ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ሰላም ኩቡራት ኩቡራንን ተኻታተልቲ story production ተሳፋ ንገብር ንዓኹም ዘዐግብ ስርሓት ንሰርሕ ክንህሉ። ብምቅጻል like share & subscribe 🙏ብምግባር ነዚ ቪድዮ ናብ ኩሉ ከተባጽሕዎ ብልቢ ንሓተኩም🙏🙏። ርኢቶ ነቀፈታ ድማ እቲ ቀንዲ ካባኩም ንጽበዮ እዩ።
❤❤❤❤
🙏🙏❤🙏
ብኸመይ ክረክበካ ይክአል ክቡር ሓው
@@habtomKefle-eq7lc Habtom Hagos Kroos ኢልካ ብFacebook add hteteni
❤❤❤❤❤❤❤❤ bteami des zebl zanta des zbl treka edmen tenan yhabkum fetari
ኡፍፍፍ ልበይ ተሰቂላ ጸኒሓ ተመስገን መጨረሻኣ እንኳዕ ሰመረ 😢😢 ኩላትና ድማ መጨረሸና የስምረልና👏😔
Ewe nay bhaqi hiwetna filmi kono
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ባጣዕሚ ዘሕዝን ታሪክ ኣብ መወዳእታ ዘሕጉስ ኮይንሎምጹቡቅ ጽቡቅ❤❤❤ንፉዓት ቀጽልዎ😊
❤❤❤❤❤❤❤❤wawwww
😮😮
መግለጺ ስኢነሉ ኣዛናትዋኻ ይኹን ንጻሓፊ ሓውና ፊልሞን ኣዚየ ዘመስግን ዋውውው
ውውውውው ብጣዕሚ ደስ ዘብል ዩ ብሮ ቀጽሎ ኣነ ናይ ያቆብ ዳዊት እንድየ ዝከታተል ኣብቲ ሞንጎ ዘረባታት ናይ ቁዞና ደርፍታት ይኣትወሉ ብሮ ብፍላይ ናይ ፍረሰላም ሙሴ ሄዋን ቶማስ ኣልኣዛር መን ይፈልጣ ግርም ዩ ዘመቅሮ ብሮ ደስ ዘብል ቀጽሎ❤
Me too I love Yacob Dawit he is so talented specially high school I never forget in my mind ❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ ተራሚን ጽሓፍን መግለጺ እየ ዝስእነልኩም ናይ ብሓቂ ክትተባብዑ ዘለኩም ሰባት ኢኩም ስለዚ የቀንየልና ክብረት ይሃበልና ኢና ❤😊
Nay behaqi ezi kulu shigir mis nafiqot halifu kitrakeb meglexi yeblun 👌💕💕
ደስ ዝብል ተራኪ ውን ብፍላይ ምስ ኣምላክን ኣደይ ማርያምን መላእክቲ እንዳ ኣልዓልካ ክትዛረክ ከለካ ደስ ይብል ኩሉ ኣጆኩም ቀጽልዎ ❤❤❤
ብሓዕሚ ጸሓፊ ዛንታን ትረከን ኣዝዩ ኣዝዩ ጽቡቅ ቀጽልዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ኩሉኩም ብሉጻት ኢኩም ፍሊ ዋላ ንስካ ሶሪ ስምካ ኣይሓዝኩዎን ናይ ሶኑ ታሪክ ኣብ ቡዛሓት ይሕዋትና ክማሃራላ ኢየን ዋላ ፍናን ጽንዓት ውን ❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ብሃቂ መሳቲት ዛንታ ድህሪ ክንደይ ሃርጎጽጎጽ ኢንካኢ ኣብ መወዳኢታ ፊናኒን ሰናይት ኣራካበኩም ኣምላክ ተራኪ ናይ ባሃቂ ጽቡቅ ቀጽሎ
አዝዪ ብጣዕሚ ብረቂቅ አተአላልያ ዝተጸሐፈን ዝተነበብንዛንታ። ነቲ ብወረ ንሰምዖ አሰቃቂ ዛንታ ስደት ሊብያን ሱዳን በዛ ዛንታ ሪኢናዮ. Well done ፊሊሞን
