Jstudio ጉዳይ ዕርቂ ጀርመን ስለምንታይ ፈሺሉ? ምስ ዮሴፍ ገብረህይወት መራሒ መድረኽ ኮሚተ ዕርቂ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 115

  • @senaitogbamichael291
    @senaitogbamichael291 2 หลายเดือนก่อน +5

    We always proud of you Josi 👍🏾

  • @selinaalena4453
    @selinaalena4453 2 หลายเดือนก่อน

    Joci wow I admire you. You are the best ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @isaaknega9715
    @isaaknega9715 2 หลายเดือนก่อน +3

    Josi ayney thanks for you service 💙💙💙💙💙💙💪💪🦁🦁🦁🦁

  • @geregebre9506
    @geregebre9506 2 หลายเดือนก่อน +6

    ጀስ ጅግና ኣጀካ ተባዕ

  • @yordanosa9646
    @yordanosa9646 2 หลายเดือนก่อน +3

    Josi you doing good job 💙💚💙💚💙💚💙💚

  • @MogosHabtaMBD
    @MogosHabtaMBD 2 หลายเดือนก่อน +1

    Josi and andit jeganu we are so proud of you

  • @jacobjacob3227
    @jacobjacob3227 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣውራጃውነት ሰባብ ነገር ኢዩ ክንጽየኖ ይግባአ።

  • @jacobjacob3227
    @jacobjacob3227 2 หลายเดือนก่อน +2

    የሕዝን ኢዩ ። ጽቡቅ ስራሕ ጌርካ ኢካ ጆሲ ኣድኒቀካ❤። ኣውራጅውነት ዓብሊልዎም ዘይጠቅመካ ክንሱ።

  • @selinaalena4453
    @selinaalena4453 2 หลายเดือนก่อน +1

    Wefuye Regum, teblasi , temen Awragawi hasawi eu

  • @hiwetghebreab8159
    @hiwetghebreab8159 2 หลายเดือนก่อน +1

    💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎Jose you are 💎💎💎💎💎💎

  • @alembrhane4488
    @alembrhane4488 2 หลายเดือนก่อน +1

    Josi tebaee tekalasi eka, keep it up, defar hebebee deyblu

  • @kahsayanday9220
    @kahsayanday9220 2 หลายเดือนก่อน +1

    Josi big respect of you

  • @adonaylove830
    @adonaylove830 2 หลายเดือนก่อน +4

    Josi king merhai eka behaki keamzy gerika ketetarik tbat mstwal zgberkayo b libi thanks

  • @aiedahaile495
    @aiedahaile495 2 หลายเดือนก่อน +1

    Keep up the good job brother Josi

  • @selinaalena4453
    @selinaalena4453 2 หลายเดือนก่อน

    Joci our hero ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @nazinganigusie
    @nazinganigusie 2 หลายเดือนก่อน +3

    Welcome Jstudio Jo's & Andit.

  • @dawitteklemariam7429
    @dawitteklemariam7429 2 หลายเดือนก่อน +1

    💙💙💙

  • @saraghebrezadik4963
    @saraghebrezadik4963 2 หลายเดือนก่อน +1

    👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍you are Right

  • @selinaalena4453
    @selinaalena4453 2 หลายเดือนก่อน +1

    You are right ✅️ Joci. But Seltene and Wefuye are the problem

  • @Efrem-iw1xw
    @Efrem-iw1xw 2 หลายเดือนก่อน +2

    ጆሲ ዝወሰድካዮ ስጉምቲ ናይ ተባዓት ኢዩ፡ዓቅምካ ፈቲንካ ከምቶም ኣብ ገዝኦም ኮፍ ኢሎም ብምፍልላዮም ንረብሕ ኢና ኢሎም ዝኣምኑ ፈከርቲ ኣይኮንካን።እዚ ዝግበር ዘሎ ርእስካ ከድኑንካ ንሪኦ ኣለና፡ኣጆካ ስክፍ ኣይበልካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @danielmekonen4426
    @danielmekonen4426 2 หลายเดือนก่อน +9

