...ፈንቅል፡ ማጉላ ማለት'ዩ!
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 1 ต.ค. 2024
- Join this channel to get access to perks:
/ @alenamediatv7443
ጉዕዞ ደምበ ተቓውሞ ኤርትራውያን ንደርዘናት ዓመታት ክብ-ለጠቕ እናበለ ክጓዓዝ ድሕሪ ምጽንሑ፡ ካብ ብርኪ ህዝቢ ኤርትራ ብዝተወልደ ምንቅስቓስ ብርጌድ ንሓመዱ፡ ብሰማያዊ ማዕበል ተበጊሱ ኣሎ። ሎሚ ሽግ ሓርነት ኤርትራውያን ተወሊዓ ኣላ። ዕሰል ኤርትራዊ ንጀጋኑ ምሰል! ከምቲ ንሕና ደለይቲ ፍትሒ ስርዓት ህግደፍ ንምእላይ ከይደቀስና ንሓድሮ፡ ጸላኢና እውን ምንቅስቓስ ብርጌድ ንሓመዱ ንምድኻም ድቃስ የብሉን። ኩልኻ ህዝቢ ኤርትራ መከራኻ ሓንሳብን ንሓዋሩን ከብቅዕ፡ ብዘይ ኣፈላላይ ኣውራጃን ሃይማኖትን ኣብ ጎድኒ ብርጌድ ንሓመዱ ተሰለፍ። ኣብ ዝተፈላለዩ መራኸቢ ብዙሓን ንሰምዖ ከም ዘለና ፍልልያት ብኣውራጃ ሳዕሪሩ ኣሎ። ዝኸበርኩም ተቓለስቲ ንሓርነት፡ ምፍልላይ፡ ምዝልላፍን ፋሕጭንግራሕን ክሳራ'ምበር ረብሓ የብሉን።
Alena Media TV is one of the most popular Eritrean TH-cam channels, daily increasing number of followers and subscribers. A number of important topics with a particular focus on daily Eritrean issues, Tigrai war, Ethiopian politics and news. / @alenamediatv7443
Follow us on your favourite social media: / alenamediatv , Instagram/alenamedia, twitter/alenamedia, Like our FB Page: Alena Media TV. For any inquiries, email us at: info@alenamedia.org. Please don't forget to Share, Subscribe, like and comment our channel. Donate to to grow Alena on PayPal: paypal.me/Redie and GoFundMe: www.gofundme.c...
ክቡራት ተኸታተልቲ ኣለና፡ Soft Copy /PDF/ መጻሕፍቲ ኣለና ንምርካብ፡ alenamedia.org...
alenamedia.org...
#TigrayNews #Ethiopia #BREAKINGNEWS #ethiopian news #Eritreabreaking news #eritreanews #GetachewReda #isaisafwerki #abiyahmed #Addisabeba #sudan #somalia #asmara #seyfe selase
ethiopian news | tigray news | eritrean news | abiy ahmed | debretsion | getachew reda | ethio forum | reyot media | eritrea news | eritrea breaking news | ethiopian breaking news | isais afwerki | tigray war | Tolosa Ethiopia mezmur orthodox ethiopia | gmn tv | ethiopia united ethiopia