ናይ ብሓቂ ዝገርም ሕልክልክ ዝበለ ታሪክ ብምቁር ስቃይ ዝመልኤ ምቁር ሂወት 😘😢❤
ተመሰገነ ፈጣሪ ተጨኒቀ ፀኒሒ🥰🥰🥰🥰
ዋዉዉዉ❤ስደት😢ግን😢 መጨረሸኦምም ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ ቀፅልሉ❤❤🎉
ዋውውውው ገለ ዓይነት ዛንታ መወዳአታ አንካዓ ኣጸበቆ።❤
Wwwwww mesatit zkenet behaki ❤❤❤❤❤❤ key geremeni iterefen ybel kulu
ብሓቂ መሃሪት ዛንታ ብመጀመርያ ነቲ ብሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም ዘፈጸመኩም መድሃኔ ኣለም ክብርን ምስጋናን ይኹኖ ብምቅጻል ነዞም ተገዲሶም ሰብ ክምህር ይኽእል ኢዪ ኢሎም ዛንታኦም ዘካፈልኹም እንደገና ንክቡር ጸሓፋይን ተራኻይን ተገዲስኩም ናባና ዘቅረብክምዎ ካብ ብልቢ ከነመስግነኩም ንፈቱ በርትዑ ቀጽልዎ ንፍዑ ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ እግዚኣንሄር ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🙏🙏🥰🥰🥰
ዝገርም ሕልክልክ ዝበለ ታሪክ ብምቁር ስቃይ ዝተመልኤ ምቁር ሂወት 😢❤
ዋውውው ገለ ዓይነት ዛንታ መጨረሽታ ተሓጉሰ ንኩላትና መወዳእታና የፀብቀልና 😢
❤
Amen
አሜን መዓረይ
Realliy❤❤❤Amen🕊💒🕊🙏🕊
Amen amen amen🙏🙏🙏 zyadayy
Ewaya naya bahaka kema semo timsagan zikona hawa kemza hawa yifaralay Fixara 💖
Mhro mandu 🙉🤒☠️
Bitaemi tiuom zanta, akrariba yeble kexilwo.
Waw ናይ በሓቂ ጥዕምትን ተስፋ ትህብን ዛንታ ድሕሪ ብዙሕ ጸላም ከም ዘሎ ብርሃን ትምህርቲ ያ ኣጆኻ ቀጽሎ ብራዘር ❤🎉
Wawwww mwedaetu enkae axebeqolom xbuq zanta ti nay haqu wielet mo meglexi yeblun ❤💐🇪🇷❤️💯🌹
God Jesuse bless u my brother Viv Eritrian people thanks to our lordJesuse
ኡፍፍ እንቋዕ እኳ መወዳእቱ ብሰላም ምስ ኣፍቃሪኣ ተራኸበት ክሳብ ሰዓት 6:00am ሰሚዐያ ህጂ ከመይ ኢልካዩ ስራሕ ዝውፈሮ🤦ብዝኮነ ብጣዕሚ ኣድንቀካ ተራኺ end ጸሓፊ ❤
በጣሚ ዝሕዘን ታሪክ 😢ግን ኣብ መወዳእታ ዝሕጉስ 🥰
Byami meharit zanta aqerarabakwn xubuk gn qonqa turkey 🇹🇷 areb aykonen ❤❤❤❤❤
waww betami gerami memahrayn fkri kemaka zeble hawes yebzahyo ktslelu ❤❤❤❤❤❤
Very wonderful storyየቀንየልና ዝሃውና በርትዕ
ብጣዕሚ ከቢድን በዳህን ዛንታ እዩ ግን መውውዳእታ እንቃዕ ኣጸበቆ❤❤❤❤
Btame tbukke eyu God Jesuse bless u Amen
