ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ዘካሪያስ ሃወይ ልክዕ አለኻ❤
ኣይተ ኣማኑኤል፡ ቅድሚ ገዛእቲ መረብምላሽ ኢሎም ከም ሕምባሻ ክበልዕዎ ምምቃሎም እኮ ንዘበናት ኣንጻር ክወርዎ ንዝመጹ ዝነበሩ ወረርቲ ብሓባር ይኻሻሕ ከምዝነበረ ታሪኽ ይነግረና። ድሕሪ ምኽፋሉ ዘሎ ታሪኽ ኣዝዩ ዘሕዝን እዩ። መጻውቲ ናይቀረባን ርሑቓትን ሰብ ጥቕሚ ወረርቲ ንበሎም ገዛእቲ ካብ መጻወቲኦም ኮዓሻሹ ምዃኑ ሓሊፉ ናብዓርሰ ምጥፍፋእ ተሰጊሩ፡ ንበላዕቲ ዝበሰለ ሃንዛ ክይኑ ይርከብ።
ሰላም ሰላም አማኔኤል ከመይ ሐዲርካ ቡሩኽ ሰንበት❤
❤️❤️❤️
አማኑኤል ሃውና ሎሚ ደስ ዝብል ዝሀሸ ዘተ ገይርኻለኻ።ቀፅል።❤
ወርቂ ዝኮነት ሃገር ሓሙኩሽቲ ቀይርዋ ወድ መድህን በራድ ሳዲስት
ሚኪ ሀወይ ፅቡቅ አለኻ።❤
ሒጊ ኢኒዳባ አሎና በቢ ኸባቢአ ቁዋም ኒቲጊቢር ሒዚቢና ለባሚዩ ቨለሊይጅና አሚን ።።።ኪሳቢ ሒጂ ደወደቀ ወሪቁ ቆሉዒና ኒፖሊሲ የረኪቢዩ በለሊና ❤❤❤።።።
ሓንቲ ኣረጊት ኣይሮፕላን ኣላቶም:ንዓኣ እዮም ሓይሊ ኣየር ዝብልዋ ዘለው😂😂ኣየ ኢርትራን ጉራን
ኣበይ ዘሎ ሓይሊ ኣየር አርትራ።ብቐደሙ ጣፍ ሰሪቖም ፊኖ ሰሪቖም ሽኮር ኣጣፋፊኦም እንተዘይኮይኑ ካልእ ዝስማዕውን ኣይነበሮምን።
😂😂😂😂😂😂😂 they are funny
Tegaru kea confidence gerkin kitsarefa jemirkin ewayy gizie 😭
ገብረሕይወት ተስፋ ፅቡቅ አለኻ።❤
💙💙💙💙💙💙❤❤❤❤💙💙💙💙🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
እዚ ሕጂ ኣጋጢምና ዘሎ ሽግር ንፍታሕ'ሞ ናይ ነዊሕ ጠመተና ግን ህዝቢ ኤርትራ ዝመረጾ ይኸውን:: ኣብዚ በይንና ከምዚ ከምቲ ምባል ናብ ካልእ ጓል መንገዲ ክኖቕተናዩ:: ብዝተረፈ ጽቡቕ ምብህሃል ኔሩ!
Higdef Eritrea hagere kumal geyiriwa .
Very sad 😢😢 kndzi kuxri hiwet yehwat tasiru
እንታይ እዩ ጸጊሙና ? ስለምንታይ ተዓሪቕና ብሰላም ክንነብር ዘይንኽእል?
