ዘሕዝን ኤርሚለ መምህር ወተሃደር ኣርቲስት ኩሉ ኮይኑ ግን ኣይኮነሉን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ส.ค. 2024
  • #Ermiaskidane #Eritreainterview #Neshneshtv
    ሰላም የሕዋት ብዛዕባ ኤርምለ ትግደሱን፥ ክትሕግዙ ትደልዩን ቴሌፎኑ link gofoundme ክሳብ ዝክፈት 07201920 ወይ ድማ ኤርምያስ ኪዳነ ወልደኣብ ብምባል ብ ዌስተርን ዩንኤን ክትሕግዙ ከም ትክእሉ ንሕብር። #Share ከኣ በልዎ። ምሉእ ኢንተርቪው ኣብ መጋርያ ኢንተርተይመንት • New Eritrean interview...

ความคิดเห็น • 618

  • @neshnesh_show
    @neshnesh_show  3 ปีที่แล้ว +184

    ሰላም የሕዋት ብዛዕባ ኤርምለ ትግደሱን፥ ክትሕግዙ ትደልዩን ቴሌፎኑ 07201920 ወይ ድማ ኤርምያስ ኪዳነ ወልደኣብ ብምባል ብ ዌስተርን ዩንኤን ወይ በዛ link go foundme
    gf.me/u/yz3tqh
    ክትሕግዙ ከም ትክእሉ ንሕብር።ሼር በልዎ። ምሉእ ኢንተርቪው ኣብ መጋርያ ኢንተርተይመንት th-cam.com/video/os6MSnzYsEE/w-d-xo.html

    • @JESUS-711
      @JESUS-711 3 ปีที่แล้ว +18

      Neshu shkorr Abe seb enkai hawna konka 😘❤❤🙏🙏🇪🇷🇪🇷

    • @wedibrhane1734
      @wedibrhane1734 3 ปีที่แล้ว +7

      Neshu hawey Eta Telefon eko aytsrahin Ala eko

    • @user-of9fg7fi9e
      @user-of9fg7fi9e 3 ปีที่แล้ว +19

      Gofondme ክፈቱሉ ነሹ ዓርከይ ' ህዝብና ለዋህ ምትሕግጋዝ ዝባህሉ እዪ ' ስለዚ ኤርሚለ ንቡር ሂወት ክመርሕ ኣለዎ ' ገዛ ናቱ ክካረ ክጅምር ኣለዎ ! ስለዚ ካብታ ናይ ሻሂና ክንሕግዞ ኢና

    • @ibrahimahmedin1451
      @ibrahimahmedin1451 3 ปีที่แล้ว +2

      Ya neshu hawey ane kab Eti interview nato kab zi semuo well 5 day giera be kamey kinehgezo nikel yebel niera
      so 10Q bro
      Proud to you neshu hawey

    • @user-xc7vm7sn1j
      @user-xc7vm7sn1j 3 ปีที่แล้ว +3

      እዛ ቴለፎን ኣብያቱኒ ብዙሕ ጊዜ ደዊለ

  • @ove6164
    @ove6164 3 ปีที่แล้ว +174

    ኩሉ ፍሽክ ዝብል ሕጉስ ኣይኮነን😭
    ኣብ ውሽጡ ዘሎ ሓዘን ብቃል ዝግለፅ ኣይኮነን ።ኣጆካ እስከ በልዎ ፀላኢኡ ይደፍእ
    ነዲኡ መንግስተ ሰማይ የዋርሰን🙏

    • @azmarinotupe48
      @azmarinotupe48 3 ปีที่แล้ว

      ኤርትራዊ ሐወይ ሐፍተይ አብ ዘለኹሞ ሰላምን ፍቅርን ንዘልአለም ይምነየልኩም።ነዛ ቻነለይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ምእንቲ ኤረይ ክትብሉ በጃኹም
      www.youtupe.com/channel/UC_sAgVP6Fnpc3BxxJKecqzg

    • @yohannesadeba9315
      @yohannesadeba9315 3 ปีที่แล้ว

      ተመስገን ኢለ ተመስገን በሉ መዓረይ ዮዉሃና ይበሃል ኣሕዋተይ ንዓይ ሓፍትኩም እባ ኣተባብዑኒ subscrbe ንቁምነገር ክልምነኩም መዘናግዒ ቪድዮ ኣለኒ!!! th-cam.com/video/Y6EFwGRhpto/w-d-xo.html

  • @user-xm5em4me1m
    @user-xm5em4me1m 3 ปีที่แล้ว +58

    ኤርሚለ ሓውና ካብ ሰብ ዘይኮነስ ካብቲ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ይሓግዝካ፡ ንሕና ውን ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና፡

    • @tesfuseum5610
      @tesfuseum5610 3 ปีที่แล้ว

      Eway hawey betemi eu zehzn Nay hagerna guday

    • @totitube9820
      @totitube9820 3 ปีที่แล้ว

      ሰላም ነዓኹም ፍትዋት አሕዋተይ
      ሓደሽቲ ዩቱበራት ኢና ሞ
      ኣብቲ ፎቶ ብምንካእ
      ሰብስክራይብ ግበሩ ደቂ ዓደይ ናተይ
      ኣበረታቱዑና 👏👏🙏🙏❤️

    • @totitube9820
      @totitube9820 3 ปีที่แล้ว

      @@tesfuseum5610 ሰላም ነዓኹም ፍትዋት አሕዋተይ
      ሓደሽቲ ዩቱበራት ኢና ሞ
      ኣብቲ ፎቶ ብምንካእ
      ሰብስክራይብ ግበሩ ደቂ ዓደይ ናተይ
      ኣበረታቱዑና 👏👏🙏🙏❤️

    • @dagmatsibaha1712
      @dagmatsibaha1712 3 ปีที่แล้ว

      ሰላምኩም ይጥዓም ንዓና አዉን እባ ኣተባብዑና ገዛና እባ ንዕድመኩም እተዉልና ብሰሓቕ ፍትሕ በሉ ናይ ዓፈና ዜናታትን ዓፈና ጎስጓስ መረጻን ኣለና Subscribe ንልምን ኣለና th-cam.com/video/8XcDVAp8SCQ/w-d-xo.html

    • @azmarinotupe48
      @azmarinotupe48 3 ปีที่แล้ว +1

      ኤርትራዊ ሐወይ ሐፍተይ አብ ዘለኹሞ ሰላምን ፍቅርን ንዘልአለም ይምነየልኩም።ነዛ ቻነለይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ምእንቲ ኤረይ ክትብሉ በጃኹም
      www.youtupe.com/channel/UC_sAgVP6Fnpc3BxxJKecqzg

  • @angosomyigzaw6062
    @angosomyigzaw6062 3 ปีที่แล้ว +29

    Willkommen Neshu
    ኤርምለ ሓውና ኣጆካ ኣምላክ ዘይረኣካዮ ሽሻይ ይፍጠረልካ።

    • @hahhah8928
      @hahhah8928 3 ปีที่แล้ว

      amen amen amen 🙏🙏🙏🙏

    • @azmarinotupe48
      @azmarinotupe48 3 ปีที่แล้ว

      ኤርትራዊ ሐወይ ሐፍተይ አብ ዘለኹሞ ሰላምን ፍቅርን ንዘልአለም ይምነየልኩም።ነዛ ቻነለይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ምእንቲ ኤረይ ክትብሉ በጃኹም
      www.youtupe.com/channel/UC_sAgVP6Fnpc3BxxJKecqzg

