Lebimka , this is the most mature, pure and holy idea you have ever given , but make sure you give them directly coz the government might rob or bully them.
Egziabher tseguu yebzihalka Sami hawey. Eta nay go fund me gin eti tip 0, kigebriwo kem zikielu habr eka. Nihansab 30% gele yiblu, seb keyestewaale keyhibo. Nbereket yibelo!
God blessed you,thanks Esako for sharing very cursal religion and historcal ,our country,so please every orthodoxi chritian must do give monye or other support,God would blessed you life,10% pay for church message of God.
GoFundMe: => gofund.me/28fd86c8
ሰላም ኣሕዋትን ፡ ኣሓትን ፥ ኣብዚ ግዜ እዚ ኣብ ገዳም ደብረቢዘን ዘለዉ ኣቦታትና ፥ ብሕጽረት ናይ መግብን ፥ ብሕጽረት ናይ ማይን ይሽገሩ ኣለዉ፡፡ ካብኡ ከውጽእ ዝኽእል ነባራዊ ፍታሕ ከኣ፥ ዘመናዊ ሕርሻ ምትእትታው ኢዩ፡፡ መስኖኣዊ መገዲ፡፡ ነዚ ንምግባር ገዳም ደብረቢዘን ፕሮጀክት ኣውጺኦም ይሰርሑ ኣለዉ፡፡ ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ምሁራን ውን ንድፍን ፥ 3D ሞዴላትን ፥ ምህንድስናዊ ዕዮን ሰሪሖም ኣለዉ፡፡ ሕጂ ዝተርፍ እቲ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ኢዩ፡፡ ኣብኡ ኢደይ ኢድካ እንተደኣ ኢልና፥ ገዳም ደብረቢዘን ንዘለዉ ኣገልገልትን ተገልገልትን መንፈሳዊ ህይወት ዓቢ መስተርሆት ክኸውን ኢዩ፡፡ ንሕና ከኣ ካብ ኣቦታትና ምርቓ ክንረክብ ኢና፡፡
ናይ ገዳም ደብረ ቢዘን ናይ ሓገዝ ሊንክ
GoFundMe: => gofund.me/28fd86c8
ናይ ገዳም ደብረቢዘን ማሕበራዊ ሜድያ ሊንክታት
Gedam Debre Bizen Social Media
Facebook: 📘 Facebook => facebook.com/profile.php?id=61565531177216
Instagram: 📸 Instagram => instagram.com/gdberitrea/?hl=en
Twitter: 🐦 Twitter => x.com/GedamDebreBizen
LinkedIn: 💼 LinkedIn
TH-cam: ▶ TH-cam => www.youtube.com/@gdberitrea
GoFundMe: => gofund.me/28fd86c8
ሰላም ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ሓው ሳሙኤል : ብዛዕባ ናይ ጎ ፋንድ ሚ ብኤውሮ ኣሎ'ዶ ? ወይስ ዩ ኤስ ዳለር ጥራይ'ዩ ? መልሲ እጽበየካ የመስግን 🙏🏽
ሳሚ ሓወይ ክብሪ ይሃብካ ብጣዕሚ ንፉዕ ሰብ ኣምላኽ በረኸቱ የብዝሓልካ ።
ተኻፈልቲ በረኸት ክንከዉን ስለዝጸዉዓካና ኣዚና ነመስግነካ ሳሚኤል ሓዉና
ብክልተ ወገን ዝተሳሕለ መንእሰይ ብጣዕሚ ትድነቅ በረከት ቅዱሳን ኣቦታትና ይብዝሓልካ
ብጣዕሚ ደስ ዘብል መልእኽቲ፡ ካብ መንእሰያትና ከምዚ ዓይነት መልእኽቲ ክትሰምዕሲ ብጣዕሚ የሐጉሰካ!!! ስለዚ ሓደራ ንስዓቦ።
ደስ ዝብል መልእክቲ እዩ፡ አብዚሑ ጐይታ ይባርክካ ሳሙኤል ሐዉና
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ Egzabher yemsgen nemen elwo kulna amlak ayni libonena yekfetelna❤❤❤❤
ብኹሉ ቡሱል መንእሰይ። ከመኻ ይብዝሑ ሳሚ ሓወይ። እግዚአብሔር ድማ ጸግኡ የብዝሓልካ። 🙏🙏🙏
ናይ ብሓቒ ደስ ዝብል ፍሉይ መደብ አዩ ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ በረከት ናይ ኣቦና ኣቡነ ፍሊጶስ ምስ ኩላትና ይኹን ኢደይ አድካ ንበል ኩሉና ኣምላኽ ይሓግዘና።
ናይ ባሐቂ ጹቡቖ ሰናይ ሐሳብ እዩ ኢደይ ኢድካ ንበል 🙏❤🙏❤🙏
❤ ብጣዕሚ ጽቡቅ ንትሓጋገዝ በሉ ህየ ኢደይ ኢድካ ንበል
ብሓቂ ጽቡቅ ጌርካ ዘፍለጥካና ክቡር ሓወይ ሳሚ ❤❤ ❤እልልልልል ዘብል'ዩ ቅድሚ ገለ ዓመታት ምስ ሓደ ሓው ብዛዕባ "ሕርሻ ደብረ ቢዘን ኣብ " ብኣብእ " ዘሎ ተዘራሪብና ኔርና ብዘመናዊ እንተዘማዕብልዋ ብዙሕ ኣታዊታትን ንብዙሕ ጸገማትን ምሸፈነ . ኢልና ብዙሕ ተመያይጥናሉ .