አነ ትግራዋይ እየ።ኤርትራውያን አህዋተይ ምዃኖም ብሙሉእ ልበይ የኣምን እየ።ብሰንኪ ሻዕቢያ ምፍልላይና አዝዩ የህመኒ።ተንዕረቅ ደስ ምበለኒ።ታይሞ ኢሳይያስ አፈወርቂ ከይሞተ?ይኾውንዶ?❤
ንስኻ ትግራዋይ ኩን አይትኹን አይግድሰናን።ንስኻ እንታዋይ ኢኻ "እንተንዕረቅ" ኢልካ ትበኪ ዘለኻእቲ እቶም አራዊት ሰረቅቲ ግፍዕኛታት እኳስ ተገዲሶም:ጌጋ ጌርና ኢናሞ ይቅረ በሉልና ዘይበሉ? ጌና ንሕና ተጋሩ ምስኦም(ምስቶም አራዊት ኤርትራ)ዕማምና አይጀመርናን። ንቶም ከርናፋት ኳ አብ ቦቶኦም አቲና ሐመድ ጌርናዮም ኢና ስለዚህ ስቅ ኢልካ ለዘይዘይ አይትበል።ጌና ሓዊ ሓዊ ዝጨንው ዝሓረነ ሰራዊትና መአልትኹም የፅበይ አሎ።ጨናዊ
Eretrawi hawey ayikonen tselaiena eyu .lemats ayitikun . We tigrians have only God
@@woinshetkassaye7174 exactly
@samiyitbarek6205 አምላኽማ አምላኽ እዩ።ምንም ዝፈፀሉ የለን።ዋላ ቀተልትኻ ይኹኑ።ግን ተፈጥሮ እዩ እሞ ህውነት ተኺሂድካዮ ምስ አምላኽ ትብአስ አለኻ።
ጨምላቅ ብዝዓባ ዓድካ ዘይታስብ
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዓብይ አህመድ ርእሲ ሱማሌ ብርእሲ ባዕሉ እዩ ዝልክዖ ከበሮ ቲም ቲም ስለ ዘበለ አይአሞንዎን ።
ስላም አማ ኣጀካ ኩሩብ ዚዛሃልካ ኮይኑ ተሰሚኡኒ አሞ ኣጀካ ነዚ ስራኣት በዲህካ ነዚ ወለዶ ፊተራሪ ኮንካዮ አካ አሞ ኣጀካ ከጽለሉ ትራይ
ኢሳይያስ አፈወርቂ ተዝውገድ ኢትዮጵያ እውን ሠላም ምኾነት?ደብረጽዮን ጌታቸው ረዳ ዝብል ዘረባ ግደፉ።ን ሕዝቢ ትግራይ አይውክሉናን።
ብዝኾነ ጌታቸውን ደብረፅዮንን ንትግራይ ይጥቀም አይጥቀም ንሕዝቢ ትግራይ ይምልከት። ኤርትራውያን ሽግሮም ባዕሎም ነፊኦም ከይቃለሱ ትግራዋይ መይቱ ለውጢ ካምፅኣሉ ሓሕ ኢሉ የፅበይ።እዚ ሕዝቢ ትግራይ ብኹሉ ሸነኸ ስለተጠለመ:ድሕሪ ደጊም ንማንም አይኮነን መስዋዕትነት ፅፍሩ ከምዘይአልይ አረጋጊፁዩ።ትግራዋይ ንሕዝቡን ንመሬቱን ጥራይዩ ዝቃለስ።አኸለ።
ንምኻኑ ህግደፍ ሓይሊ ኣየር ኣለዋ ድዩ ?
@@woldekidanitbarek9514 እንታይ ትብል ኣለኻ?
ከክልተ አረጊት አየር ክልተ ድማ ስንኩላት ሄሊኮብተር አለዋ
@@tedyyes-belew 🤣🤣
ኢሞ ኒጀቢሃ ሚሲሓዎም ተንቤናዊ ደሪዒሞሙና 1998ሒቢሪዓይኒኻ ቢዓሊ ጀናራል ጻዲቃን ገቡሩ አሲራት ጺሊኢ ይዘሪኡ ።።።አቦይ ሲቢሓት ኒጋ ጊን ለባም አቦኢዮም ።።።ነቦይ ሲቢሓት❤❤❤❤❤❤❤❤❤።።ኢዘን ሊቢ።።።።
ዋይ ፡ ዋይ ፡
ሕጂ ህዝቡ ትግረይን ኤረትሪ ክንሕቅ ጅሚሩ አዩ አዙድማ ጽብቅ አዩ
አማኑኤል ንምዃኑ አድለና ንብል እተኾና እዝዘጠፍ ዘሎ አካል መጀመርያ. ክጠፍ አለዎ ነንህድ መስዋእት ከፍሉ
ዳንኤል ዋንኔሽን ኸምኡን ኸማል ንህዝቢ ኣስመራ የእስርዋም ኣለዉ፣መጋበሪያ ኽም ሙስጠፉ ንሩሑሴን ኸምኡን ኣንባሳደረ ኣንደብርሓን ኽምቲ ቅድምሕጂ ንG15 እህሊፎም ኸእስርዋም ኸለዉ (ጃሱስ ይበሓሉ) ሓይሊኣየር ሓይሊሜድሪ ሓገር ጥራሓ ተሪፋላ ያጅምኣ