  • @user-ff9dz3sh8c
    @user-ff9dz3sh8c 3 ปีที่แล้ว +41

    ኣታ በጃኩም ዓዓቅምና ን ኤርሚለ ንሓግዞ ኡፍፍፍፍ ሜሪ ምስ በኸየት ምስኣ ነቢዐ

  • @love-xg3ws
    @love-xg3ws 3 ปีที่แล้ว +57

    ነሹ ሓወይ ተ ናዓካ ዕድመ ይሃብካ
    ንሓውና ግን ክንሕግዞ ኢና 10 ይኩን 100 ይኩን ና
    ኣብ ስዑዲ አለኩ ሃይ በላኒ ደቂ ትግራይ ትሕግዛ ትደልያ 😭😭

    • @mizanlijyoutube469
      @mizanlijyoutube469 3 ปีที่แล้ว +2

      Hi

    • @azmarinotupe48
      @azmarinotupe48 3 ปีที่แล้ว

      ኤርትራዊ ሐወይ ሐፍተይ አብ ዘለኹሞ ሰላምን ፍቅርን ንዘልአለም ይምነየልኩም።ነዛ ቻነለይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ምእንቲ ኤረይ ክትብሉ በጃኹም
      www.youtupe.com/channel/UC_sAgVP6Fnpc3BxxJKecqzg

    • @yohannesadeba9315
      @yohannesadeba9315 3 ปีที่แล้ว

      ደቂ ኤሪ ዓደይ መዓረይ ዮዉሃና ይበሃል ኣሕዋተይ ንዓይ ሓፍትኩም እባ ኣተባብዑኒ subscrbe ንቁምነገር ክልምነኩም መዘናግዒ ቪድዮ ኣለኒ!!! th-cam.com/video/Y6EFwGRhpto/w-d-xo.html

  • @habtomhaile6276
    @habtomhaile6276 3 ปีที่แล้ว +23

    ሕጂ ናቱ ኢንተርፊ ክሰምዕ ጸኒሕ ከብድካ ይበልዕ ብፍላይ ኢዝኣ ናይ መወዳእታ 4 ክፋል ምስቲ ወላዲቱ ዘይ ምህላዋ ንባዓት ስዒርኒ ጸኒሑ ኤርምለ ሓወይ ኣምላኽ ምሳኻ ይክን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፍጣሪሪ

    • @totitube9820
      @totitube9820 3 ปีที่แล้ว +1

      ሰላም ነዓኹም ፍትዋት አሕዋተይ
      ሓደሽቲ ዩቱበራት ኢና ሞ
      ኣብቲ ፎቶ ብምንካእ
      ሰብስክራይብ ግበሩ ደቂ ዓደይ ናተይ
      ኣበረታቱዑና 👏👏🙏🙏❤️

  • @user-nw7du6tc4h
    @user-nw7du6tc4h 3 ปีที่แล้ว +10

    ብብዙሕ ነቢዔ እሞ ኣይከም ኤርሚለን 😢😢💜
    እግዚአብሔር ምሳካ ይኩን ዓዓቅምና ንሓግዞ

    • @totitube9820
      @totitube9820 3 ปีที่แล้ว

      ሰላም ነዓኹም ፍትዋት አሕዋተይ
      ሓደሽቲ ዩቱበራት ኢና ሞ
      ኣብቲ ፎቶ ብምንካእ
      ሰብስክራይብ ግበሩ ደቂ ዓደይ ናተይ
      ኣበረታቱዑና 👏👏🙏🙏❤️

  • @frefer7772
    @frefer7772 3 ปีที่แล้ว +18

    በሓቂ ኤርምላ ሓገዝ ዘዱሉዮ እዩ ኢደይ ኢደካ ኢለና ናሓጉዞ 🙏🙏🙏

    • @totitube9820
      @totitube9820 3 ปีที่แล้ว

      ሰላም ነዓኹም ፍትዋት አሕዋተይ
      ሓደሽቲ ዩቱበራት ኢና ሞ
      ኣብቲ ፎቶ ብምንካእ
      ሰብስክራይብ ግበሩ ደቂ ዓደይ ናተይ
      ኣበረታቱዑና 👏👏🙏🙏❤️

  • @filimontecleofficial3875
    @filimontecleofficial3875 3 ปีที่แล้ว +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ነሽነሽ ሓወይ ኩቡር ሰብ እዩ ኩቡር ሓሳብ ዝሓስብ ኤርሚ ሓውና ካኣ ኣምላክ ይዕርፍካን ድልየት ልብካ ይሃብካን ኣጁካ ኤርሜ እዚ ዘለካዮ ምሕለፊካ እንበር መንበሪካ ኣይኮነን

  • @zeromafwerki767
    @zeromafwerki767 3 ปีที่แล้ว

    Thanks neshnesh fkadka tekoynu b mesner krekbeka do

  • @user-hy5yq9ql7h
    @user-hy5yq9ql7h 3 ปีที่แล้ว +22

    ኡፍ ከሕዝነካ ምስኪን ንየዋህ ሰብ ዘይትከውን ዓለም

    • @totitube9820
      @totitube9820 3 ปีที่แล้ว +1

      ሰላም ነዓኹም ፍትዋት አሕዋተይ
      ሓደሽቲ ዩቱበራት ኢና ሞ
      ኣብቲ ፎቶ ብምንካእ
      ሰብስክራይብ ግበሩ ደቂ ዓደይ ናተይ
      ኣበረታቱዑና 👏👏🙏🙏❤️

  • @justiceseeker1247
    @justiceseeker1247 3 ปีที่แล้ว +2

    የሕዋት ሓገዝ ጽቡቅ እዩ እንተ ኾነ ሓበራዊ ፍታሕ ከነምጽእ ንጽዓር እምበር ብውልቂ ንእከለ ሓጊዝካ ንእከለ ገዲፍካ ዝፍታሕ ለውጢ የለን ትሕቲ 23 ዓመት መንእሰያት የሕዋት ኣለውና/ኣለዋና ብሰንኪ ሕሱም መነባብራዊ ጸገም ገሊኤን ነብሰን(ሕፍረተን)ይሸጣ ገሊአን መጽለሊ ገዛ ሲኢነን ኣብ ዝሰለጠን ዝሓድራ/ዝሓድሩ ስለዚ ከም ናይ ብዓል ኤርምለ ስለ ዘይተዛረቡ ኣብ ማዓስከራት ኢትዮ/ሱዳን/ሊብያ መሊኦም ሽሾ ዝኮኑ ኣለውና ህጻናት መንእሰያት ኤርምለ ግዳ እኹል መንእሰይ ኩሉ ፈላጢኡ,ስለዚ ካብቲ ምስሉይነት ውጽእ ኢልና ናይ ብሓቂ ክንሕግዝ እንተ ደሊና ኣየናይ ቀዳምነት ይሕገዝ ንፍለጥ,ከም ናይ ኤርምያስ ሓውና ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘሎ ንኹሉ መንእሰይ ኢዩ ኣጋጢምዎ ዘሎ.ነሹ ሓውና ምስ ኣኽብሮቱ ኣብዛ ናይ ኤርምያስ ዓባይይይይ ዲስ ላይክ ሂበካ ኣለኹ::በጃኹም በጃኹም ካብ ምስሉይነት ንውጻእ:: """""""መጻኢ ውጹዕ ህዝብና ብሩህ'ዩ::"""""""

  • @user-dw9jb4ow6m
    @user-dw9jb4ow6m 3 ปีที่แล้ว +8

    ነሹ ጅግና ኣፍ ዉጹዓት ኢኻ ሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።

    • @totitube9820
      @totitube9820 3 ปีที่แล้ว

      ሰላም ነዓኹም ፍትዋት አሕዋተይ
      ሓደሽቲ ዩቱበራት ኢና ሞ
      ኣብቲ ፎቶ ብምንካእ
      ሰብስክራይብ ግበሩ ደቂ ዓደይ ናተይ
      ኣበረታቱዑና 👏👏🙏🙏

