ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Please Like subscribe share 🙏🙏❤❤❤
Fara wedi adi nmdka naka enbiiii 😂😂😂😂abe almena eta shikorey ketma adwaye welela tebhal nktsali Nmfelat zakel eyu
❤❤❤❤
@@HayetVision There is no like for dislike
❤❤❤
ተጋሩ ናተና ሰብ ነዕቢ Like subscribe share ንገበረሉ❤❤❤
ዕብየት ውሽጣዊ እዩ ዘየለ ቲፎዞ ኣየዕብን bro
🙏🙏🙏
1መቐለ፣2ሽረ ፣3ዓዲግራት፣4አኹሱም፣5ዓድዋ
@@HayetVisionክቡር ሓው ኣብ መቀለ መኪና ዝካረያ ወይ ክትካረ ተደሊካ እንታይ የድሊ ናኣብነት ኣነ ዝነብረሉ ካናዳ እዩ ኣብ ትግራይ መኪና ክካረ ተኮይነ እንታይ የድሊ ክንደይከ የካሪዩ ሕተተልናባ ብ ቪዶ ሰሪሕካ ኣምጸልና
እሽኒ ወድኖ❤❤
Crazy 😠😠😠😠😡😡😡
1.መቀለ 2.ሽረ 3.መኾኒ 4.ሑመራ 5.ውቅሮ
ኩለን ናይ ህዝብና ትግራይ እየን በኩለን ከተማታትና ሕቡን እዩ ህዝብና❤❤❤❤❤
❤❤❤🙏🙏🙏
ሽረኒ ዳአ መወዳድርቲ ዘየብላ 1እድያ💌💌😘😘😘
አነ ክነብረለን ዝምነየለን ከተማታት ማይጨው፤ ሽረን ሑሞራን እየን
@@asmelashtesfay5931 ሑመራ ? ሓያል ጸሓይ ኣሎ።
መለክዒ ናይ ከተማታት ጽባቀ ህንጻታት ብቻ ዝመስሎም ኣለው ግን ጌጋ እዮ ። በዓለም ደረጃ ዝቀርብ ናይ ጽባቀ ረቅሓ ዝስዕብ እዮ።1. ጽሬት2.መሰረተ ልምዓት ማይ :መብራህቲ: ጥዕና:ትራንስፖርት ካልኦት ኣገልግሎትን ቀረብን።3. ዝሰማማዕ ናይ ኣየር ባህሪ 4. ንምንባር ሕሳር ድዮ ክባር?5.ናይ ስራሕ ዕድል6.መዘናጋዕታት 7.near by tourist attractions.8. ናይ ጸጥታ ውሕስና safety.9. ቢዝነስ ናይ ምፍጣር ምቹውነት btw,እቶም መመዘኒ ረቅሓታት ቡዙሓት እዮም። ንሕድሕድ ብዝወሃብ ነጥቢ እዮ ምዘና ዝካየድ።3.1.
ጥንታዊት ከተማ ዓድዋ ካብ ርእስኻ ብምስራዝካ ብጣዕሚ ሓዚነ ።ዓድዋ ዓደይ አጆኺ አለኹልኪ ባዕለይ
ኺሊ ደንቆሮ ከምዚ ኣታሓስባ ኣጥፊእዎ ዓድዋ መን ኣይጽብቅቲን ተባሃልኪ ዝበለጻ እዩ እልኪ
ፅቡቕ መደብ ቀፅለሉ ግን ኣብ ናይ ኣኽሱም ክተቕርብ ተለኻ ሙዚቃ ከምዝሰኣንካ ናብ ናይ ኣሙሓሩ ጥር ኢልካ ምእታውካ ኣግሪሙለይ። ብዛዕባ ኣኽሱም ዝተደረፉ መዓት ደርፍታት ትግርኛ ነይሮምኻ። ኣኽሱም ጥንታዊትን ርእሰኸተማና ሃገረ ኣኽሱምን ብቲ ናይ ቀተልትና ልሳን ክትዕጅባ ኣይምተገበአን። ኣብ ቀፃሊ መደባትካ ብዝተኽኣለካ ናይ ተጋሩ ዓቕምን ፀጋታትን ክተንፀባርቕ ፈትን። ብዝተረፈ ፅቡቕ መደብ እዩ ሞሳ ይግበአካ። ❤❤❤