Wawwww Nay bihaki Hayal Xehafi (Fili ) 💯 Anbabi keman Nay bihaki tium dimxi hayal Anbabi 💯💯💯💯 Kexlowo ❤❤❤❤❤
I’m so proud of you guys please keep up Amazing story good job 👍
ብጣዓሚ ደስ ትብል ዛንታ 😢😢😢😘😘😘😘😘
ናይ ባሓቂ ጽብቅቲ ዛንታ ብፍላይ ኣብ ኣወዳድኣ
❤❤❤❤❤❤❤መግለጺ ዘይቡሉ ቁኑዕ ዝከነ አቡ ጉዕዞ ሂወት በርቱዑ አጀኩም ።
Wawwwww bteami zegerim zanta xbuq treka qexlo hawey natey thank you so much keep it going
በጣም ደስ ትብላ ዛንታ አያ 😭😭🥰🥰❤️❤️🙏🙏
Bitaemi des zibil zanta wawwwww xehafi yikun anbabi bitaemi zimesgenu ekum kexilwo ❤❤❤❤❤
Nay bhaqi mesateti zanta❤❤❤
Nay behaqi desdemem zanta enqa rebi mefexemto arayom keep it up bro
Thanks God mwdatu enqe awete kone amazing story
ብጣዕሚ ማሃሪት እያ አሞ ብጣዕሚ ነመስግን ኹቡሩ ሓዉና❤❤❤❤
Wawwww btmi das zble
❤❤❤❤❤❤ love story thank kulatkum abza srah zelekum
Feli hawey btami xbqeti zanta adnqeka qoxulo gn 1 hto alatni ab kartum si bido geru krekba neru edu ab turki budo kra harfu kal agibe❤❤❤❤
mejemerya Thank you eta hto xbqti hto eya senayt gn ab kartum,kola tieliefona nokuya eya neyra ።
ተመስገን ፈጣሪ ተጨኒቀ ጸኒሒ ❤❤❤❤❤❤❤❤
Ajekum bertu amlak yhagkum 🎉🎉
ብጣዕሚ መሳጢ ዛንታ እዩ ብሰላም እንካን ተራከብኩም❤❤❤❤😢😢😢
ብጣዕም ዘሕዝን ታርኽ😢😢ግን ኣብ መጨረሸኦም ደስ ዝብል ነገር ብሓደ ምኻኖም ንኹላትና መጨረሻና የስመርልና😥🙏🙏🙏💞
❤❤ Oh Amlak aboy kemzi gerika mesti ab tihtika zefqro afqaryey arakbni ab eza nenbrna alom eto alo Amen 🙏
ኣነ ብሊብያ ስለ ዝመጻኩ ናይ ስደት ይርዳኣኒ' ዩ ዝምስጥ ዛንታዩ ኩሉ ጽቡቅ ግን'ታ ካብ ሸገራብ ብጃልባ ዝሰገርዋ ንእሽተይ ዓዲ ግርብ ዘይኮነት ትበሃል ግርባ ያ ትብሃል thanks 🙏
ንፉዕ ኢኻ ብጣዕሚ 🎉
ደስ ተብል ዛንታ ቀጽሎ ፊሊ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Wawwwww nice job bro you are smart boy ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
መጀመርታ ግን ይሕዝን ዩ😢😢 መጨረስእ ግን አፀብቅላ ተመስገን ፈጣሪ🎉🎉🎉🎉
Wow nfu'at derasn anbabn t'emti Zanta thank u.