  • @fanielftsum1843
    @fanielftsum1843 3 ปีที่แล้ว

    Bravo neshnesh abkemzi aynet ziyada kithyil aleka

  • @mussiemetkelwediesemebel7080
    @mussiemetkelwediesemebel7080 3 ปีที่แล้ว

    Nenshnesh arkey xbuk serah u kexlo zarkey kabz nelali bertiea

  • @sabavrederust
    @sabavrederust 3 ปีที่แล้ว +19

    ንፍዕ ዝወደይ ንዓካ ዕድመ ይምነየልካ
    ክሕገዝ ዝግቦኦን ፈረቃን ኩሉና ከቢድ አይኮነን ስለዚ ፅቡቅ ሐሳብ እዩ፤፤

    • @totitube9820
      @totitube9820 3 ปีที่แล้ว

      ሰላም ነዓኹም ፍትዋት አሕዋተይ
      ሓደሽቲ ዩቱበራት ኢና ሞ
      ኣብቲ ፎቶ ብምንካእ
      ሰብስክራይብ ግበሩ ደቂ ዓደይ ናተይ
      ኣበረታቱዑና 👏👏🙏🙏

  • @desbelekidane5869
    @desbelekidane5869 3 ปีที่แล้ว

    Bravo neshu you did great video

  • @esromngusse9225
    @esromngusse9225 3 ปีที่แล้ว +18

    ጽጉም ንሓግዝ ምባልካ ዝድገፍ ሓሳብ ዩ ወገነይ

    • @totitube9820
      @totitube9820 3 ปีที่แล้ว

      ሰላም ነዓኹም ፍትዋት አሕዋተይ
      ሓደሽቲ ዩቱበራት ኢና ሞ
      ኣብቲ ፎቶ ብምንካእ
      ሰብስክራይብ ግበሩ ደቂ ዓደይ ናተይ
      ኣበረታቱዑና 👏👏🙏🙏❤️

  • @user-wh7pv4gg7v
    @user-wh7pv4gg7v 3 ปีที่แล้ว +19

    ነሹ ዓቢ ሰብ ኣምላክ ነዓካ ከኣ ይሓግዝካ ብእተቅርቦ ዘለካ መደባት ኤርሚለ ከኣ ኣብ ጎንካ ኣለና ኣጆካ N.B ከምታ በቀዳማ ንሰበይቱ ሂሎኮፕተር ኣምጺኡላ ገለ ግን ተጠንቀቅ ከይተምጽእ ኣብ ቀረባ ያ ዘላ እዛ ሰበይተይ

    • @totitube9820
      @totitube9820 3 ปีที่แล้ว

      ሰላም ነዓኹም ፍትዋት አሕዋተይ
      ሓደሽቲ ዩቱበራት ኢና ሞ
      ኣብቲ ፎቶ ብምንካእ
      ሰብስክራይብ ግበሩ ደቂ ዓደይ ናተይ
      ኣበረታቱዑና 👏👏🙏🙏❤️

  • @ghenetghebremicael7226
    @ghenetghebremicael7226 3 ปีที่แล้ว

    ተባረኽ ነሽነሽ

  • @rahelturner7312
    @rahelturner7312 3 ปีที่แล้ว

    Really 👌🍀🕊🍀🕊🍀🕊🍀🕊🙏 nehagzo ewe kulna ....Bahlina methgaze eyu bahlina neaqbe 💫👌💪🕊💫🕊💫🕊💫🕊💫🕊🕊💫🕊

  • @user-wv2dr1tf3j
    @user-wv2dr1tf3j 3 ปีที่แล้ว +103

    በጃኩም ንሓግዞ ወዲ ሻርሙጣ ምንግስቲ ዋይ ስነ ጥበብ ሃገርና 💔😥😭

    • @user-wv2dr1tf3j
      @user-wv2dr1tf3j 3 ปีที่แล้ว

      @@joniboy7965 What you say bro

    • @werweis7137
      @werweis7137 3 ปีที่แล้ว +1

      @@joniboy7965 suk bel ata gersam fara nay kerni africa bsenki goytaka weidi komarit medhin berad adna tehamisas trfi tzareb

    • @totitube9820
      @totitube9820 3 ปีที่แล้ว

      ሰላም ነዓኹም ፍትዋት አሕዋተይ
      ሓደሽቲ ዩቱበራት ኢና ሞ
      ኣብቲ ፎቶ ብምንካእ
      ሰብስክራይብ ግበሩ ደቂ ዓደይ ናተይ
      ኣበረታቱዑና 👏👏🙏🙏❤️

    • @totitube9820
      @totitube9820 3 ปีที่แล้ว +1

      @@joniboy7965 ሰላም ነዓኹም ፍትዋት አሕዋተይ
      ሓደሽቲ ዩቱበራት ኢና ሞ
      ኣብቲ ፎቶ ብምንካእ
      ሰብስክራይብ ግበሩ ደቂ ዓደይ ናተይ
      ኣበረታቱዑና 👏👏🙏🙏❤️

    • @totitube9820
      @totitube9820 3 ปีที่แล้ว

      @@werweis7137 ሰላም ነዓኹም ፍትዋት አሕዋተይ
      ሓደሽቲ ዩቱበራት ኢና ሞ
      ኣብቲ ፎቶ ብምንካእ
      ሰብስክራይብ ግበሩ ደቂ ዓደይ ናተይ
      ኣበረታቱዑና 👏👏🙏🙏❤️

  • @user-xk2gu8iy7q
    @user-xk2gu8iy7q 3 ปีที่แล้ว +1

    እፍፍፍ ኣብ ከብዱ ክንደይ ፀገም ተሸኪሙስ ፍሽክታ ዘየቋርፅ ኣሕዋተይ ኣብ ሱዑዲ ዘለኩም ከኣ ብዝከኣልናዬ ዓቅምና ንሓግዝ ኣሕዋተይ እቲ ኣብ መንጎና ዘሎ ፀርፊ ገዲፍና ከም ሰብ መጠን ንሓግዞ

  • @welduteklesenbet1577
    @welduteklesenbet1577 3 ปีที่แล้ว

    ሔርሚለ ተፈታዊ ሰብ ብሓቂ ዝሕገዝዩ እድ ሓጽርኒ እምበር ኣነ ኣብ ሰዳን ካርትም ኢየ ዘለኹ ካብዛ ወርሓዊ ደመዘይ ክመቅሎስ ብምንታይ ክሰደሉ ኣምላኽ ተኻፍልኩም ብሉዑዩ ዝብል ይሕዋተይን ኣሓተይን ስለዝ ዓቅመይ ክሕግዝ እንታይ ክገብር ኣለኒ ብምንታይ ክሰደሉ ይኽእል

  • @user-yr6ed9es5t
    @user-yr6ed9es5t 3 ปีที่แล้ว +3

    አርሚ hawey ናይ ብሓቂ ከብደይ ረኺብካኒ ኣጆካ ለዋእ ዝኾነት ሃገር ኣላትና ንዓኻ ኣይኮነን ንካልእ ምኾነት ቀሪብና ኢና ሽግር ክላትና ክጽንቀቅ እዮ አርሚ hawey

