ሓይልታት ትግራይ አኪባ ወዲኡ ዝወስኖ ውሳነ ትግራይ ሕሞራ ዘሎ ኩነታት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 19 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 52

  • @ኤፍራታTube
    @ኤፍራታTube ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ሚኪ ትግራይ ትህቦ ልዙብን ዓሙቅ ትንታነ ብጣዕሚ ደስ በሃሊ እዩ። ነመስግነካ። ኣብ መንጎ ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ዘለካ ጽቡቅ ድሌት ድማ ቀጽሎ።

  • @takeleweldekidan6220
    @takeleweldekidan6220 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሚኪ ዝብሃል ቆልዓ ኣጀንድኡ ፃድቃን ጥራሕ እያ።

  • @ZaduBre
    @ZaduBre 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ናይጀሃር መሓመድ መፅሓፍ ኣይተመረቀን ተሰሪዙ እዩ። ኣይተመረቀን ኣሰተኻኽል መረጀካ

  • @Say-2424
    @Say-2424 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጠያቒ !ኣይትፃደፍ ፅን ኢልካ ስማዕ!ኣይትሸኩል።

  • @desalegngebreselassie5476
    @desalegngebreselassie5476 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Mickey ስልጣን promise ተዋሀሂብዎ ኣሎ መስለኒ

  • @HiyabDesta-j5l
    @HiyabDesta-j5l 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እዚ ሰብኣይ ዜግነቱ ኣሜርካዊ'ዩ ትግራይ ናብ ዘየድሊ ጦርነት ዝመርሕ ዘሎ ሰብ'ዩ ብሂወት መናእሰይ ዝቅልድ ዘሎ'ዩ።

    • @befairbalance7507
      @befairbalance7507 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Well said and Well explained

  • @hilufgibrom895
    @hilufgibrom895 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ማሃይም ዲካ ሚኪ ሓምሓም

  • @ኤፍራታTube
    @ኤፍራታTube ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሚኪ ትግራይ ጅግና ኢካ ናይ በሓቂ ቅኑዕን ሓቀኛን ትንታነ

  • @ኤፍራታTube
    @ኤፍራታTube 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኤርትራን ትግራይን እንተሓቢረን ኣብ ኣፍሪካ ዝወዳደረን ሓይሊ የለን።

  • @Mark-b6j2b
    @Mark-b6j2b 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ድኽመት ናይ ደብሪጽ ንጻድቅን ገቼ ናብ ስልጣና ምምጽኡዩ

  • @AlemaGebreyesus
    @AlemaGebreyesus 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ቱምድያካ እባ ክዓቢ ኣትደልዮን ዲካ ታእዩ ዙሓሳዊ እዙይ ተምፅእ ዘለካ

  • @wedirefotube3919
    @wedirefotube3919 37 นาทีที่ผ่านมา

    Hassawi eka goniced aygeberen dr Abiy

  • @yemanenega4127
    @yemanenega4127 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Mehayim Leba Wedi Belaei Seb

  • @teklitalibaba6486
    @teklitalibaba6486 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Zergfo Hakenga Tekoynka!

  • @tadessegebreegziabeher8045
    @tadessegebreegziabeher8045 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እዚ ወዲ ናይ ፀለመ ሕማም'ዩ ዘለዎ እንበር ትዝርብ ዊዑሉ እዉን ሓንቲ ትብላዕ ነጥብ የብሉን።ኡዙይስ መንእሰይ ኮይኑስ ገበነኛ ዝኾነ ዉዱብ ናይሓሶት ፕሮኦጋንዳ ክነዝሕ አይምተገበኦን።ግን'ከ ዱንቁርና እንተኮ ነገራት ብንፅረት አይራአየካን።

  • @debebekebebe7932
    @debebekebebe7932 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ምኪ ትግራይ እስኪ የኤርትራ ሳራዊት ከትግራይ ድንበር እንዲወጣ መፍቴዉ ምንድን ነዉ? ፌደራል ጋር አንተባባርም አለክ ፤ፕሪቶሪያ ዉል ይፈጸም ትላለህ እንዴት ብሎ ይፈጸም? ፕሪቶሪያ ካልን ዲዲር ተደርጎ ወደ መከላከያ የሚፈልጉ ደግሞ ይገባሉ ይላል ፕሪቶሪያ ፤ኤርትሪያ ሰራዊት ከድምበር ማን ያዉጣዉ?

