ የብዝሓልኩም"

  • @freweyniteklemariam1247
    @freweyniteklemariam1247 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen ,selam Rahwa fkri zelwo zemen ygberelna yhwatey mearey

  • @የጌታየእናትእመብርሀን
    @የጌታየእናትእመብርሀን 3 ปีที่แล้ว +3

    እግዚአብሔር ጸግኡ የንዝሓልኩም ዝማሬ መላእክት የስምዓልና እግዚአብሔር ናይ አገልግሎትኩም ዘመን ይባረኽ ብአኹም ዝሓደረ መንፈስ ቅዱስ ብአና ብድኹምት ባሮቱ ይሕደር።

  • @tsrhaariam2174
    @tsrhaariam2174 3 ปีที่แล้ว +5

    ዓመተ ሰላም ራህዎ ይግበረልና

  • @musseteklit2860
    @musseteklit2860 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም ወገናተይ ደስ ዘብል ብሕብረት ምዝማርኩም ።ዓመት ሰላም:ጥዕና:ፍቅሪ :ንስሓ ይግበረልና።

  • @እመብርሃንኣደይ-ወ8ኸ
    @እመብርሃንኣደይ-ወ8ኸ 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ዝተባረኸት ዝተቐደስትን ዓመት ይግበረልና!! ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ዝማረ መላእኽት የስመእልና ፉቁራት የሕዋት 🙏🙏🙏።
    ቀጺለ ሓንቲ ርኢቶ ኣላትኒ ማለትሲ ኩሉግዜ ኣፍቲ ሕማቕ ጥራሕ ክንጋየይ የብልናን ስለዚ ክብለኩም ደልየ ዘለኹ እዚ እዩ ኣለባብሳና ናይ ቅድስቲ ቤቴ ክርስትያና'ሞ ሓደራኹም ከምዘለኽሞ ቀጸዎ ዞም የሕዋተይ ❤️♥️♥️

  • @ግርማነሸጋል70እንደርታ
    @ግርማነሸጋል70እንደርታ 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን እልልልልልልልልል
    እልልልልልልልልልልልልልልልል
    እልልልልልልልልልልልልልልልል
    ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና 🌻🌻

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ቈ8ዘ
    @ማርያምኣደጎይታይ-ቈ8ዘ 3 ปีที่แล้ว +3

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ ማላእክት ይስምዕን ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @AlaysolomunKeshi
    @AlaysolomunKeshi 27 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤ ኣጆና ደቂ ኤረይ ክሓልፍ ኢዩ ኩሉ

  • @Dan-ln6rg
    @Dan-ln6rg 3 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእክት የሥመዐልና ፍቁራተይ እስኪ ይግበረና ንትኣካከበሉ ንሰላምን፣ንፍቅርን ግዜ ይግበረልና

  • @tsehayeghebre-4324
    @tsehayeghebre-4324 4 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና❤❤❤❤❤❤

  • @hagosatesfamariam5061
    @hagosatesfamariam5061 3 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን 🙏🏾🙏🏽🙏🏽 እልልልልልልልል 🌻 ዓመት ሰላም 🤝 ፍቅር ❤️ ራህዋ ይግበረልና 🙏🏾🌻🌻🌾🌾🌻 🙏🏽💖

  • @berhanesolomon8915
    @berhanesolomon8915 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና ፡እግዚኣብሔር ኣምላክ ዘበና ይባርከልና

  • @bereketgere8833
    @bereketgere8833 3 ปีที่แล้ว +2

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ክቡራት ኣሕዋት ምስዚ ሰብ ተከፋፊልሉ ዘሎ ግዜ ብሓደ ኮይንኩም ምዝማርኩም ውን ናይ ፍቅሪ ዘመን ናይ ሙኻን ተርእዮ ኢዩ እሞ ዘመነ ሰላም ይግበረልና አምላክ

  • @lichikiflom4740
    @lichikiflom4740 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen amen zemare melakit yesmealna Edmen tienan yehabkum ezom Ahwatey mearey

  • @God-db9vp
    @God-db9vp 3 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና፡ ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮሃንስን ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና።

  • @biniam5322
    @biniam5322 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መልኣክቲ የስመዓልና እግዚኣቢሄር ኣምላክ ጸጋ ዲበ ጸጋ የዓድልኩም