    ጆሲ ተባዕን ለባምን💙🌿💙🌿💙🌿💙

  • @jerosalem2022
    @jerosalem2022 2 หลายเดือนก่อน +4

    ጆሲ ጅግና ተባዕ ተቃላሳይ ርእስኻ ከድኑኑ ክንደይ ዘይፈተኑ ንስኻ ጅግና ኢኻ ሐበን ትግርኛ

    • @happyboy8798
      @happyboy8798 2 หลายเดือนก่อน

      @@jerosalem2022 kkkkkkkkk ygermeki&ka eu bsuru

  • @temesgenamlak-kf9bu
    @temesgenamlak-kf9bu 2 หลายเดือนก่อน +7

    Josi nay bhaki abza nay arki hagazi ayrekebkan 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @KidaneGabrihiwet
    @KidaneGabrihiwet 2 หลายเดือนก่อน +1

    💙✅💚

  • @hiwetghebreab8159
    @hiwetghebreab8159 2 หลายเดือนก่อน +1

    Josy 💎💎💎💎💎💎

  • @FriatMsi
    @FriatMsi 2 หลายเดือนก่อน +4

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉

  • @jacobjacob3227
    @jacobjacob3227 2 หลายเดือนก่อน +2

    ጆሲ ሕልናዊ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ጂግና ኢካ

  • @okbithadish4168
    @okbithadish4168 2 หลายเดือนก่อน +1

    Hiji ewun tesifa ay tikurex fire xaraka tirielu kikewn eyu ✌️✌️💙💙💙💙💙💙

  • @kuflomgere5980
    @kuflomgere5980 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጆሲ my hero❤❤❤❤

  • @solomontesfamariam6266
    @solomontesfamariam6266 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጆሲ ማለት ብሓቂ ተባዕ ተቃላሳይ ኢኻ ብዘራኣኻዮ ኣታኣላልያ መድረኽ ዕርቂ ደስ ዝብል ኩሉ ተቃላሳይ ተማሂሩ ክኸውን ይትስፎ።ኣውራጃውነት ዝብል ዘረባ ከይጠፍኣ ብሓባር ክትቃለስ ዘይሕሰብ ዩ።

  • @ሕጂኸናበይ
    @ሕጂኸናበይ 2 หลายเดือนก่อน +2

    ጆሲዋይ❤❤❤❤
    ዓንዳተይ❤❤❤

  • @temesgenasfaha5836
    @temesgenasfaha5836 2 หลายเดือนก่อน +2

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💪💪💪💪💪💪👍👍👍👍

  • @temesgenasfaha5836
    @temesgenasfaha5836 2 หลายเดือนก่อน +1

    Josi ijiwin ayttehalel akimi aleka bejaka kexilo💙💙💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏💪💪💪💪💪💪👍

  • @YosiefOkubaywolday-mf3rx
    @YosiefOkubaywolday-mf3rx 2 หลายเดือนก่อน +2

    እቲ ዘሕዝን መሰረቱ ካበይ ምዃኑ ዘይፍለጥ ክቱር ኣዉራጃዉነት ኣሎ ብተደጋጋሚ ምስ ዝተፈላለዩ ሰባት ክሓትት ይፍትን ጥዑይ መልሲ ግን ረኺበ ኣይፈልጥነ።እዚ ከይተፈትሐ ድማ ቃልስና ክዕወት ዝኽእለሉ ኩነታት የለን።ስለዚ ቅድሚ ቃልሲ ምጅማርና ነዚ ጉዳይ ኣጀንዳ ሒዝና ክንዉድኦ እንተንፍትን ዝሓይሽ ኮይኑ ይስመዓኒ።

    • @selinaalena4453
      @selinaalena4453 2 หลายเดือนก่อน

      Beal aya Derar, aboy Tegraye, Seltene eyom etom sheger

  • @saraghebrezadik4963
    @saraghebrezadik4963 2 หลายเดือนก่อน +1

    Josie teba anbesa💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @saraghebrezadik4963
    @saraghebrezadik4963 2 หลายเดือนก่อน +1

    Josi anbesa💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @tesfaldetlovemylive
    @tesfaldetlovemylive 2 หลายเดือนก่อน

    Josie hukar meneseyat tebale aleka 😢

  • @zemikieltesfazion4908
    @zemikieltesfazion4908 2 หลายเดือนก่อน +1

    Yosef Niwfuy, nisetene nimntay temekniyelom temelisu yehrimeka alo.

