ምስክርነት በዓልቲ ቤቱ ወ/ሮ ኣበበች ታደሰ | ሰለሙን ገ/ሄር(ጸሓፊ ታሪኽ ኪሮስ ኣለማዮ)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 19 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น •

  • @LemlemlemlemZeru-yn5ds
    @LemlemlemlemZeru-yn5ds 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

    ዋው ደስ ዝብል ኣቀራርባ ሰሌ ውን ፅቡቅ ዓቅሚ ኣለካ ደስ ይብል መተዓቢቲ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ በፂሕኻ ክሪኢ ይምነ❤❤

  • @dragonfast206
    @dragonfast206 56 นาทีที่ผ่านมา

    I see your external beauty and your inner beauty is found when I explore depths of your spirit and character.

  • @shishaygebremedhin5703
    @shishaygebremedhin5703 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ብስም ነብስሀር ኪሮስ ሽኮርርርር ላይክ
    ጽቀጡ 💜💜💜💜💜💜💜💜💜

  • @misssunshine865
    @misssunshine865 39 นาทีที่ผ่านมา

    Aleku eye zibilye zeytimino derfi Kiros💙🌿💙🌿💙🌿

  • @EriHome-fu2zq
    @EriHome-fu2zq 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ብጣዕሚ ደስ ትብል ምስ ተዘክሮ ዕላል ብዓልቲ ቤት ክቡር ኣያና ኪሮስ ኣለማየሁ።

  • @Shabay_mender
    @Shabay_mender 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    I remember my father used to sing Kiros Alemayo songs at home & he was very impressed with his Tigrigna dancing talents . # from 🇪🇷

  • @yosiefgebru3798
    @yosiefgebru3798 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ

  • @lbelewbelay8283
    @lbelewbelay8283 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ❤❤❤
    ልህዝቢ ትግራይን ልቋንቋ ትግርኛን ብጠቕላላ ትግራይ ኣብ ዓለም ክትነብር ብናይ ባዕላ ሳንባ ክተተንፍስ ዝገበረ ፈላማይ ኣርቲስት ዶ/ር ኪሮስ ኣለሟዮ እዮ እንተበልኹ ...ምግናን አይመስለንን::

  • @MichaelAbebe-zk3ni
    @MichaelAbebe-zk3ni 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ድስ ዝብል ዕላል/ ኪሮስ ባዓል ሰፊሕ ልቦና ኣቦ ትግሪኛ ❤❤❤

  • @tesfayamare8929
    @tesfayamare8929 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ብጣዕሚ ፅቡቕ ምድላው'ዩ። ድምፂ ወያነ ኣብ ስራሕቲ ኪሮስ ኣድሂቦም ዝገበርዎ ምድላው፡ ዓብዪ ስራሕ ኪሮስ ኣይተልዓለን፡ ኣባኹም'ውን። ንሱ'ውን ዓደየ ሓውዜንየ ዝብል ስራሕ፡ ኪሮስ ኣብ ተጋሩ ብዝተፈፀመ ግፍዒ ሓዘነይትኡ ጥራሕ ንኽገለፅ ዘዜሞ ዝመስሎ ሰብ ብዙሕ'ዩ'። ኣነ ዝግንዘቦ ድማ ኣብቲ ግጥሚ ዓለማት ሓዚነንየ ዝብል ኣሎ፡ ዓለማት ዝሓዝና ወይ ኣጀንዳ ዝገብረኦ ድማ እቲ ዝተፈፀመ ግፍዒ ብጆነሳይድ ብርኪ ዝጥርጠር እንተኾይኑ ጥራሕ'ዩ። ኪሮስ ኣብ ትግራዋይ ብኢትዮጵያ ጆነሳይድ ተፈፂሙ'ዩ ዝብል እምነት ከምዝነበሮን ብዜማ ገይሩ ዝገልፆ ይመስለኒ፡ እዚ ኣስተንቲኑ ዝመራመርን ናብ መስርሕ ዘቕርብ ፖለቲከኛ ይኹን ሙሁር ግና ኣይተረኸበን፡፡ ስለዘይተገበረ'ውን ትግራዋይ ኣብ ዓለምና ተራእዩ ዘፍለጥ ፅንተት ተፈፂምዎ። እዚ ፃሓፋይ ዓደየ ሓውዜንየ እትብል ምርምር ገይሩ ንኻልኣይ ግዜ እንተተቕርቦ ይሓተካ።