ብጣዕሚ መሳጢ ዛንታ እዩ ❤
Wawwwwww btomi des zebl zanta hawey btimi mesati zanta kemzia eba dgemena ka aqrabn azentawn des zebl zanta ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ enqo hagosekum 2 mexamdti❤❤❤❤❤❤
ኣብ ሂዋት ኣቲ ዝበልጸ ምስተፍቅሮ ዘፍቅረካ ምንባር ኢዩ ንዚ ኽሉ ፈተና ንኽትሰግር ግን ወጋ ይሓተካ ኣምላኽ ምሰ ፍቅራት ኢዩ እንቃእ ተራኽቡ መሃሪት ዛንታ ኢያ 🙏❤❤❤❤❤❤❤
ጽቡቅ ስራሕ እዩ ቀጽሉዎ። መኣረምታ ንደራሲ ኣብ ኣጽሓሕፋኽ formal ዝኾኑ ቅስላት ተጠቀም፡ ንኣብነት " 1ይ ሸርሸራ " ዝብል ቃል ሕጋዊ ቃል ትግርኛ ስለዘይኮነ ኣይትጠቀመሉ። 2ይ ሓጎስ ሰናይት " ልዕሊ 90° " ብምባል ክትገልጾ ፈቲንካ። ንሓጎስ ብኣንፈታዊ ዲግሪ ክትገልጾ ኣይክኣልን'ዩ።3ይ- ንጉዕዞ ሱዳን-ቱርኪ ሰናይት " ካብ ብ " ሀ ብ ሀ " ወዲኣቶ ኢልካ። ሀ - ፐ ክኸውን ይግብኦ ብዝተረፈ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ። ኣነ'ውን ይስዕበከም፡ኣለኹ
Wawwwww❤❤❤❤❤Haqina fqri nfqri zkboo meswati ezi eyu ❤
Waw azia mesatit Story. Thank you guys 💐
Btaemi xbqti zanta thanks ❤❤❤❤❤❤
Wawwwww N Fetari zsaano yelen ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ኣየወ ኣዛናትዋ ወሎዶይ ጅግና ኢካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Feqri lomi abe derset koynu terifu good job❤
Waw btaemi dess tbl zanta emo eza.zanta ms natey btaemi tmesasel ena fetari entay yseano mechereshay ewun kemnaysenayt tezkoneley🙏
እንካዕ መጨረሽኡ ኣፀበቀልኩም
ዝወጻ የብላን ጽብቅቲ ዛንታ ከም አነ ብዘሕዝን ዝውዳእ ዛንታ አይፈቱን እዩ እሞ ናይ ልበይ ፈትየያ ። ተራኺ ቀጽሎ ጡዑም ድምጽን ህድአትን አለካ ንትረኻ ዝኸውን ዓቅሚ አለካ ቀጽላ።
በጤዕሚ ዘገርምዩ❤❤
Bravo Gin more kitnefi mis yakob dawit mrkab kedliyeka eyu Thank you brother
Betami des zebil zanta thank you ❤❤❤
በጤዕሚ ዘገርምዩ 👌💕💕
ብጣዕሚ ቡሉጽ ኣቃራርባ ናይ ዚዛንታ ቀፅልዎ
Btaemi xubuk zanta tanks ❤❤❤❤❤❤❤
Wawww sedet husum amlak fikrom rieyou bezegeberelom senay yekber yemesgen❤❤❤❤
Wawwww btami mesati zanta bro qexlo ika❤❤❤
ናይ ብሓቂ መሃር ዛኒቲ
ውውውውውውው ብጣዕሚ መሳጢት ዛንታ በጃካ ብካልእ መደብ ምጻና እዛ ኮመንቲ ናተይ ካይተሕልፋ ተገዲስካ ኣምብባ 😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Wawwwwww temesgen fetar ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤ beautiful story thanks so much keep it up the good work!!
❤ብጣዕሚ ደስ ክትብል😊
ዴስ ትብል ኣፈፃፀም ኩላትና መጨረሻና የስምረልና ፈጣር 🙏🥰🥰🥰❤❤❤
ብጣዕሚ ጽቡቕ ዝዓርከይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤
ናይ ብሓቂ ደስ ዛብል ዛንታ😢❤❤
ዉይይይ ሰናይት ግን ታይ ገርናኪ ግንድዚ ግርህነት😢😢
Grhnet aykonen eshnet eyu ezi Naxa hyab zbehal kab deqi sebat yelen
እፍፍፍ ኣይ ስደት ዝፈተኖ ጥራይ እየ ዝፈልጦ ብጣዕሚ መሳጢትን መሕዘኒትን ዛንታ የቀንየልና ክቡር ሓውና😢
Betami xebkti story ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
Wounder full history. Well done.
It's amazing story Please to be continued as this story i like this ❤❤❤❤❤❤❤❤
Wawww btaemi mharitn ab mewdaet tehegusn zanta
ብጣዕም/ደስ/ድብል/ዛንታ❤😢
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤btami des.tbl.vidio
Well done keep up good work. Busk meharit eya eti-zyrfelo megedi Libyan .