ብጣአሚ ደሰ ዝብል ሰራህ ተባረኩ እዚ ናይበረከት ሰራህ ዝተባረከ እዪ ። ካብወጻኢ ክንሰድድ ዝንደልይ ኩሉ ሰደዱልና ልኡል እግዚአብሔር ሐሳብኩም ይሙላአልኩም 🙏🙏🙏
Thank you.
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሐሳብ ኢዩ
ሳሚ ብሉጽ፡አድኒቀካ ክብረት ይሃበልና።
Xegu yebzhalka hawna
እግዚአብሔር ኣዕዚዙ ይባርኽካ ሳሙኤል ሓውና፡ በረኸት ኣቦታት ኣቡነ ፊልጶስን ዮሓንስን ይኽፈልካ። እቶም ንሰምዕ ዘለና ውን እንተ ብኸምዚ እንተን ብምጽዋት ወይ ብሼር ምግባር እጃምና ከነብርክት ኢደይ ኢድካ ንበል።
አወ ብሓቂ ከም ክርስትያን ንዓና agedasi አዩ eyu
🙏🙏🙏
❤🎉❤❤❤❤❤ Amlak tekafeltu ygbere a
ደስ ዘብል መልእኽቲ 💙💜❤💚💛💜❤💚💛💙💜❤💚💛💛💙💜❤💚💛
መንግስቲ የብላን ድዩ እዛ ሃገር 😢😢😢
ናይ ብሓቂ ጽብቅ ሓሳብ አዩ ክቡሩ ሓወይ ብጣዓሚ ደስ ዝበል ❤❤❤ አዩ ብዝያዳ ኣብታ ሊንክ ክንኣቱ ኢና
ናብራኻ ይባረኽ
Amein Amein Amein breket Abune Flipos abkulna hzbi Erey yhder xega bereketu ybzhelna🌴🌴🌴🌲🌲🌲🌄🌄🌄♥️💯
ኣምላከ ኣብነ ፊልጶስ ይሓክዝካ
ዓስቢ ቅዱሳን ይክፈልኻ እስኪ፥እዞም ኣብ ሓሸውየ ዝውዕሉ ክኣ ከምዚ ናትካ ተበግሶ ክገብሩ ተስፍ ንገብር።
ወርቂ! ጽቡቕ ሓሳብ! ቀጽልዎ ድኣ
Wellcome❤
🎉🎉🎉🎉❤❤❤ቁዱስ ሓሳብ ኢዩ
ሰላመ እግዚኣብሔር ምሳኻ ይኹን ሳሙኤል፣ ልዕሊ እቲ ቅድሚ ሕጂ ትምህረና ዝነበርካ ናይ ንግዲ ሕጂ ኸኣ ኣዝየ ተሓጒሰ እሞ በረኸት ኣቡነ ፊልጶስ ይኽፈልካ። ኩልና ኣሕዋት ከኣ Share, subscribe and Like ንግበር።
Nay bahqi xbuq srah Sami, af zkonkaya neza ⛪️
Great job
Edey edka nbel yhwat neza adena zkonet Gedam tekielna keman nkulen gedamat ajona Egzabeher msana ykon ❤❤
ብጣዕሚ ጽቡቅ አምላኽ ይባርኽካ
ክብረት ይሃብካ ኩቡር ሓው ናይ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ኣስተዋጽኦ እዩ ዝሓትት መመክሕና መምሃሪና ታሪካዊ ገዳም እዩ እሞ ግርም ሓሳብ እዩ ይበል
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 anbsa smart
እንጀራ ዓለም ብላዕ ዝሐወይ🙏🙏🙏🙏
Lebimka , this is the most mature, pure and holy idea you have ever given , but make sure you give them directly coz the government might rob or bully them.
