As reminder blaming incumbent government won't solve anytbing !!! Look what happened to Khazafi and Saddam , both were removed from power but did citizens get what they dreamt of ??? Blaming is the simplest thing to do ,but which of the opposition group ready to lead Eritrea to prosperity??? Can you handle the crisis that Isaias and our people faced ??? I mysdlf as a person I hzve weakness the same to Isaias!!! Which one of you are perfect ??? In my experience I haven't seen much successful academician in political life !!! Even people with low academic achievement can show political attainment!!! As learned person I can be good in especialized area but doesn't make me fit to political challenges !!! So I prefer the incumbent government to continue and introduce gradual well studied transformation!!! We build the new improved system based on the existing reality , not dumping all positive things achieved by our people activities!!! This is a wise stand !!! Rushing as Libyan, Iraqi and Syrian will expose us to unimaginable horror!!! Thus take care of what you say !!!
Welcome Dehay Eritrea
Thank you all as usuall. Excellent!!
ሳሚ ወዳጄ ጥሩ ዝግጅት ነው እኛም በመጠኑ ተምረንበታል በርታልን ለማለት ፈልጌ ነው።
ሰላም የህዋት ስለ ትገብሩና አስተምህሮ ብልቢ የመስግነኩም ዐድመን ጥዕናን ይምነ❤
general political and character overview well explained ☑️💙🌿💙🌿💙🌿⚖️
Aka aka
ኣብ ሐልሚ, ትነብሩ ተቓወምቲ ኤርትራ ኣብ ኣመሪካን ኣወሮፓን ኮንካ መንግስቲ ምቕያር ብውሕልነት ዘርባ ትግርኛ. ዝኾን ስርሓ ብግብሪ ጸዓሪ ቃልሲ ይሓትት ፊት ንፊት ብምግጣም. ኣነ ዶክተር ኣነ ናይ ሕጊ ምሁር ኣነ ግዜጠኛ አና በልካ ጥቕዉና ናይ ፖሊቲካ ዘርባ ይኣክል.
Welcome Brothers
Public awareness and preparation for the better outcome.
Spring = ጸደይ ሓው ሰንጋል ልክዕ ተጠቂሙላ ብዙሓት ብጌጋ ይትርጉምዋ
❤❤❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉 ❤ ❤
❤ ❤
Good Riena good semiena "president " Inabelu zitintinu.(Bflay Akaaka) Dr Mebrahtu Kidmi 1-2 amet president do tible ayneberkan, intay terekbe
As reminder blaming incumbent government won't solve anytbing !!! Look what happened to Khazafi and Saddam , both were removed from power but did citizens get what they dreamt of ??? Blaming is the simplest thing to do ,but which of the opposition group ready to lead Eritrea to prosperity??? Can you handle the crisis that Isaias and our people faced ??? I mysdlf as a person I hzve weakness the same to Isaias!!! Which one of you are perfect ??? In my experience I haven't seen much successful academician in political life !!! Even people with low academic achievement can show political attainment!!! As learned person I can be good in especialized area but doesn't make me fit to political challenges !!! So I prefer the incumbent government to continue and introduce gradual well studied transformation!!! We build the new improved system based on the existing reality , not dumping all positive things achieved by our people activities!!! This is a wise stand !!! Rushing as Libyan, Iraqi and Syrian will expose us to unimaginable horror!!! Thus take care of what you say !!!
ሕጂ ኸ መን እዩ ንኤርትራ ዝመርሓ ዘሎ እዚ ኣብርሃም እንታዩ ዝገብር ዘሎ ከም ዝውረ ገባርን ሓዳግን እዩ ሕጂ ዝብሉ ኣለው ኩሎም መለኽቲ ከምኡ እዮም ዝገብሩ ኣብ ኤርትራውን ክረኤ እዩ።
ኢሰይያስ ጥራሕ ይኺድ'ምበር ካልእስ ክብጻሕ'ዩ ብመዓልቱ።
merhaba nay midle east befly suria iraq more zabu umuq feltet zelowom nay gebha tegadelty neberu or ahmed qesi neziatom ika ketedem meshasheka
መልእኽቲ ንኩሉ ኤርትራዊ'
ኩሉ ሰብ ንነብሱ ዘይተከላኸለ ንሃገረ ክከላኸል ኣይክእልን,የ እዛ ካርታ ኤርትራ ኣብ ከብዲ ቆልዑ መልእኽቲ እለዎ ንሱ ከኣ ወይ ምጽጋብ ወይ ጥምየት ኡያ ሰለዚ ዝምልከቶ ኣካል ክሰርሓላ ኣዎ
ዝኾነ መንግስቲ ብዘይ ጸላኢ ክነብር ኣይክእልን ኢዩ.
ሰርባይብ ንምግባር .
ኢቲ ናይ ኢቲዬጵያን ነገር ግን ኩሎም ጸላእቲ ናተይ ትብሎም ጎራባቢቲ ምግባራ ኢዩ.
ኤርትራዊ'የን ግን ስለ ናይሓባር ረብሓ ምስቶም ቀንዲ ገዛእቲ ሓይሊታት ኢያ ጸሚዱ ክሳሩኡ ከኣ ድርብ ኮይኑ .
ስለዚ ኤርትራዊያን ጸላኢቲ ክነዊሕድ ይግባእ.
ናይሓባር ረብሓ ዘይርዶም ጎሮባቢቲ ሒዝካ ወላሓደ ለዊጢ ክመጸእ ኣይክእልን'የ
ዓቅሚ ሰብና ንእክብ ኣለና ግዜኡ ከይሓለፊ .