Hiiii
I don't trust them all reader they are all same they don't care about on people ❤🎉❤
እታ ናይ ኢሳያስ ኤርትራ ኩሉ ግዜ ንእኩይ ስራሕ፡ኣብ ባረዩ ኣጥሪኻ ባረዩ ምጥፋእ ካብ ትነጥፍ ሓምሳ ዓመት ጌራ ኣላ ክትቅጽል ውን ኢያ። እታ ናይ ኤርትራውያን ኤርትራ ኸ ኣብ ምንታይ ኢያ ዘላ?ላንግላንጋ የለን እዚ ውልቀ መላኺ ኣሲሩ ኣሲሩ ዝብል ዜናታት ከብቅዕ ኣለዎ እቲ ምኽንያት ከኣ ባዕላ ንባላ ትባላላዕ ዘላ ኤርትራ ንኢሳያስ ምኽሳስ ከሕፍራ ኣለዎ።
ድሓን እዚኦምስ ኢሳያስ ምስ ሞተ ክፍትሑ እዮም::እቶም ዕድመ ልክዖም ዝተኣስሩ እኒ ሓይለ ድሩዕ ግን ክሓስቦ እንተለኹስ:እዚ ኢሳያስ ዝብሃል ስብኣይ ፈራሕን ጃጃውን እዩ:ምባል ጥራሕ ኣይገልፆን::ሕዝስ ዘይፈትሖም:ሬሳውን ዶ የፍርሖ እዩ?😂😂😂
ኣማኒኤል; እዛ ናይ መራሒ ሶማልን ኢትዮጵያን ሓዳሽ ዝምድና: ንኢሳያስ እውን ተጠቓልል ከም ዝኾነት ፅቡቕ ጌርካ ኣስተውዒልካን ኣተሓሳሲብካን ኣለኻ እሞ 90% ትኽክል እዩ:: ብፍላይ ናይ ኣብዪ ኣህመድን ኢሳያስን ርኽክብ ፍፁም ኣይተበትከትን:: እታ ናይ ትግራይ ዘይተወደአት ሥራሕ ክውድኡ ውሽጢ ውሽጢ ሓዱሽ ስትራተጂ ይሕንፅፁ ከም ዘለው ፍሉጥ እዩ::
ክቡራት ሓሰብቲ ኣሕዋት ብውዕል ውጫለ እንተኾይኑን ተቐቢልናን ፍርቅና ተጋሩ ኤርትራውያን ፍርቅና ኢትዮጵያውያን ኢና ማለት ኡዩ። ንሕውነት ተባሂሉ ዝተኸፈለ ዋጋውን በልብሰንኪ ጋውና ተሓንሽሹ ኣብክንዲ ዝጠቕመና፡ ዘድሕነና መጠፋፍኢና ኮይኑ። ካብዚ ወድዓዊ ጸገም ተበጊስና፡ መፍትሒ ንድለ ምእንተ ቀጻሊ ወለዶ።
Kab sudan eye agokum yhawt kuluna nab kulusy dluwat nku
Hasote mase ketegodfo ika wedegeba alete
Boche!ezney diyu Walla....
እንዳተደምረናል ወዲ በሻሻ አብ ቀረባ ትክ ኢሉ አድሐሎ ምስ ሰራዊቱ ክአቱ እዪ ምቅናይ በለ
Assir atta not aarman
Emma stop disseminating false and misleading info that is not on the ground
ባድመ ቀስ ኢሉ ይልቀቅ እቲ ሽግር ክሀምቅ እዩ
Test
xasawiii
እታዮ ፡ ሀሳስ!
Ayneberen aykonen
ክክክክ ኣታ ንህዝቢ ትግራይ ሓግዝና ይብል ንህዉሓት ኢኹም ሓግዝኩም ብሓሶት ኣይትዓፋፍንዎ ንህቢ ትግራይ
Hasawi lekbat
እቲ አምሕርኛ ግደፍዎደ "ጉራ" ኢልካ ትግርኛ የለን። "ጃህራ" ይብሓል። ናይዞም ከርናፋት ቋንቋ ክትገድፍዎ ወይ ድማ ክትዕርሙ ፈትኑ።

እታ ናይ ኢሳያስ ኤርትራ ኩሉ ግዜ ንእኩይ ስራሕ፡ኣብ ባረዩ ኣጥሪኻ ባረዩ ምጥፋእ ካብ ትነጥፍ ሓምሳ ዓመት ጌራ ኣላ ክትቅጽል ውን ኢያ።
እታ ናይ ኤርትራውያን ኤርትራ ኸ ኣብ ምንታይ ኢያ ዘላ?
ላንግላንጋ የለን እዚ ውልቀ መላኺ ኣሲሩ ኣሲሩ ዝብል ዜናታት ከብቅዕ ኣለዎ እቲ ምኽንያት ከኣ ባዕላ ንባላ ትባላላዕ ዘላ ኤርትራ ንኢሳያስ ምኽሳስ ከሕፍራ ኣለዎ።