Btaemi xbuk medeb ❤️❤️🙏🙏🇪🇷🇪🇷🙏🙏
Thanks hawna ngdamna ka sheshay yebzahalna
Amen
God bless you brother ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ወፊርካ ብሰላም እቶ ዝሓወይ
Good job Gedam debre Bizen, and God be with you always.
ናይ ገዳም ደብረቢዘን ናይ ሓገዝ ሊንክ GoFundMe: => gofund.me/28fd86c8
ሓገዝ ኣይጽላእን ግን ናብቲ ዝሕገዝ ዘሎ ከ ብግቡእ ይበጽሕ ድዩ ፧ ንኣብነት ንቅድስቲ ድምያና ዝተባህለ ሓገዝ ይዋጻእ ነይሩ ።ኣበይ በጺሑ ንጹር መልሲ የለን ።
ካልኣይ ከኣ እንዳማርያም ኣስመራ ጥራሕ ወርሓዊ ሚልዮስን ናቕፋ እዩ ዝኣቱ ንምታይ ብእኡ ዘይሕግዝዎም ። ንሓገዝ ይቃወም የለኹን ግን ከነዋዕውዕ ከለና ፡ እንተነኣሰ ከምዝበጽሕ ርግጸኛ ክንከውን ኣሎና ። ናይ ግብጺ ገዳማት ሃብታማት እዮም ኣታዊኦም ኦዲት ስለዝገብሩ እዩ ። ኣነ ሸሞንተ ዓመት ኣብ ግብጺ ቤተክርስትያን የገልግል ኣለኹ ። ሓንቲ ቅርሺ ውን ለሚኖም ኣይፈልጡን ። ንለብም ።
ደሓር ከኣ 2,000,000 ሲ ብዶላር ተኾይኑ እቲ ተከፊቱ ዘሎ ፡ ብርግጽ ንገዳም ድዩ ተደልዩ ፡ ንገዳም ንጽጉም እንዳተበሃልና ። ንባዕልና ኣብ ግዳም ከይንነብር የፍርሕ እዩ ። ኩሉ ለመና ። ኢየሱሰይ ቀልጢፍካ ነዓ ።
Egziabher tseguu yebzihalka Sami hawey. Eta nay go fund me gin eti tip 0, kigebriwo kem zikielu habr eka. Nihansab 30% gele yiblu, seb keyestewaale keyhibo. Nbereket yibelo!
ሳሚ ሓወይ ኣምላክ ጸግኦ የብዝሓልካ ኩሎና ከኣ እቶም ብገንዘብ ንሕግዝ ብገንዘብ እቶም ሸር ንብል ከኣ ሸር እንዳበልና ናይዚ ዓብን ታሪካውን ገዳም ጸጋ ንቃደስ ክሎ ኢደይ ኢድካ ክትብሎ በዚ ኣጋጣሚ እዚ ክጽውዕ ይደሊ ኣምላክ ይባርኮም ፡
Eritrea ❤❤
Nice❤❤❤
ኣዚዩ ብሉጽ መደብ ሳሚ ዓቢ ሰብ።
God job sami hawina.
Gedamna kia bezi tebgiso nayzi project, Egzeabiher ab mefxemtiu yebxehayom.hasabom yefeximom 🎉🎉🎉
God blessed you,thanks Esako for sharing very cursal religion and historcal ,our country,so please every orthodoxi chritian must do give monye or other support,God would blessed you life,10% pay for church message of God.
Please like, share and subscribe to all Eritreans orthodox churches all over the world ❤❤
God bless you bro
God bless you brother 🙏
ብኹሉ ብቁዕ መንእሰይ !
Waww በቃ ❤
Aseyyy samitey amlak ybarka bruk hawey
may God be with you sami hawey humble
God bless you 🙏 ❤️
ጽቡቕ ስራሕ ሳሚ ሓውና
Thank you
Xbuk hasb you sami 🎉
Nay bhaki kbri yhabka gobez kolea bereket abune filiposn abune yohansn msaka ykun xbuk medeb abegiska kulna gedamat eritrea hagerna akmna knhgz alena bereketom ayfeleyena
ኣዚኻ በሊሕ መንእሰይ ኢኻ ንዓለም ብኩሉ መኣዝን እትርኢ ኢኻ እግዝኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ቀጽሎ
Thank you Sami God Bless you
Amlak yhagzka
Tsbuk God bless you bro
✝️🙏✝️🙏✝️🙏❤️✝️❤️✝️🤲🤲🤲
Thankyou Sami.
