ምስጢረ ስላሴ 1ይ ክፋል - ብኣገልጋሊ ብጹእኣምላኽ ገብረኣብ - @ Moriah Ministries

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 เม.ย. 2018
  • ምስጢረ ስላሴ 1ይ ክፋል - ብኣገልጋሊ ብጹእኣምላኽ ገብረኣብ - @ Moriah Ministries

ความคิดเห็น • 36

  • @rishangilay6527
    @rishangilay6527 3 ปีที่แล้ว +1

    Haleluyahhhhj

  • @belaineshzegeye1273
    @belaineshzegeye1273 2 ปีที่แล้ว +1

    🙏👍

  • @abrahamofficials3563
    @abrahamofficials3563 ปีที่แล้ว +1

    ባባ ብጹዕ ብዘይ ጸርፊ ከምዚ ብትምህር ክንደይ ሰብ ምድሃና

  • @rishangilay6527
    @rishangilay6527 3 ปีที่แล้ว +1

    Bahh zbleka tmhrti

  • @rishangilay6527
    @rishangilay6527 3 ปีที่แล้ว +1

    Wawww aseyyyy

  • @merrytsegezab232
    @merrytsegezab232 3 ปีที่แล้ว +1

    baba Buxue abona tebarekelna

  • @rishangilay6527
    @rishangilay6527 3 ปีที่แล้ว +1

    Praise Gpd

  • @mirafseyoum5273
    @mirafseyoum5273 2 ปีที่แล้ว +1

    Zemen hywetkan agelglotkan ybarek kem bzhi ametatka haylka dma kemiu ykun

  • @rishangilay6527
    @rishangilay6527 3 ปีที่แล้ว +1

    Praise the Lord

  • @ruthwfessema2314
    @ruthwfessema2314 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen God bless you 11🙏🙏🙏

  • @shalibela
    @shalibela 5 ปีที่แล้ว +3

    God bless u papa Bxuamlak.

  • @yordagebre1651
    @yordagebre1651 4 ปีที่แล้ว +3

    Ewayyy hji rekibeyo Ezi xruy mhro. Gbu baba.

  • @hannamerach3351
    @hannamerach3351 4 ปีที่แล้ว +2

    EGZABHER memelisu Tesgay yebzahalka GOD protects u from any bad thing,

  • @nebuhabte2009
    @nebuhabte2009 6 ปีที่แล้ว +3

    God bless you thank you

  • @rishangilay6527
    @rishangilay6527 3 ปีที่แล้ว +1

    ዋውወ ጎይታ ብርኽኽኽክ የብልካ

  • @isakyusuf5299
    @isakyusuf5299 6 ปีที่แล้ว +2

    Amen.......

  • @edenindalew460
    @edenindalew460 4 ปีที่แล้ว +8

    ባባ ብጹእ እቲ ጎይታ ጎይቶት ናይ ሓያላት ሓያል ዝኮነ የሱስ ክርስቶስ መመሊሱ ይባርክካ፨፨ንስካ ብሩክ ኣቦ ኢካ።

    • @shalomhiwet6564
      @shalomhiwet6564 2 ปีที่แล้ว

      Please watch what he says and look what bible tell us.

  • @yosiefberhane5726
    @yosiefberhane5726 6 ปีที่แล้ว +2

    Bless u baba btsue

  • @shalomdr7shalomdr757
    @shalomdr7shalomdr757 6 ปีที่แล้ว +2

    Betsu hawey Gbu

  • @amanuelabel4856
    @amanuelabel4856 4 ปีที่แล้ว +2

    You are bless butsui hawuna

  • @sissikudus6100
    @sissikudus6100 3 ปีที่แล้ว +2

    Baba Btusiu hijis tefelitika eka , yae ageb enda belka temeharka hakena mesiluna des enda belena nisemiska nerna .
    Kemaka defar firhat amlak zeyeblu hasawi abo yelon . Amlak misana eyu mergemka Ab Eritrea aybetsihn eyu anta Tigraway

  • @fishtewelde6349
    @fishtewelde6349 6 ปีที่แล้ว +2

    Tebarek baba

  • @jesusismylife856
    @jesusismylife856 6 ปีที่แล้ว +4

    Amlak haylka kem bhadsh uehdso, bruk abo!

  • @hiwetyesus4725
    @hiwetyesus4725 5 ปีที่แล้ว +2

    Bruk memeliska
    Xega ybzahalka

  • @amanuelabel4856
    @amanuelabel4856 4 ปีที่แล้ว +4

    ጹሩይ ትምህርቲ ይምህር ኣሎ ምሕረት ክትረኽቡ እንተኾንኩም ነዚ ትምህርቲ ተቐበልዎ !! ኦንሊ ጀሰስ "" ጆሆቫ ዊትነስ ካቶሊክ ኦርቶዶስ ካልኦት እንተኾንኩም 📢

  • @shalomhiwet6564
    @shalomhiwet6564 2 ปีที่แล้ว +2

    Long time when I was young, I was thinking this teacher was the best I have ever seen but now I got him insulting government preacher in link with Tigray issue it so shocking, how come he that claim God server doing that, I feel so sorry for our people.

