ነሹ መጸ መጸ/ ንምሸቱ ዝወጸ ዘሕዝን ጸብጻብ ካብ እስራኤል/ ብርጌድ ንሓመዱ ዘሳለጦ/ኣሸንዳ ሎሚ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 12 ก.ย. 2024
  • ነሹ መጸ መጸ/ ንምሸቱ ዝወጸ ዘሕዝን ጸብጻብ ካብ እስራኤል/ ብርጌድ ንሓመዱ ዘሳለጦ/ኣሸንዳ ሎሚ

ความคิดเห็น • 139

  • @neshnesh_show
    @neshnesh_show  19 วันที่ผ่านมา +8

    Link ሓገዝ ናይ ኣባ ቐሺ ሙሴ gofund.me/12108c8d

  • @SandroSandro-tr9sr
    @SandroSandro-tr9sr 19 วันที่ผ่านมา +14

    በጃኩም እባ ንትሓላለ ይሕዋተይ ንፋቅሪ እንዶ ኣሕዋት እኳ ኢና ኣምላኽናን መድሓኒና ተፋቆሩ ኢልና እኳ እዩ🙏🙏🙏

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy 18 วันที่ผ่านมา +1

    አምላክ ምሕረቱን ሰላሞን ይላእከልና አብር ግዜኡ ክብድ አየ💖💖 😢😢

  • @LchiyaHadgu
    @LchiyaHadgu 19 วันที่ผ่านมา +5

    O amlak aboy bmhretka fewsena ms wxue kun selam awredelna 😢😢😢

  • @galweyenti8890
    @galweyenti8890 19 วันที่ผ่านมา +3

    ነሹ ንዓመታ አሸንዳ ናብ መቀለ ክትመፅእ ተስፋ ይገብር 🙏🥰

  • @user-sb9eo8gv1t
    @user-sb9eo8gv1t 19 วันที่ผ่านมา +2

    ንብሎ ጠፊኢና ተቃዋማይ ሞይቱ ደጋፈይ ሬሳ ትቅበል ደም ትነብዕ ኣደ ኤርትራዊ ያ ኣምላክ ሰላም የውርደልና😢

  • @mamibmtewelde3506
    @mamibmtewelde3506 18 วันที่ผ่านมา +1

    Josie Hasawi ezi tblo zeleka benxaru eyu men dyu zqetl zelo nro alona 😢

  • @HgFv-iv9xe
    @HgFv-iv9xe 18 วันที่ผ่านมา

    ነሹ ንዝሞቱ ይሕዋትና መንግስተ ሰማይ የዋርሶም😢😢 ንጊሽታ ጊና ድማ ይግብኦ እዩ እዚ ኽብረት ንሰላም እዩ ዝዝምር ❤❤❤

  • @adamabrahan8721
    @adamabrahan8721 15 วันที่ผ่านมา

    አቲ ፍታሕ ኣባኩም አዩ።ሕጂ ውን በዓላት ሃገርና ከነብዕል፡ምስ ህዝብና ተኣኻኪብና ክንዛናጋዕ፡ባንዴራ ሃገትና ከንበልብል አንተ ዘይረቢሽኩሙና ዝበለጸ አዩ።ንስኩም ምስ መን ትስዕሱዑ ምስመንንትቃወሙ ጉዳይና ኣይኮነን።ኣይፋል አንተ ኢልኩም ግን ሰዓርን ተሳዓርን ኣይክሁሉን አዩ ክሳብ ሓዴና ዝጸንት ክንዋዳአ ኢና

  • @Fili_brgidawi
    @Fili_brgidawi 18 วันที่ผ่านมา +1

    ዓሕ ዋይ ahwatey😢😢😢😢😢😭😭😭💙🌿✊💪

  • @user-il5ts2to5b
    @user-il5ts2to5b 19 วันที่ผ่านมา +1

    ነሹ ወርቂ ንዓምታ ክትመጸእ አለካ ግድን አሸንዳ ምስ ሰብይትኻ ከይትርፍ ዝሓወይ

  • @EtadaErada-rs9bz
    @EtadaErada-rs9bz 18 วันที่ผ่านมา

    ድሽታ ጊና ናይ ፍቅሪ ሰብ ይግበኦ እዩ።❤

  • @biniamAbraham-w5r
    @biniamAbraham-w5r 18 วันที่ผ่านมา

    hgidef tetikonu deki barayu

  • @almazgiday9935
    @almazgiday9935 18 วันที่ผ่านมา

    ዝመቱ አብ ስራኤል መግስቲ ሰማይ የዋርሶም ንቤተሰብ ፅንዐት ይሀቦም በብሐደ ሰብ ጎደለ እታይ እዩ ዝግበሮ ። ነቦና ምሕረት የውርደሎም ።