  • @MikaeleHaile
    @MikaeleHaile 55 นาทีที่ผ่านมา

    Good job ❤❤❤

  • @yonasghebre9363
    @yonasghebre9363 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ናይ ብሓቂ ሓያል ምጭውቲ ለባም በዓልቲ ቤት ። 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @andeghergiseyasu9036
    @andeghergiseyasu9036 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ክሮስ ናይ ብቅይ ንፉዕ ደራፋይ እዩ ✍️✍️✍️😇😇😇🎹🎹💕💕

  • @Seb15
    @Seb15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዞም ቤተሰብ ኩሉም ወርቂ እንድዮም ክሳብ ሕጂ እንተዝህሉስ ክንደይ ግርም ነበረ።

  • @AsmlshNgatu
    @AsmlshNgatu 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤Omg she is beatuful

  • @moharenaguesh3248
    @moharenaguesh3248 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ንእሽተይ ቆልዓ ትመስል እዛ ሰበይቲ ኪሮስ ኣለማዮ እንታይ እዩ ምሲጢሩ ዳኣ ❤❤❤ጽብቅቲ❤❤

    • @Say-2424
      @Say-2424 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሃሃሃሃ!

  • @berhaneh7587
    @berhaneh7587 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣዳላዊ ሙዛ ጎበዝ ቀጽሎ።
    ከምዛ ቃለመጠይቕ ዚኣ ገይራ ዝመሰጠትኒ የላን ወይዘሮ ኣበበች በርህቲ ገጽ ምቕሉል ኣዘራርባን ንነፍስሄር ኪሮስ ዘለኪ ኣኽብሮት ዝድነቕ ኢዩ። ኣጆኺ በዓልቤትኪ ህያው ኢዩ። ስነጥበበኛ ኪሮስ ንኹልና ተዛረብቲ ትግርኛ ኢዩ ክሳራ። እንተኾነ ቋንቋ ትግርኛ ክሳብ ክንደይ ሓይሊ ከምዘለዎ ኪሮስ ኣመስኪሩ ኢዩ።

  • @AG-py4xd
    @AG-py4xd 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Thank you Muza
    For inviting both ❤

  • @misssunshine865
    @misssunshine865 40 นาทีที่ผ่านมา

    💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿

  • @SimonFidel-x8n
    @SimonFidel-x8n 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣናብስ ኢኩም🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @abadittadesse5892
    @abadittadesse5892 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    thank you hawey for your contribution.❤❤

  • @Asi4394
    @Asi4394 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ww. She is still young and beautiful ❤❤❤. Zafu adia aytmeslin😮

  • @Halamadr146
    @Halamadr146 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Eziom ziriom deleku edimiom kab 30 amet aygebrun ane wun 26 geyre aleku nikiros ayfelton eziom dea bikemey felitomo ewae kiros kndey diu geyru kab dimewit derfu eye difelto ane hawukum from Eritrea

  • @haymanottekle1675
    @haymanottekle1675 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉

  • @genygen5351
    @genygen5351 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    💝💝💝💝💝💝💝

  • @fanuelwoldemichael1854
    @fanuelwoldemichael1854 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Lebam bealtibet frhat Egziabher zelwa nefseher Dr Kiros wudue senetbebawi akrabi medeb hayasi mexhaf kiros klukum des behalti bzeymkurax zreakwa kalemeteyk eya yekenyelna.

  • @mebrahtomgebremeskel5307
    @mebrahtomgebremeskel5307 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ከመይ ዳኣሉ ጋሉ ድያ ሰበይቱ።ኪሮስ ካብ ዝዓርፍ 31 ዓመት ኮይኑ ኣብቲ ሽዑ ጋል ክንደይ ዓመት ነይራ ማለት እዩ።

    • @chf-cv4ix
      @chf-cv4ix 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ናይ ካልእይቲ ይመሰለኒ

    • @TekaBitweded
      @TekaBitweded 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ቢ 14 ዓመት ይበልፃ"ዩ ኪፋለጡ ከለው ንሳ ከባቢ 25 ዓመት ነይራ ቁንጅናን ቀልድን ድማ ዝተዓደለት እያ

    • @chf-cv4ix
      @chf-cv4ix 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@TekaBitweded ዛፉ ከ ናታ ደያ ዋላ_

    • @yohannesberhane3247
      @yohannesberhane3247 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      How did the man die, if you don't mind me asking? Was it due to natural causes or foul play? I'm just curious. Thank you.