  • @saraghebrezadik4963
    @saraghebrezadik4963 2 หลายเดือนก่อน +1

    Yes👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍💙💙💙💙💙💙💙💙💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚

  • @solomonmosazgi8385
    @solomonmosazgi8385 2 หลายเดือนก่อน +1

    ትግራይን ኤርትራን ፈላሊኹም ዘይትርእዩ ከም ብዓል ኣቦይ ቦኽረ ብዓል ዉፉይ ( በየነ ገብረእግዝኣቢሄር) እዚ መራሕትኹም ዓበይቲ ከለኹዉ ዳኣ እቶም ንኣሽቱ ኣብ ርእሶም ብዙሕ ምድንጋራት ከም ዝህልዎም ፍሉጥ እዩ። ምስ ህዝቦምን ምስ ታሪኾምን ምስ አባኣስኩሞም ዳአ ምስ ነብሶምን መንነቶምን ሓድሕዶም ምብኣስ ዶ ከስእኑ ኮይኖም። ሴማውያን ኣብ ዝሃልዉ ይሃልዉ ሓደ ህዝቢ ምኳኖም ሳይንስ እዩ ፍሉጥ እዩ። ኩሽ እውን ኣሕዋቶም እዮም። እንትኾነ ንስኻትኩም፣ እቲ ኩላትና ትግርኛ ተዛረብቲ ተጋሩ ኢና ዝብሃል ማይ ዘይጥዓመ ዘረባኹም ሓሲብኩም እንተገደፍኩሞ ጽቡቕ እዩ። ተጋሩ ነዚ ብልክዕ እዮም ዘፈልጥዎ። ትማል ትማል ኣብ ጉባኤኦም ከማን ትግራዋይ ኩሉ ተወላዲ ትግራይ እዩ ኢሎም እዮም። ነዚ ሓድነቶም በጃኹም ኣይተበላሽውሎም! እስኪ እታ ኤርትራውነን ትግራዋይን ትብል ሃገራውነት እሞ ብግቡእ ፍለጥዋ፣ ሽዑ ሰብ ክርድኣኩም ክኽእል። ኤርትራውነትን ትግራውነትን ዝብሃል ዝተፈላለየ ሃገራውነትና ንሕውነትና ኣይድምስሶን እዩ። ኣነ ኤርትራዊ እየ፣ ሓደ ወዲ ትግራይ ድማ ትግራዋይ እዩ። መበቆሉን ባህሉን ቋነቁኡን ከማይ ድኡ-- እወ። ብዛዕባ ሃገራውነት ግን ዋላ ሃንቲ ዘራኽብ የብሉን።

  • @ghidenahabtegerghish2940
    @ghidenahabtegerghish2940 2 หลายเดือนก่อน +3

    Josi ane behaki 💔 zerebaka gexeka enida semaeiku 😢😢 nibeat ayney dewe mibal abyounii bka ummm gdefeweiome etiome zetexaliu beibe zalieweiwio ykaliseu Eritrawi konka tfeter hade meality key sehakina do miret kiarbena 😢😢😢