ብጣዕሚ መሳጢ ዛንታ ቀፅለሉ❤❤❤🎉
Waw bela nay behaki kexlo ❤️❤️❤️❤️❤️
Thank you beautiful story 🙏
ፊሊ ያዓክ።❤❤
ሰላም ኩቡራት ኩቡራንን ተኻታተልቲ story production ተሳፋ ንገብር ንዓኹም ዘዐግብ ስርሓት ንሰርሕ ክንህሉ። ብምቅጻል like share & subscribe 🙏ብምግባር ነዚ ቪድዮ ናብ ኩሉ ከተባጽሕዎ ብልቢ ንሓተኩም🙏🙏። ርኢቶ ነቀፈታ ድማ እቲ ቀንዲ ካባኩም ንጽበዮ እዩ።
❤❤❤❤
🙏🙏❤🙏
ብኸመይ ክረክበካ ይክአል ክቡር ሓው
@@habtomKefle-eq7lc Habtom Hagos Kroos ኢልካ ብFacebook add hteteni
❤❤❤❤❤❤❤❤ bteami des zebl zanta des zbl treka edmen tenan yhabkum fetari
ኡፍፍፍ ልበይ ተሰቂላ ጸኒሓ ተመስገን መጨረሻኣ እንኳዕ ሰመረ 😢😢 ኩላትና ድማ መጨረሸና የስምረልና👏😔
Ewe nay bhaqi hiwetna filmi kono
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ባጣዕሚ ዘሕዝን ታሪክ
ኣብ መወዳእታ ዘሕጉስ ኮይንሎም
ጹቡቅ ጽቡቅ❤❤❤
ንፉዓት ቀጽልዎ😊
❤❤❤❤❤❤❤❤wawwww
😮😮
መግለጺ ስኢነሉ ኣዛናትዋኻ ይኹን ንጻሓፊ ሓውና ፊልሞን ኣዚየ ዘመስግን ዋውውው
ውውውውው ብጣዕሚ ደስ ዘብል ዩ ብሮ ቀጽሎ ኣነ ናይ ያቆብ ዳዊት እንድየ ዝከታተል ኣብቲ ሞንጎ ዘረባታት ናይ ቁዞና ደርፍታት ይኣትወሉ ብሮ ብፍላይ ናይ ፍረሰላም ሙሴ ሄዋን ቶማስ ኣልኣዛር መን ይፈልጣ ግርም ዩ ዘመቅሮ ብሮ ደስ ዘብል ቀጽሎ❤
Me too I love Yacob Dawit he is so talented specially high school I never forget in my mind ❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ ተራሚን ጽሓፍን መግለጺ እየ ዝስእነልኩም ናይ ብሓቂ ክትተባብዑ ዘለኩም ሰባት ኢኩም ስለዚ የቀንየልና ክብረት ይሃበልና ኢና ❤😊
Nay behaqi ezi kulu shigir mis nafiqot halifu kitrakeb meglexi yeblun 👌💕💕
ደስ ዝብል ተራኪ ውን ብፍላይ ምስ ኣምላክን ኣደይ ማርያምን መላእክቲ እንዳ ኣልዓልካ ክትዛረክ ከለካ ደስ ይብል ኩሉ ኣጆኩም ቀጽልዎ ❤❤❤
ብሓዕሚ ጸሓፊ ዛንታን ትረከን ኣዝዩ ኣዝዩ ጽቡቅ ቀጽልዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ኩሉኩም ብሉጻት ኢኩም ፍሊ ዋላ ንስካ ሶሪ ስምካ ኣይሓዝኩዎን ናይ ሶኑ ታሪክ ኣብ ቡዛሓት ይሕዋትና ክማሃራላ ኢየን ዋላ ፍናን ጽንዓት ውን ❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ብሃቂ መሳቲት ዛንታ ድህሪ ክንደይ ሃርጎጽጎጽ ኢንካኢ ኣብ መወዳኢታ ፊናኒን ሰናይት ኣራካበኩም ኣምላክ ተራኪ ናይ ባሃቂ ጽቡቅ ቀጽሎ
አዝዪ ብጣዕሚ ብረቂቅ አተአላልያ ዝተጸሐፈን ዝተነበብንዛንታ። ነቲ ብወረ ንሰምዖ አሰቃቂ ዛንታ ስደት ሊብያን ሱዳን በዛ ዛንታ ሪኢናዮ. Well done ፊሊሞን
