#COVER_MEZMUR

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 20

  • @ዋይዜማ
    @ዋይዜማ  6 หลายเดือนก่อน +15

    ብንጹህ ደሙ
    ብንጹህ ደሙ ድሒንና
    ካብ ውድቀትና'ውን ተንሲኢና(2)
    ብዙሕ'ዩ ናቱ ውዕለታ
    ክንዝምር ኢና ንጎይታ
    ቅንዕ ኢልና ኢና ብኽብሪ
    ክሳዱ ኣድኒኑ ብፍቕሪ
    ስሌና ብዙሕ ኮይኑልና
    ናይ ብርሃን ኣኽሊል ደፊኡልና
    (መድኃኔዓለም ጉይታና ጸላኢና ኣሲሩልና) /2/ (ተደጋጋሚት)
    ዕርቃኑ ኮይኑ ኣልቢሱና
    እንዳ ደኸመ ኣቒሙና
    ንሱ ኣብ መስቀል ክመውት
    ንሕና ረኺብና ኢና ሕይወት
    ንዎሎዶታት ዝምሕር
    ፍቕሪ እዩ'ኮ ዘይጭክን
    ኣይደክምን'ዩ መንኮቡ
    ክስከም መከራ ህዝቡ
    ክዳኑ ዘጌጸ ብደም
    ማንም ዝመስሎ'ዉን የለን
    ትውልዲ ይስማዕ ምድሓኑ
    ኣብ ከተማ ጽዮን ነጊሱ

    • @nigistihaile8323
      @nigistihaile8323 3 หลายเดือนก่อน

      Elllllllllllllllll
      Zmaremelaekti yesmealna burukat dekey

  • @محمدمحمد-ت9
    @محمدمحمد-ت9 6 หลายเดือนก่อน +2

    አሰይይይይይይይ አብ ቤቱ የንብርኩም አሕዋተይ ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክ እልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ❤❤❤❤

  • @ስመይተዋህዶውሽጠይባ-ፈ7ጰ
    @ስመይተዋህዶውሽጠይባ-ፈ7ጰ 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉ኣሜንኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝሜሬ መላእክቲ የስመኣልና ፍትዋተይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @HarenaBerhe
    @HarenaBerhe 5 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይይይይ ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ማሕበረይ መዓረይ እግዚኣብሔር ናይ ኣጎልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ ።

  • @filiposhaile7738
    @filiposhaile7738 6 หลายเดือนก่อน

    Xega goyta bumulu adimkum ysiabkum aehwatey zmare melakt yesimealna ✝️ ✝️✝️💚💛❤✝️

  • @tedroswelday7272
    @tedroswelday7272 3 หลายเดือนก่อน

    ዝመሬ መልእኽቲ የስምዓልና ጻጋኡ የብዝሓልኩም

  • @ኣምላክሰላም
    @ኣምላክሰላም 5 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ቡሩካት❤❤❤

  • @yonasjrkilla7597
    @yonasjrkilla7597 3 หลายเดือนก่อน

    Zemare melaketi yesemalena haftena amelak zegu yebezhaleki ☦️❤️❤️❤️

  • @freweynihaile4708
    @freweynihaile4708 6 หลายเดือนก่อน +1

    ዕልልልልልልልልልል ክብሪ ንመድሃኔኣለም ይኩን። መዝሙር ናይ መላእክቲ የስማዓልና ብሩካት❤❤❤❤❤❤

  • @saadasaa4006
    @saadasaa4006 6 หลายเดือนก่อน +2

    እልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዓልና ኣሕዋተይ እስይይይ ዝፈትዎ መዝሙር ❤

  • @netsereab12347
    @netsereab12347 6 หลายเดือนก่อน

    ዕልልል ደስ ዝብል ኣጆኩም ካባኩም ብዙሕ እና ንጽበ እግዚኣብሔር ጸጋ ዲበ ጸጋ የብዛሕልኩም።

  • @RahwaDawit-cj7ww
    @RahwaDawit-cj7ww 6 หลายเดือนก่อน

    Amlak agelglotkum ybark mahber debre menkrat xbuq srah qexlwo

  • @GegGdgg
    @GegGdgg 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
    @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @tsigienahabteyonas1286
    @tsigienahabteyonas1286 6 หลายเดือนก่อน +1

    Zmare melaekitiy yesmealna elelelelelelllll ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
    @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 5 หลายเดือนก่อน

    Xega yebzhalkum ❤😊🎉

  • @saminguze2156
    @saminguze2156 6 หลายเดือนก่อน +1

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ክቡራት ኣሕዋት ብርትዐ ይሃብኩም: ንእሽይተይ ሓሳብ ክህብ ግና ካብ ዝተሰርሐ መዝሙር እንሰርሕ ደጊምና : ዝክኣል እንተ ኮይኑ ብሓድሽ ግጥምን ዜማን እንተ ትመፁና ፅቡቕ ኔሩ: እዚ ዝብል ዘለኹ ኩሉ ሰብ ናብ ምድጋም መዝሙር ይኣቱ ስለ ዘሎ!የ:ንስኹም ክኣ ዓቕሚ ስለ ዘለኩም ዓቕሙኹም ክተሪኡና :ንዓኹም ሪኡ ድማ ብዙሕ ሰብ ክፅዕር ስለ ዝኽእል ;
    እዚ ሕጂ ኣብ መብዛሕቲኡ ዝድገም ዘሎ ናይ ኣማርኛ መዝሙር ዳግማይ ምስራሕ ግና ቅሩብ ከየድክመና ካብ ዝብል እየ

    • @ዋይዜማ
      @ዋይዜማ  5 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን! ሐራይ ስለቲ ሰናይ ምኽርኻ ድማ ኣዚና ነመስግን ሳሚ ሓውና። ኣብ ጸሎትካ ዘክረና

  • @DinuDinu-vb3ri
    @DinuDinu-vb3ri 5 หลายเดือนก่อน

    Please ezia kea eba translate gberluna. Amlak xegakum yebzhayo ❤❤❤. th-cam.com/video/p9xn-QJaA6c/w-d-xo.htmlsi=B1jwSsF4BvX7KnP4