  • @geregebre9506
    @geregebre9506 2 หลายเดือนก่อน +1

    🎉

  • @tedrostekleweiny
    @tedrostekleweiny 2 หลายเดือนก่อน +2

    ጽቡቕ መግለጺ እዩ ጆሲ

  • @danielhabteslase3932
    @danielhabteslase3932 2 หลายเดือนก่อน +1

    Abi seb josi great jobb

  • @NEGASHALi22
    @NEGASHALi22 2 หลายเดือนก่อน

    Bonjour

  • @issakhabtenkiel9387
    @issakhabtenkiel9387 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣብ ጫፍ ቃሩራ ዝነብር
    ትግረን
    ኣብ ኣቅርደት ዝነብር ትግረን
    ወይ ኣብ ሰምየን ዝነብርን
    ኣብ። ደቡብ ዝነብር ትግረን
    ኩሎም ሓደ ኣካል
    ከም ማይን ጸባን እዮም
    እዛ ሓተላ ትግርኛ ግን ዝተረግመት ከም ደማሙ ነነሕድሕዳ ክትበላላዕን ከትቀናጸልን
    ተሞኩሮ ጥልመትን ቅትለትን ሕመቕን ሙካንኩም ኣርኢኹሙና
    ካብ ጀብሃን ሻዕብያን ዝፈልን
    የብልኩሙን
    ሀዝቢ ተስፋ ኣቁሪጽኩሞ

  • @SeluBehabelom
    @SeluBehabelom 2 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ጆሲ ከምኡ እውን ዓንዳት ብምቕጻል ነዚ ፈተነ ዕርቒ ናይዞም ኣብ ሃገረ ጀርመን ዝገበርክሞ ፈተነ ጽቡቕ ኮይኑ ድኻምኩም ጻማ ዘይምርካቡ ከኣ እንዳጉሃኹ ግን ተቓላሳይ ተስፋ ኣይቆርጽን ምዃኑ ክንርዳእ ግድን ይኾነ ና እሞ እዚ ትዝርግሖ ዘለኻ ቕሬታታት ግን ንመን ንሃቦ ?ስለዚ ብዝገበርካዮ ኣይትዓወተን ኢልካ ካብ ተማርር ንሰናይ ተበገስ ብዘይ ተስፋ ምቑራጽ ከኣ ጽዓር ኣነ እውን ብሞራል ክሕግዘኩም ኢየ።

  • @shewitaraya1939
    @shewitaraya1939 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ጆሲ, ብዝኾነ ንስኻትኩም ኣቕምኩም ዝፈቀዶ ሕልናዊ ስራሕ
    ሰሪሕኩም ኣለኹም.

  • @meditationminutes985
    @meditationminutes985 2 หลายเดือนก่อน +2

    ጆሲ አብ አኬባ አመራርሓ አድንቀካ ኑፍዕ👍

  • @Huruyhayle90
    @Huruyhayle90 2 หลายเดือนก่อน +1

    Awrawjnet ksara eyu kulna deki hanti hager ena wexana ka hade eyu ab wshti gn xelati key hlwi mftash kedli eyu

  • @yemanezewde4344
    @yemanezewde4344 2 หลายเดือนก่อน +1

    Fithi nhzbi Eritrea

  • @fithiberhane3367
    @fithiberhane3367 2 หลายเดือนก่อน +1

    Josi ajoka tesfa aytkurets

  • @gerieyohannes9226
    @gerieyohannes9226 2 หลายเดือนก่อน +1

    Josi ashika bkemey wofoy terif aydeleyen

  • @ሻሎምተዋህዶ
    @ሻሎምተዋህዶ 2 หลายเดือนก่อน +1

    Ajona hiji wn kinewet ena Josi 💪💐🩵

  • @brgednihamedu9389
    @brgednihamedu9389 2 หลายเดือนก่อน +1

    Zerie bial aya drarin aya xegayin kaliot kemiomin dia kaebet ferilom yehzin

  • @semerekesete-y3q
    @semerekesete-y3q 2 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @shewithadera263
    @shewithadera263 2 หลายเดือนก่อน +4

    ጆሲ ❤ ሎሚ ዘይ ኮነ ቅድሚ 9-10 ዓመት ኣብ መርየት ወሪድካ ክትታባተብ ከለኻ ኣብ ኣፍንጫ ህግደፍ ኮይንካ ኢና ንፈጠካ ስለዚ ስኽፍ ኣይበልካ:: ኣብ ጀርመን ንዘለው ክትዓርቅ ትገብሮ ዝነበርካ ንፈልጦ ኢና ኩሉና መንእሰያት ምሳኻ ኣለና በርትዕ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና❤