  • @feruzsolomon3814
    @feruzsolomon3814 18 วันที่ผ่านมา

    ኣምላክ ምሕረቱ ይላኣከልና እምበር ኣቦታትና መሲሎሞ እዮም ዓሻ ዝተከሎስ ለባም ነይነቅሎ።
    ዓያሹ እስራኤል ናቶም ድያ ዝብሉና ከነርእዮም ኢና ኢሎም ዝተከልዎ ለባማት ግደፉ ኢሎም ክሰምዕዎም ኣይካኣሉን ከቢድ ዋጋ የክፍለና ኣሎ መንእሰይ ምሊስ ኢልካ ረአዮ ዘረባታቶም እዚ ሓዊ እዚ ንክእጎድ ዓቢ ኣስተዋጾኦ ዝገበሩ እዞም ተምልኮም ዘለካ ኣእምሮኦም ክንዲ ዓይኖም ዝኮኑ ዓያሹ እዮም ሕጂ ውን ንለብም ኢሰያስ ብንሕድሕድና ምቅታል ኣይእለን ይሰብሕ እምበር እዞም ትማሊ እስራኤል ናቶም ድያ ዝብሉና ከነርእዮም ኢና ኢሎም ዘውጽኩም ብናትኩም ምቅታል ኢሰያድ ዘይኮኑ ዛኣልዩ ንርእሶም እዮም ዝሰብሑ። ግደፍ እታ ዓመታት ገጽካ ዘይራኣየት ወላዲት ሞትካ ኣይተስማዓያ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @Samri-nh5vh
    @Samri-nh5vh 19 วันที่ผ่านมา +2

    ነሹዋይ መዓረይ❤❤❤

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  19 วันที่ผ่านมา

      ❤️❤️❤️

  • @mhriesolomon1434
    @mhriesolomon1434 19 วันที่ผ่านมา +1

    ነሹ ትክክል ሕጂ ብእምኒ ምድርባይ ዘይኮነ ብዲፕሎማሶ ኢካ ክትቃለስ ዘሎካ

  • @almazgiday9935
    @almazgiday9935 18 วันที่ผ่านมา

    እዚ ዘተመርዐካ ዕድመ ይነውሕ ዝብሉ ዘለው ሰብ ከንበዝሕ ከይወልድ እዮም ከምዚ ዝቡሉና ዘለው ይገርም ከምዚ ሕጂ ዘሎ ክቅንሱና ሰብ ንሰብ ዘጫፋጭፉና ዘለው ፈጣሪ ይርድኤና የፅልለና ።

  • @nazrethmana7154
    @nazrethmana7154 18 วันที่ผ่านมา +1

    Please please let pray for our people in Israel 😢

  • @michelmeles-hx3so
    @michelmeles-hx3so 18 วันที่ผ่านมา

    ነሸነሸ ደይ ህዚቢ ኤሪትራዉያን ፓሎቲካዊ ጸገም የብልናን ፓልቲካ ዘለዎም ንሃገር ዕቤት ኢዮም ዝዚቲዩ ናህና ዘሎና ናይዚ ጠንቂ ድማ ሰውራ ኤሪትራ ኢዩ ብጽልአ ከሰኪሱ ስለ ዘዕበና ኢዩ 🎉

  • @HeriHeri-rn6km
    @HeriHeri-rn6km 19 วันที่ผ่านมา +1

    Mhretka lakelna amlakey 🙏🙏🙏

  • @mamibmtewelde3506
    @mamibmtewelde3506 18 วันที่ผ่านมา +1

    Degeftkum teqawemtkum kulukum hade wedaeitkum tmxa hmaq teruyuna alokum

  • @arsemarezene8469
    @arsemarezene8469 18 วันที่ผ่านมา

    Neshu hawey. Nfaqer kulu ngdefo teqewamay degafay ilka baelka bejakum neti zxbe zelo weladi nhlyelu bejakum ezom youtueb zelekum bejakum 😭😭 mengste semay yewarsom

  • @EtadaErada-rs9bz
    @EtadaErada-rs9bz 18 วันที่ผ่านมา

    እዘን ሰለስተ ብርጌድ ንሓመዱ ገይረናኡ ዘለዋ ጥልፊ ናይ ደቂ ትግርኛ ኣይኾነን።ናይ ጎንደር እዩ ንቀፃሊ ኣስተኻክላኡ!