ናይ ብሓቂ ዝገርም ሕልክልክ ዝበለ ታሪክ ብምቁር ስቃይ ዝመልኤ ምቁር ሂወት 😘😢❤
ተመሰገነ ፈጣሪ ተጨኒቀ ፀኒሒ🥰🥰🥰🥰
ዋዉዉዉ❤ስደት😢ግን😢 መጨረሸኦምም ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ ቀፅልሉ❤❤🎉
ዋውውውው ገለ ዓይነት ዛንታ መወዳአታ አንካዓ ኣጸበቆ።❤
Wwwwww mesatit zkenet behaki ❤❤❤❤❤❤ key geremeni iterefen ybel kulu
ብሓቂ መሃሪት ዛንታ ብመጀመርያ ነቲ ብሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም ዘፈጸመኩም መድሃኔ ኣለም ክብርን ምስጋናን ይኹኖ ብምቅጻል ነዞም ተገዲሶም ሰብ ክምህር ይኽእል ኢዪ ኢሎም ዛንታኦም ዘካፈልኹም እንደገና ንክቡር ጸሓፋይን ተራኻይን ተገዲስኩም ናባና ዘቅረብክምዎ ካብ ብልቢ ከነመስግነኩም ንፈቱ በርትዑ ቀጽልዎ ንፍዑ ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ እግዚኣንሄር ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🙏🙏🥰🥰🥰
ዝገርም ሕልክልክ ዝበለ ታሪክ ብምቁር ስቃይ ዝተመልኤ ምቁር ሂወት 😢❤
ዋውውው ገለ ዓይነት ዛንታ መጨረሽታ ተሓጉሰ ንኩላትና መወዳእታና የፀብቀልና 😢
❤
Amen
አሜን መዓረይ
Realliy❤❤❤Amen🕊💒🕊🙏🕊
Amen amen amen🙏🙏🙏 zyadayy
Ewaya naya bahaka kema semo timsagan zikona hawa kemza hawa yifaralay Fixara 💖
Mhro mandu 🙉🤒☠️
Bitaemi tiuom zanta, akrariba yeble kexilwo.
Waw ናይ በሓቂ ጥዕምትን ተስፋ ትህብን ዛንታ ድሕሪ ብዙሕ ጸላም ከም ዘሎ ብርሃን ትምህርቲ ያ ኣጆኻ ቀጽሎ ብራዘር ❤🎉
Wawwww mwedaetu enkae axebeqolom xbuq zanta ti nay haqu wielet mo meglexi yeblun ❤💐🇪🇷❤️💯🌹
God Jesuse bless u my brother Viv Eritrian people thanks to our lordJesuse
ኡፍፍ እንቋዕ እኳ መወዳእቱ ብሰላም ምስ ኣፍቃሪኣ ተራኸበት ክሳብ ሰዓት 6:00am ሰሚዐያ ህጂ ከመይ ኢልካዩ ስራሕ ዝውፈሮ🤦ብዝኮነ ብጣዕሚ ኣድንቀካ ተራኺ end ጸሓፊ ❤
በጣሚ ዝሕዘን ታሪክ 😢ግን ኣብ መወዳእታ ዝሕጉስ 🥰
Byami meharit zanta aqerarabakwn xubuk gn qonqa turkey 🇹🇷 areb aykonen ❤❤❤❤❤
waww betami gerami memahrayn fkri kemaka zeble hawes yebzahyo ktslelu ❤❤❤❤❤❤
Very wonderful story
የቀንየልና ዝሃውና በርትዕ
ብጣዕሚ ከቢድን በዳህን ዛንታ እዩ ግን መውውዳእታ እንቃዕ ኣጸበቆ❤❤❤❤
Btame tbukke eyu God Jesuse bless u Amen