  • @GerieFg
    @GerieFg ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ezi xehafay gn mejer entay mkanu zeyfelt kemey gieru yexne alo ayteredann

  • @abrnyiosasfha7698
    @abrnyiosasfha7698 54 นาทีที่ผ่านมา

    Aye mekela sebokat gerhetat ane keftwekom hawekom semen Tigray Eritrea

  • @bereketdawitnuguru
    @bereketdawitnuguru 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኑፉዕ ኑፉዕ ሙዛ ትቪ ንሰይቲ ኪሮስን ንደራሲ መጽሓፍ ዘቅረብካልና ዘላላኻናን የቀንየልና።ነፍቅሮ ስነጥባባዊ ዘዘኻኸርካና

  • @tedybelachew4359
    @tedybelachew4359 16 นาทีที่ผ่านมา

    ንኪሮስ አለማየሁ መን ቀቲልውል?

  • @genetgebretsadik
    @genetgebretsadik 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @medhaniekelati7790
    @medhaniekelati7790 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ባርያን በረኸትን ከም ኪሮስ አለማዬ ወዶ ገባ ጌሮም ዝፍንፍንዎ ፈፍጡር አይነበረን ክሻብ ኢያሱ በርሀ ብመርዚ ዘወግዶ ከም ሰብ አብ አዲስ አበባ ክመፁ ተለው ልሱ ይደልዮም ልሳቶም ግን ብጣአሚ ኢዮም ልንዕቅዎ ነይሮም አብ ጉጉይ እላማ ትቃለሱ ለለኹም ትፅውዐኩም አላ ወላዲት ሀገርኩም ምስ ደርጊ ኮይኑ ኪሮስ ሐደ ኸሐዲ ባንዳ ተጋሩ ብኪሮስን ገብረፃድቅን ላይ ደርጊ ድህንነት ባንዳታት ኢዮም ነይሮም ለሚ ፅባሕ አቤታዊት ኢትዮጵያ ወይኻአ ሞት ፈቲና ፀልእና ልብል ልነበረ ባንዳ ሶፍያ ልብልዋ ናይ ናይ ውባንቺ ሞዴስ ገብረ ፃድቅ ክሻብ ደደቢት ወሪዱ ኢዮ ወየንቲ ክድምስስ ላብ ኩናት ልዠመቱ እካዮም ክፀሓፎም ለይኮነ ልክዝከሩ እንካ ጋዶ ስታስጠሉ የባንዳ ስብስቦች

  • @zegeblatube
    @zegeblatube ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ምንም አበርቶ ዘይገበሩ ሰባት ገለ እንተበርከቱ እሉ ዕድመ ዝወስክ እምበር ከም በዓል ኪሮስ ዝኣመሰሉ ነባሪ ሓወልቲ ጥበብ ዘበረከቱ ሰባት ሰራሓቶም ከም ሓወልቲ ልዕሊ መቃብር ስለዝነብር ዘጣዕስ ነገር አይገደፉን ናይ ተፈጥሮ ሕጊ እንተሓለፉ ብስራሖም ይዝከሩን ስሞም ይለዓል አሎ

  • @AdayHiwet
    @AdayHiwet 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አበይ እዩ ተአሲሩ፡ ምአስ፡ አበይ፡ አበይ ዐብዪ፡ እንተትገልፅዎ፡ ፅቡቕ ነይሩ፡ ተናጊሩ እዩ።

  • @TesfaiGhebreyesus-z8u
    @TesfaiGhebreyesus-z8u 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኪሮስ ኣለማዮ ንዓይ ሓደ ካብቶም 4 ብሉጻት ድምጻውያን ናይ ትግርኛ ኢዩ የማነ ባርያ ኪሮስ ኣለማዮ ኣብራር ዑስማን ኣብርሃም ኣፈወርቂ ኢዮም