ኣማን ብኣማን ፡ ናይ ኢሳያስ ዘይኮነ ፡ ናይ ጅግና ህዝቢ ኤርትራ ታሪኽ እዩ።በዚ ዘቕረብካዮ ናይ ጀጋኑ ታሪኽ፡ ምስጋና ይኹንካ ረድኢ።👌👉🇪🇷👈
Hji nska tekawamay do ke tkewn ab dkone naytekawmo tesatifka tfelt do ember nay Eseyas eaykonen ewe Xbuk ealeka
Our hero father your fight against the evil dictator will pay you back for all your sacrifices 💯💯💯💙💙💙💙💙
እዚ ቃልሲ ብጎነጽ ንምልካዊ ስርዓት ምኽንታታት ዝውስኽን መስርሕ ባህርያቱ ዘተባብዕን እምበር ሕጊ ጸጥታዊ ሃገራት ብምጥሓስ ንህዝቢ ዝተርፍ ኣዎንታዊ ለውጢ ከምዝጽእ ኣይክእልን 'ዩ. ኣብቲ ምልካዊ ስርዓት ኤርትራ ዝድግፉ ፌስቲቫላት እናኸድካ ብደናጉልን ካልኦት ድምጺ ኣልቦ ኣጽዋራትን ሒዝካ ባእሲ ምፍጣርን ዝተፈላለዩ ሓደጋታትን ዕንወትን ምብጻሕ መስርሕ ብልሕነት ዝጎደሎ ስልቲ ምግላጽ ፖለቲካዊ ተቓውሞ 'ዩ. ስለ'ዚ እዚ ፖለቲካዊ ምንቅስቓስ ብርጌድ ንሓመዱ ኤርትራውያን ካብ ሕሉፍ ጌጋታቱ ተማሂሩ ዝሓሸ ተቓውሞኡ ዝገልጸሉ መንገድታትን ክሓስብን ክትልምን ብሰላማዊ መንገዲ ብግብሪ ከሪእን ይምረጽ. ከመይሲ እቲ ቃልሲ ኣብ ሃገሩ ዘይኮነ ዘካይዶ ዘሎ ኣብ ካልኦት ሃገራት ስለዝኾነ ናይተን ሃገራት ጸጥታን ሰላምን ከይትጓነጽ ብዙሕ ጥንቃቐ ዘድልዮ 'ዩ.
loms eba xbuk tezaribkum. Kexlwo belu🎉
Absolutely right thank you so much,God bless you abundantly
Sbuk hasb eyou ato redei
እቶም ቅያ ዝሰርሑ ተጋደልቲ ማጉላን እዞም ሰለስተ ጀጋኑ ብጾት ምስ ኣስማቶም ሓወልቲ እንተዝትከል ክንደይ ጽቡቕ ምኮነ ነይሩ ነቲ ዳሕራይ ወሎዶ ጀጋንኦም ብዓልመን ምኻኖም ምፈለጡ ነይሮም ሕጂግን ኣብክንዲቶም ጃጋኑ ሐጺን ታንኪ ተቐሚጠን ይረኣያ ኣለዋ ከመይ ኢሰያስ ተንኮለኛ ጂግና ክቐብር እምበር ሓወልቲ ክሰርሕ ኣይደልን ኢዩ። ኢሰያስ ንስንኩላን ዝረሸነ ጠቕላላ ንራኢ ህዝቢ ኢርትራ ዝጠለመ መራሒ ሕጂ ንሃልኪ ፖሮፖጋንዳኡን ንገንዘብ መኽሰባቱን ክብል ብበዓል ፈንቅል ምኽንያት ጌርካ ኣብ ዲያስፖራ ክበዓል ናይ መጀመርያ ግዜ ኢዩ ብርጌድ ናሓመዱ በቲ ዝገብሮ ዘሎ ተባዕ ተቓውሞ ኣንጻር ህግደፍ ክተባባዕ ጥራይ'ዩ ዝግባእ ታሪኽ ገድሊ ታሪኽ ጅግንነት ግን ኣብ ታሪኽ ይሰነድ ብወሎዶታት ክኣ ወትሩ ክንበብ።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
👌👌👌👌👌👌
ሰላማት ኣለና 🙏 እንቃዕ ድምጽካ ሰማዕና✌️
ጽቡቅ ኣለካ100/100
Balom ziseruhuls brignihamed Indabelu’s hdf Yiom wow Gega
ኣንጻር በዓላት ኣይኮነን እቲ ጉዳይ። ህግደፍ ነቲ በዓላት ምንጪ ኣታዊ ገንዘብ: ንደምበ ተቓውሞ ንምድኻምን ንምህዳድን ፣ ብኡ ኣቢሉ ፕሮፓጋንዳ ንምስራሕ እዩ ••• እዚታት ብቕጽበት ኣብ ወጻኢ ከየውደቕካ ንኢሳያስ ከተውድቖ ከቢድ እዩ። እዚ ከመይ ጌሩ ይጠፍኣካ?።
ድኽመታት ደምበ ፍትሒ :-
1) ኣብቲ ንኹሉ ተጋዳላይ እንኮላይ ነቶም ንጹሃት ብኣልማማ ሻዕብያ እናበልካ ምዝላፍ ግን ቅቡል ኣይኮነን:
2) ንሕና ዜግነትናን መንነትናን ኤርትራውያን ኢና። ተጋሩ ኣይኮንናን
ሱቕ በል! ቶጓር ሓንጎል ትግራዋይ!! ሬሳ! ርሹን ወዲ ርሹን!!