ግን እኾ እቲ ደራፋይ ትግራዋይ እዩ
ብሓቂ❤🎉🎉
@Tigraweyti231 ❤❤❤
1መቀለ. 2ሽረ. 3ኣኹሱም. 4ሽረ. 5ዉቅሮ. 6ዓብዪ ዓዲ
1-መቐለ 2-ሽረ 3- ዓዲ ግራት 4-ውቕሮ 5- ኣክሱም
መቀለ❤ ሽረ❤ ኣክሱም ❤❤❤
#Tigray 💪💪💪💪
❤❤❤💪💪💪
ጎበዝ ዝሓውና ከምዚ ጌርካ ቀፅለሉ ትግራይና ፅርይቲ ነዚ መንእሰይና ነተባብዓዮ ብላይክ ሼር ብምግባር
ኣነ መቐለ ተወሊደ ዓብየ እየ ግን ሽረ መለት ማንታ መቐለያ ኩሉ ንናይባዕሉ ኣለዎ ቁ1ህዝባ ስልጡንን ገርህንዩ ከተማኣ ድማ መቐለ ባዕላ
ዋይ ማንታያ😂
word by word perfect
❤❤😂
መቀለ ሽረ አክሱም ዓድግራት ዓድዋ ውቅሮ ❤❤❤
ዓደይ ወለላይ❤️💛💋😍
❤❤❤❤❤🔰🔰🔰🔰🔰ሸረኒ❤❤❤❤
ኣብ መላእ ትግራይ ዘለዋ ከተማታት ንኣየይ ሓደ እየ ❤❤❤❤❤ውቅሮ ፅሪቲ ዝናፈቅኩም እስኪ ላይክ ግበሩ❤❤❤
1)መቀለ2)ሸረ3)ዓዲ ግራት4)ኣላማጣ5) ዉቅሮ
ሽረ❤❤❤❤
1,መቀለ 2 ሽረ 3,አክሱም ,4, አድግራት 5 አድዋ
ሽረ መወዳእታ ትግራይ ኢያ ዓድግራት ማአከል ትግራይ 😂
1,መቐለ 2,ኩሓ 3 ሸረ 4 ዓዲ ግራት 5 ኣኩስም6 ዓድዋ ,7ዉቅሮ 8 ማጮዉ 9,ሽኽት💜
ኩሓ መቐለ እዩ ማዓረይ ኩሓ ካሊእ ቦት ትግራይ አሎ ዲዩ
@@user-hc7of3ej5c ኣይ ካልአይቲ ዓብይ ከተማ ክትኮነና ኢና ንደሊ ኩሓ እንደርታ እባ
1 መቀሌ 2 ሽሬ 3 አኩሱም 4 አዲግራት 5 ውቅሮ ኖው መሆን ያለበት
Mekelle, Adigrat, Shere, Axum, Wekro
Adwa is definitely bigger than wukro.
@abrahamaraya4104 ❤❤❤
ዓዲ -ግራት ♥️ዓደይ
ሽረ❤
❤❤
ዓድግራተይ ዓጋመይ 😘😘😘😘♥️🙏
ዓዲ ዝዓቢ ብስራሕ ብፍትሕን ሰላምን እዩ እሞ ነዘን መሰረታውያን ነገራት ተሰሪሕናለን ትግራይ ናብ ብራኸ ክትድይብ ቀሊል እዩ።
Yes❤❤❤
ደስ ዝብል መደብ ስለ ዘቕረብካልና ነመስግን
1ይቲ መቐለ 2ይ ኣኽሱም 3ይ ሽረ 4ይ ዓዲ ግራት 5ይ ውቅሮ
ኣጉላዕ ከ😍
ኩሉ ናተይ ኣብ ደስ ዝበለኒ ዝነብረላ ዓደይ ግን ጓል ሽረ እየ❤
ዓዲ ጀጋኑ እማ ዓንየን ኮን ተባሂሉ ዓድዋን ተንቤንን የሕዝን ዝቐደማ ንድሕሪት
የሕዝን ካ ብሓቂ😥
ኩለን ሓደ እየን ❤❤❤❤ትግራይና ውቑባት እየን❤❤
መቐለ ሽረ ዓድ ግራት ኣላማጣ እየን❤❤
ኣላማጣ? እሞ ኩለን ወረዳታት እውን ይእተዋ!