Thanks sami hawna
🙏🌾💒🌾🙏🇪🇷🙏
Thanks Sami hawuna btaemi des zebl eka tezaribka amlak yhagzkum abmezazemiu bexhu yereayena bereketn xelotn nay abune flipose uhderena❤❤❤❤❤
ሳም ዓቢ ሰብ ! ጠዋሊ በቃ ንሰናይ ሓሳብ እሞ 'ታይ ይወጾ ።
Good job sami hawuna amlak ybrka
Egziabher Yhagiz
Good please you sami humble❤
God bless u Sami bro❤
Good job ya nihagzom da ❤❤❤
Bravo samy ❤❤❤
God bless you these greedy youtubers are not doing what you are doing 👏👏👏
abne flipos yhagzka sami hawey 🎉🎉🎉🎉🎉
Good Job Sami
😢😢😢
❤❤❤🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤
Hellow sami tsebuk hasab eu I want ask you who is the organiser of this ????
Administration of gedam debre bizen organized this program. I only promote the program.
Sami bankcontact ayqebeln iyu iluni creditcard tray iyu zelo bkemey knhgz nkil etom credit zey blna?
Nay abotat gedam debre bizen telefon
+291-7411530 / +291-7259557 / +291-7542999 / +291-7633026
Why you give them their phones because the best way is GoFundMe, that is my idea, what do you think?
ሰላም ፅብቅ ሓሳብ ንኩሎም ነቶም ካልኦት ቻናል ይቱበር ትፈልጦም ንገሮም ብዙሕ ሰብ ክሰምዖ ክሉ ሰብ ክፈልጦ አዚ ናትካ ጥራሕ ውሕድ ሰብ ከይከውን
ሳሚ ብሩኽ ኣታሊሎምኻ ተኾይኖ ክነግረካ እቲ ገንዘብ ኣብ ኢድ ህግደፍ እንበር ኣብ ኢድ ኣቦታትና ኣይበጽሕን እዩ ተጠንቀቁ ባንኪ ኣካውንት ኣውጺና እንተ በልኹም ሰብ ስለፈለጦም ሓድሽ ሜላ እዩ። እቲ ሰንትራል ባንክ መን ድዩ ዝውንኖ 100000 ኣዋጺኹም 1000 ከማን ተበጺሕዎም እዩ።
ደንቆሮ ብዛዕባ ድዛረቦ ደሎ መጀመርታ ሰሚዒካ ተትጽሕፍ ህገደፍ እንታይ ኣምጸኦ እንዳ ፈረንታዮ ኬድካ እቲ እምኒ ዘሎ ኣብ ሓንጎልካ
@@hopeyohanes ኣታ ሓወይ እንተኪኢልካ ኢድካ ሓውስ፥እንተዘየለ ኣፍካ ሓዝ፥ብዛዕባ ዕሽር ክኣ ሰብ ግቡኡ ይገብር ናበይ ይኣቱን ይከይድን ግን ንዕኦም ይምልከት፨
ኣብ ሰናይ ሓሳብ ክርዳድ ኣይትዝራእ፥ሕማቅ ከይጎንፈካ ዝሓወይ፨
❤️💒❤️🌾🙏🎊🙏🌷🙏🌲🌲🌲🌲🌲🙏
Nice
❤❤❤
bitaemi xibuk medeb eyu amlak yhagz ..
Kebur hawey bi meriyeten semayen tedelio aytesean
Hichonly hill gele zbl alo si baelka ayteredann sami hawey msnay ykreta
❤
Tewesaki meregagexi telefonat nay gedam debre bizen abotat
+291-7411530 / +291-7259557 / +291-7542999 / +291-7633026
🎉❤🎉❤🎉❤🎉
BETAEEMI DES ZEBLE AJOKA KETSELO TEEBBAREKE.TSAWIEETKA AB FTSAMIE BETSIEHU KENRIEEE MENYOTEYY EYU.
Ay sami Eti xubuk Tmhrti thbena sle zbezh. Tm knbl ena ember santim aynseddn.
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