    • @totitube9820
      @totitube9820 3 ปีที่แล้ว

      ሰላም ነዓኹም ፍትዋት አሕዋተይ
      ሓደሽቲ ዩቱበራት ኢና ሞ
      ኣብቲ ፎቶ ብምንካእ
      ሰብስክራይብ ግበሩ ደቂ ዓደይ ናተይ
      ኣበረታቱዑና 👏👏🙏❤️

  • @mulugetalegese3553
    @mulugetalegese3553 3 ปีที่แล้ว

    Xbuk hasab eu ♥ Amlak yhagzeka

  • @tesfabeyene3217
    @tesfabeyene3217 3 ปีที่แล้ว

    ኣምላኽ ይባርኽካ ነሽነሽ ብሩኽ በዚ ትገብሮ ዘለኻ ንጥፈታት ቀጺሎ ይብለካ

  • @onedey2249
    @onedey2249 3 ปีที่แล้ว

    Neshensh bravo

  • @simoneritrea9223
    @simoneritrea9223 3 ปีที่แล้ว +28

    በዓል ኣወል ስዒድ ከኣ ሓሰዉቲ መናዉራ ገይሮም ወዲኦምና እዚ ዘይኮነን ናብራና, ለማኒ ናይ ህግደፍ ኣወል ቁራጽ ፊስቶ, ERMILE jigna ajeka neaka zeykone aykun ata anbesa kubur. Eka ❤️❤️🙏🙏✌️✌️✌️

    • @user-os6tq2sm4v
      @user-os6tq2sm4v 3 ปีที่แล้ว +2

      ኣወል ሎሚ ካልእ ሰብ ከይተቐየረ ልክዕ ከምዛ ኤርሚለ ዘለዋ ኢያ ኔራ ሂወቱ ሎሚ መጣቕዒ ምስ ኮነ ምስ ኤርሚለ ሂወቶም ሰማይን ምድርን ኮይኑ ፍልልዩ ኣዝዩ ዘሕዝን ሂወት!""""

    • @totitube9820
      @totitube9820 3 ปีที่แล้ว

      ሰላም ነዓኹም ፍትዋት አሕዋተይ
      ሓደሽቲ ዩቱበራት ኢና ሞ
      ኣብቲ ፎቶ ብምንካእ
      ሰብስክራይብ ግበሩ ደቂ ዓደይ ናተይ
      ኣበረታቱዑና 👏👏🙏🙏

    • @totitube9820
      @totitube9820 3 ปีที่แล้ว

      @@user-os6tq2sm4v ሰላም ነዓኹም ፍትዋት አሕዋተይ
      ሓደሽቲ ዩቱበራት ኢና ሞ
      ኣብቲ ፎቶ ብምንካእ
      ሰብስክራይብ ግበሩ ደቂ ዓደይ ናተይ
      ኣበረታቱዑና 👏👏🙏🙏❤️

    • @totitube9820
      @totitube9820 3 ปีที่แล้ว +1

      @@natululi126 ሰላም ነዓኹም ፍትዋት አሕዋተይ
      ሓደሽቲ ዩቱበራት ኢና ሞ
      ኣብቲ ፎቶ ብምንካእ
      ሰብስክራይብ ግበሩ ደቂ ዓደይ ናተይ
      ኣበረታቱዑና 👏👏🙏🙏❤️

    • @user-os6tq2sm4v
      @user-os6tq2sm4v 3 ปีที่แล้ว

      @@natululi126 ልክዕ ኣለኻ ክቡር ሓው ዓቢ ምኽሪ'ዩ ግራሴ ወገነይ !""""
      ተኾነ ኣወል መስተ ምስ ገደፎ ዘይኮነ ሓቂ ምዝራብ ክኣ ምስ ገደፎ ኢዩ ተሰማሚዕዎ ቅቅቅ!"
      ኣብ ኤርትራ ሓቂ ምዝራብ የዕብሮ'ዩ ንኹሉ ፥ጁባኻ ፥ ሓንጎልካ ፤ነብስኻ፥ ወይ ህዝባዊ ግንባር ዝኸዘበ ዝነብረላ ዓዲ ቀይሮም የፐ!"""""""

  • @user-db6xm5ti9p
    @user-db6xm5ti9p 3 ปีที่แล้ว +7

    ነሹዬ ከፅበየካ አየ ፀኒሐ አውይ ከሕዝነካ ኣጆካ ኤሪሚለ ሓወይ😥😥ምንባር ብዙሕ አዩ ብኡነት ኣነሰ ከጫወት ከሕጎሰ ከሪኦ ከለኩ ከምዚ ዘይመሰለኒ ነይሩ😢😢

    • @totitube9820
      @totitube9820 3 ปีที่แล้ว

      ሰላም ነዓኹም ፍትዋት አሕዋተይ
      ሓደሽቲ ዩቱበራት ኢና ሞ
      ኣብቲ ፎቶ ብምንካእ
      ሰብስክራይብ ግበሩ ደቂ ዓደይ ናተይ
      ኣበረታቱዑና 👏👏🙏🙏❤️

  • @hiyabokbamichael2560
    @hiyabokbamichael2560 3 ปีที่แล้ว

    Enjera Alem bela neshu hawey

  • @angosomyemane7013
    @angosomyemane7013 3 ปีที่แล้ว

    ነሽነሽ ሓወይ ከምኡ እንዳ ገበርኩም ደኣ ተሓጋገዙ ንፉዕ ኣነ ድማ ዕድመን ጥዕናይ ይምነየልኩም

  • @hiwetkidane4948
    @hiwetkidane4948 3 ปีที่แล้ว

    Egziabiher naylbka yhabka zhawey

  • @mediaadna-7499
    @mediaadna-7499 3 ปีที่แล้ว +65

    ነሽነሽ ብራቮ ጽቡቅ መደብ ፡ ግን ጠንቒ እዚ ኩሉ ህግደፍ ምካኑ ኣይትረስዑ ፡ብግልጺ ግለጽዎ ኣይትፍርሑ ። በቓ ህግደፍ ረሳሕ መምህር ኣይሓለፈሉ ኣርቲስት ኣይሓለፈሉ ወተሃደር ኣይሓለፈሉ ዓኽክ ኣጆካ ኤርሚለ

  • @RemHanKidsShow
    @RemHanKidsShow 3 ปีที่แล้ว +2

    Meskinay Ermile hawey. Thank you Neshnesh for bringing this topic.

    • @totitube9820
      @totitube9820 3 ปีที่แล้ว +1

      ሰላም ነዓኹም ፍትዋት አሕዋተይ
      ሓደሽቲ ዩቱበራት ኢና ሞ
      ኣብቲ ፎቶ ብምንካእ
      ሰብስክራይብ ግበሩ ደቂ ዓደይ ናተይ
      ኣበረታቱዑና 👏👏🙏🙏❤️

  • @peacepilot2251
    @peacepilot2251 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣጆኻ ኤርሜሊ፣ካብ በረኻ ዝመጹ ኣህባይ እባ ብገዛእ ከተማና ኣባሪሮምና።ክወግሕ እዪ።

  • @samrigualgerush3470
    @samrigualgerush3470 3 ปีที่แล้ว +5

    ዋላ ኣነ ነደይ ኢለ ተሰዲተ ወዮ'ያ ነደይ ከሐጉሳ ግን ኣደይ ሲኢነያ ኣደይ ኣይረኸብክዋን ኣብ ስደት ኮይነ ኣደኺ የላን ተባሂለ 😭😭😭ነቢዐ ንብዓተይ ሓሲሰ ሱቅ ታይ ክብል ዓዲማተይ 😭😭
    ኤርሚለ ቁስለይ ጎዲኡኒ ሓዱሽ ሕዝንቲ ተቀይረ 😭😭😭💔