@ddyy5110 ❤❤❤
ክክክክክክክ😂😂@@ddyy5110
መቐለ፣ዓድግራት ፣ኣኹሱም ፣ሸረ ፣ዉቅሮ እዩ እቲ ሓቂ ቀር ከይብለካ እምበይ ።
Agamey adigratey shkorrrrrrrrrrr❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብሓቂ ኣነ እውን ካምኡ ገይረ እየ ዝሰርዐን❤❤❤
Hemura❤❤❤
ያዒስ የዕበለይ ከምኡ ገይርካ ስለ ዘቕረብካልካልና ቀፅለሉ የቐንየልና ።
ፅባቀ ከተማታታት ብፎቃት ኣይኮነንከም ፅሬት ኣቀማማጥ ገዛዉቲ ወዘተ ዝበለ እዩ ዉቅሮ መጨረሻ ክትኮን ነይሩዋ ዝበልኩም ዉቅሮ እንድዋም 1 እያ ፅሬታ ኣየራ ኣቀማምጥኣ ኣንደኛ እዩ so wukro the Best
ውቅሮ ዓደይ❤
ቀፅለሉ ብጣዕሚ ፅቡቅ መቐለ 70 እንደርታ ትፈለ ኦያ ዋውውው❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ውቕሮዋዊ ምቕርቲ❤❤
ደስ ብሃሊ ዓደይ ምዓረይ😘
መቀለ_ሸረ _አክሱም ወቅሮ _ዓድግራት
መቐለ ሽረ ኣኹሱም
ፁቡቅ ንምንታይ ብከመይ. ነድህሪት ተጎቲታ ጀጋኑ. ዝወለዱላ እነባኣል ናይ ንጉሳት ንጉስ ሓፄ የውሐንስ እንባኣል ራሲ አሉላ አባነጋ ወልደገሪማ ወካኣ አሞራ ጀግና ስየ አብራሐ ብዙሐት. ጀጋኑ ዝፈጠረት ብሐይማኖትና ድማ ገዳማትን. ባአቲን ዝወነነት አውራጃ. ተምቤን አበይ. አደ ብሰንኪ ካብሐቲ አውራጃ ተአኻኺቦም ስልጣን ሰለዝሐዙ ሕዝቢ. ዝፈልጦ. ተምቤን. አበይ. አደ. በዲለምዋ. ብሰንኪ ቅንአት እስካብ. ሎሚ. ጀጋኑ. ካብኡ. ሰለዝፍጠሩ ተምቤን. አበይ አደ ንድህሪት. ተሪፋ
❤❤❤ go ahead ❤❤❤
ዓዲ ጎደም ከ , ሕሞራ ማጨው ,መኮኒ ,አላማጣ ከማ ከተማታት , አይኮነን ድየን
ከተማ እየን ግን እተን ዝዓበያከተማ እየ ገሊፀየን❤❤
@@HayetVision in that case how about Adwa?
@delhanaartana3541 ❤❤❤
ክክክ ሕሞራ ሳይሆን ሁመራ አላማጣ ባለቤት ኣለው እራሳችሁን ቻሉ
መቐለ ሽረኣኽሱም ዓድዋ ዓዲግራት ሑመራ ዉቕሮ ማይጨዉ ዓብይዓዲ ከምዚ እዩ እቲ ሓቂ
ቀዳመይት መቀለ 2 ሽረ 3 አክሱም
ዓጋመ ዓድ ግራት ናበይ ገይርኩምዋ እታ ውቅብቲ 🏙️ከተማ እስኪ ይኩን
2ይ ደረጃ
ዘሓወይ ሽረ ኣይትፉልጣን ይመስለኒ መጀመርያ መፂካ ረኣያ ብግምት ምዝራብ ፈላጥ ኣይገብረካን እዩ መጀመርታ ሪኢካ ፍለጥ ብዘይ ምፍላጥካ ሓቂኣይትቅበር ግንስለ ትግራይ ከተማታት ምውድዳርገዲፍካ ሰለ ትግራይ ታሪክ ተዛረብ ብዛዕባ ንጉስን ቅዱስ ካሌብ ስለንግስቲሳባ ስለ ኣሉላ ኣባነጋ ስለኢዛናወሳይዛና ስለቅዱስ ያሬድ ስለ ናይውቅሮ ኣብያተክርስትያናት ስለ ኣፍሪቃውያን ዝኮርዕሉ ዓወትዓድዋ ስለ ብዝኮነ ናይ ዓድና ታሪክ ቡዙሕ እዩ ስለዚ ናዓና ዝጠቅመና ታሪክና ምፍላጥ እዩ ብዛዕባ እዚንገረና