    • @TesfayHabtemariam-b8l
      @TesfayHabtemariam-b8l 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሰክት ምስ ኣብራሃም ፡ ኣብራር ፡ የማነ ፡ በረኸት ዝስራዕ ስነ ጥበባዊ የብልኩምን ። ደፋር እኳ ምስ ተኽለሚካኢል ገብሩ እንተብል 'ሲ ድሓን

    • @fanuelyodit7219
      @fanuelyodit7219 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@TesfayHabtemariam-b8lስነስርዓት ወዱ ሰበይቱ ብወዲ ገብሩ ከይትመጸኒ ሕጂ ፍሉጥ ወይ ቆፍቃፍ ዓጋመ ኢኻ ወይ ካብዞም ርጉማት ኣከለግዕዘይ ኢኻ

  • @mihretabberaki4293
    @mihretabberaki4293 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉

  • @peace-x9s
    @peace-x9s 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አብ አስመራ ይዝኸረኒ አብ ሲነማ አዝመራ ኪሮስ መደብ ኔርዎ ሰብ ካብምብዝሑ ዝተለዓለ ተቃሪጹ አብ ጊዜ ደርጊ እዩ

  • @Tsige-zn7re
    @Tsige-zn7re 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @abrahamkidane9170
    @abrahamkidane9170 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብቐዳምነት ንኹሉኹም የመስግን ኣነ ውን ኣድናቒ ኪሮስ ኣለማዮ ኢዩ። ነታ ሽላይ ኣሞራ 3 ባርቲ ዝገበረ ኪሮስ ጥራይ እዩ ንእትብል ኣበሃህላ ግን ኣይኮነን ቅድሚ ኪሮስ ድምጻዊ ተኽለ ተስፋዝጊ ኢዩ። ምናልባት ነተን ናይ ተኽለ ተስፋዝጊ ኣየነይቲ ደርፊ ኢያ ከየዳናግረን፣ ሞዛ ብጣዕሚ ዘደንቐካ ሰብ ኢኻ ሞ፣ባዕልኻ ሓቲትካ ኣረጋግጽ። 🌻🌻🌻🌻🌻🌹🌹🌹

  • @tsegabrhanhasho-1755
    @tsegabrhanhasho-1755 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኪሮስ ፍላይ ማንታ ናይ ጥበብ የማነ (ባርያ) ሓወልቲ ስነጥበብኩም ፈጺሙ ዘይፈርስን ዘይርሳዕን እዩ ተዛረብቲ ትግርኛ=ተጋሩ ክሳብ ዝሃለና ንዘንት እለት❤️🫶

  • @TesfayHabtemariam-b8l
    @TesfayHabtemariam-b8l 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ደርፉ ጥዑም ነይሩ ፡ ብፍላይ ድማ ኣብ ግዚኡ ። ግን ኪሮስ ንህውሓት ከዲዑ ናብ ደርጊ ዝኣተወን ንደጊ ዝጉስጉስ ዝነበረ ሰብን እዩ ።

  • @peace-x9s
    @peace-x9s 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    በዚ አጋጣሚ ህቡብ ድምጻዊ ነፍስሄር የማነ ገብረሚካኤል ባርያ ካብ ትግርኛ ደረፍቲ ንመን ተድንቅ ምስበልዎ ኪሮስ አለማዮህ ኢሉ ኔሩ ንምዝክካር ኢለ እየ

    • @TesfayHabtemariam-b8l
      @TesfayHabtemariam-b8l 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ምዓስ ? ኣበይ ከምኡ ኢሉ ? መን ኣሎ ከምኡ ኢሉ ዝመስከረ ? ትም ኢልኩም ትዛረቡ

    • @SamuelTeweldebrhan
      @SamuelTeweldebrhan 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Vidio aleka beleka leka xelinayo alena

    • @TesfayHabtemariam-b8l
      @TesfayHabtemariam-b8l 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@SamuelTeweldebrhan ተጋጊኻ ! ምስ ሓደ ትግራዋይ ጋዜጠኛ ቃለ መጠይቕ ገይሩ ነይሩ ግን ከምኡ ኣይበለን ። ኪሮስ ሕማቕ 'ዩ ይብል የለኹን ፡ ግን የማነ ከምኡ ኣይበለን

  • @yohannesberhane3247
    @yohannesberhane3247 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    How did the man die, if you don't mind me asking? Was it due to natural causes or foul play? I'm just curious. Thank you.