    • @user-tg4ue9mg2g
      @user-tg4ue9mg2g 3 ปีที่แล้ว +1

      Omg ኣጆኺ ሓላለይ

    • @totitube9820
      @totitube9820 3 ปีที่แล้ว

      ሰላም ነዓኹም ፍትዋት አሕዋተይ
      ሓደሽቲ ዩቱበራት ኢና ሞ
      ኣብቲ ፎቶ ብምንካእ
      ሰብስክራይብ ግበሩ ደቂ ዓደይ ናተይ
      ኣበረታቱዑና 👏👏🙏❤️

    • @totitube9820
      @totitube9820 3 ปีที่แล้ว +1

      @@user-tg4ue9mg2g ሰላም ነዓኹም ፍትዋት አሕዋተይ
      ሓደሽቲ ዩቱበራት ኢና ሞ
      ኣብቲ ፎቶ ብምንካእ
      ሰብስክራይብ ግበሩ ደቂ ዓደይ ናተይ
      ኣበረታቱዑና 👏👏🙏❤️

    • @thankyougod4813
      @thankyougod4813 3 ปีที่แล้ว +1

      Ajoki zhaftey😢😢😢

    • @user-tg4ue9mg2g
      @user-tg4ue9mg2g 3 ปีที่แล้ว

      @@totitube9820 አሺ ማሬ ብክልተ ሞባይለይ ሳብስክራይብ ክገብረልካ አየ 🇪🇹💘💘

  • @mogosberaki3052
    @mogosberaki3052 3 ปีที่แล้ว

    Bravo neshneshe

  • @hahhah8928
    @hahhah8928 3 ปีที่แล้ว +1

    ajeka zhawey fetari tay ysaana fetari yahagzka

  • @meratheo9870
    @meratheo9870 3 ปีที่แล้ว

    Xbuk hasab neschu hasab

  • @halefomzemariam6915
    @halefomzemariam6915 3 ปีที่แล้ว

    ናይ ቢሓቂ ነሹ ሓወይ እተግቡሮ ዘለኻ
    ከይ ፈላለኻ ዘይ ራእካዮ ይፍጠረልካ
    ምስ ክብርቲ ሰበይቲኻ ይራኽቢኻ
    ኣብ ጢምቀትካ ንዉዒል ይግበረና ፈጣሪ ።

    • @totitube9820
      @totitube9820 3 ปีที่แล้ว

      ሰላም ነዓኹም ፍትዋት አሕዋተይ
      ሓደሽቲ ዩቱበራት ኢና ሞ
      ኣብቲ ፎቶ ብምንካእ
      ሰብስክራይብ ግበሩ ደቂ ዓደይ ናተይ
      ኣበረታቱዑና 👏👏🙏🙏

  • @hhhhhh8095
    @hhhhhh8095 3 ปีที่แล้ว +2

    ነሹ ሓላል ብጣዕሚ ንፉዕ ኢኻ ብዘይ ቀልዓለም ባዓል ኤርሚለ ክሕገዙ
    ዝግቦኦም ሰባትዮም

    • @totitube9820
      @totitube9820 3 ปีที่แล้ว

      ሰላም ነዓኹም ፍትዋት አሕዋተይ
      ሓደሽቲ ዩቱበራት ኢና ሞ
      ኣብቲ ፎቶ ብምንካእ
      ሰብስክራይብ ግበሩ ደቂ ዓደይ ናተይ
      ኣበረታቱዑና 👏👏🙏❤️

  • @oscarabrhaly9908
    @oscarabrhaly9908 3 ปีที่แล้ว

    Hji neska tehgzo ente konka
    Nay za vido gerkaya zelak genzbe nab ermi sededo 🙏🏽
    Mesay zesmame like yegbr 🇪🇷

  • @wediabraha1046
    @wediabraha1046 3 ปีที่แล้ว

    Betame yhezene

  • @kerkebetmasawa6058
    @kerkebetmasawa6058 3 ปีที่แล้ว +1

    ተዓወት ተዓወት ነሽነሽ ዓቢ ሰብ
    ንዝወደቐ እተተንስእ ንዝሓዘነ እተጸናንዕ
    ንዝሓመመ ንዝተውጽዐ ትሕግዝ ተውለ
    ናይ መንእሰያትና ብሉጽ ኣብነት
    ንበረልና ክበረል !!
    ደንደን ካብ………………

  • @yididyamalalm2036
    @yididyamalalm2036 3 ปีที่แล้ว +1

    Ane ethiopiawit eye gin bitami buzuh ziserehu eritreaiwyan bal ermile alow kaliot wala kemz elo kiri keleku nay mewedata eyu zisman 😭😭 amlak kabz serat zi awxiu serihku bilu wagakum hinkum zib serat yifterelkum ahwatey love from Ethiopian sister ❤

    • @asemoromasefha4338
      @asemoromasefha4338 3 ปีที่แล้ว +1

      ናይ ብሃቂ ሃብተይ ናተይ አደመን ቴአናን ይሃብኪ ፈታሪ

  • @omersalih812
    @omersalih812 3 ปีที่แล้ว

    ጹቡቅ ሓሳብ እዩ ነሽነሽ እንታይ እሞ ነዚ ስርዓት ተሰማሚዕና ከይንሰጎ ንከይንሰማማዕ ተሰማሚዕና ኡፍፍፍፍ ኤርሚለ ኣጆኻስኪ .ኣላህ ምሳካ ይኹን

    • @totitube9820
      @totitube9820 3 ปีที่แล้ว

      ሰላም ነዓኹም ፍትዋት አሕዋተይ
      ሓደሽቲ ዩቱበራት ኢና ሞ
      ኣብቲ ፎቶ ብምንካእ
      ሰብስክራይብ ግበሩ ደቂ ዓደይ ናተይ
      ኣበረታቱዑና 👏👏🙏🙏

  • @azebhagos9374
    @azebhagos9374 3 ปีที่แล้ว

    ናሹ ሹኮርርር

  • @habtegateka2494
    @habtegateka2494 3 ปีที่แล้ว

    ኩሉ ግዜ ዝገርመኒ ነገር እንተሎ ብዛዕባ ኣተሓሳስባና እዩ ፡ ሓገዝ ጽቡቅ ዩ ግን ሕልናዊ ሓገዝ ደኣምበር ህቡብ ስነጥበባዊ ኢልካ ሃታሃታ ምባል ጽባሕ ናብ ቢዝነስ ከምዚከይድ ኣየጠራጥርን ክንርድኦ ዘለና ። መሳኪን ሓጋዝን ስራሕን ዘይብሎም ኣብ ልብያን ፡ሱዳንን ፡ ኢትዮጵያን ኣለዉ ነዖኦም ንሓግዝ ።

  • @liayschall783
    @liayschall783 3 ปีที่แล้ว +10

    I would love to help him @ the same time can we have his # please bless you all & yes we can help our brother!🇪🇷☝🏽❤️

    • @totitube9820
      @totitube9820 3 ปีที่แล้ว

      ሰላም ነዓኹም ፍትዋት አሕዋተይ
      ሓደሽቲ ዩቱበራት ኢና ሞ
      ኣብቲ ፎቶ ብምንካእ
      ሰብስክራይብ ግበሩ ደቂ ዓደይ ናተይ
      ኣበረታቱዑና 👏👏🙏❤️