መቐለ ,ሽረ,ኣኽሱም,ሁመራ,ዓድግራት,ዓድዋ ዓድኣውን,ውቕሮ,ኣላማጣ,ዓብይ ዓዲ ,
ዓድዋ ከ ኣበይ ትስራዕ ትኮን እዛ ዓዲ ጀጋኑ ዝኮነት ዓድስ 😳
Egziabihet inteilewo hade mealti axum meqelle yerean yekewen des zibel video❤❤❤
Ye Aksum hotelochen lemn Alasayehenm ? Le gobgniwoch lemasredat gen hotelochun alasayehenem pls Asayen
Well continuing by the way
❤❤❤🙏🙏❤❤
Right❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ፅቡቅ ፕሮግራም እዩ ሓውና ግን በዝሒ ህዝቢ ብጣዕሚ ኣውሒድካዬ በቲ ዝገለፅካዬ እንተኾይኑ እኮ 2 ሚሊዬን ኣይመላእናን ኣብዘን ዓበይቲ ከተማ
ኣይ ዝበዝሕ ሕ/ሰብና 70% ኣብ ገፀር እዪ ዝነብር❤❤❤
Shreni❤❤❤
1ይ አረ 2ይ መቀለ 3ይ ተምቤን 4ይ ዓድግራት 5ይ አክሱም እየን
ክቡር. ጀግና. ሓውና. በርትዕ. ቀፅለሉ. ንመጀርያ ጊዜ እየ ዝከታተለካ ዘለኩ ፅቡቅ ነገር ኢካ ኣቅሪብካልና ክቡረይ 🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤💖💖💖💖💖💖💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊
ትዘቅረቦ ትኽክል እልካዮ ንሱኩም ከተማታት ትግራይ ተዛዊርኹም አይትፈልጡን ማለት እዩ
#nice video ❤❤❤
Thank you so much 😀
3 ሑመራ እያ❤
ዓደይ❤❤❤❤❤❤
1 መቀለ 2 ውቅሮ 3 አላማጣ 4 አክሱም 5 ሽረ 6 ዓድግራት ሃምዚአ አያ ትክክል❤😂😂
ንስካ ብሱረ ገና ሰለ ናይ ከተማ ነገር ተዛዋዊርካ አይራአካን አይትፊረድ
ሓወይ ዛይራካብ ፍጻም ጌጋ eu
ሰቲት ሑመራ ከ?
❤❤❤❤❤
1 መቀለ 2 ሽረ 3 ኣክሱም 4 ዓዲግራት 5ዉቅሮ
❤
1=መቀለ 2=ሽረ 3=አኹሱም 4=ሑመራ 5=ሸራሮ መሆን ያለበት
ሁመራ ናይ አማሀራይ እዩ 🥹😂
@Fanoforever314 ❤❤❤
ኣታ ታይ ወሪዱካ ታ ዓዲግራት ከ ምስ ሑመራ ሸራሮ
@user-bc5sk8hg9g ❤❤❤❤
1 መቀለ እያ❤🥰
ትግራይ ከይፈለጥካያስ ደረጃ ወሃቢ ኮንካ ጠይቅካ እዩ ዝፍለጥ ጠይቅ