  • @yorusalemgezhey7934
    @yorusalemgezhey7934 19 วันที่ผ่านมา

    Uffff Ahwatey Atay Awan eyu Agzabiher mhret Awrdelna 😢😢😢

  • @Haile-1979
    @Haile-1979 19 วันที่ผ่านมา

    ሃተፍተፍ ኢዩ ናይሎሚ ሳይነስ ዘይተመርዓዉ ፈለስቲ 100 ይጸንሑ ሪኢና ኢና ኣብዘይ ማዓልቱ ዝመውት የለን

  • @albadralbadr945
    @albadralbadr945 17 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @werkelulwerka
    @werkelulwerka 19 วันที่ผ่านมา

    uey egzabher becha mihriet yewered kabu wesae zestekakelo yelen

  • @lemlemmirach7838
    @lemlemmirach7838 19 วันที่ผ่านมา +2

    Ezgiyooooooo😭😭😭🙏

  • @NebayAsefa
    @NebayAsefa 18 วันที่ผ่านมา

    Neshu mehrer ❤❤❤

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  18 วันที่ผ่านมา

      ❤️❤️❤️

  • @bigstartransportationllc1394
    @bigstartransportationllc1394 19 วันที่ผ่านมา +1

    Viva Neshu

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  19 วันที่ผ่านมา

      ❤️❤️❤️

  • @SimonGebramariam
    @SimonGebramariam 19 วันที่ผ่านมา

    Ata amlak aboy xebena ko meharena amlak 😢😢😢

  • @Linda-l7w
    @Linda-l7w 19 วันที่ผ่านมา

    Fetari kulu alem hatyatna wedalna mot qelilu nezom menaesey lbom sberelna

  • @fhyytt7050
    @fhyytt7050 19 วันที่ผ่านมา +1

    ኣቱም ኣብስራኤል ዘለኹም በጃኹም እንዶ ተስማዕሙዑ ንስኹም ዘለኽሞ ንሕና ቸጨኒቕና😢

  • @sabatasfay3395
    @sabatasfay3395 18 วันที่ผ่านมา

    Anta begakum nebari menigsti yeleni nebari hizibi einber kinidi zinebri gini yitefiei aelo begakum hisebu

  • @bereketaraya2351
    @bereketaraya2351 19 วันที่ผ่านมา

    Gerem Zena rekibkum alku bal nesika zewrden da adotat meweti mesakin 😢

  • @AlemMehtson
    @AlemMehtson 19 วันที่ผ่านมา +1

    Alem. Mehtson
    🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️

  • @aexum1597
    @aexum1597 19 วันที่ผ่านมา

    Selam neshu hawey 🙏🏾 ❤❤❤

  • @henimyloveyou7301
    @henimyloveyou7301 19 วันที่ผ่านมา

    Really neshnesh good guy keep going bro

  • @user-io3sz7ld9f
    @user-io3sz7ld9f 18 วันที่ผ่านมา

    💖💖💖💖😢

  • @user-nb2he2xw8v
    @user-nb2he2xw8v 18 วันที่ผ่านมา

    Neshu nab tgray eba mitsea nzmetsie amet

  • @tesfaeyusnqey9462
    @tesfaeyusnqey9462 19 วันที่ผ่านมา

    ኣሕ እዋይ መንእሰይ እንታይ ሞ ክንብል
    ናይ እስራኤል ኣይትኸውንን እያ እንዳ ተባህለ. ላግጺ ይመስሎም ኔሩ ዓሚ

  • @help-z2q
    @help-z2q 18 วันที่ผ่านมา

    Adetatna mis amlak keyteareqa amlak mihret aygebrelnan eyu.mekniyatu ab adi ashkaelal ab lili kemen adetat.