  • @tesfitkubrom8730
    @tesfitkubrom8730 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Deki. Hiwan. Kem Kiros afkari ymneyelkn. Kiros. Nay Fkri seb bmknyat Eu. Yemane barya zfetwo. Neru 🇪🇷

  • @mebnazgi8319
    @mebnazgi8319 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ezee Hawna imitetd # pr Isaiah aforki koynu likee copy 😅 Neru mooo kemzee kumneger koynoo kiserh aaamroy kigbello kurub seconds wosiduley bizikonee. Bravo kesillio. Kalee zigerm seytee kiros bitamee young.

  • @abadittadesse5892
    @abadittadesse5892 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ንትግርኛ ባህልን ቛንቛን ንዘበርከቶ ኩሉ ኣብ ናይ ትግርኛ ስርዓተ ትምህርት ተዝካተት ክንደይ ተጋሩ ምጠቐመ ነይሩ።

  • @seret_gezana
    @seret_gezana 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዶ/ር ኣርቲስት ኪሮስ ኣለማዮ ..

  • @ጓልራእሲኣሉላ
    @ጓልራእሲኣሉላ 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናይ ክብሪ ደጉትሬት የትረስዕ ጋዜጠኛ ምሰል

  • @huda3753-m8k
    @huda3753-m8k 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ደምሩኒ❤❤

  • @Mahari5965
    @Mahari5965 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Gn galu yu tmesl

  • @Wedihburወዲሕቡር
    @Wedihburወዲሕቡር 24 นาทีที่ผ่านมา

    ኪሮስ ማለት እኮ ትግርኛ ኢዮ(ካብ ናትና ደርፍቲ ንመንተድንቅ ኢሉ ምስ ሓተቶ ንየማነ ንኪሮስ ኢሉ መልስሎም።

  • @peace-x9s
    @peace-x9s 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አብ ጊዜ ደርጊ ጋዜጣ ሕብረት ነዊሕ ቃለ መሕተት ጌሩ ኔሩ እዩ አብ አዲስ አበባ እንዳዜና ይህሉ ይኸውን እዩ ሕተቱ

  • @Yaki-g1w
    @Yaki-g1w 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Entay dia eti edka ankasakisa nay esiyas gerkayo

  • @tedybelachew4359
    @tedybelachew4359 14 นาทีที่ผ่านมา

    ኪሮስ ብምንታይ ሞይቶ?

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Muza TV bitaemi kolia keleku zisemio zineberku ewiy kir9s bisimiet sileziderif aziu tefetawi eyu.

  • @Asefawmengstu
    @Asefawmengstu 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ደርፉ እንታይ ዮ ዝብል

  • @tedybelachew4359
    @tedybelachew4359 21 นาทีที่ผ่านมา

    አንትዩ ኪሮስ አብ አለም በቃኝ ከሎ ናይ ሻቢያን ናይ ወያኔ ምርካት እዩም ዝደርሱሉ ዝነበሩ ።ንዚ ምስክር ወልደአጥር ጌታቸው ሱሀል ንሶፎያ አፅብሃ ህተትዋም ።።

  • @Raesi222
    @Raesi222 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Abebesh nzafu adia malet du?

  • @semharkahsay1946
    @semharkahsay1946 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዘየእርግ እንታይ ኢኺ ትበልዒ ግዲ??😅

  • @AlieWedi
    @AlieWedi 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ertrawi dyu ti zahatt zelo

  • @tefeybeyene5789
    @tefeybeyene5789 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ደርፊ ኪሮስ ኣለመዮ ካብ ሓምመ ቀዛሕ ክብሉኒ ዝበልዑም ምግቢታት ደርፊ ኪሮስ ክሰምዕ ይመርጽ።

  • @lasksegid8926
    @lasksegid8926 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኢትዮጲያ ትቕደም ይብል ነይሩ ኣቶ ኪሮስ ኣንጻር ደርግ ድጋፍ ንብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ከምዝገበረ ይዝንቶ......