    • @bentertainment2749
      @bentertainment2749 3 ปีที่แล้ว

      th-cam.com/users/redirect?redir_token=QUFFLUhqbkNXeThwVWVYS3hqTnpmYTBUdG8zanNTcWtxZ3xBQ3Jtc0trMmlRT0RWdlJSX0FiTU9EblhkbHAyQ2x6U2hYcXludlI2ZTlRZFJPemhJam14MEZoS1hMTWJackY2R1JmeUptd1UzZEtDR2pyZ3BNSUV2UmZwU0RZcDNqczI3WXVwbkd6XzBUeDdyUGtGd2EtbzFrWQ%3D%3D&event=comments&q=https%3A%2F%2Fgf.me%2Fu%2Fyz3tqh&stzid=UgwlkifmWL0swo_HcqZ4AaABAg

  • @wedibrhane2115
    @wedibrhane2115 3 ปีที่แล้ว

    Neri zhgizi like yhabi

  • @Liza-js7di
    @Liza-js7di 3 ปีที่แล้ว

    Neshu hawaye bhaki jegna seb eka ajoka kexlo meska alna ermile hawaye eritreawan mewdatana ezi konu beka bejaka Amlak abo redana 🙏🙏🙏

  • @badelaburhan5660
    @badelaburhan5660 3 ปีที่แล้ว +10

    እፍፍፍፍ ብጣዕሚ የሕዝን ኣምላክ ንብዓትካ ያኣብሰልካ ሂወት ብዝሕ እያ ታሪኢይ

    • @totitube9820
      @totitube9820 3 ปีที่แล้ว

      ሰላም ነዓኹም ፍትዋት አሕዋተይ
      ሓደሽቲ ዩቱበራት ኢና ሞ
      ኣብቲ ፎቶ ብምንካእ
      ሰብስክራይብ ግበሩ ደቂ ዓደይ ናተይ
      ኣበረታቱዑና 👏👏🙏🙏❤️

  • @amanuelkifle491
    @amanuelkifle491 3 ปีที่แล้ว

    Neshinesh xbuk gerka nfu menisey

  • @AaaSss-tt8ym
    @AaaSss-tt8ym 3 ปีที่แล้ว +8

    ኤርመለ ክፈትዎ አነሰ አግዝኣብሄር ሙሱአ ዬኲነ ሓዘነ ናይ ኣዶ ኩሉ ግዘ ምሳካ ኢዩ

    • @totitube9820
      @totitube9820 3 ปีที่แล้ว

      ሰላም ነዓኹም ፍትዋት አሕዋተይ
      ሓደሽቲ ዩቱበራት ኢና ሞ
      ኣብቲ ፎቶ ብምንካእ
      ሰብስክራይብ ግበሩ ደቂ ዓደይ ናተይ
      ኣበረታቱዑና 👏👏🙏🙏❤️

  • @yonasandetsion2651
    @yonasandetsion2651 3 ปีที่แล้ว

    Ermi Tewazayi, wotui fshk nay seb hagos zdeli. Ewe yeak "Ermile kemti zeyele" "Ermile meebay Cathedrale" enatebahle ezi kulu shgratn xegematn xeyru ab af kulu Ertrawi fshkta ab lbu dma desta fetiru. Hji dma I wanna thank you Neshnesh for what you did and what you are doing in general. Keep it up and may God help you Brother!

  • @saraasefaw3459
    @saraasefaw3459 3 ปีที่แล้ว

    ኣምላክ ይመስገን ኣነስ ዝሓመመ መሲልኒ ብልቢ ሓዚነ ጸኒሐ እንካዕ ሕማማይኮነ ድሓን ሽግር ሓላፋይ ኢዩ ንሕጂ እንበር ንድሓር ዝሓሸ ሂወት ክመርሕ ምኻኑ ያኣምን ምኽኒያቱ ኣምላክ ይፍትነካ እንበር ንኹሉ ግዜ ኣይውጸዓካን ኢዩ ስለዚ ኤሪሚያስ ሓወይ ወላዲ ምሳኻ ኣይነብርን ኢዩ ሞት ኣደ ከቢድ ኢዩ ከምቲ ዝበልካዮ ግን ካብ ፈቃድ ፈጣሪ ዝወጽእየለን ኣጆኻ ዝያዳይ ኩሉ ክረደኣካ ኢዩ ብፍቃድ ኣምላክ

  • @hlnamedia1111
    @hlnamedia1111 3 ปีที่แล้ว +28

    🤔ኤርሚለ ሓወይ እ/ብሄር ምሳኻ ይኹን በሉለይ🙏

  • @_Esege_Asmera
    @_Esege_Asmera 3 ปีที่แล้ว

    ንሓግዞ ንሓግዞ ጥራይ ኣይትበሉ ብግብሪ ሓግዙዎ

  • @amanuelamanuel9433
    @amanuelamanuel9433 3 ปีที่แล้ว

    Egzabhier Ybarkum Nesh Hawey . Eti n,Zeyblu Zhgz n,Egzabhier Yelekho Ybl Kal Amlak.

    • @totitube9820
      @totitube9820 3 ปีที่แล้ว

      ሰላም ነዓኹም ፍትዋት አሕዋተይ
      ሓደሽቲ ዩቱበራት ኢና ሞ
      ኣብቲ ፎቶ ብምንካእ
      ሰብስክራይብ ግበሩ ደቂ ዓደይ ናተይ
      ኣበረታቱዑና 👏👏🙏

  • @luwamgrmay748
    @luwamgrmay748 3 ปีที่แล้ว

    Amlak yehagska ermile

  • @wediasfha2475
    @wediasfha2475 3 ปีที่แล้ว +2

    ናይ በሓቒ ጽቡቕ ሓሳብ እዩ ኤርምለ ክሕገዝ ዘለዎ ንፉዕ ኣርቲስት እዩ

    • @totitube9820
      @totitube9820 3 ปีที่แล้ว

      ሰላም ነዓኹም ፍትዋት አሕዋተይ
      ሓደሽቲ ዩቱበራት ኢና ሞ
      ኣብቲ ፎቶ ብምንካእ
      ሰብስክራይብ ግበሩ ደቂ ዓደይ ናተይ
      ኣበረታቱዑና 👏👏🙏❤️

  • @meharigebreslasie3077
    @meharigebreslasie3077 3 ปีที่แล้ว

    Nesh nesh bravo great job as always keep it up persanaly i will do my best kuluna dma akmna nhgzo

    • @totitube9820
      @totitube9820 3 ปีที่แล้ว

      ሰላም ነዓኹም ፍትዋት አሕዋተይ
      ሓደሽቲ ዩቱበራት ኢና ሞ
      ኣብቲ ፎቶ ብምንካእ
      ሰብስክራይብ ግበሩ ደቂ ዓደይ ናተይ
      ኣበረታቱዑና 👏👏🙏🙏

  • @zereelyas4501
    @zereelyas4501 3 ปีที่แล้ว

    Gut Job Bruder God blesse you, 🙏🙏🙏👍👍👍

  • @senaygebremichael207
    @senaygebremichael207 3 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ እዚ ትገብሮ ዘለካ ሕልና ዘበራበር መንፈስ ኤርትራዊ ዝትንክፍ ሓያል ተበግሶታት ኢኻ ትገብሮ ዘለኻ እሞ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና ድሕሪ ሕጂ ኩሉ ግዜ እስካ እትልኮም ዘለኻ ብዝግባ ክንካታተሎ ኢና ኣጆካ ቀጽሎ ንፉዕ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደባት ኢኻ ሒዝካ ዘለኻ ቀጽሎ

    • @totitube9820
      @totitube9820 3 ปีที่แล้ว

      ሰላም ነዓኹም ፍትዋት አሕዋተይ
      ሓደሽቲ ዩቱበራት ኢና ሞ
      ኣብቲ ፎቶ ብምንካእ
      ሰብስክራይብ ግበሩ ደቂ ዓደይ ናተይ
      ኣበረታቱዑና 👏👏🙏