  • @user-vm2hc1cf3d
    @user-vm2hc1cf3d 18 วันที่ผ่านมา

    😢😢😢😢😢

  • @selammebrahtom1745
    @selammebrahtom1745 18 วันที่ผ่านมา

    Enbabi anbasi aykonen hji ballum zzeraekumo eyu azi kthtetlu eye kea kzekum tray texebeyu😢😢

  • @WilliamMushi-zg5ou
    @WilliamMushi-zg5ou 19 วันที่ผ่านมา

    😢😢😢😢 eway yewaty😢😢😢😢 mingst semy yewarsom😢😢😢😢😢😢 ertrawan nementÿ zetragagu😢😢😢

  • @user-te9nv5yj5w
    @user-te9nv5yj5w 17 วันที่ผ่านมา

    hasawi tgraway

  • @NegishaTesfay-q3o
    @NegishaTesfay-q3o 19 วันที่ผ่านมา

    ኣምላኽ ዉጹዓት ወጽዓ ፍጡራትካ ራኣይ

  • @yousfYousf-bq1ns
    @yousfYousf-bq1ns 19 วันที่ผ่านมา

    አምላኽ ሰላም የውሪድ🙏

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 19 วันที่ผ่านมา +1

    Welcome Neshnesh

  • @salamjordan6093
    @salamjordan6093 19 วันที่ผ่านมา

    😥😥😥😥😥አሕሕሕሕ

  • @galweyenti8890
    @galweyenti8890 19 วันที่ผ่านมา

    ነሹ አሸንዳ ተተረፈካ ዋላ ልደት ምፃእ ልክዕ ከም አሸንዳ እዩ ዝክበር አብ ትግራይ ሁራ ሰለስተ ዝብሃል አሎ ብድሙቅ እዩ ዝክበር እሞ ነሹ ሓውና ክትመፅእ ተስፋ ንገብር ክንቅበለካ ድማ ድልዋት ኢና 🙏🥰

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  19 วันที่ผ่านมา +1

      የቐንየለይ ጽቡቅ ሓሳብ እዛ ናይ ልደት ከኣ 🙏

    • @chf-cv4ix
      @chf-cv4ix 19 วันที่ผ่านมา

      ​@@neshnesh_showነሹ ልደት እማ ንኣጽቢ ወንበረታ ክንቅበልካ ኢና💛♥️🌿

    • @user-sl4ds8md3u
      @user-sl4ds8md3u 18 วันที่ผ่านมา

      ኣረ ኣነ ባዕለይ ክወስዶ ነይረ እየ ላብ ከተማ ኣፅቢ ነሹዋይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎካ ንልዕሊ 6 ዓመት እየ ዝካተተለካ ግን ምንም ሕማቅ ነገር ሰመዐ ኣይፈልጢ ዛሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🫶💋🤍🤍💚💚💙💙💙

  • @Ostirch
    @Ostirch 18 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @EsaqoHawimikiEsaqoHawimiki
    @EsaqoHawimikiEsaqoHawimiki 18 วันที่ผ่านมา

    ኣደ ኤትራዊ ንከቲይ ሕጎስ አየ አዚ ኩሉ ዝግበር ዘሎ

  • @user-nb2he2xw8v
    @user-nb2he2xw8v 18 วันที่ผ่านมา

    Neshu fkr

  • @amonabeba4005
    @amonabeba4005 19 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-zu2fl1ep4e
    @user-zu2fl1ep4e 19 วันที่ผ่านมา

    JOSI HGDEF .ISEYAS DEAA NZSENKELU KAB YE EDUGH WEY AHBAY FELYU AYREYOMN EYU.