  • @yonasmusgun
    @yonasmusgun 2 หลายเดือนก่อน

    Abza gn glxi entetgebro josi men diyu 10 sebat hizu mexyu haki endo tezareb

  • @fnotteklezgi8415
    @fnotteklezgi8415 หลายเดือนก่อน

    Zeyi mihmaki

  • @luwamgebrehiwet922
    @luwamgebrehiwet922 2 หลายเดือนก่อน +2

    Bejakum ehin mihin tebahalu bflay Josn wufuy ab hlk keytatwu please eskum nmenesey ktmadu aqmi alekum hadera ezi kulu qalsi faha keybl bzey kown guday atekurona nab wedi medhn berad ykun etom ab jermen zelewu berged nhamedu zbahalu gdayna aykonen beynom kqalesu ykelu yom ksemamuau zeykelu tekonom fulut zeyrebhu sebat yom beqa abhlk znebru yehzun 😢

  • @ErmiasSolomon-rk6dg
    @ErmiasSolomon-rk6dg 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጆሲ ኣድኒቀካ ኣማራራሓ ዕርቁ

  • @zaidkifleyesus2196
    @zaidkifleyesus2196 2 หลายเดือนก่อน +1

    Nifue josi xbuq frdi arikana, ezom yehwat baisi yeblomn minalbai sebat bdhriom minalbat kalie sebat keyhlwom?

  • @ben5115
    @ben5115 2 หลายเดือนก่อน +1

    Eritreans dea politics kem nay enda SWA,. President wey merahi kem wedi philipo aynet endyom zifetwu

  • @terezatesfazghi3859
    @terezatesfazghi3859 2 หลายเดือนก่อน +2

    Jossy you are always kings of kings

  • @yohanneszerazion1614
    @yohanneszerazion1614 2 หลายเดือนก่อน

    HIQUAR SITTUUU😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @LwhatAA
    @LwhatAA 2 หลายเดือนก่อน

    ጆሲ ሓውና እዚ ትገብሮ ዝነበርካ ብጣዕሚ ፈታንን ብድሆ እዩ መጀመርያ ነዞም ሰባት እዚኦም ካብ ሀ ክሳብ ቀ ንዝነበሩ ሰባት መጀመርያ ንቅሓት ይጎድሎም እዩ ኢልካ መደምደምታ ክትህብ ዘየሰክፍ ዩ ብዝኾነ ባቦ ርእሲ ክንሶም ከም ሰብ ዓቕሚ ዘለዎም ኮይኖም ምቕራቦም ጥራይ እኹል ኣይኮነን ። ተማሃሩ በልዎም ወይ ድማ ዋጋ ክፈሉሎም ባዕልኹም ትምህርቲ ኣቕስምዎም።

  • @መለይ-ወ2ኰ
    @መለይ-ወ2ኰ 2 หลายเดือนก่อน

    ጆሲ ካብ ሓቂ ምዝራብ ድሕር ከይትብል
    ብጣዕሚ ከሕጉሰካ ኢዩ ደሓር ካብ ህዝቢ ትረክቦ ክብሪ ጥራይ ኢዩ ኣገዳሲ።

  • @ybrahhagos32
    @ybrahhagos32 2 หลายเดือนก่อน

    ጆሲ ሓዉና እዛ ወገንነት ትብል ምድግጋማ ኣይጽቡቅን እቲ ኣብኡ ዝነበረ ዘይኮንካ ክትሓስበሉ ዘካ ነቲ ካብኡ ወጻኢ ዘለና መናእሰያት ባይረስዩ ኣብ ቃልሲ ግድንዩ ከምኡ ክፈጠር ነዚ ግን ክትምክቶ ጥራዩ ዘለካ።

  • @hannahaile5669
    @hannahaile5669 2 หลายเดือนก่อน +2

    ትግራዋይ ጋና ዶ አይኮነ ን ዝስዕብ የለን

  • @miriamhabtemichael2393
    @miriamhabtemichael2393 2 หลายเดือนก่อน

    Zkealeka gerka Josy hawna, mhlawka btami teqami iyu neru zmesl imber resanat iyom nerom. Slemtay iyom netom kfelaliyu zmexu idl zhbwom?