  • @zizuweldu9672
    @zizuweldu9672 3 ปีที่แล้ว

    Ermile hawey natey

  • @martafikr5050
    @martafikr5050 3 ปีที่แล้ว +3

    ኤርሚ ሓወይ ሂወት ከምኣያ ኣነ ብወገነይ ኣብ ጎንካ ብዓቅመይ ኣለኩ ቁፅሪ ኣብ ፌስቡክ ረኪበዮ ኣለኩ ኣሕዋተይ ኣጆካ በልዎ ሓፍትኩም ጋል ትግራይ ፀገማት እዳተሓባበርና ክንሓልፎ ኢና ሰላም ናዓኩም

    • @totitube9820
      @totitube9820 3 ปีที่แล้ว

      ሰላም ነዓኹም ፍትዋት አሕዋተይ
      ሓደሽቲ ዩቱበራት ኢና ሞ
      ኣብቲ ፎቶ ብምንካእ
      ሰብስክራይብ ግበሩ ደቂ ዓደይ ናተይ
      ኣበረታቱዑና 👏👏🙏❤️

  • @huruytekletsion5549
    @huruytekletsion5549 3 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ ልብኻ ዝትንክፍ መደብ ኣቕሪብካልና ህዝበይን ሃገረይ እዚ ኮይኑ ዕጫና ሃየ በሉ ኢደይ ኢድካ ኢልና ንሓግዞ ነዚ ፍቱው ስነ ጥበባዊ ሃገርና ኢርሚለ ወላዲት ምሳኻ ከላ ቀሊል ይመስል!!

    • @totitube9820
      @totitube9820 3 ปีที่แล้ว

      ሰላም ነዓኹም ፍትዋት አሕዋተይ
      ሓደሽቲ ዩቱበራት ኢና ሞ
      ኣብቲ ፎቶ ብምንካእ
      ሰብስክራይብ ግበሩ ደቂ ዓደይ ናተይ
      ኣበረታቱዑና 👏👏🙏🙏

  • @bsge6697
    @bsge6697 3 ปีที่แล้ว +27

    ሓደራ ወለድና ብሂወት ከለዉ ነሐግሶም ነሹ ሎሚ ፈትየካ ካብ ሎሚ ጀሚረ ፕሮሚስ ቻነልካ ክከታተል እየ።ንኤርሚ ኣምላክ ይሓግዞ ።ንወላዲት መንግስተሰማይ የዋርሳ።

    • @totitube9820
      @totitube9820 3 ปีที่แล้ว

      ሰላም ነዓኹም ፍትዋት አሕዋተይ
      ሓደሽቲ ዩቱበራት ኢና ሞ
      ኣብቲ ፎቶ ብምንካእ
      ሰብስክራይብ ግበሩ ደቂ ዓደይ ናተይ
      ኣበረታቱዑና 👏👏🙏🙏❤️

  • @merhawitatsbha
    @merhawitatsbha 3 ปีที่แล้ว +1

    #Neshu hawey lebam 'fetawi hzbu fetawi hageru behaki nsika fuluy seb eka,
    Ermile kabtom zfitwomn zednkon snetbebawi Eritrea🇪🇷 hade eyu bejakum Ajoka nbelo Haguzuwo
    Delayit xbukum kab❤💛

    • @totitube9820
      @totitube9820 3 ปีที่แล้ว

      ሰላም ነዓኹም ፍትዋት አሕዋተይ
      ሓደሽቲ ዩቱበራት ኢና ሞ
      ኣብቲ ፎቶ ብምንካእ
      ሰብስክራይብ ግበሩ ደቂ ዓደይ ናተይ
      ኣበረታቱዑና 👏👏🙏🙏

  • @F-NG5
    @F-NG5 3 ปีที่แล้ว

    ነደይ ዝኣተኩላ መብጽዓ ስለ ዘይገበርኩላ, ግዝየ ኣይሓገዘንን ኢሉ ማዕረ ክንደይ ኣብ ውሽጡ ተጎዲኡ ከም ዘሎ ርኣይዎ እሞ, ኤርሚለ ሓወይ ንዓካ ጽንዓት ይሃብካ ነዴኻ ከኣ መንግስተ ሰማይ የዋርሰን ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና

  • @eriwalltashow5260
    @eriwalltashow5260 3 ปีที่แล้ว +4

    Ermele yala yehwat nehguzo please kulna 😘😭 ajoka ermle Neshnesh abesa

    • @totitube9820
      @totitube9820 3 ปีที่แล้ว

      ሰላም ነዓኹም ፍትዋት አሕዋተይ
      ሓደሽቲ ዩቱበራት ኢና ሞ
      ኣብቲ ፎቶ ብምንካእ
      ሰብስክራይብ ግበሩ ደቂ ዓደይ ናተይ
      ኣበረታቱዑና 👏👏🙏❤️

  • @edentsegai5801
    @edentsegai5801 3 ปีที่แล้ว +1

    ነአሹ ለባም እወ ንታሓጋገዝ የሕዋት 😍👍

    • @totitube9820
      @totitube9820 3 ปีที่แล้ว

      ሰላም ነዓኹም ፍትዋት አሕዋተይ
      ሓደሽቲ ዩቱበራት ኢና ሞ
      ኣብቲ ፎቶ ብምንካእ
      ሰብስክራይብ ግበሩ ደቂ ዓደይ ናተይ
      ኣበረታቱዑና 👏👏🙏❤️

  • @kiarnurhusien2413
    @kiarnurhusien2413 3 ปีที่แล้ว

    Bravo Neshenesh 👌👌👌!!!

  • @teshomeredae131
    @teshomeredae131 3 ปีที่แล้ว

    ኤርሚለ ኣጆኻ ኣምላኽ ጽባሕ ንጉሆ ጸግኡ ከፍሰሰልካ እዩ ሰሰናዩ።

  • @sarasara-ps8cs
    @sarasara-ps8cs 3 ปีที่แล้ว

    Welcome neshu konjo kehizeneka besemaam efff kebedeka zibelee marey

  • @fyorihayle9269
    @fyorihayle9269 3 ปีที่แล้ว

    ናይ ባሓቂ ኩሉ ግዜ ዝስሕቕ ሰብ ጸገም ዘሎዎ ዘይመስልካ ናይ ባሓቂ

    • @totitube9820
      @totitube9820 3 ปีที่แล้ว

      ሰላም ነዓኹም ፍትዋት አሕዋተይ
      ሓደሽቲ ዩቱበራት ኢና ሞ
      ኣብቲ ፎቶ ብምንካእ
      ሰብስክራይብ ግበሩ ደቂ ዓደይ ናተይ
      ኣበረታቱዑና 👏👏🙏🙏

  • @elilta70
    @elilta70 3 ปีที่แล้ว +8

    ምስ ህግደፍ እሞ እንታይ ክገብሩ መሳኪን😭😭😭😭😭

  • @user-md1cl9mn7l
    @user-md1cl9mn7l 3 ปีที่แล้ว +19

    እዛ ናይ የሕደጎ ደርፊ እባ ኩሉ ግዜ መጀመሪኻ ግበራ❤🙏🏾

    • @totitube9820
      @totitube9820 3 ปีที่แล้ว

      ሰላም ነዓኹም ፍትዋት አሕዋተይ
      ሓደሽቲ ዩቱበራት ኢና ሞ
      ኣብቲ ፎቶ ብምንካእ
      ሰብስክራይብ ግበሩ ደቂ ዓደይ ናተይ
      ኣበረታቱዑና 👏👏🙏🙏❤️

