🛑 ሾሊኹ ዝወፀ ዘረባ ዶ/ር ደብረፅዮን ምስ ዲያስፖራ ተጋሩ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 10

  • @berndadesta9679
    @berndadesta9679 24 วันที่ผ่านมา

    ጌታቸው መብት የብሉን ተጋሩ ካብስራሕ ምብራር ካልአይ ናይተጋሩ ንሮ ዛማዘብል ንዓይ እንድሕር ዘይተቀበልኩ እና በል ስድራቤት እናፈናቀለ ዝርከብ መስፍናዊነት እገዛዘኣ ኢዩ ጠጠው ይበል

  • @LetayKmariyam
    @LetayKmariyam 24 วันที่ผ่านมา

    ቢራሃን ትግራይዶ/ር ዶብረጽዮን እግዘአቤሄ ጥእና እድመን ያሃቢካ ጀግና❤❤❤❤❤🌷🌷🌷🌷((🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤

  • @LetayKmariyam
    @LetayKmariyam 24 วันที่ผ่านมา

    ሙሉእ በሙሉእ ጀግና ጀግና 🌷🌷🌷🌷🌷❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @TtTt-jp4
    @TtTt-jp4 24 วันที่ผ่านมา

    ❤💛❤💛❤💛❤💪💛❤💪❤💪

  • @MuluHailu-zd4tm
    @MuluHailu-zd4tm 24 วันที่ผ่านมา +1

    ንምንታይ ከ ቶም ዘፅነቱና ኣቐሚጥካዮም ፀኒሕካ ኣለም ክፈለጥም ዝገበርካ ንስካንዶ ? ድሕሪኡ ዝኾነ ንስኻውን ትሕተት ብ ናትካ ስንፍና ትግራይ ዝኸፈለቶ ዋጋ ኣየሕፍረካን ዶ ? ንስኻን ጉጅለካን ስለ ስልጣንኩምን ደመዎዝኩምን ትጭነቑ ኣለኹም መንእሰይ ትግራይ ግን ብሰንኪኹም ይብትን ኣሎ ትመዛበልቲ ይረግፉ ኣለዉ ዓድና ፀላእቲ ይዕንድርሉ ኣለው ውግኣትና ኣብ ዓራትን ዊልቸርን እንከለው ህዚ ንስኻትኩም ትዛረብዎ ዘለኹም ኩሉ ቐዳምነት ዝወሃቦ ኣይነበረን ቀዳምነት ዓድን ህዝብን ኢዩ ስልጣን ፀገማት ትግራይ ምስተፈትሑ ግምት ጊዚኡ ምስወደአ ብመረፃ ምፈትንኩም ልነገሩ ማ ከምዘይትምረፁ ስለትፈልጡ ዶ ይኾን? ኣነ ተሞይተ ዳንደር ኣይትብቆል በለ ኣድጊ ህዚ ግን ንስኹም ንትግራይ ሓንካሾ ኢኹም ዕሾኽ መርገማት ክርዳዳት ፎእ ናይዞም ሓንጊሮም ነኣኹም ካብ ሞት ኣትሪፎም ዝተሰዉኡ እሸላት ዓፅሞም ይጋእኹም
    ብሱሩ ባ እቶም ነኣኹም ከድሕኑ ዝተኻሽሑ ዝተሰዉኡ ጀጋኑ ሲ ንእሽተይ ናብ ዓይንኹም ሕልውልው ዶ ይብልኹም ስድራስዋት ግን ገና ኣብ ሓዘን ኢዩ ዘሎ ንስኹም ኣብ ተሓድሶ ትስዕስዑ ኣለኹም ምንም ዘይተስመኣኩም ንስኹም ክትውነሱ ጀጋኑ መስዋእቲ ክፊለሙልኩም እህ ህ

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 24 วันที่ผ่านมา

    አዮሃ ናይና አብ ትኽቲ አምላክ አሸናፊ ውድብን ህዝብን እዩ።

  • @berndadesta9679
    @berndadesta9679 24 วันที่ผ่านมา

    ጌታቸው ጉጀለታት እና ፃድቃን ዝምራሕ አንፃር ረብሐ ትግራይ ዝተሰለፈ ብቃልሲ ትግራዎይ ዝትመስረተ ምክርቤት ንኻፍርሱ ዝተስኡ አንጃታት ኢዩም ናይ አብይ አሕመድ ጥቅሚ ዛኽብሩ እን ባዐል ጌታቸው ካብ ክልል ምምሕዳር ክላዓል አለዎ ህዝቢ መራሕኡ ባዕሉ ንኽመርፃ መብት ይዎሃቦ:: ፋሉላዊ አገዛዝ ንምምሳራት ዝምስርቱ ህዝቢ ይቃለስ

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 24 วันที่ผ่านมา

    ከሓድቲ ግዞኦም በፆኹ እዩ ህዝቢ የሸንፍ ንብልፅግና ተአማሚኖም አብ ርፍሲ ህዝቦም ዝሽቅጡ ቀጠፍቲ ግዚያዊ ምህደራ ።

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 24 วันที่ผ่านมา

    No more abyi 666

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 24 วันที่ผ่านมา

    አንበሳ እዩ እንታይ ዘኽብእ አለው እንካን ዶክተር ደብረፆዮን ብርሃን ልቢ እቲ አብ ግዚያዊ ምኽደራ ዘሎ ጋኻሊም አይሓፈረን ዶክተግ ደብረፂዮንማ ምስ ህዝቡ አብ ነቅ ዘይብል መርገፂ ፀኒኡ ምስ ህዝቡ ዘሎ ጀግና ተቃላሳይ እዩ ከሸንፍ ከአ እዩ።