  • @OgbaiZera
    @OgbaiZera 2 หลายเดือนก่อน

    ዝብልናኩም ግበሩ እዩ ነገሩ፡ ንእካ የሴፍ ምስኦም ዘራክበካ ንሕና ዘይንቕበሎ ንሕና ትግራዎት ኢና ኣብ ዝብል እንተትውጽእ ጽቡቕ ምኮነ።
    ኣብ ኩሉ ንጥፈታትካ በሉሕ እኩል ኣፍልጦውን ኣሎካ፡ እቲ ቀንዲ ስራሕና ኢልኩም ዝሓዝኩሞ ሰልጠነን ሳኢኣብቱን ክምዝምዝኩም ይርእዩ ኣለዉ ንእብነት የማነ ሜድያ ኣብ ርእስካ ክንዲዚ ፖሉስን ፈራዳይን ኪይኑ ይርአ ነርብሓና ረብሓ ደከይቲ ፍትሒ ኣይኮነን እንተበልና ንሶም ፈርዲ ሓለፍቲ ናይ ምካን መደባቶም ሓቀኛታት መሲሎም ክቀርቦ ብቁጽሪ ቲቮዞታት ይልክዕዎ ኣለዉ።
    ክምቲ እቐዲመ ዝብልክዎ ካብታ ንሕና ትግራዎት ኢና እንተዘትወጺክ ንሕና ከም ደቂ ሰራየን ኤርትራውያን ኢልና ኢና ን እንኣምን።
    ምሉአ ብምሉእ ከይንድግፈካ ምስቲ ኩሉ መንፋዓትካ እዚ ኣብ ሓደ እዋን ኣንጻርካ፡ ኣንጻር ኣሰና ኣብጻር ሰሎሞን ዝኣክሎም ዝተዛረቡ ኣዕሩክትካ እዮም።
    እታ ኣካዓየ ዓርከይ ትባሃል ዝነበረት ናይ ልቢ ክምዘይኮነትስ ንግንዘባ ኔርና ኢና ብዝኮነ ብዘይ ማይ ምልጻይ እንተኪይኑ በይንካ ኪትምክቶም ይካእል'ዩ።
    ንርብሓ ደንበ ደለይቲ ፍትሒ ግን ሕጂውን ንኩሉ ድርጉሕካ ምዕራዩ ይካኣል'ዩ።
    ዝብከጸ ምርጫ ድማ ንሱ እዩ።
    ክም ስደተኛታት ኤርትራውያን ዝብል ምናልባት ከተዓርቐና ዝክእል መፍትሒ ምኮነ ክብል እደፍር።

  • @peace827
    @peace827 2 หลายเดือนก่อน

    Josi ab enklil keyetwuka tetenkek media eka hizka zelka ab haken kenenan tetew bel kab nashitu negrat ka aytgedes kab smirt wexika bzey hrkan hasabka ketemhalaf fetn flay ezi nay adi negr kem zelo rdue wesidka kem kedemka ab guday menet srhalu xbuka ybezh keep it up

  • @ghenetyemane8468
    @ghenetyemane8468 2 หลายเดือนก่อน

    ክቡር ሃውና ብሃይሊ ኣብ ሃደ ከማን ኣየኢውተካን። ተዋጽ ኣና ከከም ሃሳብካ ሃቢርካ ን ኣዲ ሃሎ ምውቃኢ ታዝሃስት

  • @ghidenahabtegerghish2940
    @ghidenahabtegerghish2940 2 หลายเดือนก่อน +1

    Nimenetay eya gene eza. Hager xebebatina sean mirededaena

  • @Abberhe8768
    @Abberhe8768 2 หลายเดือนก่อน

    Welcome. ጆሲ. And አንዳት ጆሲ ብብርጌድ ንሀመዱ ተረፍ ድቆረጵካ ይመስል .