  • @azulove8058
    @azulove8058 3 ปีที่แล้ว +1

    Ak eruyeyyy bikatina mikuxxar sieina😭❤️💔🌼amlak misaka ykun ajeka abgonika alena eruyeyyyy🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @totitube9820
      @totitube9820 3 ปีที่แล้ว

      ሰላም ነዓኹም ፍትዋት አሕዋተይ
      ሓደሽቲ ዩቱበራት ኢና ሞ
      ኣብቲ ፎቶ ብምንካእ
      ሰብስክራይብ ግበሩ ደቂ ዓደይ ናተይ
      ኣበረታቱዑና 👏👏🙏

  • @wediabraha1046
    @wediabraha1046 3 ปีที่แล้ว

    Slame

  • @user-ue1bf9dj8i
    @user-ue1bf9dj8i 3 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ነቢዐ ሶ እዚኦም ደይታሓገዙ ድኣ መን ክሕገዝ ነሹ ሓወይ ንመዋቲት ኣደ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ንኢርሚለ ድማ ኣምላኽ ጽላሉ የምብረሉ 😔

    • @totitube9820
      @totitube9820 3 ปีที่แล้ว

      ሰላም ነዓኹም ፍትዋት አሕዋተይ
      ሓደሽቲ ዩቱበራት ኢና ሞ
      ኣብቲ ፎቶ ብምንካእ
      ሰብስክራይብ ግበሩ ደቂ ዓደይ ናተይ
      ኣበረታቱዑና 👏👏🙏🙏

  • @abebachanal1036
    @abebachanal1036 3 ปีที่แล้ว +10

    ኡፍፍፍፍፍ አምላክ ይሓግዝካ ኩሉ ዝስሕቅ ሕጉስ ይመስለና ግም አይኮነን ሓደ ሓደ ሰባት ብውሽጦም ሽግሮም ሕዞም እዮም ፍሽክ ዝብል

  • @tomiwedimeda2554
    @tomiwedimeda2554 3 ปีที่แล้ว +1

    Nushu Hawey kxbeyeka keniye Danke mein Bruder

  • @asterzigta9361
    @asterzigta9361 3 ปีที่แล้ว +3

    Hi my brother god bless 🙏

    • @totitube9820
      @totitube9820 3 ปีที่แล้ว

      ሰላም ነዓኹም ፍትዋት አሕዋተይ
      ሓደሽቲ ዩቱበራት ኢና ሞ
      ኣብቲ ፎቶ ብምንካእ
      ሰብስክራይብ ግበሩ ደቂ ዓደይ ናተይ
      ኣበረታቱዑና 👏👏🙏🙏

  • @noch5jahrezukunft326
    @noch5jahrezukunft326 3 ปีที่แล้ว +1

    Willkommen neshu hakka aleka ermile nhagzo ske

  • @yonihgawi6711
    @yonihgawi6711 3 ปีที่แล้ว

    Shalom shalom 💕🙏🙏 deqi halal meriet deqi Eri xada🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 💯💯💯

    • @totitube9820
      @totitube9820 3 ปีที่แล้ว

      ሰላም ነዓኹም ፍትዋት አሕዋተይ
      ሓደሽቲ ዩቱበራት ኢና ሞ
      ኣብቲ ፎቶ ብምንካእ
      ሰብስክራይብ ግበሩ ደቂ ዓደይ ናተይ
      ኣበረታቱዑና 👏👏🙏

  • @wedisenhitanseba4475
    @wedisenhitanseba4475 3 ปีที่แล้ว

    Neshnesh hawey nayza video views ni ermile wefiyen amlak yehagizka

  • @ruftatv1266
    @ruftatv1266 3 ปีที่แล้ว

    ዘሕዝን ታሪኽ ኣሕ ኩሉ ፍሽኽ ዝበለ ሕጉስ ኣይኮነን። ኤርሚለ ኸኣ ኣብ ትሕቲ ኣምላኽ ኣጆኻ ብዘይ መብጸዓ ዝጥውሮ ህዝቢ ኢዩ ዘሎካ እዚ ኩሉ ሽግር ተጻዊሮካ ተተይ ዝበልካዩ ከም ጨርቂ በልዩ ዝድርበየሉ እዋን ዝበጽሐ ኢዩ ዝመስል ስለዚ ኣጆኻ። ንወላዲትካ ኸአ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ

  • @binyam1578
    @binyam1578 3 ปีที่แล้ว +1

    ነሽ ተሌፎን ናይ ኤርምያስ ዘርግሕዎ 🙏🏼👋💙🧸🌻✝️🌽✌🏻🌝☔️🗝🏠☕️🍰🌹

  • @naturedae2724
    @naturedae2724 3 ปีที่แล้ว +3

    Ane zegrmeni zelo si ezom dieslyk zhbeu zelwu eyom

  • @Natna-5-24
    @Natna-5-24 3 ปีที่แล้ว

    ብዛዕባ ንዝተጸገመ ሰብ ንሓግዞ ምባል ጽቡቕ ሓሳብ እዩ እንተኾነ እዘን ሕጂ የእዛና ክቐደኦ ደልየን ዘለዋ ሚድያታትን ኣክትቪስትን ንምንታይ እየን ቅድሚ ሕጂ ኣብ መዓስከራትን ከተማታትን ኢትዮጵያ :ሱዳን :ልብያን ኣብተን ምዕቡላት ዝበሃላ ሃገራት ዓለም ከይተረፈ ገለ መሓከሚ ሲኢነ ብሕማም ዝሳቐ ገለ አብ ትሕቲ ርህራሄ ዘይብሎም ደላሎ ወዲቑ 2ተ 3ተ ግዜ ከም እንስሳ እንደ ተሸጠ ዝኸፍለሉ ዝሳኣነን ዘሎን እቲ ክሳብ ሓጂ ኣብ ጎደናታት ምዕቡላት ሃገራት ግዳም ሓደር ዝነበረን ዘሎን መንእሰይ ክንደይ ካብዘን ሕጂ ጫውጫው ዝብላ ዘለዋ ሚድያታትን ኣክታቪስትን ኣብ ግዚኡ ተዛሪበናሉ ?ዶ ዋላስ ንሳቶም ለሚደሞ እዮም እቲ ሽግር ?ስለ'ዚ ምትሕግጋዝስ ንተሓጋገዝ ግን ገለ ብማይ ገለን ሳኣን ማይ ኣይንግበሮ ፍትሓውያን ንኹን

  • @kunamawedisheraro8918
    @kunamawedisheraro8918 3 ปีที่แล้ว +3

    Welcome bro 💜

  • @dannyafie1125
    @dannyafie1125 3 ปีที่แล้ว +1

    Grmeso welela GBU my big bro🖤

  • @hanikeasar3585
    @hanikeasar3585 3 ปีที่แล้ว

    Bravo neshnesh... ermile hawey ajoka amlak n men elwo ajoka nhna kea ab gonka ena ak n meneasey zeykewn mengsti hizna ba ..

  • @martatsegay9603
    @martatsegay9603 3 ปีที่แล้ว

    Ajoka ermi hawey amlak msaka alo kulu khalf eyu ajona deki eri tesfa aynkurets nshkele giza aykrhkn eyu 🇪🇷🇪🇷💪🏻😭

  • @sowo7324
    @sowo7324 3 ปีที่แล้ว +1

    Ata azi neshnesh zibehal wedi men ketefaley yikeal kab mobiley

  • @MR-er7pp
    @MR-er7pp 3 ปีที่แล้ว

    God bless you

  • @meriheyasu73
    @meriheyasu73 3 ปีที่แล้ว

    bro selam naka