Wawwww Nay bihaki Hayal Xehafi (Fili ) 💯 Anbabi keman Nay bihaki tium dimxi hayal Anbabi 💯💯💯💯 Kexlowo ❤❤❤❤❤
I’m so proud of you guys please keep up Amazing story good job 👍
ብጣዓሚ ደስ ትብል ዛንታ 😢😢😢😘😘😘😘😘
ናይ ባሓቂ ጽብቅቲ ዛንታ ብፍላይ ኣብ ኣወዳድኣ
❤❤❤❤❤❤❤መግለጺ ዘይቡሉ ቁኑዕ ዝከነ አቡ ጉዕዞ ሂወት በርቱዑ አጀኩም ።
Wawwwww bteami zegerim
zanta xbuq treka qexlo hawey natey thank you so much keep it going
በጣም ደስ ትብላ ዛንታ አያ 😭😭🥰🥰❤️❤️🙏🙏
Bitaemi des zibil zanta wawwwww xehafi yikun anbabi bitaemi zimesgenu ekum kexilwo ❤❤❤❤❤
Nay bhaqi mesateti zanta❤❤❤
Nay behaqi desdemem zanta enqa rebi mefexemto arayom keep it up bro
Thanks God mwdatu enqe awete kone amazing story
ብጣዕሚ ማሃሪት እያ አሞ ብጣዕሚ ነመስግን ኹቡሩ ሓዉና❤❤❤❤
Wawwww btmi das zble
❤❤❤❤❤❤ love story thank kulatkum abza srah zelekum
Feli hawey btami xbqeti zanta adnqeka qoxulo gn 1 hto alatni ab kartum si bido geru krekba neru edu ab turki budo kra harfu kal agibe❤❤❤❤
mejemerya Thank you eta hto xbqti hto eya senayt gn ab kartum,kola tieliefona nokuya eya neyra ።
ተመስገን ፈጣሪ ተጨኒቀ ጸኒሒ ❤❤❤❤❤❤❤❤
Ajekum bertu amlak yhagkum 🎉🎉
ብጣዕሚ መሳጢ ዛንታ እዩ ብሰላም እንካን ተራከብኩም❤❤❤❤😢😢😢
ብጣዕም ዘሕዝን ታርኽ😢😢ግን ኣብ መጨረሸኦም ደስ ዝብል ነገር ብሓደ ምኻኖም ንኹላትና መጨረሻና የስመርልና😥🙏🙏🙏💞
❤❤ Oh Amlak aboy kemzi gerika mesti ab tihtika zefqro afqaryey arakbni ab eza nenbrna alom eto alo Amen 🙏
ኣነ ብሊብያ ስለ ዝመጻኩ ናይ ስደት ይርዳኣኒ' ዩ ዝምስጥ ዛንታዩ ኩሉ ጽቡቅ ግን'ታ ካብ ሸገራብ ብጃልባ ዝሰገርዋ ንእሽተይ ዓዲ ግርብ ዘይኮነት ትበሃል ግርባ ያ ትብሃል thanks 🙏
ንፉዕ ኢኻ ብጣዕሚ 🎉
ደስ ተብል ዛንታ ቀጽሎ ፊሊ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Wawwwww nice job bro you are smart boy ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
መጀመርታ ግን ይሕዝን ዩ😢😢 መጨረስእ ግን አፀብቅላ ተመስገን ፈጣሪ🎉🎉🎉🎉
Wow nfu'at derasn anbabn t'emti Zanta thank u.