ኤርትራውያን ምእንቲ ሰላም ኢልካ ክትስውእ ሓድሽ ነገር ከምዘይኮነ ግን ይስምዓካ ኢዩ ሕጁ ኸኣ ኣምሓሩ ፋኖ ኢልካ ወይ ሃይማኖት ኦሮቶዶክስ ብምባል ኣብ ሕሉፍ ኣይትንበሩና.
ኤርትራውን ኦሮሞን፡ ኣይፋል ደም ምፍሳስ፡ ንሕና ውጹዓት ኢና 80ዓመታት ክሳብ ሎሚ .
ትግራይን ኣምሓራን ኣብ ሑሉፍ ዘንበረና ንሶም ኢዩም .
ሕነና ክንፈዲ ዝገበርኩም ንስም ኢዩም .
መወዳእታ ናትካ ዒብ ገዲፍካስ ናይ ሓማትካ
ረሳሕ ማይ ጹሩይ ማይ ኣይኮዉንን ኢዩም ካብ ዝኾነ ሕማቅ ሰብ ሕመቅ ሰብ ኢዩ ዝውለድ.
ብዝውለድክምም ተሳቀዩ በሎም
ሕጅስ ሓደ ድሕሪ ሓደ ይኣክል ንበል.
ትግራዋይ ማለት ንዓና ሓድሽ ኣይ ኮነን
ይዋእ ኢቲ ሰላም ዝምህለል ዘሎ ህዝበ እምበር
ኣብ ሑሉፍ ምንባር ካባኹም ኣይሕለፍ በሎም
ኤርትራዊን ኦሮምን ደም ኣንቢዕኩም ደቂስኩም ኣይትሕደሩ ኣብርእሱኩም ኣለና በሎም
ን ኢትዩጵያ ንወጉእ ምዕዳም ግን ሃገር ምሻጥ ኢዩ ኣብዛ እዋን.
ገበን ካብ ቃላት ዝርሕቅ ኣይኮነን።
ኤርትራዊ ግን ኣብ ኣምላኽ ተኣሚኑ ሓቂ ይዛረብ።
ኣብ ሃገረይ ሰላማዊ ለውጢ ንደሊ ኣሎና.
ዋላ እሲያስ ከም ብሓድሽ ይመረጽ ግን ህዝበና ንኣክብ ኣብዘን 4 ዓመት።
ሓባኢ ቁስሉ ሓባኢ ፈዊሱ ከይኮነና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
خريطة ارتريا الذي تطلع على بطن الطفل إريتريا فيها إشارة للمستقبل
هوا جوع او شبع الطفل في ارتريا
لكن كل الخير هوا اوسطها ان شاءالله
Ezi sengal kab jubaka awxika mzrab augedefon
እዋይ ን ህዝቢ ኤርትራ ዘይምፍላጥ እቲ ዶክተር ተጸፊዑ ግዲ ይፈልጥ ኮይኑ ከዕገርገ ካብ ጽልኢ ድዩ ወላ ካልእ ክተመዛዝኑ ዘይትክእሉ ሳሚኤል ከኣ ዝተሓዋወሰትካ ኢያ ትመስል ካብ ገድሊ !?
ዝገርም'ዩ ኣብ ሱርያ ለውጢ መጺኡ ክትብሉ ከለኹም!! ዓሰርተታት ዓመታት ሓሊፉ ካብተን ለውጢ መጺኡለን ዝተባህለለን ሃገራት ኣዕራብ ናይ ትዕዝብትኹም ተሞክሮ ኣብ ሱርያ ውን እንታይ ዓይነት ለውጢ ክኸውን ከም ዝኽእል ኣንፈት ኣይሃበኩምን?😮 እቶም ለውጢ ኣምጺኦም ዝበሃሉ ዘለዉ ትማሊ ትማሊ ዳዕሽ'ዶ ገለ እንዳተባህሉ ስም ኣይተጠመቑን? እቲ ትንተና ብዙሕ ጥልቕ ዝበለ ናይታ ሃገር ፖለቲካውን ማሕበራውን ስነ-ቁጠባውን ኩነታት ዝተረድኦ ኮይኑ ኣይተሰምዓንን። ድሮ ውን ጌጋ ዝኾነ ታሪኻዊ ሓበሬታት ስለ ዝሰማዕኩሉ ኣብቲ ኣፍልጦ ዝውሕደና ነገራት ብዙሕ ምድላው ምግባር ወይ ምቑጣብ ከም ዝሓሸ ክውሰድ ኣለዎ ዝብል ርእይቶ ኣሎኒ።
ንሙኻኑ ጥዑዓት ዲኹም ዋላስ ስራሕ የብልኩምን. ቤተስብ የብልኩምን ድዩ ዝመክር. ሓደ ነገር ኣብ ዓለም አንተተፈጺሙ ናብ ሜድያ አናመጻካ ሽም ናይ ኢሳያስ ምጽዋዕ ትናፍቁ.
ን ኢሰያስ ትፈትውዎ አንተኩንኹም ይቅሬታ ሓቲትኩም ገጹ ርኢኹም ክትዓግቡ.
ኣነስ ምሁራት ይዛረቡ ኣለዉ ኢለ አንተረኣካስ ብጀካ ኢሰያስ 1000 ጊዜ ምጽዋዕ ካልአ ቁም ነገር ዘየለ.
ብጣዕሚ ንስድራ ቤትኩም ብሂወት አንተሎዉ ይሓዝነሎም 😥😥😥
ኢሰያስ ስርሑ አዩ ዝሰርሕ ዘሎ ከም ኩሉ ኤርትራዊ 😅mm😄😄😄❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