ውቅሮ ዊሒድዋ ፋውሪካኣ ይቅረ ማይ ንፊስ ብኩሉ ጥዕምቲ እያ ዓዲ ጥበብ ። ንሱ ስለዝኮነት እያ ካብ መቀለን ገዚን መርየትን ውቅሮ ዝከበረ
ኣሰይ ክጽብቃ ዘን ከተማታትና ኣቢ ዕቤትን ብልጽግናን ይምነየለን ። ኣብቲ ቪደኦ ግን ናይ ቀደም ዝተጠቀምካዮ ብናይ ሕጂ እንተዝከውን more የዕጋቢ ክከውን ኔሩ ። sham kab adigrat
ክስራዓ ከለዋ ግዲ ኣይነበርካን 1 መቐለ 2 ኣኽሱም 3 ሽረ ከም እዩ ተሰሪዑ ዘሎ።❤
ኩለን ናትና ❤ዉቕሮ ግን miss you 😮😅
ሳላዞም ጎጠኛታት መራሕትኹም መዋለድቲ ቀዳሞት መፃወትቲ ዳሕረዎት ዝኾተነተ ተምቤን ዓብዪዓዲ ኸ ኣብ ክንደይ ደረጃ ትምደብ ትኾን
mekelle ,shre ,axum ,wkro,adigrat
❤❤❤❤❤❤❤
መመዘኒኡ እውን ተዝግለፅ ፅቡቕ ነይሩ። ኣነ ብወገነይ ተቐቢለዮ ኣለኹ
ስፊሓት ከተማ,,,በዝሒ ህዝቢ,, መሰረተ ልምዓት❤❤❤
@@HayetVision ቃላት ምምራፅ ዘይኮነስ፡ ብእከለ፡ ብክንደይ ዓ።ም። ዝተገብረ ፅንዓት፡ ዝተጠቐሙሎም ረቛሒታት ወዘተ እዩ ትምህርቲ ክህበና ዝኽእል እምበይ ማንም ኣብ you tube ስለዝዘርገሐ ተኣማኒ ክኾን ኣይኽእልን። ናይ ባዕልኻ ፅንዓት እንተኾይኑውን ናይቲ research ኣግባብ ትገልፀልና
@@asgedombaraki9965 እሞ፡እዚ ፅቡቕዩ'ዊ እቶም ኣፅኒዖም ደረጃ ዘውፀኡልና መን እዮም? ወይ ቢሮ? ኣብ website ተሃሊዩውን ክንሪኦ። ንreference ስለዝጠቕመና
ትግራይ❤❤ውቅሮ ዓደይ❤
ቪድዮታት ተን ከተማ ኣይረኸብካን። ግን ፅቡቅ መደብ❤
💊😍😍😍😍🙏
ትግራይ ዓደይ ዓንብብለይ❤❤❤
ኩላን ከተማታት ትግራይ ናይ ባዕለይ እንድየን ? ብጎነይ ዘይኮነስ ጥንቅሊዒት ደቂሰ ዝሓድረለን እየን ኩለን ክዓብያ ድማ ብሓድነት ንስራሕ ።
ብበዝሒ ህዝቢን ስፍሓትን እዩ እቲ መለክዒ ብፅባቐ ኣይኮነን
ሕዝውን ኣይንጋገ ኣስመራ ኣይንበል ኣስመራ ኣብካልእ ሃገር ትርከብያ። ይሕመቕ ይፀብቐቕ ኣስራ ካልእያ ነገር ዝፅሕትሩ ቃላት ኣየድልዩናን እዚ እንተኾይኑ ካብቶም ዓዲ 3 ሰለስተ እንታይ ይፈልየና ። ናይባዕልናንዶ ንግበር ከተማታት መሊኡ ኣጀንዳ መሊኡ ዋላውን ኣምሓርኛን ከተማታት ኢትዮጵያውንኮ ፈፂሙ ኣየድልየናን።
መቀለ, ዓ ግራት , ውቅሮ , ሽረ , አክሱም
ይሔ ከጦርነቱ በኋላ ነው ይሔ ወይስ በፊት❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤2016
ዓዲግራተይ ምንጭዉቲ💋🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰክት ሽረኒ ❤❤❤❤❤❤❤2