  • @tsigealemayoh786
    @tsigealemayoh786 19 วันที่ผ่านมา

    ናይ በሐቂ መስኻሪ ሐቂ ድሽታጊና ሐቀኛ ሐደ ሰብ ዝረኸበት አዲ

  • @gew769
    @gew769 19 วันที่ผ่านมา

    Welcome nsu Ayney 😢

  • @siedamohammed2870
    @siedamohammed2870 19 วันที่ผ่านมา

    Omar seltan ehwtna da lekmkmlna daenbar natkumes mesrfen mektalen lemdnyo eya 😢

  • @mhriesolomon1434
    @mhriesolomon1434 19 วันที่ผ่านมา

    ክላ ዶንቆሮ ኢምባሲ መንግስቲ ክንእዶም ኣይኮኑን ዝዳፉኡ ዘሎዎ ፡ካብ ብዛዕባ ደገፍቲ ትዛረብ ነቶም ተቃወምቲ ግዳ ዘይትመክር ፡እቶም ተቃወምትስ ንምንታይ ዶ ይሞቱ ኣሎዉ እዮም 😢😢 ኣክንዲ ኣብ ማእከል ኮንካ ምዕራቅሲ ዘይድሊ ሃላውስያ ይዛረብ

  • @Negasi-b8w
    @Negasi-b8w 18 วันที่ผ่านมา

    😭😭😭

  • @user-vf7zn4ph7p
    @user-vf7zn4ph7p 19 วันที่ผ่านมา

    Like ayserhin alo

  • @user-tc6pm3wp9x
    @user-tc6pm3wp9x 19 วันที่ผ่านมา

    😭😭😭😭😭😭

  • @stg248
    @stg248 19 วันที่ผ่านมา

    Hasweety

  • @hilnahaile2982
    @hilnahaile2982 19 วันที่ผ่านมา

    💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿

  • @tesgeredagezahy2118
    @tesgeredagezahy2118 19 วันที่ผ่านมา

    💔💔💔💔💔💔💔

  • @user-rg4sm1eg4l
    @user-rg4sm1eg4l 18 วันที่ผ่านมา

    Nay alietnet eyu ezi ab mongo hamasien &akeleguzayn eyu brged nhamedu zesaleto kemey seb sle zqetelu

  • @GeraMengstu
    @GeraMengstu 18 วันที่ผ่านมา

    Hasewti ho ktbl narkas lemex

  • @mediaadna-7499
    @mediaadna-7499 19 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💙💙

  • @marahab6772
    @marahab6772 19 วันที่ผ่านมา

    Netom egerger teblu zelekum enqe hagosekum , mesakin sdreom dekom enber tsenat yehabkum netom betesebom,mengste semay yewarsom ahwatna

  • @awtseanawelday6850
    @awtseanawelday6850 19 วันที่ผ่านมา

    እቲ ሓቂ ሓቢእካ ዝመጽእ ሰላም የለን። ድገፍቲ ሽዓብያ ዝብሃሉ ኣነ ኣይኣምነሉን እቲ ሽግር ተጋሩ ኢና ስለዝበልኩም ዩ እቲ ኣርትራዊ ዝብል ዝቃወም ዘሎ። እንበር ኩሉ ህዝቢ ተቓዋማይ ዩ

    • @aexum1597
      @aexum1597 19 วันที่ผ่านมา

      Denkur ewe menenetom tegaru eyom kulom deleyty fetehy edme netalyan nety adegy minlik zbehal korysu selezhabo eritra ketbhalu kelkum 👎mealty enewh ember nab hagera tgray kenmelsa ena antum dekalu 👎👎👎👎👹👹👹👹

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 19 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏

  • @letinaabay6991
    @letinaabay6991 19 วันที่ผ่านมา

    ንብሎ ኢኮ ተፍእና ሎምስ😢😢😢

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk 19 วันที่ผ่านมา

    ደም በራዩ ደም ከልብዩ እሞ ከአ ንድክታቶር አብ ስልጣን ምቅጻል

    • @awtseanawelday6850
      @awtseanawelday6850 19 วันที่ผ่านมา

      ንስካስ ሓደ ረሳሕ ክትከውን ኣለካ

  • @betiel6495
    @betiel6495 19 วันที่ผ่านมา

    Jossi lebam lebam aytexawet eritrawyan ina sele zebelu eyom zeqetlewom zelewu ezom ahwatna kea keydom harimom ayfeltun nab boteom endamexu yetqeewom alewu dehan ezi wen kehalef eyu seb qetilka aywedaen eyu besemeab tebelkum yehayesh

