FL-NL//Eritrean orthodox Tewahdo Mezmur ሕድገት ተሰሊምና

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 12 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 38

  • @kidusanabew12
    @kidusanabew12 2 หลายเดือนก่อน +13

    {ሕድገት ተሰሊምና}
    ርዳኢ እዩ እግዚኣብሔር ውሃቢ ዓስቢ
    እንተ ኣድሂናዮ ብጥብዓት ልቢ
    ሕድገት ተሰሊምና ዕላማት ጽድቂ
    ልማኖና ነቅርብ ትዓጢቅና ሓቂ።
    ኣዝ.....................
    ኣምላኽ ከይነስምር ብሃይማኖት ግብሪ
    ይቅሬታ ተወንዚፍና እድያት ፍቅሪ፥
    ንፍቅሪ ከይሰጉም ስጉሚ ጉያ እግሪ፤
    ሓሊኹ ሒዙና ብናይ ጽልኢ ክሪ።
    እንታይ ንግበር?😢
    ሕነ ንጽልኢ ኣናፈደና ሕድገት፥
    እንተ ገጢምናዮስ ከመይ ዘይንዕወት
    ኣዝ..............
    ጽድቅና ኣስሕዩ ክስምየና ኣባድል
    ህርግድ ይብል ኣሎ ውሉድነትና ክምንጥል፣
    ይቃጸወና ኣሎ እቲ ርጉም ጸላኢ፥
    ምህርቲ ከይነኻዕብት ንግዜ ቀውዒ
    እንታይ ንግበር😢?
    ኣጽዋር ክርስቶስ ለቢስና ጾም ጸሎት፥
    እንተ ገጢምናዮ ከመይ ዘይንዕወት።
    ኣዝ..............
    ሕልናና ንሰብስብ ንሕሰብ ናይ ሰማይ
    ኣይንፍረድ ኣሕዋትና ዘይኮኑ ኢልና ከማይ
    ከይትኾነና ጽርዲ ፍርዲ ሓያል ላዕላይ፣
    መወዳእታ ብይን ዘይትብሃላ ይግባይ።
    ብንስሓ ተሓጺብና❤
    እናበልና ከለና ሓጢኣትና በኒኑ፥
    ጥንቅቅ ድኣ ንበል ነብስና ሓጢኣት ከይትድህኑ
    ዝማሬኹም ይቀበል ብሩኻት❤❤❤

  • @musseteklit2860
    @musseteklit2860 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሕ ወገናተይ ቀጽልዎ በርትዑ።

  • @dnglemariyamadeyadeamlakey5246
    @dnglemariyamadeyadeamlakey5246 2 หลายเดือนก่อน +2

    ዝማሬ መልኣኽቲ የስምዓልና የሕዋተይ ኣዝዩ ህዱእ ሙዝሙር
    እግዚአብሔር ኣምላኽና ቤተክርስቲያናን ህዝብናን ሃገርናን ይሓልወልናን ይባርኸልናን

  • @tewelde9778
    @tewelde9778 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዝማሬ መልእክት የስምዕኩም ክቡራት ስድራ እግዜዚኣብሔር ኩልኩም መምህራንን መዘምራንን።"ብኣርትዖት" ከም ዝሓለፈት ምስ ምስ ሓበርኩም ልዕሊ ኩሉ ዕግበት ተሰሚዕኒ ብሃረርታ ተጸብየ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መድሃኔኣለም!!!

  • @naelgoitom9954
    @naelgoitom9954 2 หลายเดือนก่อน +1

    ንነፈሲ ዘጥልል ዝማሬ።❤ እግዚኣብሔር ምሉእ ዓስቢ ይሃብኩም ደቂ ድሙቃት ክዋኽብቲ። ዝማሬ መላእክት የስማዓልና።

  • @YonasYEMANE3735
    @YonasYEMANE3735 หลายเดือนก่อน

    ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና እግዚአብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም

  • @Knefe-rgb
    @Knefe-rgb 2 หลายเดือนก่อน +2

    ደዝ ትብል መዝሙር መንፈስካ ተህድእ ንፉዓት ቀጽልዎ መዝሙር ናይ ብሓባር እምበር ናይ ውልቂ ኣይኮነን ክብሪ ንስለ ቅዱስ ስሙ ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላክና ይኩን።

  • @Betty-Yetewahdo-Lij
    @Betty-Yetewahdo-Lij 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና 🙏🏿❤️✝️❤

  • @sebkbur
    @sebkbur 2 หลายเดือนก่อน

    ዝማረ መላክቲ የስማልና ጸጉ የብዝህ ኣዝዩ ጽፉፍ ዝከነ መዝሙር❤❤❤❤

  • @Ereytsda
    @Ereytsda 2 หลายเดือนก่อน

    ዝማረ መላእክት የስምዓልና ጸግኡ የብዝሕ።

  • @SamuelMajor-nv7or
    @SamuelMajor-nv7or 2 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና የሓዋተይ እግዛብሔር ናይ ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርኽ።

  • @ድንግልኣደጎይታ-ጐ4ሐ
    @ድንግልኣደጎይታ-ጐ4ሐ 2 หลายเดือนก่อน

    ዕልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና እግዚአብሔር ጸጉኢ የብዝሕ ፍቁራት ኣሕዋት ❤

  • @yohannamajor2718
    @yohannamajor2718 2 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና የሓዋት እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሕልኩም ❤❤❤።