  • @hntsabyirgalem6086
    @hntsabyirgalem6086 3 ปีที่แล้ว +1

    ዕልልልልልልልልል ኣስይ ኣስይ ቡሩካት የሕዋተይ
    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የዓድልኩም
    ናይ ዘወነ ኣገልግሎትኩም እግዚአብሔር ኣምላኽ
    ይባርከልኩም ቡሩካተይይይ

  • @desatebyo8588
    @desatebyo8588 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሰላም ፈቅረ ሓጎሰ ሓድነት ዘለዋ ዘመን ይግበረልና የሕዋት

  • @teklaytesfay5064
    @teklaytesfay5064 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና የሕዋትና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣሜን(((3)))

  • @bieti2600
    @bieti2600 3 ปีที่แล้ว +2

    እልልልልልልልልልል እሰይ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና

  • @user-k913
    @user-k913 4 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና።

  • @mengshabtetsion7160
    @mengshabtetsion7160 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የሰምዓልና እግዛብሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዛሓልኩም ክቡራት የሕዋት።

  • @titisibhatu3297
    @titisibhatu3297 3 ปีที่แล้ว +1

    Fetari kulu alem xegu yebzhalkum. 🙏🙏🙏zmare melaekti yesmealna birukat yhwatey

  • @ተመስገንካጎይታ-ነ3መ
    @ተመስገንካጎይታ-ነ3መ 3 ปีที่แล้ว +1

    ልዕሊ ኩሉ ሕብረትኩም ደስ ይብለካ ። ደስ ዝብል ዝማሬ ከኣ ። ጸጋ የብዝሓልኩም ።

  • @timnittesfu2583
    @timnittesfu2583 3 ปีที่แล้ว +1

    Aseyyy Mukrat ahwatey zemari Melakti yesmalna
    Nay edme zebenkum ybarkelkum nay bhaki des debel mchwat

  • @salamkahase8342
    @salamkahase8342 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜንንንን ዝማረ መላክት የስማዓልና ፉቕራት ኣሕዋተይ ጸጉኡ ይብዝሓልኩም ዓመተ ሰላም ይኹነልና ኣምላኽ ስደትይና ይሕጺሩ ናብ በበትይና ይምለሰና ዓመትና ይባርኸልና ኣሜን

  • @ይመፅእለዎጀጋኑወድነይከታ
    @ይመፅእለዎጀጋኑወድነይከታ 3 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን እግዚአብሔር ኣምላክ ዘመንና ይባርክለና ኣሕዋትና ዝማሬ መልአክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ዘመን ሰላም ገበረልና ቀይረልና እግዚአብሔር ቀያሪ ኢካዋ

  • @tiebehabtega7254
    @tiebehabtega7254 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen yehwat kale hiwet yesmalna Egziabiher xegu yebxahalkum

  • @llovemyfamly4458
    @llovemyfamly4458 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቱ የስመዐና

  • @yoseifzerea
    @yoseifzerea 3 ปีที่แล้ว +1

    Aseyyyyyyy ellllllllll ellllllllll ellllllllll zmare melaekti yesmealna nay agolgulot zemenkum ybark egziabhier amlak ordthodox tewahdo haymanot nzelalem tnber 🙏🙏🙏🏰

  • @abaditkidane4396
    @abaditkidane4396 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen zmarye mlakt ysmalna zemen rahwa slam fqri ygberelna egzabiheir amlak🌻🌻🌻

  • @gbrezgabihertesfazgi2403
    @gbrezgabihertesfazgi2403 3 ปีที่แล้ว +1

    Tebareku enkae abikeana egzabiher nay agiligulot zemenkum ybark

  • @tesfamariammaza741
    @tesfamariammaza741 3 ปีที่แล้ว

    Zmare melaekti yesmalna ahwat Slassie hiwetna ybaruku nakum kea xehu yebzhalkum⛪😌❤🙏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏

  • @samharamen6278
    @samharamen6278 3 ปีที่แล้ว +2

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ሰላም ን ህዝቢ ኤርትራን 🇪🇷🙏 ኢትዮጵያ 🇪🇹🙏⛪🙏🕋🙏🌿🌿።

