ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ናይ ብሓቂ ጥልመት ተበሉኻ'ሲ ካልእ ሽም ዘለዎ ጥልመት። Thank you Kalid ስለ ቲ ረዚን መልስኻ
Thank you so much Eripm and journalist Khalid political analysis 💯
💙💙💙💙💙💙💙💙💙❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤💙💙💙💙
💙💙💙
❤❤❤❤
✌️✌️✌️✌️✌️
💙💙💙💙💙💙
Eze rikebi nay zeatom nay mifnawi wadi medhin berad eu.
Eti zikefia nihade ftur minbar zitekelkele ab Eritrea trah eyu hiwet seb zihasere ab Eritrea eyu
ማይክል ሩበን ቅድሚ ሕጂ ውን ቅድሚ 1 ዓመት እውን ኣብ ናይ ቀደም formerly ትዊተር ናይ ሕጂ X ጽሒፉ ነይሩ።
NMNTAY EKUM MS BESHR ASAD TEWEDADRWO NAXNE T ERITREA WN MENGSTU KO HANDEBET AYU TEFIAU AMO NETOM WDUBAT AB HADE NKUN BELU
ንግጠሞ ብ ግብርይ ንሳተፎ
እዚ ስርዓት ናይ ፖሊሲ ለውጢ ከምጽእ ምጽባይካ ብጣዕሚ ገሪሙኒ
ማይክል ሩበን ሓደ ካብቶም ኣብ ሶርያን ኢራቅን ዕልዋ መንግስትይ ን ክግበር ዓብይ ተራ ዝነበሮ ካብ ኮነ ሃየ ድማ ሕጅይ ኤርትራውይ ደላይ ፍትሕይ ነዝይ ጻውዒት ዕሽሽ ከይበልና ንጠቀመሉ ህዝብናን ሃገርናን ከምኡ ድማ ን ተጋሩን ሓራ ነውጽእ ካብዝይ ረሳሕ ስርዓት ኢሰያስ ኢሰያስ ን ኤርትራን ትግራይን እንታይ ገሩወን ኣሎ ከምኡ ድማ ን ሱዳን ሓፈሻውይ ን ቀርንይ ኣፍሪቃ ንርእዮ ኣለና ሕጅይ ግን እዝይ ይኣክል ንበሎ
ኢሰያስ ኮሎ ከማን ናይ ዘይብቑዕ ምሕደራ ሃጓፍ ኣሎ፣ ኣይኮነን ዶ ካብ ስልጣን ታኣልዩ። ብሂወት ኮሎ ከማን ዝሞተ ሰብ"ዩ
ካብ ዝገርመኩም ካብ ዓለም እትይ ዝኸፍአ ዝኾነ ይኹን መወዳድርትይ ዘይብሉ ዝሓመቐ ሰብ ዝኸፍአ ከም ኢሰያስ የለን ኢሰያስ'ስይ ን ህዝብን ሃገርን ዘጥፍአ ዘብረሰ ሰብ ዘይገብሮ ዝሓመቐ ሰብ ኢዩ ተራእዩን ተሰሚዑን ዘይፈልጥ እካ ኢዩ ናይ ኢሰያስ ዘፈንፍን ግብሩ
ተሕፍሩ ኢራቅ ይኹን ተመሳሰልቲ ሃገራት ብባዕዲ ዝመጸ ለውጢ አብ ምንታይ ኩነታት አሎ ዘይትርኡ ኢንተ ኮይንኩም ኒህዝቢ ኤረትራ ፍታሕ ከተምጽኡ ዘይኮነስ ነታ ትውልዲ ዓድኹም ትግራይ ኒምዕባይ ኢዩ፣ይኹን ኢምበር ኤረትራ በኤረትራዊያን ኒኤረትራዊያን፣ኤረትራ ብኤረትራዊያን ነጻ ወጽኣ ሕጂ ውን ፍትሒ ብኤረትራዊያን ኢዩ ፣ኤረትራ ሰብ አለዋ ጸገም ግን አብ ውሽጢ ህዝቢ ኤረትራ ዝተፈጠርኩም ክርዳድ ጸገም ኮንኩሙና ዘለኹም፣ብሕጽር ዝበለ ኤረትራ ኒኤረትራዊያን ገድፍኩም ናይታ ትውልዲ ሃገርኩም ግበሩ።
ምሲኡሱራት ይቢሉና
ናይ ብሓቂ ጥልመት ተበሉኻ'ሲ ካልእ ሽም ዘለዎ ጥልመት። Thank you Kalid ስለ ቲ ረዚን መልስኻ
Thank you so much Eripm and journalist Khalid political analysis 💯
💙💙💙💙💙💙💙💙💙❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤💙💙💙💙
💙💙💙
❤❤❤❤
✌️✌️✌️✌️✌️
💙💙💙💙💙💙
Eze rikebi nay zeatom nay mifnawi wadi medhin berad eu.
Eti zikefia nihade ftur minbar zitekelkele ab Eritrea trah eyu hiwet seb zihasere ab Eritrea eyu
ማይክል ሩበን ቅድሚ ሕጂ ውን ቅድሚ 1 ዓመት እውን ኣብ ናይ ቀደም formerly ትዊተር ናይ ሕጂ X ጽሒፉ ነይሩ።
NMNTAY EKUM MS BESHR ASAD TEWEDADRWO NAXNE T ERITREA WN MENGSTU KO HANDEBET AYU TEFIAU AMO NETOM WDUBAT AB HADE NKUN BELU
ንግጠሞ ብ ግብርይ ንሳተፎ
እዚ ስርዓት ናይ ፖሊሲ ለውጢ ከምጽእ ምጽባይካ ብጣዕሚ ገሪሙኒ
ማይክል ሩበን ሓደ ካብቶም ኣብ ሶርያን ኢራቅን ዕልዋ መንግስትይ ን ክግበር ዓብይ ተራ ዝነበሮ ካብ ኮነ ሃየ ድማ ሕጅይ ኤርትራውይ ደላይ ፍትሕይ ነዝይ ጻውዒት ዕሽሽ ከይበልና ንጠቀመሉ ህዝብናን ሃገርናን ከምኡ ድማ ን ተጋሩን ሓራ ነውጽእ ካብዝይ ረሳሕ ስርዓት ኢሰያስ
ኢሰያስ ን ኤርትራን ትግራይን እንታይ ገሩወን ኣሎ ከምኡ ድማ ን ሱዳን ሓፈሻውይ ን ቀርንይ ኣፍሪቃ ንርእዮ ኣለና ሕጅይ ግን እዝይ ይኣክል ንበሎ
ኢሰያስ ኮሎ ከማን ናይ ዘይብቑዕ ምሕደራ ሃጓፍ ኣሎ፣ ኣይኮነን ዶ ካብ ስልጣን ታኣልዩ። ብሂወት ኮሎ ከማን ዝሞተ ሰብ"ዩ
ካብ ዝገርመኩም ካብ ዓለም እትይ ዝኸፍአ ዝኾነ ይኹን መወዳድርትይ ዘይብሉ ዝሓመቐ ሰብ ዝኸፍአ ከም ኢሰያስ የለን
ኢሰያስ'ስይ ን ህዝብን ሃገርን ዘጥፍአ ዘብረሰ ሰብ ዘይገብሮ ዝሓመቐ ሰብ ኢዩ ተራእዩን ተሰሚዑን ዘይፈልጥ እካ ኢዩ ናይ ኢሰያስ ዘፈንፍን ግብሩ