ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
እግዚአብሔር እሙን'ዩ ትማልን ጽባሕን (2) ፍጥረቱ ኣይርስዕንኣይትነዋወጹ ኣይድከም ልብኹምተስፋ ኣይትቑረጹ ብኡ ብኣምላኩም 'ታምር ካብ ረአዩ መቓብር ዘለዉምድሪ ኣሜን ትበል ሰማይ'ዉን ከምኡስኡን ጎዶሎ'ዩ ኢልካ ከይንዓቕካ ናብዚ ዘብጻሕካኒ ንድኹም ባርያኻብኣኻ ክመልእ'ዩ ድኻመይ ጎዶለይንዓኻ ኣሚነስ ክጽበ'የ ጎይታይ ሓዘን ጸልማት ክፉእ ዘመን እንተገጠመኒክሓልፍ'ዩ ታሪኽ ኮይኑ ንስኻ ኣለኻኒ መን ሓፊሩ መን ደኒኑ ንዓኻ ተጸብዩ ልበይ ጸንዐ ብኣምላኸይ ነዚ ተስፋ ጌሩኦ ከማኻ ዘፍቀረኒ ከቶ ኣይረኸብኩን ኣነኦ ዉዕልተ እንክሓስቦ ንብዓት ይመልእ ዓይነይተሰዲደ እንክወጽእ ምሳይ ወጺኻ እንዲኻትማሊ ሓሊፈዮ ናይ ጸላኢ ፈኸራ ሕጂ'ዉን መጻእየይ ኣብ ኢድካ'ሞ ጎይታ መፈንጥራይ ሰቢርካ ኣፈይ ምላእ ብዕልልታአግዝኣብሄር ምሳና 'ተዘይ ነብርንሕናስ እንታይ ምኾንናግን ኩሉ ብግዜ ኮነ ብምሕረቱ ጓስይናኣይክአሎን እንዳ በለ ጸላኢ ዝፍክርናበይ ከይዱ ኣቦና ‘ቲ ኩሉ ዘሳግርኩሉ ተዓጊስና ዘይውጻአ ወጺአና ዕልል ዕልል ንብል ምስ ጎይታ ነጊሳና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዘሙር መልኣክተ ይስመዐልና ጸጋ በረከት ይብዘሐልካ እግዚኣብሃር ኣምላክ ክብር ሐወና💙💒👏
እግዚአብሔር ፀጋውን ያብዛልህ ወንድሜ 🙏🙏
አሜን ዝማሬ መልእክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክብር ሓውና በረተዐልና 🍃👏
Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.
ጸጋ የብዝሕ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና❤🎉😊።
ዝማሬ መላአክት የስምዓልና አግዝኣብሄር ጸግኡ የበዝሕ
እሰይይይ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸግኡ የብዝሐልካ ድያቆን ሓውና ካብዚ ንላዕሊ ተጊህኩም ከተገልግሉ እግዚአብሔር ኣምላክ ይደግፍኩም🙏🙏❤❤💐💐
Xega goyta bumulu admka ysiabka hawey zmare melakt yesimealna ✝️✝️✝️💚💛❤✝️✝️✝️
Amen Amen Amen zmare melaekti yesmealna tsegaeu yebzahalka kubur haw 🙏 ❤️ ♥️ 💖
ዝማረ መላእክት የስምዓልና❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልዕል ጸጋ የብዝሓልካ ዳያቆን ሓወይ ኣነስ ቃላት ስእነልካ እመ ብርሃን ምሳካ ትኹን 🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
May Jesus Christ Bless you Amen Amen Amen.
Amen amen amen zimare melakti yesmealna kubr haway mearey🙏🏽
EGZABHR YMSGEN ZEMARI MELAKTI YESMANA AMENNNN 😊
ዝማረ መላእክት የስምዓልና።
ናይ ብሓቂ እግዚኣብሔር ክብረት ይሃብኩምን ይባርኽኩምን
Ameen Zimare Melakt Yasemaln
Zmarie melaikt❤❤❤❤❤
አሜን (3)❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
2:03 God bless you dear brother.❤👏
AmEN amen amen zemar melkita yesmaln 🎉.