ብጣዕሚ መሳጢ ዛንታ እዩ ❤
Wawwwwww btomi des zebl zanta hawey btimi mesati zanta kemzia eba dgemena ka aqrabn azentawn des zebl zanta ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ enqo hagosekum 2 mexamdti❤❤❤❤❤❤
ኣብ ሂዋት ኣቲ ዝበልጸ ምስተፍቅሮ ዘፍቅረካ ምንባር ኢዩ ንዚ ኽሉ ፈተና ንኽትሰግር ግን ወጋ ይሓተካ ኣምላኽ ምሰ ፍቅራት ኢዩ እንቃእ ተራኽቡ መሃሪት ዛንታ ኢያ 🙏❤❤❤❤❤❤❤
ጽቡቅ ስራሕ እዩ ቀጽሉዎ። መኣረምታ ንደራሲ ኣብ ኣጽሓሕፋኽ formal ዝኾኑ ቅስላት ተጠቀም፡ ንኣብነት " 1ይ ሸርሸራ " ዝብል ቃል ሕጋዊ ቃል ትግርኛ ስለዘይኮነ ኣይትጠቀመሉ። 2ይ ሓጎስ ሰናይት " ልዕሊ 90° " ብምባል ክትገልጾ ፈቲንካ። ንሓጎስ ብኣንፈታዊ ዲግሪ ክትገልጾ ኣይክኣልን'ዩ።
3ይ- ንጉዕዞ ሱዳን-ቱርኪ ሰናይት " ካብ ብ " ሀ ብ ሀ " ወዲኣቶ ኢልካ። ሀ - ፐ ክኸውን ይግብኦ ብዝተረፈ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ። ኣነ'ውን ይስዕበከም፡ኣለኹ
Wawwwww❤❤❤❤❤
Haqina fqri nfqri zkboo meswati ezi eyu ❤
Waw azia mesatit Story. Thank you guys 💐
Btaemi xbqti zanta thanks ❤❤❤❤❤❤
Wawwwww N Fetari zsaano yelen ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ኣየወ ኣዛናትዋ ወሎዶይ ጅግና ኢካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Feqri lomi abe derset koynu terifu good job❤
Waw btaemi dess tbl zanta emo eza.zanta ms natey btaemi tmesasel ena fetari entay yseano mechereshay ewun kemnaysenayt tezkoneley🙏
እንካዕ መጨረሽኡ ኣፀበቀልኩም
ዝወጻ የብላን ጽብቅቲ ዛንታ ከም አነ ብዘሕዝን ዝውዳእ ዛንታ አይፈቱን እዩ እሞ ናይ ልበይ ፈትየያ ።
ተራኺ ቀጽሎ ጡዑም ድምጽን ህድአትን አለካ ንትረኻ ዝኸውን ዓቅሚ አለካ ቀጽላ።
በጤዕሚ ዘገርምዩ❤❤
Bravo
Gin more kitnefi mis yakob dawit mrkab kedliyeka eyu
Thank you brother
Betami des zebil zanta thank you ❤❤❤
በጤዕሚ ዘገርምዩ 👌💕💕
ብጣዕሚ ቡሉጽ ኣቃራርባ ናይ ዚዛንታ ቀፅልዎ
Btaemi xubuk zanta tanks ❤❤❤❤❤❤❤
Wawww sedet husum amlak fikrom rieyou bezegeberelom senay yekber yemesgen❤❤❤❤
Wawwww btami mesati zanta bro qexlo ika❤❤❤
ናይ ብሓቂ መሃር ዛኒቲ
ውውውውውውው ብጣዕሚ መሳጢት ዛንታ በጃካ ብካልእ መደብ ምጻና እዛ ኮመንቲ ናተይ ካይተሕልፋ ተገዲስካ ኣምብባ 😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Wawwwwww temesgen fetar ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤ beautiful story thanks so much keep it up the good work!!
❤ብጣዕሚ ደስ ክትብል😊
ዴስ ትብል ኣፈፃፀም ኩላትና መጨረሻና የስምረልና ፈጣር 🙏🥰🥰🥰❤❤❤
ብጣዕሚ ጽቡቕ ዝዓርከይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤
ናይ ብሓቂ ደስ ዛብል ዛንታ😢❤❤
ዉይይይ ሰናይት ግን ታይ ገርናኪ ግንድዚ ግርህነት😢😢
Grhnet aykonen eshnet eyu ezi Naxa hyab zbehal kab deqi sebat yelen
እፍፍፍ ኣይ ስደት ዝፈተኖ ጥራይ እየ ዝፈልጦ ብጣዕሚ መሳጢትን መሕዘኒትን ዛንታ የቀንየልና ክቡር ሓውና😢
Betami xebkti story ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
Wounder full history.
Well done.