  • @EnbabaBokretsen
    @EnbabaBokretsen 2 หลายเดือนก่อน

    Aseyyy des zebl zmare amlak nay agelgulot zemenkum ybarkelkum fetari 💕

  • @genettesfay4254
    @genettesfay4254 หลายเดือนก่อน +1

    Amen zemari malkti yasmalna ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tesfamariammebrahtom7595
    @tesfamariammebrahtom7595 2 หลายเดือนก่อน +1

    Zemar melakt yesmalen ahewat

  • @rahelguesh7680
    @rahelguesh7680 2 หลายเดือนก่อน

    ኣይይይይይይ እልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልል ዝማሬ መለእክቲ የስመአልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ዞም ኣሕዋተይ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍

  • @segenberaki5944
    @segenberaki5944 2 หลายเดือนก่อน +1

    Zemare melakti yesemalina yehewati egezabher xegu yebezhalkum🎉🎉🎉

  • @amangebrit4030
    @amangebrit4030 2 หลายเดือนก่อน

    አሜን ዝማሬ መላእክ የሰመዓልና

  • @divoratsegay6947
    @divoratsegay6947 2 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen Zmari melakti yesmolna ❤❤❤

  • @abrhetkiflay3475
    @abrhetkiflay3475 2 หลายเดือนก่อน

    ዕልልልልልልልልልዕልልልልልልልልልልዕልልልልልልል ዘመንኩም ይባርክእግዜአቢሀር ኣምላክ

  • @Kahasegebrekidan1022
    @Kahasegebrekidan1022 2 หลายเดือนก่อน

    Amen3 zmarie melakti yesmalna Xegu yebezhlkum keburat yhwatey ❤️❤️❤️🙏

  • @zasefaw9485
    @zasefaw9485 2 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉🎉❤❤❤ ዝማሬ መልእክት የስምዓና

  • @tekiebrhane3131
    @tekiebrhane3131 2 หลายเดือนก่อน

    ሕድገት ምስልና
    ራዳኢ እዩ እግዚኣብሄር ወሃቢ ዓስቢ
    እንተ ኣድሂናዮ ብጥብዓት ልቢ
    ሕድገት ተሰሊምና ዕላማት ጽድቂ
    ልማኖና ነቅርብ ተዓጢቅና ሓቂ(2)
    ኣምላክ ከይነስምር ብሃይማኖት ግብሪ
    ይቅረታ ተወንዚፍና እድያቱ ፍቅሪ
    ንፍቅሪ ከይንስጉም ስጉሚ ጉያ እግሪ
    ሓሊኩ ሒዙና ብናይ ጽልኢ ክሪ
    እንታይ ንግበር ፡ ሕነ ንግልኢ እናፈደና ሕድገት
    እንተ ግጢምናዮስ ከመይ ዘይንዕወት
    ጽድቅና ኣስሕዩ ከስምየና ኣባድል
    ህርድግ ይብል ኣሎ ውልድነትና ክምንጥል
    ይቃጸወና ኣሎ እቲ ርጉም ጸላኢ
    ምህርቲ ከይነኸዓብት ንግዜ ቀውዒ
    እንታይ ንግበር ፡ ኣጽዋር ክርቶስ ለቢስና ጾም ጸሎት
    እንተ ገጢምናዮ ከመይ ዘይንዕወት
    ሕልናና ንስብስብ ንሕሰብ ናይ ሰማይ
    ኣይንፍረድ ኣሕዋትና ዘይኮኑ ኢልና ከማይ
    ከይትኾነና ጽርዲ ፍርዲ ሓያል ላዕላይ
    መወዳእታ ብይን ዘይትብሃላ ይግባይ
    እንታይ ንግበር ፡ ብንስሓ ተሓጺብና እናበልና ከለና ሓጥያትና በኒኑ
    ጥንቅቅ ደኣ ንበል ነብስና ሓጥያትና ከይትድህኑ።

  • @Semhar20061
    @Semhar20061 2 หลายเดือนก่อน

    Zemarey melaekt yesmalna 🙏🏽❤️

  • @alexandriatsf9639
    @alexandriatsf9639 2 หลายเดือนก่อน

    Zmare Melaekt Yesmealna

  • @NenyatMajor
    @NenyatMajor 2 หลายเดือนก่อน

    Zmare melakti yesmalna ❤❤❤

  • @rahelguesh7680
    @rahelguesh7680 2 หลายเดือนก่อน

    እንቃዕ ብሰላም መጸኩምና ❤❤❤

  • @nazretdebesay
    @nazretdebesay 2 หลายเดือนก่อน

    Zimare melakti yesmalna

  • @miriamberhane
    @miriamberhane หลายเดือนก่อน

    ❤️❤️☦️🇪🇷

  • @menukmakeegzabher5148
    @menukmakeegzabher5148 2 หลายเดือนก่อน

    🙏🏻♥️🥰

  • @mehariyemane3289
    @mehariyemane3289 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @biniamermyas9157
    @biniamermyas9157 2 หลายเดือนก่อน

    🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻❤

  • @abrhetkiflay3475
    @abrhetkiflay3475 หลายเดือนก่อน

    entay ngber bahaqi

  • @danielgilazgi4956
    @danielgilazgi4956 2 หลายเดือนก่อน +1

    🙏💒🙏💕💕💕🙏🙏🙏

  • @rahelguesh7680
    @rahelguesh7680 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