May Jesus Christ Bless you and keep you safe Amen Amen Amen.
Amen amen amen zimare melaekti yesmealna xegue yebzehelka diyakon hawey
Zimarie melaikti yesmialna kubur hawina des zibl zimarie ❤❤❤❤❤ 7:27
❤ ❤ ❤
❤❤❤🙏🙏🙏
❤❤🌿
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤🙏💕❤️❣️😘🔥🎁💯
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
እግዚአብሔር እሙን'ዩ ትማልን ጽባሕን (2)
ፍጥረቱ ኣይርስዕን
ኣይትነዋወጹ ኣይድከም ልብኹም
ተስፋ ኣይትቑረጹ ብኡ ብኣምላኩም
'ታምር ካብ ረአዩ መቓብር ዘለዉ
ምድሪ ኣሜን ትበል ሰማይ'ዉን ከምኡ
ስኡን ጎዶሎ'ዩ ኢልካ ከይንዓቕካ
ናብዚ ዘብጻሕካኒ ንድኹም ባርያኻ
ብኣኻ ክመልእ'ዩ ድኻመይ ጎዶለይ
ንዓኻ ኣሚነስ ክጽበ'የ ጎይታይ
ሓዘን ጸልማት ክፉእ ዘመን እንተገጠመኒ
ክሓልፍ'ዩ ታሪኽ ኮይኑ ንስኻ ኣለኻኒ
መን ሓፊሩ መን ደኒኑ ንዓኻ ተጸብዩ
ልበይ ጸንዐ ብኣምላኸይ ነዚ ተስፋ ጌሩ
ኦ ከማኻ ዘፍቀረኒ ከቶ ኣይረኸብኩን ኣነ
ኦ ዉዕልተ እንክሓስቦ ንብዓት ይመልእ ዓይነይ
ተሰዲደ እንክወጽእ ምሳይ ወጺኻ እንዲኻ
ትማሊ ሓሊፈዮ ናይ ጸላኢ ፈኸራ
ሕጂ'ዉን መጻእየይ ኣብ ኢድካ'ሞ ጎይታ
መፈንጥራይ ሰቢርካ ኣፈይ ምላእ ብዕልልታ
አግዝኣብሄር ምሳና 'ተዘይ ነብር
ንሕናስ እንታይ ምኾንና
ግን ኩሉ ብግዜ ኮነ ብምሕረቱ ጓስይና
ኣይክአሎን እንዳ በለ ጸላኢ ዝፍክር
ናበይ ከይዱ ኣቦና ‘ቲ ኩሉ ዘሳግር
ኩሉ ተዓጊስና ዘይውጻአ ወጺአና
ዕልል ዕልል ንብል ምስ ጎይታ ነጊሳና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዘሙር መልኣክተ ይስመዐልና ጸጋ በረከት ይብዘሐልካ እግዚኣብሃር ኣምላክ ክብር ሐወና💙💒👏
እግዚአብሔር ፀጋውን ያብዛልህ ወንድሜ 🙏🙏
አሜን ዝማሬ መልእክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክብር ሓውና በረተዐልና 🍃👏
Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.
ጸጋ የብዝሕ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና❤🎉😊።
ዝማሬ መላአክት የስምዓልና አግዝኣብሄር ጸግኡ የበዝሕ
እሰይይይ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸግኡ የብዝሐልካ ድያቆን ሓውና ካብዚ ንላዕሊ ተጊህኩም ከተገልግሉ እግዚአብሔር ኣምላክ ይደግፍኩም🙏🙏❤❤💐💐
Xega goyta bumulu admka ysiabka hawey zmare melakt yesimealna ✝️✝️✝️💚💛❤✝️✝️✝️
Amen Amen Amen zmare melaekti yesmealna tsegaeu yebzahalka kubur haw 🙏 ❤️ ♥️ 💖
ዝማረ መላእክት የስምዓልና❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልዕል ጸጋ የብዝሓልካ ዳያቆን ሓወይ ኣነስ ቃላት ስእነልካ እመ ብርሃን ምሳካ ትኹን 🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