  • @AsmeretTesfay-k3w
    @AsmeretTesfay-k3w 19 วันที่ผ่านมา

    Amen amen amen nashie hawey bruke senibatie yegebaralina nekilatina

  • @samuelteame7210
    @samuelteame7210 19 วันที่ผ่านมา

    💔💔💔💔🥲🥲🥲🥲

  • @zetamful
    @zetamful 18 วันที่ผ่านมา

    Isaias ayteblu balkum ikum tebasu zelkum . Nab hawi ente atika tenedede

  • @nebyat2363
    @nebyat2363 19 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @simontekle9454
    @simontekle9454 19 วันที่ผ่านมา

    እንታይ ጭሕሚ ዘይብልካ ኢልካ ዘረባ ጣሊባን ድዩ ዝመርሖ ዘሎ እቲ ኣሸንዳ ጭሕሚ ዘይብሎም ሰብኡት ይኹስትሮም ኣሎ ኢለሞ ብዝኾነ ነዞም ናይ እስራኤል ሰላም ይሃቦም🙏🙏

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 19 วันที่ผ่านมา

    💙💚💙

  • @user-il6dt9oe2h
    @user-il6dt9oe2h 19 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @dawitwoldu4491
    @dawitwoldu4491 19 วันที่ผ่านมา

    Don’t forget about not chipping at John blk

  • @berhhagos183
    @berhhagos183 19 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤b

  • @meriali9709
    @meriali9709 19 วันที่ผ่านมา

    ነሹዋይ እባ ክሓተካ ኣብ ኤሪትራ ዓረም ትማሃሩ ኢኩም ኣብ ቤትምህርቲ ኣይትማሃሩን መልስለይ?💜

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  19 วันที่ผ่านมา

      ኣብ ቤትትምህርቲ ዓረብ ኣይንመሃርን ኢና ።ትግሪኛ ምስ እንግሊሽ እዩ ።

  • @barackty826
    @barackty826 19 วันที่ผ่านมา

    ነሹ😂❤

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  19 วันที่ผ่านมา

      ❤️❤️❤️

  • @tsigealemayoh786
    @tsigealemayoh786 19 วันที่ผ่านมา

    ንትግራይ ድማ ቦምቢ የቅብል ነይሩ

  • @berhiuMekenen-ec2bc
    @berhiuMekenen-ec2bc 19 วันที่ผ่านมา

    😂😂😂😂❤❤❤❤

  • @sadakebeg5625
    @sadakebeg5625 19 วันที่ผ่านมา

    ata eziyom seb Israel mot nay seb normal geromo

  • @terhasgualtomfadeytihenaTDF
    @terhasgualtomfadeytihenaTDF 17 วันที่ผ่านมา

    🤣🤣🤣

  • @ፈራጭ
    @ፈራጭ 19 วันที่ผ่านมา

    ደገፍቱኩም ተቃወምትኩምን ኣብ ስደት ኮይንኩም ትዎድኡ ኣለኩም ሎሚ ከልቢ እምበር ሰብ ኣየድልየካን

  • @teklitkidane8444
    @teklitkidane8444 18 วันที่ผ่านมา

    እንስኻ እንበኣር ተሓዝኑ እኹም መፍትኹም ድኣ ንኸውን ኣሎና እንበ እተትኩም መኻዕበቲ ግርም ስራሕ ትረኽቡ ኣሎኹም

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  18 วันที่ผ่านมา

      ገንዘብ ዘእቱ ዜና ብዙሕ ዩ ዘሎ ።ነዚ ከም መኻዕበቲ ኣይጥቐመሉን የ ኣነ ።

  • @zetamful
    @zetamful 18 วันที่ผ่านมา

    May Tegray copy zegeneta awalede gesken terehak Bergde Nehamedu 👎👎

  • @TEBERHE1
    @TEBERHE1 18 วันที่ผ่านมา

    Neshu fake ChiHmi amo Mekele alo.

  • @trhasberhe1818
    @trhasberhe1818 18 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉

  • @yorusalemgezhey7934
    @yorusalemgezhey7934 19 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @Haile-1979
    @Haile-1979 19 วันที่ผ่านมา

    ሃተፍተፍ ኢዩ ናይሎሚ ሳይነስ ዘይተመርዓዉ ፈለስቲ 100 ይጸንሑ ሪኢና ኢና ኣብዘይ ማዓልቱ ዝመውት የለን

  • @mediaadna-7499
    @mediaadna-7499 19 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💙💙💙

  • @amonabeba4005
    @amonabeba4005 19 วันที่ผ่านมา

    ❤❤