  • @wedirefotube3919
    @wedirefotube3919 37 นาทีที่ผ่านมา

    Hasawi aygeberen Gonicidi hasawiti

  • @Zewgu-c1e
    @Zewgu-c1e 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እንታይ ትብል ሓወይ? ብሓደ ገፅ ማለት ኢትዮጵያ ዝበፅሐና በደል ትኽክል ኢኻ። ብሸነኽ ኤርትራ ድማ ዝተፈጠረት ኤርትራ ክትቕፅል እንተኾይና ትግራይ ክትጠፍእ ከምዘለዋ ኣብ ፕሮግራማ ኣቐሚጣ ትንቀሳቐስ ዘላ ሃገር እየ እሞ ብኸመይ እዩ ኤርትራ ትቐርበና ትብል?

  • @A.A-h1s
    @A.A-h1s ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እርማት -መራሕቲ TDF ውሳነታቶምን ኩነታት ሕሞራን ብዝብል ይታኣረም፣ኣምሓርኛዊ ኣፃሓሕፋን ኣናብባን ግደፍዎ

  • @Yonashaylu-l8e
    @Yonashaylu-l8e 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብስሩለ እቱ ንፈልጦ ገዛኢ ዉድብ ህዉሓት ስለዝኮነ ሓደ ህዉሓት እዩ ዘሎ ጌታቸው ከኣ ወኪል ህዉሓት እዩ ክዉግዶ ዝክእል ከኣ እቲ ገዛኢ ዉድብ እዩ

  • @Berhehagos12345
    @Berhehagos12345 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣታ ሓውና ኣይደርደኤካን ዝገበሩ ይግበሩ ኩናት ኣይምተረፈን ምክኒያቱ ካብ መጀመርያ ጌም ኦበር ኣይዘከርካን

  • @ኤፍራታTube
    @ኤፍራታTube ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እቲ ኣማራጺ ሓደን ሓደን ጥራይ ኢዩ። ንሱ ኸኣ ኤርትራን ትግራይን ወይ ሓደ ሃገር ክኾና ኣለወን ወይ ድማ ዝተሕጋገዛ ክልተ ጎረባብቲ ክኾና ኣለወን።

  • @debebekebebe7932
    @debebekebebe7932 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    miki tigray you are talking out of evidence ,please talk based on evidence

  • @samsam-nm1cp
    @samsam-nm1cp 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሚኪ ትግራይ ክእለት ናይ ምግላጽ ስለ ዘይብልካ ሐይልኻ ጸርፊ እዮ።

  • @zewdeneshamare9782
    @zewdeneshamare9782 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Miky tgray mefekle. Megst yvialo

  • @amanuelbeyene4325
    @amanuelbeyene4325 24 นาทีที่ผ่านมา

    እዚ ሰብ ሐሳብ የቡሉን ፀርፈ ጥራይ😊

  • @wedirefotube3919
    @wedirefotube3919 17 นาทีที่ผ่านมา

    RAYA nay men eya Nay ethiopia

  • @rational4153
    @rational4153 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Miki Kebabyawi is the correct name for Miki Tigrai. While Miki Raya should be referred as Miki Tigrai as his views reflect the interest of the people of Tigrai

  • @yemanenega4127
    @yemanenega4127 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Miki Shaebiya like the old TPLFities batch You are not Tigrayan. What a little mind man you are.

  • @EdedJe
    @EdedJe 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ወድ ሸርሙጣ ፃድቃን ብናትካ መልሓስ ዝለዓል አይኮነን ነፋጥ ሙሉእ ዕድመኡ ንህዝብ ትግራይ ህይወቱ ዘወፊ ጀግና ንህዝብ ትግራይ ፍትሒ ድ/ሲ ከንግስ ዝቃለስዩ ከማኻ ንስብሓታዊያን ዝጣበቅ አይኮነን

  • @berhanesolomon5308
    @berhanesolomon5308 59 นาทีที่ผ่านมา

    ጠ/ሚ ኣብይ ብመንገዲ ጻድቃን ናብ ምዕራብ ትግራይ እተዉ ኢልናኩም ኔርና ንስኻትኩም ኣይተዳለናን ስለዝበልኩምዩ ደንጉዩ ዝዓይነቱ መደናገሪ ዘረባ የልዕል ኣሎ፤ ስለምንታይ ዝብል ሕቶ ዘልዕልዩ።