ውቅሮ 10 ደረጃ ዃ አይትአቱን ውቅሮ ከብ ሽራሮ አይትገዝፍን
አረ ኣላማጣ ኣኒኣስ
ስፍሓት ኣይኮነን እቲ መመዘኒ።
ክላ ቢራካ ስተ እዛ ዓለም ኣይትፈልጣን ።
👍👍👍✅✅🇨🇦
ወድዛ ለኽባጥ ደነዝ ብምንታይ ኢኻ ዓቂንካያ ራእሲ ኣሉላ መቐለ ትብል ኣለኻ እቲ ዝገርም ከተማ ዓድዋን ተምቤን ዓዲ ታሪኽ ገዲፍካስ ወዲ ፃዕዳ ሓርኡ መን ኢኻ ወደይ ስኻ ከተማ ትሰርዕ ባንዳ
❤❤🎉🎉🎉❤❤
Please Like subscribe share 🙏🙏❤❤❤
Fara wedi adi nmdka naka enbiiii 😂😂😂😂abe almena eta shikorey ketma adwaye welela tebhal nktsali Nmfelat zakel eyu
❤❤❤❤
@@HayetVision There is no like for dislike
❤❤❤
ተጋሩ ናተና ሰብ ነዕቢ Like subscribe share ንገበረሉ❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤
ዕብየት ውሽጣዊ እዩ ዘየለ ቲፎዞ ኣየዕብን bro
🙏🙏🙏
1መቐለ፣2ሽረ ፣3ዓዲግራት፣4አኹሱም፣5ዓድዋ
❤❤❤
@@HayetVisionክቡር ሓው ኣብ መቀለ መኪና ዝካረያ ወይ ክትካረ ተደሊካ እንታይ የድሊ ናኣብነት ኣነ ዝነብረሉ ካናዳ እዩ ኣብ ትግራይ መኪና ክካረ ተኮይነ እንታይ የድሊ ክንደይከ የካሪዩ ሕተተልናባ ብ ቪዶ ሰሪሕካ ኣምጸልና
እሽኒ ወድኖ❤❤
Crazy 😠😠😠😠😡😡😡
1.መቀለ 2.ሽረ 3.መኾኒ 4.ሑመራ 5.ውቅሮ
❤❤❤
ኩለን ናይ ህዝብና ትግራይ እየን በኩለን ከተማታትና ሕቡን እዩ ህዝብና❤❤❤❤❤
❤❤❤🙏🙏🙏
ሽረኒ ዳአ መወዳድርቲ ዘየብላ 1እድያ💌💌😘😘😘
❤❤❤
አነ ክነብረለን ዝምነየለን ከተማታት ማይጨው፤ ሽረን ሑሞራን እየን
❤❤❤
@@asmelashtesfay5931 ሑመራ ? ሓያል ጸሓይ ኣሎ።
መለክዒ ናይ ከተማታት ጽባቀ ህንጻታት ብቻ ዝመስሎም ኣለው ግን ጌጋ እዮ ። በዓለም ደረጃ ዝቀርብ ናይ ጽባቀ ረቅሓ ዝስዕብ እዮ።
1. ጽሬት
2.መሰረተ ልምዓት ማይ :መብራህቲ: ጥዕና:ትራንስፖርት ካልኦት ኣገልግሎትን ቀረብን።
3. ዝሰማማዕ ናይ ኣየር ባህሪ
4. ንምንባር ሕሳር ድዮ ክባር?
5.ናይ ስራሕ ዕድል
6.መዘናጋዕታት
7.near by tourist attractions.
8. ናይ ጸጥታ ውሕስና safety.
9. ቢዝነስ ናይ ምፍጣር ምቹውነት
btw,እቶም መመዘኒ ረቅሓታት ቡዙሓት እዮም። ንሕድሕድ ብዝወሃብ ነጥቢ እዮ ምዘና ዝካየድ።
3.
1.