  • @Hwnetchanelሕውነትቻነል
    @Hwnetchanelሕውነትቻነል 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ሓላላተይ ሳብስክራይብ እባ ግበሩ ኣብዛናተይ ኣቲኹም❤❤

  • @Tewelde-b8n
    @Tewelde-b8n 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    የ ደርግ ቡችላ ተሳዳቢ ነበር ኪሮስ &ሶፊያ ዓጋመ
    አልግሶ ካብ ዓጋመ እቲ ኩቡር ተጋዳላይ በረኸት መንግስተአብ

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ስቅ በል ሕልኩስ እሾኻ ዓጋም ይውጋእኻ።ኣሻሓት ኤርትራውያን ኮራኩር ናይ ደርጊ ዝነበሩ ውን ኔሮም ኢዬም።ስቅ ኢልካ ኝኝኝ ኣይትበል ጻድቅ ውኻርያ ።

  • @ዓቃልዩህዝበይ-ደ4ኘ
    @ዓቃልዩህዝበይ-ደ4ኘ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኤርትራውያን ፈቃራት ኢና ንሰብ ጥልመት ኣይንፈቱን ኢና ።ኪሮስ ተዝሁሉ ግን ባዛዕበኦም ሓሶት ምስ ተዛረብ ጣላማት ቆማላት

  • @adonaydimartini6130
    @adonaydimartini6130 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ብሓይሊ በቃ የማነ ባርያ ከምዚ ኢሉ ኢልካ ዘረባ ኣሎ ክክክ ወይ ተጋሩ መቼም ኣብ ነብስኩም ኣይትኣምኑን ኢኩም ሎቋምጽ ሰረቅቲ ታሪክ ባዕልና ታተ ኣቢልናኩም

    • @TesfaiGhebreyesus-z8u
      @TesfaiGhebreyesus-z8u 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      የማነ ባርያ ዓጋመ ጉዛይ ኢዩ ኣብታ ዶብ ሰንዓፈ ኢያ ዓዱ ንዓኻ ድዩ ንሓሰማ ካብ ተጋሩ ቀሪብካ

    • @EisakoE-sq7ox
      @EisakoE-sq7ox 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ቆንዳፍ ለማዲ መን ፍለጥ ኢሉካ ጻሕጻሒ፡ የማነ ባርያ በቡኡን በዲኡን ኤርትራዊ እዩ መቦቆሉ ናይ ዓሌት ሎማኖ የብሉን ​@@TesfaiGhebreyesus-z8u

    • @TesfayHabtemariam-b8l
      @TesfayHabtemariam-b8l 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ​@@TesfaiGhebreyesus-z8uዓጋመ ጉዛይ ዝብሃል ኣብ ኤርትራ የለን ። የማነ ባርያ መቦቆል ዓዱ እምባ ኳዃት እዩ ፡ ግን ኣስመራ ተወሊዱ ዓብዩ ። ትግራይኩም ንዓኹም ...።

    • @Aersena
      @Aersena 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ብነብሰ ምትሐት ድሳቀዩ ሐሳዳት ቆንዳፋት ዐጋመ ጥራይ እዬም ካብ ዐለም መወዳድርቲ ዘይብሎም

  • @kibreabgebremeskel3220
    @kibreabgebremeskel3220 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጋሉ ድያ ሰበይቱ

    • @regberegbe9767
      @regberegbe9767 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ሓትንኡ እባ 😂

    • @kflezionzerazion3369
      @kflezionzerazion3369 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ገሪሙኒ እዩ ደሎ?
      ኪሮስ ዓርኪ በዓል በሃር በረኸት መንግስትኣብ ወዲ 90 ዓመት ከሎ ሲ,እዛ በዓልቲ ቤቱ ካኣ ጓል 30 ዓመት ትመስል

  • @AbduMohammad-oq4ns
    @AbduMohammad-oq4ns 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @dl4055
    @dl4055 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Hasewti sereqti, entay tarik alekum,bejeka,srqn,mhsawn,rgumat,nezi jgna,abona aytelelwo

  • @TegstiGebrekrstos-yr2wv
    @TegstiGebrekrstos-yr2wv 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Eza wedi ab Eritrea dya tewelida kalam geles eri bzkone shkor wedi and nfeu🥰🥰🥰❤🇪🇷

  • @AG-py4xd
    @AG-py4xd 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @MizanFtwi
    @MizanFtwi 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @noygjgBoy
    @noygjgBoy ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