ሞይቱ ቀባሪ ዝሰኣነ!!
👽👽👽👽👽👽👽👽👽👽👽
ብእዝንኻ ብኢንተርፖል ተወጢጥካ ዓዲ ኣበይቶኻ ክትኣቱ ኢኻ!!
ቅድሚ ሕጂ ንስረሓት ብርጌድ ንሓመዱ ተድንቕ ነይርካ ኢኻ።
ሎሚ ግን እንታይ ምዃኑ ኣይተረደአናን ጉዳይ dna ዶ ኮይኑ።
እቲ ተቃውሞ ነቶም ምስሉይ ኤርትራውነት መሰረት ገይሮም ዝስ ዕስ ዑ ኢዩ።
እት ጓይላ ገንዘብን ሞራልን ንምልኪ ዘርጉዱ ኢዩ።
እዚኦም ክርድ ኡ ዘይክእሉ እናፈለጡ ዝደቀሱ ኢዮም።
ብልመና ብምርዳእ ዝቕየሩ ኣይኮኑን።ንከምዚኦም ዝመሰሉ ሳልሳይ ግዳማዊ ሓይሊ ምስዝደፍኦም ኢዮም ዝርድኡ።
ሕጂ ከኣ ምዝባጥ ምስባር ጽቡቕ ኣይኮነን።ኣብዚ ኤርትራ ዘላቶ ኩነታትን ህግደፍ ወዲቑዎ ኣብዘሎ ኩነታት ዶ ብፈንቅል ብኤርትራውነት ሃገራውነት እናበልካ ዶ ባንዴራ ኢሳያስ ሓፍ ተብል።
በል ሕጂ እቲ ስርሒት ፈንቕል ብእልፉ ምእንቲ ረብሓኦም ዝስ ዕስ ዑ ናብ ምጽያን ወሲዶሞ ኢዮም።ስለዚ ነዞም ሕቡኣት ኤርትራውነት ሃገራውነቶን ዝተጎልበቡ ሳዕሳዕቲ ክሳብ ዝእደቡ ምቕጥቓጥ።
ምስ መን ኮንካ ኢዩ ዝበዓል ከኣ መሪጾሞ ኣለው።
Zibluwom zexilolowm Bimini bihawin ab zey zey Adom torersti ybahalu shim eretra zidiwunu.
መርሓባ ጅግና ረዲኢ መሓሪ ዕንቋዕ ብደሓን መጻዕኻ
Fenkil beri kefati naxinet awete Eritrawyan.
BETI BEAALAT ASABIBU HGDEF UKA N PROPOGANDAN GHENZEB ME EKEBI UKO EYU ZETKEMELU , SEWUAAT ZEYEKHBRU BANDERA ETHIOPIA ZEMBELBELU AYKESERNAN ELOM MES GOITEOM BESEWUAT ZESHKAELELU EYOM .
🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🙏🇪🇷
ረድኢ ዕሉል ከዳዕ ሰብኣይን ሓሳውን
Neska wen nab hegdef geska tezbel alka
Bertie tebae hawna ❤
Etom zebalwo ke sle zeamnlu dyom etom Nau zmerhu ke eabey Alewu hji Ayana kemey eyu ezi ember eab zgeberwo gayla ketefrs ktkeyd eko ashegari eyu
yes Baba Redie...በዓላትና ናትና ደኣምበር ናይ ኢሳይያስ ኣይኮነን ❤❤❤ቀጽሎ ወዲ ሓማ ጭደድ ❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ❤❤❤
Hasawi lekbat