  • @tekiaegebremichaelhantal3158
    @tekiaegebremichaelhantal3158 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ብጣዕሚ ንፉዕ ሚኪ ዛሓወይ ጽቡቕ ትንተና እዩ ህወሓት ብሄራዊ እዩ ካብ ህወሓት ዝበለጸ ብሄራዊ የለን ጌታቸውን ጻድቃንን ሓሰውቲ ኣህዳውያን እዮም

  • @debebekebebe7932
    @debebekebebe7932 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    izi wedi bitaim fulish iyu

  • @Teklay-fz2iq
    @Teklay-fz2iq ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እቲ ሕውሓት ምስ አቢይ ተስማምዓ ስለ ዘይኸደት ጆኖሳይድ ክፍፀመልና ገይርዎ እዩ ።ዝብሎ ዘሎ ሐውና ቅድሚ ንአበይ ስልጣን ምሃብ ዝነበረ ግዜ ብዝግባእ አይሰርሓትን የረዳደአና እዩ። እንተዘይ ኮይኑ ግና አበይ ስልጣ ክሕዝ እሞ ቀፂሉ ናይ ነዊሕ ትልሚ ህዝቢ ትግራይ ናይ ምጥፋ ዝነበረ ድሌት በሃግን እዩ። ኢልካ እዩ ዝውሰድ።

  • @MuluGeta-x4z
    @MuluGeta-x4z 51 นาทีที่ผ่านมา

    ባዓል ሚድያ ግልብጥ ግልብጥ አይትበል ፈሊጥናካ ኢና ናይቶም ሀሻኽር ባንዳታት ሀባሲ ኢኻ ማዐልትኻ ሀሉ። 48:06

  • @A.A-h1s
    @A.A-h1s ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብተለይ ብተለይ ኣምሓርኛ ድዩ ትግርኛ?ብሕልፊ ፣ብፍላይ እናሃለወካ ንምንታይ ሓንካስ ቃል ትጥቀም

  • @temsgen.fetari
    @temsgen.fetari 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Efrim miki zegelxo buzh habrita nirwo gen banda eilka xadkan eilka endablka tekolfo welka

  • @wedirefotube3919
    @wedirefotube3919 36 นาทีที่ผ่านมา

    Missile deribikum dongoro eka

  • @A.A-h1s
    @A.A-h1s 41 นาทีที่ผ่านมา

    ኣይትሓሱ;ሓደ ህወሓት ኢሉ ድኣምበር እቲ 14 ጉባኤ ዘካየደ አይበለን።ብተዘዋዋሪ ንሱ ኢዩ ዝኸውን ክትብል ትኽእል ኢኻ

  • @temsgen.fetari
    @temsgen.fetari 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Meki gen belbu eu zekales nay haki tekalasy netom ne tigray zedmyu beglxi eu zezareb

  • @gerealta2358
    @gerealta2358 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Currently, there are two factions within the TPLF. One of these factions, led by Debretsion, convened an illegal congress. It’s important to note that we are still under the federal election law.

  • @Mark-b6j2b
    @Mark-b6j2b 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Efrem is defending tsadkan. Amazing

    • @rational4153
      @rational4153 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      What is wrong to support Tsadkan? Move out from Kebabiawinet. There is no TPLF of one environ as I don't want to mention that.

  • @befairbalance7507
    @befairbalance7507 56 นาทีที่ผ่านมา

    Efriem i feels like you stolen my mind you are the reflection of me,whatever you said is mine, we need millions of you wiser people, as you siad i am melles ideology lover a world class mind changed Ethiopia ultimately Africa even the world, changed Ethiopia to,economically, security, diplomacy, stability, socially, education, urban and rural development, infrastructure, and the list is on and on until this baby boy abiy comes Ethiopia going down at the speed of light in all aspects, but melles the only problem he doesn't understand the political situation of gugemangug African mentality he was focusing to change the economy and ignored tigray and he was a little bit arrogant.

  • @Himat1216
    @Himat1216 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    You are Eritrean why you come here . And try to analyze Tigray politics

  • @temsgen.fetari
    @temsgen.fetari 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Yeknyelna meki hawna sele habritaka ❤❤❤❤