❤❤❤❤
ጥንታዊት ከተማ ዓድዋ ካብ ርእስኻ ብምስራዝካ ብጣዕሚ ሓዚነ ።ዓድዋ ዓደይ አጆኺ አለኹልኪ ባዕለይ
ኺሊ ደንቆሮ ከምዚ ኣታሓስባ ኣጥፊእዎ ዓድዋ መን ኣይጽብቅቲን ተባሃልኪ ዝበለጻ እዩ እልኪ
ፅቡቕ መደብ ቀፅለሉ ግን ኣብ ናይ ኣኽሱም ክተቕርብ ተለኻ ሙዚቃ ከምዝሰኣንካ ናብ ናይ ኣሙሓሩ ጥር ኢልካ ምእታውካ ኣግሪሙለይ። ብዛዕባ ኣኽሱም ዝተደረፉ መዓት ደርፍታት ትግርኛ ነይሮምኻ። ኣኽሱም ጥንታዊትን ርእሰኸተማና ሃገረ ኣኽሱምን ብቲ ናይ ቀተልትና ልሳን ክትዕጅባ ኣይምተገበአን። ኣብ ቀፃሊ መደባትካ ብዝተኽኣለካ ናይ ተጋሩ ዓቕምን ፀጋታትን ክተንፀባርቕ ፈትን። ብዝተረፈ ፅቡቕ መደብ እዩ ሞሳ ይግበአካ። ❤❤❤
ግን እኾ እቲ ደራፋይ ትግራዋይ እዩ
❤❤❤
❤❤❤
ብሓቂ❤🎉🎉
@Tigraweyti231 ❤❤❤
1መቀለ. 2ሽረ. 3ኣኹሱም. 4ሽረ. 5ዉቅሮ. 6ዓብዪ ዓዲ
❤❤❤
1-መቐለ 2-ሽረ 3- ዓዲ ግራት 4-ውቕሮ 5- ኣክሱም
መቀለ❤ ሽረ❤ ኣክሱም ❤❤❤
❤❤❤
#Tigray 💪💪💪💪
❤❤❤💪💪💪
ጎበዝ ዝሓውና ከምዚ ጌርካ ቀፅለሉ ትግራይና ፅርይቲ ነዚ መንእሰይና ነተባብዓዮ ብላይክ ሼር ብምግባር
❤❤❤🙏🙏🙏
❤❤❤❤
❤❤❤
ኣነ መቐለ ተወሊደ ዓብየ እየ ግን ሽረ መለት ማንታ መቐለያ ኩሉ ንናይባዕሉ ኣለዎ ቁ1ህዝባ ስልጡንን ገርህንዩ ከተማኣ ድማ መቐለ ባዕላ
❤❤❤
ዋይ ማንታያ😂
word by word perfect
❤❤❤
❤❤😂
መቀለ ሽረ አክሱም ዓድግራት ዓድዋ ውቅሮ ❤❤❤
❤❤❤
ዓደይ ወለላይ❤️💛💋😍
❤❤❤
❤❤❤❤❤🔰🔰🔰🔰🔰ሸረኒ❤❤❤❤
ኣብ መላእ ትግራይ ዘለዋ ከተማታት ንኣየይ ሓደ እየ ❤❤❤❤❤ውቅሮ ፅሪቲ ዝናፈቅኩም እስኪ ላይክ ግበሩ❤❤❤
❤❤❤
1)መቀለ
2)ሸረ
3)ዓዲ ግራት
4)ኣላማጣ
5) ዉቅሮ
❤❤❤
ሽረ❤❤❤❤
1,መቀለ 2 ሽረ 3,አክሱም ,4, አድግራት 5 አድዋ
❤❤❤
ሽረ መወዳእታ ትግራይ ኢያ ዓድግራት ማአከል ትግራይ 😂
❤❤❤
1,መቐለ 2,ኩሓ 3 ሸረ 4 ዓዲ ግራት 5 ኣኩስም6 ዓድዋ ,7ዉቅሮ 8 ማጮዉ 9,ሽኽት💜
ኩሓ መቐለ እዩ ማዓረይ ኩሓ ካሊእ ቦት ትግራይ አሎ ዲዩ
@@user-hc7of3ej5c ኣይ ካልአይቲ ዓብይ ከተማ ክትኮነና ኢና ንደሊ ኩሓ እንደርታ እባ
1 መቀሌ 2 ሽሬ 3 አኩሱም 4 አዲግራት 5 ውቅሮ ኖው መሆን ያለበት
❤❤❤
Mekelle, Adigrat, Shere, Axum, Wekro
❤❤❤
Adwa is definitely bigger than wukro.
@abrahamaraya4104 ❤❤❤
ዓዲ -ግራት ♥️ዓደይ
❤❤❤
ሽረ❤
❤❤
ዓድግራተይ ዓጋመይ 😘😘😘😘♥️🙏
❤❤❤
ዓዲ ዝዓቢ ብስራሕ ብፍትሕን ሰላምን እዩ እሞ ነዘን መሰረታውያን ነገራት ተሰሪሕናለን ትግራይ ናብ ብራኸ ክትድይብ ቀሊል እዩ።
Yes❤❤❤
ደስ ዝብል መደብ ስለ ዘቕረብካልና ነመስግን
❤❤❤
1ይቲ መቐለ 2ይ ኣኽሱም 3ይ ሽረ 4ይ ዓዲ ግራት 5ይ ውቅሮ
❤❤❤
ኣጉላዕ ከ😍
❤❤❤
ኩሉ ናተይ ኣብ ደስ ዝበለኒ ዝነብረላ ዓደይ ግን ጓል ሽረ እየ❤
❤❤❤
ዓዲ ጀጋኑ እማ ዓንየን ኮን ተባሂሉ ዓድዋን ተንቤንን የሕዝን ዝቐደማ ንድሕሪት
❤❤❤
የሕዝን ካ ብሓቂ😥
❤❤❤
ኩለን ሓደ እየን ❤❤❤❤ትግራይና ውቑባት እየን❤❤
❤❤❤❤
መቐለ ሽረ ዓድ ግራት ኣላማጣ እየን❤❤
❤❤❤
ኣላማጣ? እሞ ኩለን ወረዳታት እውን ይእተዋ!
