ድልየት ለውጢ ህዝብና ንምንታይ ይኹለፍ ? መን ይኾልፎ ኣሎ? ብየማነ፣በላይን ብስራትን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 10

  • @baherunegash6934
    @baherunegash6934 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Great program
    Thank you very much
    ክብረት ይሃብልና አክሱማውያን
    ጥረ ሓቂ ብምዝራብኩም ክብርን ምስጋናንን ል አኩም ህዝቢ ትግራይ ብማፍታት ቃልሱ ብጎሃቱ ተጨውዩ ሓዱሽ ወለዶ ብሓሶት ትርክ ተሓኒጹ ሓቂ ልዛረቦ ተሳኢኑ መዋጺኢኡ ብእዋኑ ክእምት አይከ አለን።
    ብስራት አማረ ካምቶም ብዙሓት አሕዋትንስ ነባራት ተጋድልቲ ዒኒይ ኒይ ተይበልካ ተሕልፎ ለለካ ሓበረታ ልቱ ሓዱሽ ወለዶ መዋጽእቱ መንገዲ ክረክብ ወሳናይ ኢዩ። ኢዞም ልጀሲ ልምሕላው ለይኮነ ሓበረታ ልሕቡ አሕዋትና ልቢ ግበሩ ብታሪክ ከትውቀሱ ጥረሓቂ ተዛረቡ ንብል።
    ብስራት ብዙ ዓባ መንካዕን፣ ዓባይ ኢትዮጵያን ናበሉ ህስባዊ ግንባርን ሕወሓትን ብልተዋደደ መንገዲ ብዙሓት ብላሕቲ ካምልረሽኑ ይፍለጥ። ናይ ሕወሓትን ህዝባዊ ግንባር ላብቱ ለለውጎ ጸረ ዲሞክራሲ ኮይኖም ልክ ውጹ ልገበረ ስጉምቲ ይበሃልሞ ታይ ይመስለካ፧
    ትግራይ ተስፋ አለዋ!

  • @luluaual1873
    @luluaual1873 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ariewos

  • @hafman5628
    @hafman5628 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጀጋኑ❤❤❤❤❤

  • @Yese-f5c
    @Yese-f5c 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትግራይ ነንባዕሎም ጀነራል ተባሀሂሎም ዝተሸዋወሙ ናይ ወታሓደራት መራህቲ እያ እትሕመስ ዘላ ላዕልን ታህትን አይንበል

  • @gebrhiwetgebrmaskle3559
    @gebrhiwetgebrmaskle3559 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብመሰረቱ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ካብ መጂማሩ ኢዩ ተጨውዩ ።ሰለዝኾነ ኢዩ ሓደ ብጉረሑ ሓደ ብገረሁ ዝበሉዎ ሙሁራተ ።
    (ጥዕና ዘለዎም አይመስሉን መኒነቶም ውን የጣራጢረ ኢዩ )

  • @yaredtsehaye5577
    @yaredtsehaye5577 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እታ ትኸክለኛ ነጥቢ ሕወሓት ዝመርሑ ላዕለዎት መራሕቲ ናይ ኤርትራ ጥቅሚ ዘቀድሙ ኤርትራውያን ኢና ኢሎም ስለዝሓስቡ እዩ። ተጋሩ ኮይኖም ኣይፈልጡን ሃፍቲ ትግራይን ኢትዮጵያን ንምዝማት ጥራሕ እዩ ዕላምኦም። እንትምችዎም ኢ/ያውያን እንትኸፍእም ኤርትራውያን እዮም ምኽንያቱ ኢትዮጵያ ዓሰብ ክነምፅእ ኢና እንትብሉ ሕወሓት ንኣና ጊፅኩም'በር ኣይትኽአሉን ይብሉ እንታይ ገደሾም ካልእ መረጋገፂ ድማ ሐዚ ኢትዮጵያ ንሥውቃዕ ምስ ኢሳያስ ንሕበር ይብሉ።

  • @nopenot4058
    @nopenot4058 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Hafash stolen from dimiz Hafash Agame denaquirt when will you come up with your own sirqi Bahalawi chewata tegaru.