  • @lovetruly6111
    @lovetruly6111 2 หลายเดือนก่อน

    Who is behind? Is it hgdef? ወይ ናይ ፖለትካ ዝጠፈሹ ድዮም

  • @gerieyohannes9226
    @gerieyohannes9226 2 หลายเดือนก่อน

    Men du video hziwo neyru ayfeletkun mbal knena aykenen

  • @samuelyohannes8397
    @samuelyohannes8397 2 หลายเดือนก่อน

    Kulom gin tigrigna aiyom aytibel

  • @KkKk-nw8zr
    @KkKk-nw8zr 2 หลายเดือนก่อน

    Kemti shaebiya ajokum akele endabele ab fekedo kunat zergefom nihna win bimaedo koyna ajokum nibelom,akele tirah eyom duhurat hizbi kimotulna zikielu.Forsa akele

  • @zemikieltesfazion4908
    @zemikieltesfazion4908 2 หลายเดือนก่อน +3

    Wifuy tebelaxi felitu eyu zeymexe ezi medenageri.

    • @selinaalena4453
      @selinaalena4453 2 หลายเดือนก่อน

      Nay haki regum seb eu Wefuye

  • @Mengstab-b3c
    @Mengstab-b3c 2 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ ጆሲ ግን መንእሰይ ንቓሕ መጻወቲ ከይትከውን።

  • @fishktaameley7842
    @fishktaameley7842 2 หลายเดือนก่อน

    gin Awet yukn itom natu group bzuh gize telefoon hizom wexiom newhi gize xenihom ymilesu neyrom bfilay Awet abti video yre yu

  • @gabigunners8073
    @gabigunners8073 2 หลายเดือนก่อน

    ጆሲ ምስ ኩሉ ጌጋታትካን ፈቲንካ እንዲኻ እዛ ሕጂ ዘለኻያ ሃለዋት ግን ንስኻ ውን ናብኦም ዝጸረኻሉ ግዜ ኢና ዘለና ክትሰማማዕ ተዘይክኢልካ ምፍልላይ ውን ፍታሕ ዩ መስለኒ።

  • @ftrue7898
    @ftrue7898 2 หลายเดือนก่อน

    ጆሲ ጅግና እንታይ ዳኣ ቐምቓማይ ዶ ጠሊምካ እዩ

  • @mikimeharena9722
    @mikimeharena9722 2 หลายเดือนก่อน

    Wala amet ywused kof elna gudayna knfetho alena

  • @teweldeabraham7663
    @teweldeabraham7663 2 หลายเดือนก่อน

    Josi tebelashka

  • @BiniYonas
    @BiniYonas 2 หลายเดือนก่อน

    ጆሲ ለባም ኣብ ብዐቲ ዝነብር ብርሃን ኣይጻወርን አዩ አሞ ካብዚ ብዐቲ ኣውጻኣዮ ።

  • @tesfaytsige8683
    @tesfaytsige8683 2 หลายเดือนก่อน

    አትይብይ።አትውስዳ።ማህሰ።ማኣረ።ናክውን

  • @lovetruly6111
    @lovetruly6111 2 หลายเดือนก่อน

    መን እዩ ኣዉጺእዎ ነቲ ቭዶ?

  • @samueltesfay5817
    @samueltesfay5817 หลายเดือนก่อน

    Menesey konka tibas shiger wn yegatem ab elama gn hdget gerka mkxal eu nkeydgem kia higi tndef beu kia tkexae

  • @berihawala7828
    @berihawala7828 2 หลายเดือนก่อน

    እዛ ኩዕንቲ ትብል ዘረባ ደጋግምኩማ ዶ ሓቀይ? ኩዕንቲ ጥዑም ዝብላዕ ፍረ እዩ:: ኣብ ቁምነገር እንተኣድሓብኩም እዩ ዝሕሸኩም::