@ddyy5110 ❤❤❤
ክክክክክክክ😂😂@@ddyy5110
መቐለ፣ዓድግራት ፣ኣኹሱም ፣ሸረ ፣ዉቅሮ እዩ እቲ ሓቂ ቀር ከይብለካ እምበይ ።
Agamey adigratey shkorrrrrrrrrrr❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
ብሓቂ ኣነ እውን ካምኡ ገይረ እየ ዝሰርዐን❤❤❤
❤❤❤
Hemura❤❤❤
❤❤❤
ያዒስ የዕበለይ ከምኡ ገይርካ ስለ ዘቕረብካልካልና ቀፅለሉ የቐንየልና ።
❤❤❤❤
ፅባቀ ከተማታታት ብፎቃት ኣይኮነን
ከም ፅሬት ኣቀማማጥ ገዛዉቲ ወዘተ ዝበለ እዩ ዉቅሮ መጨረሻ ክትኮን ነይሩዋ ዝበልኩም
ዉቅሮ እንድዋም 1 እያ ፅሬታ ኣየራ ኣቀማምጥኣ ኣንደኛ እዩ so wukro the Best
❤❤❤❤
ውቅሮ ዓደይ❤
❤❤❤
ቀፅለሉ ብጣዕሚ ፅቡቅ መቐለ 70 እንደርታ ትፈለ ኦያ ዋውውው❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
ውቕሮዋዊ ምቕርቲ❤❤
❤❤❤
❤❤❤
ደስ ብሃሊ ዓደይ ምዓረይ😘
መቀለ_ሸረ _አክሱም ወቅሮ _ዓድግራት
❤❤❤
መቐለ ሽረ ኣኹሱም
ፁቡቅ ንምንታይ ብከመይ. ነድህሪት ተጎቲታ ጀጋኑ. ዝወለዱላ እነባኣል ናይ ንጉሳት ንጉስ ሓፄ የውሐንስ እንባኣል ራሲ አሉላ አባነጋ ወልደገሪማ ወካኣ አሞራ ጀግና ስየ አብራሐ ብዙሐት. ጀጋኑ ዝፈጠረት ብሐይማኖትና ድማ ገዳማትን. ባአቲን ዝወነነት አውራጃ. ተምቤን አበይ. አደ ብሰንኪ ካብሐቲ አውራጃ ተአኻኺቦም ስልጣን ሰለዝሐዙ ሕዝቢ. ዝፈልጦ. ተምቤን. አበይ. አደ. በዲለምዋ. ብሰንኪ ቅንአት እስካብ. ሎሚ. ጀጋኑ. ካብኡ. ሰለዝፍጠሩ ተምቤን. አበይ አደ ንድህሪት. ተሪፋ
❤❤❤
❤❤❤ go ahead ❤❤❤
❤❤❤
ዓዲ ጎደም ከ , ሕሞራ ማጨው ,መኮኒ ,አላማጣ ከማ ከተማታት , አይኮነን ድየን
ከተማ እየን ግን እተን ዝዓበያከተማ እየ ገሊፀየን❤❤
@@HayetVision in that case how about Adwa?
@delhanaartana3541 ❤❤❤
ክክክ ሕሞራ ሳይሆን ሁመራ አላማጣ ባለቤት ኣለው እራሳችሁን ቻሉ
❤❤❤
መቐለ
ሽረ
ኣኽሱም
ዓድዋ
ዓዲግራት
ሑመራ
ዉቕሮ
ማይጨዉ
ዓብይዓዲ
ከምዚ እዩ እቲ ሓቂ