  • @bikubikuku3664
    @bikubikuku3664 6 ปีที่แล้ว +2

    Selam buruk abo

  • @amlesetdebesay9650
    @amlesetdebesay9650 3 ปีที่แล้ว +1

    😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😡😡😡😡

  • @asterisayas8522
    @asterisayas8522 ปีที่แล้ว

    እዋይ እዚ ሰብአይ እቲ ዝጻረፍ እንድዩ 🤔🤔

  • @asmaratimes3140
    @asmaratimes3140 3 ปีที่แล้ว +3

    ጸርፊ ስለ ትሕውስ ምህሮኻ ጡዑም ከሎ ኣይክከታቶሎን ኢየ። ሰራየ ልቦም ከምዚ እዩ ፥ ናይ ኣከለጉዛይ ከምዚ ፥ ናይ ሓማሴን ባ ከምዚ ዝብል ምህሮ መጽሓፍቁዱሳዊ ኣይኮነን። መጽሓፍ ቁዱስ " ሰብ ብሉቡ ዝሓስቦ ኩሉ ኩፉእ እዪ "ኢሉና እዩ ።

  • @jesusisgod7353
    @jesusisgod7353 5 ปีที่แล้ว +1

    Triniti tibil kal ab Bible yelan, nya rom amalikti shim eyu, 666 is triniti but the God af israiel is one God and his name is lord Jesus. HE IS ALPHA AND OMEGA .333 IS ROM DOKTRIN

    • @GoodmorningEritrea33
      @GoodmorningEritrea33 4 ปีที่แล้ว

      Shibet th-cam.com/channels/WHA9oKoYdjB0jFDCsLHYzQ.html 👍🙏❤️

  • @tsegayteshome1473
    @tsegayteshome1473 4 ปีที่แล้ว

    ንምንታይ ዳ ዩ ሞ ኣምላክ ምስ መን ከተመዓራርዩኒ ኢኩም ዝብል ዝመዓራረዮ ኣለዎ ማለት ዩ ወይ ውን ምስ መን ከተመሳስሉኒ ኢኩም ኢሉ እንታይ ዳ ዩ ሞ እዚ እንታይ ክንብል ኢና ። ኣነ ዝብል ሲ እግዚኣብሄር ኣምላክ ካብ ኢየሱስ ክርስቶስ ከም ዝዓቢ እየ ዝኣምን

    • @Merih98614
      @Merih98614 4 ปีที่แล้ว +2

      ዮሃንስ 16 (John)
      13፤ እቲ መንፈስ ሓቂ ምስ መጸ ግና፡ ንሱ ዝሰምዖ ዘበለ እዩ ዚዛረብ እምበር፡ ካብ ርእሱ ኣይዛረብን እዩ እሞ፡ ንሱ ነቲ ዚመጽእ ኬፍልጠኩም፡ ናብ ኵሉ ሓቂውን ኪመርሓኩም እዩ።
      14፤ ንሱ ኻባይ ኪወስድን ኪነግረኩምን እዩ እሞ፡ ንኣይ ኬኽብረኒ እዩ።
      ***15፤ እቲ ናይ ኣቦ ዘበለ ዅሉ ናተይ እዩ። ስለዚ እየ፥ ካባይ ወሲዱ ኺነግረኩም እዩ፡ ዝበልኩ።***
      *** ኩሉ*** እዚ ድማ ስልጣን፡ክብሪ፡ሓይሊ፡ፍልጠት. . .ወዘተ የጠቓልል።

  • @issakhabtom2384
    @issakhabtom2384 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣምላክናን መድሓኒናን ኢየሱን ክርስቶስ፡ ብክብሪ ምስ ኣብ ማዕረ ዩ ትብሉ ኣለኩም ትክክል ዩ፡ ስለምንታይ ዳኣልኩም ፡ ኣማላዲ አንዳ በልኩም ሰብ ተስሕቱ፡
    ካለአይቲ፡ ኣይኮነን ንኣምላክ ንደቂ ሰባት ከማን ኣቦይ አገለ፡ ኣደይ አገለ አንዳ በልና ብክብሪ ኢና ንጽውዕ ስለምንታይ ዳ ንኣምላክ ዝኣክል ፡ የሱስ አንዳበልኩም ትዝንጥልዎ አረ ቁሩብ ኣይትፈርሁን ፡ ንፓስተርኩም ከማን ብስሙ ኣይዝንጥልዎን ኢኩም ፡ ስለዚ ኣይትጋገዩ ናብ ልብኩም ተመለሱ ትሕትና ልበሱ፡ ኣምላክ ከማን ኣነ ኣምላክ የ ኣይበለን ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ዘይትርጉሙ አንዳ ሃብኩም ብጽአ አንዳ በልኩም ነብስኩም ኣይተታልሉ፡
    ኣምላክና ኢየሱስ ክርስቶስ አንተበልና ዩ ጽቡቅ