    • @kebiyenegayemariyamlij778
      @kebiyenegayemariyamlij778 3 ปีที่แล้ว

      ትግራይሰ😥😥🙏🙏

    • @samharamen6278
      @samharamen6278 3 ปีที่แล้ว

      @@kebiyenegayemariyamlij778 ትግራይ ማለት ኢትዮጵያ 🇪🇹 እዩ።

  • @taemomeresa3620
    @taemomeresa3620 3 ปีที่แล้ว +5

    ሓዱሽ ዓመት ብሓዱሽ መንፈስ 💐❤💙😥
    ሰላም ንወድሰብ ይኩን

  • @Heyabey880
    @Heyabey880 3 ปีที่แล้ว +1

    Amete rahewa selam qesanet feqeri yegebeberelna rehus hadesh amet ahewatey bereketekum yebezehayo berukatey 🙏❤️🌻🌻🌻🌻

  • @luwamamanuelamanuel4615
    @luwamamanuelamanuel4615 3 ปีที่แล้ว

    Zmarie Melaekt yesmalana Nay Agolgulet zemenkum ybarekh yehwatey

  • @rxssdhubdr9318
    @rxssdhubdr9318 3 ปีที่แล้ว

    Aseyyyy zmare meleakti yesmealna xega ab,lieli xega yebzhalkum egzabhier zemehwatey ፡ዘመና ክባረኽ ዓመት ፍቅሪ ክኮነልና ዘመና ክባረኽ ዓመት ሰላም ክኮነልና ንለምኖም ብሕብረት ኩልና ስላሴ,ዮም ጸግዕና ዋልታና 2

  • @afomkidane2861
    @afomkidane2861 ปีที่แล้ว

    ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና❤❤❤❤

  • @rutahabte3182
    @rutahabte3182 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን(3) ዝማሬ መላእክት የስመዓልና የሕዋተይ።

  • @channel1379
    @channel1379 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen Zimari melakti yesmealna Ahwat Amlak zemena yebarkelna.

  • @brktibeki1257
    @brktibeki1257 3 ปีที่แล้ว +1

    ዕልልልልልልልል እግዚኣብሄር ኣዕዚዙ ይባርኩም፡ ናይ ሕብረት ዝማሬ ብጠዓሚ ደስ ዘብል።

  • @tsegaghrimay4249
    @tsegaghrimay4249 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen Tebareku brukat yehwat 🙏🙏🙏 Amete selam Amete hagos ygberelna 🙏🌹🙏

  • @tsegatekle4957
    @tsegatekle4957 3 ปีที่แล้ว +4

    ኣበት ደስ ክብል ከምዚ ሓቢርኩም ምዝማር ጥራይ ኣነስ ሓጎስ መሊእኒ ዝማረ መላእኽቲ የስሞኣልና

  • @Amanuelkidane-g6m
    @Amanuelkidane-g6m 3 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና ፍቱዋት ኣሕዋት ብጣዕሚ ደስ ዝብል ናይ ሕብረት መዝሙር እግዚኣብሄር ፍቅርን ሰላሙን የውርደልና

  • @yenfhabtab9924
    @yenfhabtab9924 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ጸጉኡ የብዝሓልኩም

  • @godseidank6522
    @godseidank6522 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen zmarie melaekt yesmealna amlake kdusan xegeu yebzhalkum ahwatey agolgulotkum yebzhalkum

  • @hareguyemane8272
    @hareguyemane8272 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen Zemare Melakti yesemealna yehawatey.

  • @sababerhe6982
    @sababerhe6982 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን
    ዝማሬ መላእክት የስምዐልና የሕዋተይ🙏

  • @ኣዳምየ
    @ኣዳምየ 2 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen Zmara Melakti Ysmalina Egzabiher Xegu Yebzhalkum

  • @elshaday5026
    @elshaday5026 3 ปีที่แล้ว +2

    Zmarie melaekti yesmealna brukat ahwat! Bruk amet ygberelna🙏🏽 Ameta selam, fqri, qsanet, amete nsha ygberelna🙏🏽💒❤️

  • @kahsaykidane6591
    @kahsaykidane6591 3 ปีที่แล้ว

    Tebareku xbukat xegu ybzhalkum ftari.Sadro metalmtey Gbu