    • @መለይ-ወ2ኰ
      @መለይ-ወ2ኰ 2 หลายเดือนก่อน

      ኩዕንቲ ህበይ ጥራይ ኢያ ትበልዖ ምስ መግቢ ኣይቁጸርን ኢዩ

  • @BrgedNihamedu
    @BrgedNihamedu 2 หลายเดือนก่อน

    ኣታ ኣይትሓፍሩን ዲኹም ? ክክክክክክክ

  • @Grmieso17
    @Grmieso17 2 หลายเดือนก่อน

    ቀዳማይ ዝዘርጋሓ ወዲ ሰልየ ኢዩ

  • @teamemedhanie3669
    @teamemedhanie3669 2 หลายเดือนก่อน

    Wegennet nmntay eu malet entay nmrkab eu

  • @mediafamily2023
    @mediafamily2023 2 หลายเดือนก่อน

    አነ ጃሲ እዚአሰ እንታይ ምበልኩካ ፡ አቀዲምካ እንተተዝርግሖ እዚ ኩሉ አብዚ አይምበጸሐን፡ ምክንያቱ እቶም ናይ ዐለት 20 ወለሐንቲ ሐቅነተ‍እ ዘለዋ ምክንያት አይነበሮምን፡ ጥራይ ንምፍራስ እዩ ከምዚ እንተኮኑ ቡምድንጋዩ ንጌዚኡ አሸጊሩ ጸኒሑ ፡ሕጂ ግን ደሐን ትዐዝቡቲ ወሲድና አለና።

    • @samsonbereket2392
      @samsonbereket2392 2 หลายเดือนก่อน

      ንጆሲ ኣይትስምዖን ኣለኻ ወገናዊነት ይብለካ ኣሎ።

  • @tesfaytsige8683
    @tesfaytsige8683 2 หลายเดือนก่อน

    ካቦኦም።1ሳኣልትን።ሳኣብትን።ትርዶኦ።አዝጎንዝ።ንይ።100ኣምት።ካብ።ስድሮም።ዋርስሞ።አዛ።ኣክል።አልም።ናዛህግር።ናብ።ጋድልየትዋኣልው።

  • @erivoice4633
    @erivoice4633 2 หลายเดือนก่อน +1

    Nhina indacheremna ina nsemakum 😂😂

  • @aronzaid8651
    @aronzaid8651 2 หลายเดือนก่อน

    Anta eti hasot koynuwo deyu tesbelkum qedmi Adolis maidea men deyu zergehiwo etom nay 20 do aykonen qorarexom kezreghwo zeqeneyu

  • @Sgahe-c2z
    @Sgahe-c2z 2 หลายเดือนก่อน

    ንቆልዑን ዓበይትን እምኒ እንዳደርበኹምሲ ዓዲ ክምለስ እየ ዝደሊ ምባል??? ምቅዋም አይጽላእን ዶብካን ዘኽፍአልካን ምፍላጥ ግን ከድልየኩምዩ። ነዚ ህዝቢ ተዓረቅዎ፣ ካሓስዎ ጉድለትኩም አሚንኩም።

    • @akiyor3615
      @akiyor3615 2 หลายเดือนก่อน +1

      @@Sgahe-c2z
      ንሕና ደኣ ስልጣን ዶ ኣሎና ኢዩ ንህዝቢ ንክሕሶ። ደሓር ከኣ ነፍሲ ወከፍ ደቂቅ ኣብ ኤርትራ ዝደሚ ዘሎ ህዝቢ ሓሲብካ ዘይ ትፈልጥስ ነዛ ናይ ሓደ መዕልቲ እምኒ ደርቢኩም ገለ ኢልካ ጥኒን ትብል።

  • @faligali6690
    @faligali6690 2 หลายเดือนก่อน

    ዮስየፍ ካብቲ ናይ ለንደን ኣኸባ ተሰጉገ ኢልካ ነርካ።ኣይሰጎግናዮን ኢሎምኻ።ጭብጢ ዘለዎ መልሲ ንጽበ ኣለና።

    • @መለይ-ወ2ኰ
      @መለይ-ወ2ኰ 2 หลายเดือนก่อน

      የህባይ ዓሌታውያን ኩሉ ሰብ ፈሊጥክን ኢዩ። እንትርፎ ትንኩልና ዕላማ ዝብሃል የብልክንን 🐒🐒🐒🐒🐒